ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት፡ ምስ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ።

Search our site:
 
This free script provided by
JavaScript Kit

19/07/2021 23:45 PM

ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት፡
ምስ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ።
Discussion with leaders of Eritrean political forces.

ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት፡ ምስ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ።

ኣብዚ ብዕለት 18 July 2021 ምስ ERISAT ዝተኻየደ ክፉት ዘተ ዝተሳተፉ፦ (1) ኣቶ ነጋሽ ዑስማን፡ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ENCDC) (2) ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ፡ ኣቦ መንበር ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (OEU)፡ (3) ኣቶ ተስፋይ ወልደሚካኤል (ደጊጋ)፡ ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (EPDP)፡ ከምኡ`ውን (4) ኣቶ ካሕሳይ ጉፍላ፡ ወኪል ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ኣብ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ፡ ኢዮም።

ERISAT (18 July 2021):
ዘተ ኣብ እዋናዊ ኩነታት፡ ምስ መራሕቲ ፖለቲካውያን ሓይልታት ኤርትራ።
Discussion with leaders of Eritrean political forces.

ወብሳይት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ENCDC Website)፡
ወብሳይት ውድብ ሓድነት ኤርትራውያን (OEU Website)፡
ወብሳይት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (EPDP Website)፡

Share with friends:

See also Related /  ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-

Share with friends: