This free script provided by
JavaScript Kit
08/07/2021 22:53 PM
ኣብዚ መጀመሪያ ሰሙን ናይ ወርሒ ሓምለ 2021፡ መበል 91 ከምኡ`ውን 96 ተመረቕቲ ተማሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝወደቡዎ ሲምፖዝዩም ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ኣብ ትሕቲ "ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።" ዝብል ቴማ፡ ብመንገዲ ኢንተርነት (Zoom) ዝተኻየደ ሲምፖዝዩም፡ ኣዝዩ መሃሪን ሓደ ካብቲ ዕንቊ ባና ምዕባለና ዝኾነት እንኮ ዩኒቨርሲቲና ኣስመራ፡ ዝሓለፈቶ ህይወት፡ ዝገምገመ እውን ኢዩ ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ`ዚ፡ እቲ ሽዑ ዝተኻየደ ሲምፖዝዩምን፡ ምስ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ኣብ ካልእ መድርኻት መራኸቢ ብዙሓን ዝወሃብ ዝነበረ ገምጋምን ብምውህሃድ፡ ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ እነሆ። ምስ ኩሉ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን ክንካፈሎ ኸኣ ኣገዳሲ ኢዩ ንብል። ስኒትና.ኮም።
ጉዕዞ 25 ዓመት ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ።
Symposium 91 Batch &/or 96 Graduates of Asmara University.
ERISAT: ኣስመራ ዩንቨርስቲ ካበይ ናበይ ጉዑዞ 25 ዓመት | ምስ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም ተመራማሪት ስነ ቓንቓ| 1ይ ክፋል
ERISAT: ኣስመራ ዩንቨርስቲ ካበይ ናበይ ጉዑዞ 25 ዓመት | ምስ ዶ/ር ናዝሬት ኣምለሶም ተመራማሪት ስነ ቓንቓ| 2ይ ክፋል
ERISAT: ኣስመራ ዩንቨርስቲ ካበይ ናበይ | ጉዑዞ 25 ዓመት | ዘተ ምስ ዶ/ር ተሾመ ብርሃነን ዶ/ር ቢንያም ገብረሚካኤልን
ERISAT: ዘተ ምስ ዶ/ር ትካቦ ተስፋሚካኤልን ኣቶ ሚኪኤል ዛይድን ብዛዕባ ተሞኩሩኦም ኣብ ኣስመራ ዩንቨርስቲ| Part 1
ERISAT: ትሞኩሮ መምሃራን ዩንቨርስቲ ኣስመራ| ዶር ትካቦ ተስፋሚካኤልን ኣቶ ሚኪኤል ዛይድን | 2ይ ክፋል
ERISAT: ዘተ ምስ ዶ/ር ጨፈና ሃይለማርያምን ጋዜጠኛ ሮቤል ተኽላይን ብዛዕባ ተሞክሮኦም ኣብ ዩንቨርስቲ ኣስመራ | 1ይ ክፋል
ERISAT: Interview with former University of Asmara Professor of Law
ERISAT: ተጻብኦታትን ማሕለኻታትን ተመሃሮ ዩንቨርስቲ ኣስመራ | ታሪኽ ጉዑዞ ትምህርተይ ብ ዶር ሞጎስ ያቖብ