Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Google search here:
Understanding the Eritrean Constitution
Victims of Dictatorial Regime in Eritrea
Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea
Injustice in Eritrea -
News-
EHPN -
EHPN -
ERIPS -
Eritrea's Disappeared Community
Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
Radio channels ራድዮ
TV channels ቲቪ
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት
One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Art-
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
Bokre Culture & History መእምር በኵረ
Culture Education Health
ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና
Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል
BanaMentalHealth ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ
EHPN -
Eriitrea -
Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?
Documents ሰነዳት
Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን
Political Parties ሰልፍታት
DMES ደምሳኤ
DMLEK ዲምሓኩኤ
Eritrean Afar National Congress EANC
ENSF ድሕነት
ግሃድኤ -
Eritrean Bright Future Movement
Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ
PFDJ ህግደፍ
UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ
Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት
CDRIE
EC-
EGS
ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)
EWANA -
FreeEritrea
Society of Eritrean Think Tank (SETT)
Comm. & Associations ማሕበረኮማት
Youth Associations
ማሕበር መንእሰያት
Eritrean Youth Movement for Democracy
EYSC
YPFDJ
Religious እምነታት
شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK
Other Sites ካልኦት ኣገደስቲ
Magazines & Newspapers, መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡
Everyday Low Prices
18/09/2014 03:06 AM
ህዝቢ ኤርትራ ብሓበን ዝዝክሮም ጀጋኑ!
18/09/2014 03:06 AM
ህዝቢ ኤርትራ ብሓበን ዝዝክሮም ጀጋኑ!
ቅድሚ 13 ዓመታት ኣብዛ ወርሒ እዚኣ፡ መራሕቲ ቃልስን ሃገርን ዝነበሩ ኣርካናት ጀጋኑናን ጋዜጠኛታትናን መሰል ሓርነት ከረጋግጹ ምስነቐሉ፡ ብምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ኣትዮም፡ ወግዓዊ ክሲ ከይቀረበሎምን ንቡር መስርሕ ፍርዲ ከይረኸቡን ኣብ ሸላታት ዒላዒሮ ተቐይዶም ደሃዮም ሃለዋቶምን ሽታ ማይ ኮይኑ ኣሎ።
እዞም ትማሊ ኣብ ቃልሲ ሓርነት ዘደንቕ ቅያን ጀግነንትን እናፈጸሙ ሰውራ ህዝቢ ዝመርሑን ብጻዕሮምን ተባላሓትነቶምን ንግዙፍ ሓይሊ ጸላኢ መኪቶም ናጽነት ህያው ዝገበሩ ኣርካናት፡ ነቲ ዝኣመኑሉን ዝተቓለሱሉን ዕላማ ሰብኣዊ መሰልን ክብረትን ብሰላማውን ሕጋውን መገዲ ክውን ክገብሩ ክብሉ እዮም ምስ መላኺን ጉጅልኡን ተፋጢጦም፡ ግዳይ ጽኑዕ እምነቶም ብምዃን ዳግማይ ዋጋ ዝኸፍሉ ዘለው።
እምነት እዞም ሓርበኛታት መራሕቲ፡ ኣብቲ ንህዝብን ተጋደልትን ዝጸሓፉዎ ቅሉዕ ደብዳበ እውን ከምእተሰነደ፡ " ሕቶ ሰብኣዊ ክብረትን ሓርነት ብሰላማውን ሕጋውን መገዲ!" ክረጋገጽ ኣለዎ ዝብል እዩ ነይሩ። በዚ እምነት እዚ ከኣ እዮም ግዳይ ምልካዊ ስርዓት ኮይኖም ኩሉ ሰብኣዊ መሰላቶም ተጋሂሱ ተሸሪቦም ዘለው።
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር፡ ኩሎም እዞም ምእንቲ ሰብኣዊ ክብረትናን ሓርነትናን ኣብ ህይወቶም ዳግማይ ዋጋ ዝኸፍሉ ዘለዉ ጀጋኑናን ኩሎም ናይ ፖለቲካ እሱራትናን ጋዜጠኛታትናን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ቅድመ ኩነት ክፍትሑን ግቡእን ሕጋውን ካሕሳ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላቶም ክረኽቡን ይጽውዕ።
ውልቀ መላኺ ኢሳይያስን ኩሎም እቶም ኣብዚ ነውራም ተግባር ኢድ ዝጸንበሩን ዝተሓባበሩን ልኡኻት ምልኪ ከኣ ብዝፈጸሙዎ ተግባር ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀሪቦም ከምዝሕተቱን ዋጋ ጥልመቶም ዝፍደይሉ እዋን ርሑቕ ከምዘይከውን ይሕብር።
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር እምበኣር ከም ኣካልን መቓልስትን እዞም ብዓመጽ ተዓፊኖም ዘለው መራሕቲ ሰውራን ሃገርን ተጋደልትን ካድራትን ጋዜጠኛታትን ኣጋጢሙዎም ብዘሎ ዘስካሕክሕ ግህሰት ዓሚቝ ቃንዛ እናተሰመዖ፡ ንዝኽሮምን ድሕነቶምን ኣብ ዝግበር ተግባራውን ሕልናውን ወፍሪ፡ ዋላ እውን ክንዲ ፍረ ኣድሪ ትኹን ዓቕሙን ጸዓቱን ካብ ምብርካት ድሕር ከምዘይብል በዚ ኣጋጣሚ ከረጋግጽ ይፈቱ።
ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና እዮም!
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ነበር
18 መስከረም 2014
ርእይቶ ንምሃብን ንምክትታልን ኣብዚ ጠውቑ። For Comments click here።
Share:
Documments ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |
Advice General ምኽሪ ሓፈሻዊ |
Advice Social ምኽሪ ማሕበራዊ |
Attractions ጽባቐ |
Books መጻሕፍቲ |
Drama ድራማ |
Fideley ፊደለይ |
Genealogy መበቆል |
History ታሪኽ |
Learning ትምህርቲ-ብናጻ |
Music ደርፊ |
Radio ራድዮ |
Towns ከተማታት |
Tradition ያታ |
About us ብዛዕባና |
Contact us ርኸቡና |