Eritrea Symposium 2019

Search our site:
 

This free script provided by
JavaScript Kit

28/10/2019 15:33 PM

ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2019፡
ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን ኣብ ኤርትራ
Eritrea Symposium 2019:
Change and Democratic Transition in Eritrea
Organised by Eri-Platform,
Frankfurt,
25-27 October 2019.


ERITREA SYMPOSIUM 2019


ካብ ዕለት 25-27 October 2019 ዝተሳላሰለ፡ ብ Eri-plaform ዝተወደበ፡ ዕዉት፥ ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2019: ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ሃገረ-ጀርመን)፡ ተኻይዱ። ኣብዚ ሲምፖዝዩም'ዚ፡ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝመጹ፡ ኣብ ዝተፋላለያ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ዝነጥፉ፡ ሓያሎ ኤርትራውያን ተሳቲፎም። ሲምፖሲዩም 2019፡ "ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን ኣብ ኤርትራ" ብዝብል ኣርእስቲ ብ`ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ ዝቐረበ ጽሑፍ ተኸፊቱ። ስዒቡ፡ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ዓበይቲ ናይ ፓነል ኣርእስትታትን ዘተን ተኻይዱ።

እቲ ዝቐረበ ናይ ፓነል ኣርእስትታት፥-

● መኽፈቲ መደረ፡ ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደ ጊዮርጊስ: Keynote Address: by Amb. Andebrhan Welde Giorgis፡  
ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን ኣብ ኤርትራ - Change and Democratic Transition in Eritrea።

(1)  State Construction: A Secular Civic State or Subnational Identities? ህንጸት መንግስቲ፥ ዓለማዊ ዜግነታዊ ሃገር ዶ ትሕተ-ሃገራዊ መንነታት?

(2)  Reviving the Eritrean Economy. ምብርባር ቁጠባ ኤርትራ፦
(PART-1)   (PART-2: Foreign Direct Investment (FDI))

(3)  Change and Democratic Transition. ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን
(PART-1)   (PART-2)

(4)  The Current State of Play in Diaspora Political Activism. እዋናዊ ሃለዋት ፖለቲካዊ ተናጥፎ ኣብ ዳያስፖራ
(PART-1)   (PART-2)

(5)  Building a Common Vision for Change and Democratic Transition ምዅስኳስ ሓባራዊ ራእይ ንለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን
(PART-1)   (PART-2: Coming Soon)

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ፓነል ካብ 3-4 መጽናዕታዊ ጽሑፋት፡ ብተሳተፍቲ ቀሪቡ፡ ዘተታት ውን ተኻይዱሉ። ኣብ መወዳእታኡ ኸኣ፡ ብናይ ሓባር መጻኢ ዕማማት፡ እቲ ሲምፖዝዩም ብዓወት ተዛዚሙ።

ኣብ 2018፡ ተማሳሳሊ ሲምፖዝዩም (ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2018 Eritrea-Symposium-2018) ተኻይዱ ነይሩ፡ ብድሕሪኡ ውን ተኻታታሊ ንጥፈታት ክካየዱ ጸኒሖም ኢዮም። ስለዚ፡ ኤርትራ ሲምፖዝዩም 2019፡ መቐጸልታ ናይ ዝሓለፉ ንጥፈታት ኢዩ።

መኽፈቲ መደረ፡ ብ`ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደ ጊዮርጊስ: ለውጥን ደሞክራስያዊ ስግግርን ኣብ ኤርትራ - Keynote Address: Change and Democratic Transition in Eritrea, by Amb. Andebrhan Welde Giorgis. ኣብዚ ጠውቑ፡ Click here.

ምስ ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደ ጊዮርጊስ: ብስኒትና.ኮም ዝተኻየደ ቃለመሕትት (Interview with Amb. Andebrhan by Snitna - Eritrea Symposium 2019 ) ኣብዚ ጠውቑ፡ Click here.

ምስ ተሳተፍቲ ዚምፖዝዩም 2019 ዝተኻየደ ቃለመሕትት: (ብስኒትና.ኮም ከምኡውን መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን) (Interview with Participants of Eritrea Symposium 2019. by Snitna & Meadi Zete Eritrawyan ) ኣብዚ ጠውቑ፡ Click here.


Eritrea Symposium 2019: View Full List of Videos ሙሉእ ዝርዝራት ናይቲ ሲምፖዝዩም 2019፡ ብቪድዮ ንምዕዛብ፡- here ኣብዚ ጠውቑ።

Eritrea Symposium 2018: View Full List of Videos ሙሉእ ዝርዝራት ናይቲ ሲምፖዝዩም 2018፡ ብቪድዮ ንምዕዛብ፡- here ኣብዚ ጠውቑ።


Share with friends:



ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2019 - መኽፈቲ መደረ /
Eritrea Symposium 2019 - Opening Speech.


● View Full List of Videos ሙልእ ዝርዝራት ናይቲ ሲምፖዝዩም ብቪድዮ ንምዕዛብ፡- here ኣብዚ ጠውቑ።


See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

Share with friends: