|
|
31/03/2014 02:21 AM
Eritrea withdraws from African Cup of Nations in Morocco
[Capitaleritrea]
March 30, 2014 (Cairo) – The Eritrean Football Federation has informed CAF of its decision to withdraw from the 30th edition of the African Cup of Nations Morocco 2015, the...Read more
31/03/2014 02:21 AM
Athletics-
March 29 (Infostrada Sports) -
31/03/2014 02:21 AM
ዝኽሪ ምድምሳስ ውቃው እዝ -
[ስኒትና]
እዚ ቅንያት’ዚ፡ ናብ 1984 ተመሊስና መዝገብ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ተጋዳላይ ምስ እንድህስስ፡ ደምሳሲ መጥቃዕቲ ውቃው እዝ ኢና ንዝክር። ኣብዚ ንሓይልታት መግዛአቲ ካብ ግንባር ሰሜናዊ-
31/03/2014 02:21 AM
Gold for Eritrea and Silver for Samuel Tsegay at the 2014 World Half Marathon Championships
[TesfaNews]
It was a great day for Eritrea as the country won gold in the team competition as the top three Eritrean runners all broke an hour. With Samuel Tsegay in second (59:20), Zersenay Tadese in fourth (59:37) and Nguse Amlosom (59:37) in fifth, Eritrea’s top three man total time of 2:58:56 was by far the Read more
27/03/2014 20:17 PM
ዕደና ወርቂ ኩባንያ ሳንሪጅ መኽሰቡ ናብ $428 ሚልዮን ክብ ኢሉ -
[ዮውሃንስ ጸጋይ]
ብመሰረት 27 መጋቢት 2014 ብ’ማርኬት ዎች (Market Watch) ተሓቲሙ ዝወጸ ናይ ዕዳጋ ወፍሪ መጽናዕቲ፡ ኩባንያ ዕደና ወርቂ ሳንሪጅ (Sunridge Gold Corp.): እቲ ኣብ መጀመሪያ ገምጊሙዎ ዝነበረ መኽሰብ $345 ሚልዮን ዶላር፡ ናብ $428 ሚልዮን ዶላር ክብ ከምዝበለ ይሕብር። እዚ፡ ንኤርትራ እንታይ ትርጉም ክህልዎ ይኽእል? Read more
26/03/2014 01:11 AM
መሪሕነት ሰዲህኤ ኣብ 2 ገዛውቲ ፓልቶክ ብሃለዋት ሃገርን ደንበ ተቓውሞን ንህዝቢ መግለጺ ኣቕሪቡ
[ቤት ጽሕፈት ዜና ሰዲህኤ]
ብቐዳም 22 መጋቢት 2014: ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናይ ትግርኛን ዓረብን ማዕከናት ፓልቶክ ቀሪቦም ብሃለዋት ህዝብን: ህልዊ ኲነታት ደንበ ተቓውሞ ኤርትራን: ንጥፈታት ሰዲህኤን: ሰፊሕ: ብተሳተፍቲ ምስጋና እተዋህቦ መግለጺ ኣቕሪቦም። ብትግርኛ ኣብ “ተሻሞ” ብዓረብ ከኣ ኣብ “መድረኽ ለውጢ” ኣብ ዝብሃል ማዕከናት/ሩማት ኢዩ እቲ መግለጺታት ዝቐረበ። Read more
27/03/2014 23:34 PM
ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ምኽንያት ሎሚ ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ዓሪፉ።
[Assenna.com]
ዓቢ መራሒ ተቓውሞ ኤርትራ፣ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ብሕማም ወቕዒ ተጎዲኡ ሓደ መዓልቲ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽናሕ ሎሚ ረቡዕ 26 መጋቢት 2014 ኣብ ስቶክሆልም፣ ሽወደን ዓሪፉ። ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ናስር ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣቦ ወንበር ተሓኤ ዝተመርጸ ሓደ ካብ ፍሉጣት መራሕቲ ናይቲ ውድብ ዝነበረ ኤርትራዊ ተቓላሳይ Read more
26/03/2014 01:11 AM
[YouTube]
25/03/2014 03:21 AM
ገዳይም ተጋደልቲ:-
[ሓዳስ ኤርትራ 22 መጋቢት 2014፡ ቁ 203]
ገዳይም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ -
እቶም ገዳይም ተጋደልቲ፡ ኣብ ጽንብል ዝኽሪ መበል 30 ዓመት ምድምሳስ “ውቃው እዝ”ን ምፍራስ ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕልን ንምስታፍ እናተጓዕዙ፡ ኣብ መስመር ባጽዕ -
ተዘክሮታት ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ኣብ ልዕሊ’ዞም ስዉኣት፡-
ስኒትና፡ ንስድራቤትን መቕርብን ስዉኣት፡ ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።
26/03/2014 01:11 PM
ኤርትራዊት ተሓላቂት መሰላት ኤልሳ ጭሩም አድማ ምሕሳም ምግቢ ኣብ ጀኔቫ ትገብር'ላ።
[VOA -
ነባሪት ብሪጣንያ ዝኾነት ኤርትራዊት ተሓላቂት ሰብአዊ መሰላት ኤልሳ ጭሩም ካብ ትማሊ ጀሚራ'ያ ኣብ ጀኔቫ ኣብ ዝርከብ ኣፍ ደገ ኤምባሲ ጁቡቲ ነቲ አድማ ምሕሳም ምግቢ ተካይድ ዘላ። ዕላማ'ቲ ምሕሳም ምግቢ ጁቡቲ ንዝሓዘቶም ሓተቲ ዑቁባ ኤርትራውያን ከም ዝኾነ ሓታቲ ዑቁባ ንክትሕዞም ንምሕታትን ዛጊድ ብሰንኪ ሕማቅ አተሓሕዛ ዝወረዶም ጉድአት ቆላሕታ ንኽረክብ ንምግባር'ዩ ክትብል'ውን ገሊፃ። Read more
25/03/2014 03:21 AM
Arab Summit to discuss Eritrea – Djibouti, among other issues
[CapitalEritrea]
March 23, 2014 (Kuwait City) – Arab Foreign Ministers hold a preparatory meeting on Sunday to put the final touches ahead of the 25th Arab Summit scheduled for Tuesday, March 25 amidst critical developments in the Arab world. Read more
19/03/2014 12:05 PM
Eritrea Appoints New Chief of Staff
[By TesfaNews]
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንመጀ/ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮሃንስ፡ ኣዛዚ ሓለቓ ስታፍ ክኸውን መዚዙዎ። President Isayas Afwerki today named Major General Philipos Woldeyohannes as the country’s new Chief of staff. The appointment followed after the late Chief of Staff of the Eritrean Defense Forces, Major General Gerezgheri “Wuchu” passed away two weeks ago. General Philipos is one of the most prominent and decorated commanders with in the […]
19/03/2014 12:05 PM
ኣብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፤ ንናጽነት ተቓለስቲ ናይ ዝነበሩ ዳግመ -
19/03/2014 12:05 PM
‘መርበብ ደቀ-
ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ-
ዘሰጋግረን ናጻ መርበብ ደቂ-
ነዚ ኣብ ላዕሊ ቀሪቡ ዘሎ ሽቶታት ንምርግጋጽ ኩላተን ግዱሳት ክሳተፋን ክተሓባብራን ድማ ይጽውዓ። እቲ ማሕበር ኣብ ስዊድን ሲምፖዚዩም ኣካይዱ ነይሩ፡ ጸብጻቡን ምስ ቲቪ-
መርበብ ስኒትና.፡ እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ናጻ ናይ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ምንቅስቓስን ምውድዳብን፡ ኣብቲ ንኤርትራ መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ዝግበር ቃልሲ ብሓፈሻ፡ ኣብ ምርግጋጽ ሓቀኛ መሰላት ደቀንስትዮ ድማ ብፍላይ፡ ዕድል ንምፍጣር ዘተባብዕ ምዃኑ ትኣምን። ስለዝኾነ፡ ማሕበርክን፡ ምስ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዋ ኤርትራዊ ናይ ደቀንስትዮ ምንቅስቓሳት ተወሃሂዱን ሓቢሩን ክሰርሕ፡ ሓደ ሰፊሕ፡ ሓያልን ናጻን ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኮይኑ ብዓወት ክወጽእ ምስ ኩሉ ዘለዋ ሰናይ ትምኒት ትጽውዕ። ብዘይ ሙሉአ ተሳትፎ ናይ’ተን ፍርቂ ኣካል ሕብረተሰብ ኤርትራና ዝኾና ደቀንስትዮ፡ ዝረጋገጽ ሙሉእ ዓወት የለን። ስለዝኮነ፡ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ኩላተን ደቀንስትዮ ኤርትራውያን፡ ንከምዚ ዝኣመሰለ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዕላማታት ዝሓቖፈ ምትእኽኻብ፡ ብንጥፈት ክሳተፋሉን ክሕብሕብኦን ድማ ትምሕጸን።
19/03/2014 12:05 PM
Refugee voices for a New Eritrea radio
[The Age]
Osman, Ahmed and Berhan, all refugees from war-
19/03/2014 12:05 PM
Italy rescues 600 Syrian, Palestinian, Eritrean boat migrants
[AFP]
ናይ ኢጣልያ ሓይሊ ባሕሪ፡ ሶርያውያን፡ ፍልስጤምኣውያንን ኤርትራውያንን ዝርከቡዎም 600 ስደተኛታት ካብ ባሕሪ ኣድሒኑ። Italy rescues 600 Syrian, Palestinian, Eritrean boat migrants
The Italian navy said on Tuesday it had rescued nearly 600 Syrian, Palestinian and Eritrean migrants crossing the Mediterranean in two overcrowded boats, including 62 minors. The Italian frigate Grecale pulled 323 Syrians and Palestinians to safety late on Monday, after helping rescue another 273 migrants from Eritrea, who were taken aboard the gunboat Sfinge, the navy said in a statement. The …
12/03/2014 20:25 PM
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ ቀዳም ሸሞንተ መጋቢት ኣኼባኡ ኣካይዱ። [ኣሰና]
ማሕበር ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ንለውጢ ዓባይ ብሪጣንያ ትማሊ ቐዳም ሸሞንተ መጋቢት ኣኼባ ብምክያድ፡ እቲ ማሕበር ካብ ዝምስረት ኪሳዕ ሕጂ ንዘካየዶ ንጥፈታት ገምጊሙ፣ ዝምራሓሉ ዓንዲ ሕግን ውሽጣዊ መምርሕን ተዛትዩ ብምጻድቕ ነቲ ማሕበር ዘገልግሉዎ ኣካየድቲ መሪጹ። Read more
12/03/2014 20:25 PM
National Reconciliation -
[YouTube]
ንሃገራዊ ዕርቂ ዝምልከት ሓባራዊ ዘተ ምስ ራድዮ ሃሊፋክስ ካናዳ (ናዝ የማነ)። ተሳተፍቲ፡-
15/03/2014 03:05 AM
”ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት” ብ’ተስፋምህረት ገብረመድህን [ድምጺ ኣመሪካ]
ተቐማጢ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኤርትራዊ ኣቶ ተስፋምህረት ገብረመድህን፡ “ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት” ዘርእስታ ንመላእ ኤርትራዊ ሕብረተሰብን፡ ንመላእ ትግርኛ ተዛራባይ ዝኾነ ሕብረተሰብን እተገልግል፡ ኣዝያ ኣገዳሲትን መሃሪትን ጽሕፍቲ ኣዳልዩ ድሮ ንኣንበብቲ ክዝርግሓ ጀሚሩ ኣሎ።
በዚ ኣጋጣሚ’’ዚ፡ መርበብ ስኒትና፡ ኣገናዕ ስለቲ እዋናዊን ኣገዳሲን ኣበርክቶኻ እናበለት ነዚ ጀሚርካዮ ዘሎኻ ኣዚዩ ዓቢይ ተበግሶ እናዕዘዝካዮ ክትከይድ ትላቦ። ንኩሎም ኤርትራውያን ምሁራትን መንእሰያትን፡ ብፍላይ ድማ ነቶም ኣብቲ ምዕቡል ዓለምን ብዙሕ ዕድላትን ዘለዎ ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ነቲ ዘሎ ዕድላት ብዝግባእ ክጥቀሙሉ ትላቦ። ኣሰር ተስፋምህረትን ካልኦት ኣብነታውያን ኤርትራውያንን ብምምስዓብ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ንኤርትራዊ ዘገድስ፡-
መንእሰይ ተስፋምህረት፡ ምስ ድምጺ ኣመሪካ (VOA) ብዛዕባ መጽሓፉ ናይ ዘካየዶ ቃለ-
07/03/2014 23:55 PM
ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሜጀር ጀነራል ገብረእግዚኣብሄር ዓንደማርያም (ውጩ) ተሰዊኡ
[ሓዳሽ ኤርትራ መበል 23 ዓመት ቁ.188, 7 መጋቢት 2014]
ሓለቓ ስታፍ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሜጀር ጀነራል ገብረእግዚኣብሄር ዓንደማርያም (ውጩ)፡ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ሕክምናዊ ክንክን ክግበረሉ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ትማሊ 6 መጋቢት ወጋሕታ ኣብ መበል 64 ዓመት ዕድሚኡ ኣብ ኣስመራ ተሰዊኡ። ስውእ ሜጀር ጀነራል ገብረእግዚኣብሄር ዓንደማርያም፡ ብዝሓደሮ ርሱን ሃገራዊ ስምዒት ኣብ ሰነ 1971 ኣብ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ካብ ተራ ክሳብ ኣዛዚ ግንባር ተመዲቡ፡ ኣብ ጽንኩርን ትብዓትን ተጻዋርነትን ዝሓትትን ወተሃደራዊ ስርሒታት፡ ስለ ናጽነትን ሓርነትን ሃገር ከምኡ’ውን ልኡላውነት ሃገር ኣብ ምኽባር ተዋጊኡን መሪሑን፡ ንህዝቡን ሃገሩን ብተወፋይነት ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ’ዩ። ሜጀር ጀነራል ገብረእግዚኣብሄር በዓል ሓዳርን ኣቦ 8 ውሉድን እዩ። ስነ-
ኣብ መቓብር ሓርበኛታት ኣስመራ ክፍጸም’ዩ።
03/03/2014 04:57 AM
President of Eritrea on official visit in Doha
[CapitalEritrea]
March 02, 2014 (Doha) – Eritrean President Isaias Afwerki arrived in Doha Sunday on a working visit to the country reports Qatari News Agency QNA. The Eritrean President and the... Read more »
03/03/2014 04:57 AM
Berhane could become first rider from Eritrea to join the Tour de France
[CapitalEritrea]
Europcar rider looking to continue good form in Langkawi Natnael Berhane (Europcar) may become the first Eritrean to ride the Tour de France this July. Berhane has enjoyed a good…Read more
03/03/2014 23:55 PM
Eritrea, High-
3 Mar 2014 -
03/03/2014 04:57 AM
Israel to African refugees: leave or face detention
[Al-
Israel has begun deporting African asylum seekers from Sudan and Eritrea to Uganda, according to reports by an Israeli news outlet. Quoting senior government officials, Haaretz reported that over the past months dozens asylum seekers had either left or ….
03/03/2014 04:57 AM
Sudan receives financial support from UNHCR to combat human trafficking
[Sudan Tribune]
The state's minister at the ministry of interior, Babiker Ahmed Digna, disclosed measures for controlling refugee camps, revealing security coordination among Sudan, Ethiopia, and Eritrea to fight against human trafficking. He said Sudan asked at the ….
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |