|
|
30/11/2014 05:37 AM
EU-
[ ANSAmed ]
ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኤርትራ እትርከበን 10 ሃገራት ኣፍሪቃ ዘሳተፈ ኣኼባ ኣብ ሮማ ኣካይዱ። እዚ ኣኼባዚ፡ ነዚ ዝርአ ዘሎ ዋሕዚ ስደተኛታት ዝፈጠሮ ቅልውላው ከምዝዘተየሉ ተፈሊጡ። ነዚ ብዝምልከት ብወገን ኤርትራ ኣብ ኤሪ-
29/11/2014 23:57 PM
ብ’ተስፋኣለም ኣርኣያ
Building Democracy in Eritrea፡ By Tesfaalem Araya
ምስዚ ዝመሳሰል ኣርእስቲ፡-
28/11/2014 17:57 PM
ኤርትራዊ ኣርቲስት፡ ሚኪኤል ኣዶናይ፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዘለዎ ናይ ክብሪ ሽልማት ተሸሊሙ።
[ ኣሰና ]Sunshine Eritrean artist Michael Adonai honoured
Internationally recognised Eritrean artist and Sunshine West resident Michael Adonai is the latest recipient of the African-
23/11/2014 22:20 PM
ዕላል ምስ ስነጥበባዊን ሙዚቀኛን ዓብደላ ኣቡበከር
ናዝ የማነ ካብ ሬድዮ ድምጺ ኤርትራ ምስ ይትባረኽ ገብረትንስኤ ካብ ሬድዮ ኣሰርና፡ ብምዃን፡ ምስ ህቡብ ስነጥበባዊን ሙዚቀኛን፡ ክቡር ዓብደላ ኣቡበከር፡ ብዕለት 23 November 2014 ዝተኻየደ ዕላል ኢዩ። እዚ፡ ነቲ ኣብ እዋን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንናጽነት ዝነበረ ዕዙዝ ተራ ስነጥበባዊያንን ሙዚቀኛታትን ሃገርና፡ ስለዝገልጽ፡ ነዚ ሕጂ ዘሎ ኤርትራዊ መንእሰይ ብሓፈሻ፡ ንስነጥበባዊን ሙዚቀኛን ወለዶን ድማ ብፍላይ፡ ዓቢዪ ትምህርቲ ኢዩ። ሰናይ ምስማዕ ክኾነልኩም ተስፋና ኢዩ። እዚ መደብ’ዚ ብተኻታታሊ ሰንበት ሰንበት ክቐርብ ጸኒሑን ይቕጽል ድማ ኣሎ። ብቀጥታ ዝተቐድሐ ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
26/11/2014 22:48 PM
Denmark tightens restrictions on Eritreans
[ The Local Denmark ]
ደንማርክ፡ ንሕቶ ዑቕባ ኤርትራውያን ዘለዋ ቀይድታት ከምዘትረረቶ ‘ሎካል ደንማርክ’ ገሊጹ።
The UN reported in 2013 that Eritreans subject to conscription into national service risked retribution and even possible death if they fled the country. But the Immigration Service's three-
21/11/2014 01:27 AM
U.N. probing alleged Eritrea rights abuses blamed for migrant exodus
[ Reuters ]
ሓለፍቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ጠንቂ ዋሕዚ ስደተኛታት ኢዩ ዝበሉዎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ንምምርማር፡ እታ ኮሚሽን ስርሓ ከምዝጀመረት ፡ ብሓሙስ ገሊጾም። ኤርትራ፡ እዚ ኮሚሽን’ዚ፡ ብፖለቲካዊ ምትንዃላት ዝነቐለ ኢዩ ብምባል ነጺጋቶ ኣላ።
By Tom Miles GENEVA (Reuters) -
Related: [StarAfrica.com ]
The Commissioners will undertake a first official visit to Switzerland and Italy from 27 November to 4 December 2014 to collect first-
21/11/2014 01:27 AM
Nevsun Resources faces lawsuit over 'forced labour' in Eritrea
[ The Globe and Mail ]
ኩባንያ ዕደና ነቭሱን (Nevsun Resources Ltd)፡ ግዱድ ጉልበት ሰብ ኣብ ምጥቃም ተሓባቢሩ ዝብል ክሲ፡ ኣብ ካናዳ የንጸላልዎ ኣሎ።
Nevsun Resources Ltd., which owns a large copper mine in repressive Eritrea, is facing a lawsuit in Canada alleging the company was complicit in the use of forced labour by local contractors owned by the African country's ruling party and military…Read more
Related Interview: By Dr. Russom Mesfun
21/11/2014 01:27 AM
Eritrean cyclist Dawit Haile wins 3rd stage of Tour de Rwanda 2014 [ EriTV ]
ኤርትራዊ ተቓዳዳማይ ብሽክለታ፡ ዳዊት ሃይለ፡ ኣብቲ 127.5 ኪ.ሜ. ዝሸፈነ 3ይ ደረጃ ዙር ሩዋንዳ ተዓዊቱ። Eritrean cyclist Dawit Haile, yesterday won the 3rd stage of Tour de Rwanda stretching from Musanze to Muhanga, a distance of 127.5 Km. Read more
16/11/2014 12:13 PM
16/11/2014 12:13 PM
UN Security Council Monitoring Group Report on Eritrea
[International Policy Digest]
The Monitoring Group found no evidence of Eritrean support to al-
14/11/2014 13:19 PM
ኣቶ ዓንደብርሃን ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ኮይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ፡-
ኣቶ ዓንደብርሃን፡ ኣብዚ ቀረባ አዋን ኣስታት 690 ገጻት ዘለዋ ንታሪኽን ንህልው ኩነታትን ኤርትራ ብዕምቆት አተንጸባርቕ፡ ‘ኤርትራ ኣብ ቃራና መንገዲ’ (Eritrea at a Crossroads) ዘርእስታ መጽሓፍ ብቋንቋ አንግሊዝኛ ኣሕቲሙ ንኣንበብቲ ኣብቂዑዋ ኣሎ።
ምስ ራድዮ ኤረና ዘካየዶ ኣገዳሲ ቃለመጠይቕ፡-
ብተመሳሳሊ፡ ምስ ኣዝማሪኖ.ኮም (ርእሶም መስፍን) ዝገበሮ ቃለመሕትት ድማ፡-
14/11/2014 13:19 PM
UNHCR፡ ሎሚ ዕለት 14 November 2014 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓሰርተ ኣዋርሕ ናይ 2014 ብሰለስተ ዕጽፊ ከምዝነሃረ ገሊጹ። ብተመሳሳሊ፡ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝኣትዉ ቁጽሪ'ውን ከምዝነሃረ ይጠቅስ። ኣብዘን ዝሓለፋ ዓሰርተ ኣዋርሕ ናይ 2014 ጥራይ፡ ኣስታት 37,000 ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ዕቕባ ከምዝሓተቱ ሓቢሩ። ቁጽሪ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ናብ ኤውሮጳ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 13,000 ከምዝነበረ'ውን የመልክት።
ካብ መጀመርታ ናይዚ ዓመት'ዚ ጥራይ፡ ልዕሊ 10,700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሱዳን ከምዝኣተዉ ኣፍሊጡ። እዚ ድማ ይብል እቲ ጸብጻብ፡ ልዕሊ 1,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ነፍሲወከፍ ወርሒ ናብ ሱዳን ኣትዮም ማለት'ዩ። ኣብ ኢጣልያ ዘሎ ቢትጽሕፈቱ ከምዝጸብጸቦ፡ ካብቶም ብባሕሪ ብጃላቡ ናብ ኢጣልያ ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝኣተዉ፡ እቶም 22% ሚእታዊት ኤርትራውያን ምዃኖም ሓቢሩ።
ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ (October) 2014 ጥራይ፡ ትሕቲ-
13/11/2014 04:12 AM
መቓብር ህሉዋት
ሓቀኛ ምስሊ ኣብያተ ማእሰርትን ፍሉይ ቤት ፍርድን ኤርትራ
ደራሲ፡-
ብዝሒ ገጻት 427
መቓብር ህሉዋት ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ብዝሙርኮስ ቀጥታዊ ተሞኩሮ ደራሲ ዝተጻሕፈት ኣዚዩ ዓሚቚ ዝርዝራት ዘለዋ መጽሓፍ እያ። እዛ መጽሓፍ 'ዚኣ ኣልዒላቶ ዘላ ዛዕባን እትጠቕሶን ፍጻሜታት ኣዚዩ ዝርዝራዊ ብምዃኑ ናይ ሓበሬታ ሃጓፍን ግድፈትን የብላን። ደራሲ ንኹሉ እቲ ዘጋጥሞ ኩነታትን ዝሓለፎ ብደሆን ኣብዛ 15 ምዕራፋት ዘለዋ መጽሓፉ ብምልኣት ተዘንትዩ ኣሎ። በዚ ኸኣ ደራሲ ኣብ ኩሉ እቲ
ዝሰርሓሉ ዝነበረ መንግስታዊ ትካላትን ቤት ማእሰርትን ፍሉይ ቤት ፍርድን ዝነበረ መስርሕ ንነበበቲ እዛ መጽሓፍ ከም ስእሊ ኣቕሪቡልና ኣሎ። እቲ ዝተረፈ፡ ነዛ መጽሓፍ ገዚእና ብምንባብ ትሖዝኣ ምድህሳስን ምስትምቓርን እዩ። መጽሓፍ መቓብር ህሉዋት ኣብ ኤውሮጳን ኣመሪካን ተዘርጊሓትልኩም ኣላ።
ንዝያዳ ሓበሬታ Stefanos Temelso ኣብ FACE BOOK ተወከሱ። ኣቶ እስጢፋኖስ ተመልሶ ምስ ቲቪ-
08/11/2014 00:33 AM
Its focus on potash, however, was sharpened in 2009 when, following careful research into the characteristics of the Danakil Depression that straddles Ethiopia and Eritrea, it was granted exploration tenements for the Colluli concession in southern Read more እቲ ኣብ ኤርትራ (ደንካልያ) ተጀሚሩ ዘሎ ናይ ፖታሽ (ማለት፡ ድኹዒ ንምፍራይ ዘገልግል ማዕድን) ዕደናዊ ፕሮጀችት፡ ዓቢ ዓለማዊ ዕዳጋን ኣስተዋጽኦን ከምዝህልዎ Business Excellence Magazine ኣብ ዝገበሮ መጽናዕቲ ኣሚቱ። ዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ
04/11/2014 17:16 PM
See Related: ምስዚ ዝተኣሳሰር ኣቐዲሙ ንህዝቢ ዝተዘርግሐ ጽሑፍ (እማመ) ኣብዚ ጠውቑ። ከምኡውን ቃለመጠይቕ፡ ኣብዚ ጠውቑ። ንውጽኢት ዋዕላ ዝምልከት ቃለመጠይቕ ምስ ኣዳለውቲ ናይቲ ዋዕላ (ድምጺ ኣሰና)
04/11/2014 17:16 PM
ዝኽሪ ንሓርበኛ ሃገራዊ ዶር ተወልደ ተስፋማርያም (ወዲ ቫካሮ) – ለንደን – ዓባይ ብሪጣንያ
ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ; ብመጠን እቲ ረዚን ኣበርክቶኦምን ዓሙቕ ሓዘን ህዝቢ ኤርትራን፡ ወግዓዊ ናይ ምፍናውን ዝኽሪን ስነ-
ኣድራሻ፡-
05/11/2014 15:49 PM
ቃለ ምልልስ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ -
ርእይቶኦም ብዛዕባ፡ ንኤርትራ ዝምልከት፡ ኣብ " ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ " ዘርእስታ ናይ ኣቶ ገብሩ ኣስራት መጽሓፍ ዝተላዕለ ጉዳይ። ብመጠን ንህውሓት ነዊሕ ዝመርሑ ኣቦይ ስብሓት ነጋ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ዝጸሓፉዋ ‘’ልኡላውነትን ዴሞክራስን ኣብ ኢትዮጵያ’’ ዘርእስታ መጽሓፍ ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው። ኣብ ርክባት ህውሓትን ውድባት ኤርትራን ብፍላይ ድማ ኣብ መንጎ ህውሓትን ህዝባዊ ግንባርን፣ ኣብ መንጎ ህውሓትን ግገህትን፣‘’ሕንፍሽፍሽ’’ ተባሂሉ ብዛዕባ ዝፍለጥ ውሽጣዊ ቅልውላው ህውሓት፣ ኩነታት ግዕዝይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝብሉን ካልኦትን ጉዳያት ኣልዒልና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ ቃለመሕትት ገብሩ ኣስራት
02/11/2014 21:38 PM
CKDU ራድዮ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
ታሪኽ ማትኣ ካብ 1960 -
ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ይትባረኽ ገብረትንሳኤ።
ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
01/11/2014 04:39 AM
[ www.vagazette.com ]
ROME (Reuters) -
01/11/2014 05:07 AM
Eight Ethiopian Air Force Pilots Defects to Eritrea
[TesfaNews]
By TesfaNews, OCTOBER witnessed a record-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |