Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና   Design: Yohannes Berhe

Home

Google search here:

Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print


Eritrea easy start page

Search our site መድለዪ:
 


Insurance Choices


geezword ግእዝ ንመምሃሪ፡ ንመጽሓፊ፡ ንዜማን


Snitna Seminars directory ዝሓለፉ ሰሚናራት ስኒትና ኔትዎርክ


Deals of the day ናይ ሎሚ ዋጋታት ዕዳጋ


Books on Eritrea መጻሕፍቲ ብሳዕባ ኤርትራ


Books on Eritrea መጻሕፍቲ ብሳዕባ ኤርትራ


eritrean-political-parties-and-civic-movements


  Liive News Update on Eritrea


News-Sites ወብሳይታት


Acolom   ህድሞና

Adal61  ኣዳል61

Adulis Arabic  ኣዱሊስ

Alnahda  ኣልናህዳ

Assenna   ኣሰና

Asmarino   ኣዝማሪኖ

Awate   ዓዋተ

Awna   ዖና

Bayto YIAKL  ባይቶ ይኣክል

BBC Tigrinya ትግርኛ

Beserat ብስራት

Blina.org ብሊና

Daberi ዳበሪ

Dehai   ደሃይ

Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ

Dekebat   ደቀባት

EHPN - Eritrean Healthcare Professional Network

Ehrea   መዝገብ ግፍዒታት

EMDHR   ኤምዲሰመ

Emnetu’s Eritrea ሰነዳት እምነቱ

EHPN - Eritrean Healthcare Professional Network መርበብ ሰብ ሞያ ጥዕና ኤርትራ

Erena   ኤረና

Eri-Justice EYMD

ERIPS - ERITREAN RESEARCH INSTITUTE FOR POLICY AND STRATEGY

Eritrea's Disappeared Community

EriMedrek   ኤሪ-መድረኽ

Eri-Platform   ኤሪ-ፕላትፎርም

Erisat ኤሪ ሳት

Eritrea Digest  ኤሪትረያ ዳይጀስ

Eritrea Focus  ኤሪትረያ ፎከስ

EritreaHagerey   ኤርትራ ሃገረይ

EritreaHub   ኤርትራ ሃብ

Eritreana   ኤርትራና

EritreaDaily ኤርትራ መዓልታዊ

Eritrean Prisoner Day መዓልቲ ኤርትራውያን እሱራት

Eritrean Veterans Day ሓርበኛታት

Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት

Farajat   ፈረጃት

Farajat (En)   ፈረጃት እንግ.

FELSI ፈልሲ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኤርትራ

Gerger   ገርገር

Global Initiative ዓለምለኻዊ ተበግሶ

Harnet.org ሓርነት.ኦርግ

Hedgait هيدقايت ሄድጋይት

Jeberti   ጀበርቲ

Kunama Agara ኩናማ ኣጋራ

Madote  ማዶት

Mdrebahri ምድረ-ባሕሪ

Meadna   መኣድና

Meftih  መፍትሕ

Mekaleh-Eritra መቓልሕ-ኤርትራ

Meskerem   መስከረም

Modaina   ሞዳይና

N’selam   ን’ሰላም

Our Voice ድምጽና

Pen Eritrea   ፐን ኤርትራ

Samadit   ሳማዲት (Arabic)

Samadit   ሳማዲት (English)

SBS Tigrinya ትግርኛ

Shabait   ሻባይት

SweetKeren ስዊት ከረን

TesfaNews   ተስፋ ኒውስ

Togoruba   ቶጎርባ

UnityDemocraticChanges UDC

VOA Tigrinya ትግርኛ


Radio channels ራድዮ


Adal Voice of Eritrea

Asmarino  ኣዝማሪኖ

Aserna  ራድዮ ኣሰርና

Assenna  ድምጺ ኣሰና

CKDU ድምጺ ኤርትራ - ናዝ የማነ

Dimtsi Delina  ድምጺ ደሊና

Erena (Recorded)  ኤረና

EYSC RADIO  ራድዮ ኢ.ዋይ.ኤስ.ሲ

Ngabae  ፈነወ ንጋባእ

SIMRET RADIO  ራድዮ ስምረት

ESMNS  ራድዮ ስምረት

Radio blina-Jahray ራድዮብሊናጃህራይ

Radio Saeyob  ራድዮ ስእዮብ

Radio Sinit ራድዮ ስኒት

SBS Radio  ራድዮ SBS

Snitna Radio  ራድዮ ስኒትና

Voice of Liberty  ድምጺ ሓርነት

VOA (Voice of America) ድ.ኣመሪካ


TV channels ቲቪ


AAN MEDIA NETWORK

ADHANET TV  ኣድሓነት ቲቪ

ADMAS FORUM ኣድማስ ፎሩም

ATV Asena ኣሰና ቲቪ

ERI-SAT ኤሪ ሳት

Alhiwar tv ኣልሒዋር ቲቪ

Aida Kidane (ሰነዳዊ ቪድዮታት)

Alena Media TV ኣለና ሚድያ ቲቪ

Asmera A'bay ኣስመራ ዓባይ

Bayto YIAKL  ባይቶ ይኣክል

Bokre Culture & History መእምር በኵረ

Dehay Eritrea ደሃይ ኤርትራ

Dialogue for Common Awareness

ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት

مجموعة الحوار للوعي المشترك

Dilalet Hallena ድላለት ህሌና

Education First

EPSM ልዑላውነት ህዝቢ ኤርትራ

Erena ኤረና ዩቱብ

ERI Adal TV  ኤሪ-ኣዳል ቲቪ

Eri-Platform ኤሪ-ፕላትፎርም

ERI-TV Live  ኤሪ-ቲቪ ቀጥታ

ERI-TV Recorded  ኤሪ-ቲቪ ቪድዮ

Eritrea Focus ፎከስ ኤርትራ

Eri- Healthcare ሓፈሻዊ ጥዕና

Eritrean Patriot ድምጺ ሓርበኛ

Eritrea Sinit Study Group ESSG ስኒት

Falfasa فلفسة

FaNus NetWork ፋኑስ

Freedom Tv ፍሪዶም ቲቪ

Gebre Gebremariam ኣስተምህሮታት

George Drar ንመሃር ንፍለጥ ንዕበ

Gezay Gezakum ገዛይ ገዛኹም

Hagerey TV  ሃገረይ TV

Hdri Jeganuna ሕድሪ ጀጋኑና

HGDEF VISION ህግደፍ

INFORM TO EMPOWER ምኽርታት

Kabod TV ካቦድ ቲቪ

MEREB-TV መረብ-ቲቪ

Mestyat Betna መስትያት ቤትና

Ngabae broadcast ፈነወ ንጋባእ

Negarit ነጋሪት

One Nation Eritrea (ONE) ዋን ኔሽን

Robrobia Radio & TV ሮብሮብያ ቲቪ

SBC61 September 61 Broadcast

Salam Media Production

Setit Media  ሰቲት

Society of Eritrean Think Tank (SETT)

Shama Baytona ሻማ ባይቶና

Snitna ስኒትና ዩቱብ

Teddy Press ቴዲ ፕረስ

TEFETAWI TALKSHOW ተፈታዊ ሾው

TempoAfric TV መኣዲ ዘተ

TV Meley ቲቪ መለይ

Tv Sened Eritra  ቲቪ ሰነድ ኤርትራ

The Mary Show ሜሪ ሾው

Voice of Beserat ድምጺ ብስራት

Voice of Eritrea ድምጺ ኤርትራ

Weini Suleiman ወይኒ ሱሌማን

Zelenayo show ንዛተ


Art-Literature   ስነጽሑፍ


Books መጻሕፍቲ

Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል

Arts  ቅበኣ

Bokre Culture & History መእምር በኵረ

Emkulu  እምኩሉ

Emnetu’s Eritrea ሰነዳት እምነቱ

GeezSoft ግእዝ ሶፍት

GeezUniversity ግእዝ ዩኒቨርሲቲ

Hdrimedia ሕድሪ ሚድያ

Mahmoud Dabrom ማሕሙድ ዳብሮም

Melody for Liberty ቅንየት ንሓርነት

Merebpoetry ድምጺ ብርዒ

Mosaic Bahli ሞዛይክ ባህሊ

Pen Eritrea   ፐን ኤርትራ

QieNit ቅኒት

ZaraTbebat ዛራ-ጥበባት


Culture Education Health

ባህሊ ትምህርቲ ጥዕና


Advice Gen.  ምኽሪ - ሓፈሻዊ

Advice Soc.  ምኽሪ - ማሕበራዊ

Africantriangle.com ኣፍሪካን ትሪያንግል

BanaMentalHealth ባና፡ ማእከል ጥዕና ኣእምሮ

Books መጻሕፍቲ

Dr. Sharon Woldu ዶክተር-ሻሮን

EHPN - Eritrean Healthcare Professional Network መርበብ ሰብ ሞያ ጥዕና ኤርትራ

EHPN ጥዕናዊ ምኽሪ YouTube

Eritrean attractions  ግርማ ኤርትራ

Eriitrea - Tourist Attractions

Eri- Healthcare ሓፈሻዊ ጥዕና

Drama ድራማታት

Felegg ፈለግ

Fideley ፊደለይ

Genealogy ታሪኽ ወለዶታት ኤርትራ

History   ታሪኽ ኤርትራ

Joseph Leadership Academy

Learn Free ብናጻ ትምህርቲ

Mahtsen Official: ማህጸን

Mosaic Bahli ሞዛይክ ባህሊ

Music   ደርፍታት

Raei HealthyLiving ራኢ ጥዕናና

Towns of Eritrea  ከተማታት ኤርትራ

Tradition  ያታዊ ልምድታት

Where is your Brother? ሓውኻ ኣበይ ኣሎ?


Documents ሰነዳት


Documents more  ካልእ ሰነዳት

Constitution & Constitutionalism ቅዋምን ቅዋማውነትን

Eritrean Constitution English

ቅዋም ኤርትራ ብ`ትግርኛ

الدستور الإرتري)

ሕጊን ስርዓትን ናይ መሬት ዓደቦ

Aida Kidane (ሰነዳዊ ቪድዮታት)

ELF History ታሪኽ ተሓኤ

ELF Jebha ተሓኤ

EPLF History ታሪኽ ህግሓኤ


Political Parties ሰልፍታት


Introduction ሌላ مقدمة

EIC እስላማዊ ጉባኤ ኤርትራ

Alnahda ኣልናህዳ

Blin Nation/ Hodde ዲእሙብኤ/ሆደ

DMES ደምሳኤ

DMLEK ዲምሓኩኤ

Eritrean Afar National Congress EANC

ENCDC  ባይቶ

ENSF ድሕነት

ግሃድኤ - ድሕነት ሕድሪ

EPDF ድግሓኤ

EDP ሰዲኤ

EPDP ሰዲህኤ

EFDM ፈደምኤ

ELF ተሓኤ

Eritrean Bright Future Movement

EUDC ዘመን

FELSI ፈልሲ ሰላምን ዴሞክራሲን ንኤርትራ

Islamic Islah እስላማዊ እስላሕ

PFDJ  ህግደፍ

RSADO ደ. ምንቅስቓስ ዓፋር ቀ.ባ.

OEU ውሓኤ

UEDF ስሙር ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ


Civic Societies ሲቪክ ማሕበራት


CDRIE

CUHRE-SD

ERITREAN-CDM

EC-HRRP

EGS

ERITREAN LAW SOCIETY (ELS)

ELF Veterans Reunion

EYGM

FreeEritrea

HRCE

Network of Eritrean Women

Society of Eritrean Think Tank (SETT)


Comm. & Associations ማሕበረኮማት


Eritrean Communities

Eritrean Medical Assoc.

Eritrean Artists Assoc.

Eritrean Self-help Assoc.


Youth Associations

ማሕበር መንእሰያት


Eritrean Youth Movement for Democracy

EYSC

ESMNS

YPFDJ


Religious  እምነታት


Bethel Eritrean Church in UK

Catholic church London

Eritrean Islamic Community UK

Tewahdo

Ulamaa Eritrea

شبكة سلام الإعلامية ሰላም መርበብ ሓበሬታ SELAM MEDIA NETWORK


Other Sites ካልኦት ኣገደስቲ  


Educational - Free ናጻ-ትምህርቲ

Horn of Africa Research ምርምር

Emnetu’s Eritrea ሰነዳት እምነቱ

Business ideas

Insurance quotes

Health & Personal care

Travel and Home products


 Magazines & Newspapers,  መጽሔታት፡ ጋዜጣታት፡


Haddas Ertra ሓዳስ ኤርትራ

Ertrea Haddas  ኤረትርየ ሐዳስ

Eritrea Alhaditha  ኤሪትሪያ ኣልሓዲሳ

Ertrea Profile ኤርትራ ፕሮፋይል

Eritrea Liberty Magazine

Men’esey Magazine መንእሰይ

Agizo Magazine ኣግእዞ


 Everyday Low Prices




































Snitna.com ስኒትና:

Code of Conduct.

መርበብ ሓበሬታና ዝምራሓሉ መትከላት


Please help SNITNA.

use button below

ንስኒትና ወፈያ ንምግባር

ኣብዚ መልጎም ጠውቑ

Donation ወፈያ


SNITNA-YouTube


SNITNA-FaceBook


መበቆል ህዝቢ ኤርትራ

Genealogy of

Eritrean People


Eritrean Constitution English

ቅዋም ኤርትራ ብ`ትግርኛ

الدستور الإرتري)

ሕጊን ስርዓትን ናይ

መሬት ዓደቦ


Dr. Bereket Habteselassie

Understanting Constitution


ሕግን ሕብረተሰብን

Law & Society



ATV Asena ቲቪ ኣሰና


EriSat  ኤሪሳት


AlenaMedia-TV ኣለና ሚድያ ቲቪ


ግዳያት ዲክታቶሪያዊ ምሕደራ ኤርትራ

Victims of Dictatorial Regime in Eritrea

memory_of_eritrean_sept_18_2001_victims


Eri-Justice EYMD


ሓገዝ ንውጉኣት ሓርነት

Help Disabled Veterans

Eritrean Disabled Veterans in Kassala - ስንኩላን ሓርበኛታት፡ ኣብ ከሰላ


ERI-PLATFORM


Radio Sinit


Radio Saeyob


ERITREA-FOCUS


ዘተ ንሓባራዊ ንቕሓት

Dialogue for Common Awareness

مجموعة الحوار للوعي المشترك


Voice of Eritrea

CKDU Radio Voice of Eritrea


Radio Aserna

Radio Aserna


Radio Ngabae

ፈነወ ንጋባእ


ተጋ/ት ትርሓስ ተኽላይ



ሓውኻ ኣበይ ኣሎ? Hawka abey allo?


Interactive dialogue with Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea

ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡


Injustice in Eritrea - hidden story


The Martyr has spoken

ስዉእ ተዛሪቡ

Suwue Tezaribu







24/09/2014 02:10 AM

ኣብ ልበይ ክረግእ ዝምነዮ ዕላል ዝኽሪ!!

24/09/2014 02:10 AM

ኣብ ልበይ ክረግእ ዝምነዮ ዕላል ዝኽሪ!!


ካልኣይ ክፋል


ዝኸበርኩም አሕዋት ኣሓት ተኸታተልቲ ደሃይ ኣርካናት፡ እቶም ኣብ ትሕቲ ጎዳጉድን ሸላታትን ዓመታት ዘሕለፉ ጀጋኑ እሱራትና ብዛዕባ እተን ሰንደቕ ሓበን ኣዴታት ኤርትራ ተገዲሶም እዮም ሓቲቶሙኒ። ማዕሪኡ ከኣ ፍሉይ መልእኽትን ሓለፋ ዘለዎ ናፍቖቶምን ከብጽሓሎም ሓቲቶሙኒ።


እቶም ብጾት፡-


" ኣዴታትና ኣዴታት ሰውራ፡ ኣዴታትና ኣዴታት ፍቕርን ክብርንከ ከመይ ኣለዋ። ተራን ኣበርክቶን ኣዴታት ኤርትራ ኣብ እዋን ቃልስን ድሕሪኡን ኣብ ዝኽርና መዘና የብሉን። እተን ትንፋሰን ዓሚኸን ካብን ናብን ደጀንን ሕምብርቲ ጸላኢን ኣብ ቁነአን ኮነ ቅናተን ተበላሒተን ኣዚዩ ኣገዳሲ ምስጢራዊ መልእኽትን ሰነድን ዘመላልሳልና ዝነበራ፡ ምሉእ ለይቲ አዒንተን ሰለም ከየበላ፡ ጥሒነን ሰንኪተን ዝዓንገላና፡ ቁስልና ሓኪመን ክዳውንትና ሓጺበን ሞራል ኣስኒቐን ዘቃለሳና ኣዴታትና ከመይ ኣለዋ። መንብሮአን ከመይ ኣሎ፧" ክብሉ ተገዲሶም ሓቲቶሙኒ።


ዋላኳ እቲ ኣብ ቃልዕን ኣብ ናጻ ቤት ፍርድን ብሓቅታት ክገጥመና ዘይከኣለ መላኺ ንሰላማዊ ሕቶና ብሓይሊ ዓፊኑ ብምቕያድ ጸለሎ ቀቢኡ ከሰይጥነና እንተፈተነ ኣዴታትና ውሑዳት ዝደናገራ ገዲፍካ ሓቅን ሓሶትን ምፍላይ ኣየጸግመንን እዩ። በትሪ ሓቅስ ትቐጥን እምበር ኣይትስበርን ስለዝኾነ መላኺና ብጣቓ ሓሶታቱ ክኽወል ስለዘይከኣለ ምስ ግዜ ተቐሊዑን ተቓሊዑን እዩ። " ኣዴታትና እውን  ስለምንታይ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ጉዳዮም ዘይስማዕ!" ከምዝብላ ንርዳእ ኢና። እቲ መምስ ዘቕርበአንን ኣብ በቤተንን ዝብለኦ ፍትሓዊ ዘረባ ሓይሊ ኮይኑ ንግዳም ክወጽእ'ሞ ንስርዓተ ምልኪ ዓቕሉ ከጻጽብበሉ ዝያዳ ክደፍኣሉ ንጽውዕ።


ኣዴታትና፡ ኣሓትናን ኣሕዋትናን  ወትሩ ምስ ውጹዕን ሓቀኛን ከምዝውግና ኢና ንኣምን። ታሪኸን -  ታሪኽ ቃልሰን ከምኡ እዩ።  ስለዚ ኣብ ርእሲ እቲ ፍትሒ ንኽንረክብ ናብ እዝግን ፈጣርን ዘብጽሐኦ ጸሎትን ምህለላን ነቲ ካብ ኩምራ ሓሶቱ ክቕላዕ ኣብ ደበንገረ ሓሶት ተሓቢኡ ሃገር ዝርምስ ዘሎ ከይሲ፡ ድምጸን ክብ ኣቢለን ኪገጥመኦን ክብድሀኦን ትጽቢት ኣሎና።  ትጽቢትና ኣብጽሕልና ኢሎምኒ ኣርካናት ሃገር።


ኣደ ኤርትራ፡ ሰንደቕ ክብርን ሓበንን ምዃና ን30 ዓመታት ኣብ ዝተኻየደ ብረታዊ ቃልሲ ብጸላእትና ከይተረፈ ተመስኪሩለን እዩ። ኣብዚ ቐረባ ግዜ ግን፡ ኣዴታት ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ላምፔዱዛ፡  ክስዕስዓ ቐንየን ምስ ሰማዕናስ ደንጽዩና ክንኣምን ኣይከኣልናን።


እዘን ሓበን ሃገር ኣዴታት ኤርትራ፡ ኣብዚ ነውሪ እዚ ውዒለን ክንሰምዕ ልዕሊ መርድእ ሞት እዩ። እዛ ኣብ ዓለሙ ብርህራሀን ልውሃትን እትልለ ኣደ፡ እትረፍ ኣብ ልዕሊ ሬሳ ደቃ ኣብ ልዕሊ ሬሳ ጸላእቲ እኳ ጓይላ ዘይወርደላ ለዋህ ኣደ፡ እሞ ኸኣ እታ እንሕበነላ ኣዴና - እንሕበነለን ኣዴታትና ኣብዚ ክፋእ ውዒለን ክብሉና ሓዚንና እና እሞ ሓደራኽን መጸባብቒ ውራይን ፌስቲቫላት ጓይላ ህግደፍ ካብ ሙዃን ኢድክን ኣክባ።


ክቡራት ኣዴታትን ኣሓትን ጸገምን መንግስትን ሓላፊ እዩ። ዘይሓልፍን ዘይበርስን እቲ ብቃልስኽን ዘረጋገጽክነኦ ብጽንዓትን ዘመስከርክነኦ ጀግነንት እዩ እሞ ሓደራ ነቲ ክብሪ እቲ ኣይተራኽሰኦ። እዚ ስርዓት እዚ ብኹሉ ምሉ ከየዕንወና ባህላዊ ክብርታትክን ዓቅባ።" በልልና ክብሉ ተላብዮሙኒ ምሒር እናስተንተኑ። ስለዚ ሓደራ ኣዴታት እዚ መልእኽቲ እዚ መልእኽቲ ደቅኽን፡ መልእኽቲ ሰብኡትክን፡ መልእኽቲ አሕዋትክን እዩ'ሞ ተገዲስክን ስምዐኦን ተግብረኦን።


እቶም ብጾት ንካህናትን መሻይኽን ንመራሕቲ ሃይማኖትን ኣገልገልትን እውን መልእኽቲ ኣለዎም። " መራሕቲ ሃይማኖትና'ኸ ከመይ ኣለዉ - ብዛዕባና እንታይ ይብሉን እንታይ ይሓስቡን ኣለዉ፧" ክብሉ ተወኪሶሙኒስ፡ ቅድሚ መልሲ ምሃበይ፡  ከምዚ ክብሉ መልእኽቶም ቀጺሎም።


" መራሕቲ ሃይማኖትና ኣቕሽሽትን መሻይኽን ጓሶት መንፈስን እምነትን እኹም እሞ፡  ሓደራ ንህዝብኹም ብመንፈስን እምነትን ጓስዩዎ። ኣብ ጽንኩር እዋን ጸግዕን ተስፋን እትኾኑ ንስኻትኩም መራሕቲ ሃይማኖት ኢኹም እሞ በቲ ፈጣሪ ዝሃበኩም ልቦናን በቲ ሃይማኖት ዘሰክመኩም ሕልናን ነውሪ ክትርእዩን ክትዕዘቡ እንከለኹም ዓገብ በሉ ሓደራ። ኣብ ቅዳሰኹም ኣብ ዶዓኹም፡ "ምእንቲ እሱራትና እናበልኩም!" ብጸሎት ከምእትዝክሩና ንፈልጥ ኢና። ፈጣሪ ጸሎትኩምን ምህለላኹምን ይስማዕ። ኩላትኩም ካህናትን መሻይኽን፡ ህዝብኹም ኣጋጢሙዎ ዘሎ ኣደራዕን መከራን ብቐረባ ስለእትፈልጡዎ ንባዕላትኩም እውን ግዳይ እቲ ምልኪ ዘስዓቦ ሕሰም ኬንኩም ብምህላውኩም ኪኖ ህዝቢ ምጽንናዕ ኣንጻር ዓመጽን ግህሰትን ህዝቢ ከተተሓባብሩ ሓላፍነት ከምዘለኩም ክትዝክሩ ይግባእ።


" ብዘይ ፍትሒ ንእተሸርቡ ደቅኹምን አሕዋትኩምን ኣሓትኩምን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣብ ፈቐድኡ በረኻታት ሃገር ኣብ ሸላታት ተቐይዶም ንዘለዉ ዜጋታትኩም ፍትሒ ክረኽቡ ሞጉትሎም።  ድምጺ ኩኑዎም ድምጺ ኩኑና። ኣብዚ ቐረባ ግዜ ካህናት ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን " ሓውኻ ኣበይ ኣሎ - ሓፍትኻ ኣበይ ኣላ - ሃገርናኸ ብዓባያ ከመይ ኣላ!"  ክብሉ ንዝመሓላለፉዎ ሃዋርያዊ መልእኽቲ ብኣኽብሮት ሰሚዕናዮ ኢና'ሞ ሓደራ መራሕቲ ሃይማኖትና ሓቢርኩም ደሃይ ህዝብኹም ክትገብሩ፡ ብኹነታት እቶም ኣብ ባሕርን ሰሃራን ዝጠፍኡ ዘለዉ ዜጋታትኩም፡ ኣብ ሲናይ ብሸፋቱ ዝሳቐዩ ዝደምዩ፡ ናውቲ ኣካላቶም ዝሽየጥ ዝልወጥ ዘሎ መንእሰይኩም ደሃይ ክትገብሩ ንምሕጸነኩም። "  ስለዚ ሓደራ ኣብ ጸሎትኩም ኣብ ምህለላኹም ኣብ ቅዳሴኹም ዶዓኹም ምእንቲ እተን ኣብ ፈቐዶ በረኻታት ዝጠፍኣ ዘለዋ ነፍሳትን ደሃይ እዛ ዘይምሱል ዝመሰለት ሃገርኩም ግበሩ።" በልልና ክብሉ ተላብዮና ኣለዉ እሞ ሓደራኹም መራሕቲ ሃይማኖትና ብመንፈስን ግብርን ምርሑና።


ኣርካናት እሱራትና፡ ሕቶኦም ብምቕጻል መንእሰያትናኸ ከመይ ኣለዉ ኢሎም ምስሓተቱ፡ " ብዛዕባ መንእሰያትናስ ባዕለይ'ዶ ክዛረብ!" ብምባል ሃለዋት መንእሰያት ክነግሮም ከፍቅዱለይ ሓቲተዮምስ ስለዝፈቐዱለይ ከምዚ ክብል ርእይቶይ ኣቕሪበሎም።


"ሞተረ ሃገር መንእሰያትና ኣይጠዓሞምን ዘሎ። ሕድሪ ቀዳሞት ክትግብሩ ሓላፍነት ክስከሙ ዝግበኦም ንሳቶም እዮም ነይሮም፤ ግን ናይ ግዜ ገደብ ኣብዘይብሉ ግድድ ባርነት ተቖሪኖም ገላዩ ምልኪ ኮይኖም ኣለው።ተማሂሮም ኣብ ዝብጻሕ ከይበጽሑ ኩሉ መገድታት ተዓጽዩም፡ ተመርዕዮም ተደርዕዮም ወሊዶም ከይዝምዱ፡ ብደቆም ከይከብዱ ዕድል ኣይተዋህቦምን። መጻኢኦም ከይሰርዑ፡ ዝወለዱዎም ከየዕብዩ፡ ዘዕበዩዎም ከየምህሩ፡ ዕረፍቲ ብዘይህብ መንግስታዊ መደባት ማእቶት፡ ብዘይ ደሞዝን ዓስብን ኣብ መሳርዕ ዕስክርና ተጸሚዶም ኣለዉ። ጭንቀት ብዘስዓቦ ምኽንያት ከኣ ኣደዳ ስኽራንን ንሱ ብዘስዕቦ ስሕታን ግዳይ ሕማማት መውስቦን  ፌጋቶን ኮይኖም ይሳቐዩ ኣለዉ።


ብምሒር ሕሰምን ምረትን ምስ ሓለፍቶም ተጋጭዮም ኣብ ዘይውዱቕ ዝወደቑን፡ ኮብሊልኩም  ሓኪልኩም ተባሂሎም ኣብ ፈቐድኡ ሰናጭሮን ጎዳጉድን ተቐይዶም ዘለዉ መንእሰያት ውሑዳት ኣይኮኑን።  እቶም ሃገሮም መሪራቶም እግሮም ብዝመርሖም ዝነፈጹ ከኣ ካብ ዶባት ሃገሮም  ጀሚርካ ኣብ ዘዝኸድዎ ብቐስቲ  ምልክን ስደትን ይሃደኑ ኣለዉ። ኣብ ሰሃራን ባሕርን ሲናይን  ዘጋጥሞ ዘሎ ህልቅትን ጥፍኣትን መንእሰያትና ቀለም ባሕርን ብራና ሰማይን ዘይኣኽሎ ኣዘንቲኻ ዝውዳእ ኣይኮነን። ብሓፈሽኡ መንእሰያትና ኣይጠዓሞምን ዘሎ። ኩሎም እቶም ስልጣን ሒዞም ዘለዉ ብጾትናን መዘናታትኩም ከኣ ብቐንዲ እቲ ካብ ንቡር መስመር ወጺኡ ብምልኪ ዝመርሕን ዘመሓድርን ዘሎ ሰብኣይ በምዑት ደቆም ይጻወቱ ከምዘለዉ ኣይርድኦምን ዘሎ። ይኹን እምበር፡ እቶም ንርሁው መጻኢኦም ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ክወዳደቡ ዕድል ዘይረኸቡ  መንእሰያትና፡ ኣብ ግዳም ኣብ ስደት ምስ ወጽኡ ንኹሉ እቲ ዘጋጥሞም ናይ ስደት ብደሆታት መኪቶም ክጠራነፉን ክወዳደቡን ጀሚሮም ኣለው።" ምስበልኩዎም፡ ክቕጽል እናሓሰብኩ፡ ኣትዮሞ ካብ ዝጸንሑ ዓሚቝ ሓሳባት ተበራቢሮም፡ ዘረባይ ንኽቕጽል ብተስፋ ጠሚቲሙኒ።


" ይኹን እምበር.."  ኢለ ገምጋመይን ዘሎኒ ሓበሬታን ከካፍሎም ዘረባይ  ክቕጽል እናሓሰብኩ፡ ናይ ልበይ ግዲ ተረዲኦም ኮይኖም፡  " ክሳብ ሕጂ እዛ ብስራት እዚኣ እትነግርና እዛ ሃገር እንታይ ክትከውን እያ ዝብል ሻቖሎት ነይሩና እዩ። ይኹን እምበር ሃገርን ህዝብና ይደኽሙ እምበር ኣይጠፍኡን እዮም። ዋላ እውን ኣሎ ብዝበሃል መሳርሒ ህዝቢ ከተጽንት እንተፈተንካ ህዝቢ ኣይጸንትን  እዩ። ስለዝኾነ ሃገርና ተስፋ ኣለዋ። ስለዚ ሓደራ ነዞም ካብ መሬቶም ርሒቖም ዝወዳደቡ ዘለዉ መንእሰያትና፡ እቲ ንሕና ኣብ እዋን ቃልሲ ዝፈጸምናዮ፡ ደድሕሬና እናሰዓበ ዘሳቕየና ዘሎ ጌጋታት ከይፍጽሙ ሓደራ በልልና። ዕድመ፡ ንጽቡቕ ኮነ ንሕማቕ ናይ ገዛእ ርእሱ ድፍኢት ስለዝህልዎ ምኽርን ምዕዶን  ዓበይቲ አሕዋቶም ተቐቢሎም ሃድሕዶም ክከባበሩን ተሓባቢሮም ክሰርሑን ሕድርኹም ሕድሪ ጎረሮኹም ኢሎምኹም  በልልና። ኢሎምኒ ኣለዉ እሞ መልእኽቶም ተቐበሉ።


መልእኽቶም ናብ ነፍሲ ወከፍ ቀጸላ ሕብረተሰብና ስለዝኾነ ነዊሕን ሰፊሕን እዩ። መቐጸልትኡ ኣብ ዝመጽእ ከስዕበልኩም እዩ።


 ብጸይትኹም ጓል ደንደን!!


18 September 2014  


Share: