|
|
27/01/2015 04:11 AM
Reported Release on Bail of Six Journalists in Eritrea -
[ U.S. DEPARTMENT of STATE ]
The United States welcomes reports of six journalists released on bail in Eritrea. We note with deep concern that the government continues to detain other journalists, reportedly as many as 17. We encourage the government to take immediate steps to release these additional detainees, መንግስታዊ ኣፈኛ-
24/01/2015 23:40 PM
Six Eritrean journalists released after nearly six years in prison
Reporters without borders (press release)
“We are delighted to learn of the release of these six journalists, which is an exceptional development in the terrible conditions prevailing in Eritrea, said Cléa Kahn-
22/01/2015 21:15 PM
ዝኽሪ ጅግና ስዉእ ወዲ ዓሊን ብጾቱን
ድምጺ ውጹዓት፡ ጅግና ስዉአ ወዲ-
እታ 21 ጥሪ 2013፡ ኣብ ፎርቶ ከተማና ኣስመራ፡ ዝወላዕካያ ናይ ሓርነት ሽግ ፡ መመሊሳ ክትጥጥዕ ኢያ። ስምካን ስም ብጾትካን ድማ ወትሩ ብሓበን እናተዘከረ ክነብር ኢዩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንኹሎም’ቶም ኣብታ መዓልቲ ጅግንነትካ ዝተወፈዩ!
21/01/2015 01:48 AM
ራድዮ-
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ኣካላት ዓውደ-ከም፡-
ኣብዚ ናይ ሕጂ ተኸታታሊ መልእኽቱ፡-
1) ሓያል ጎኒና ኣለሊና ንቃልሲ ክንቅርቦ፡ ድኹም ጎኒና ድማ ንሓዋሩ ክንድርብዮ፡ 2) ቀላጽምና ከነተሓባብር ከምዘሎና፡ እዚ ድማ ዝጽግም ከምዘይኮነ፡ 3) ዓወት ከጨብጠና ዝኽእል ስትራተጂ ምስኣል ግድን ክንሓልፎ ዘሎና መንገዲ ስለዝኾነ፡ ዓወት ዘምጽኣልና ስትራተጂ ምስኣል ከምዘድሊ፡ 4) መፍትሒ ኩሉ ስትራተጂና፡ ዋንነት ሃገር ናብ ኢድና ንምምላስ ይኹን፡ ዝብላ ኣርእስቲታት ሒዙ ቀሪቡ ኣሎ።
ተወሳኺ፡ ንኣከያይዳ መንግስቲ ኤርትራ ዝምልከት ትንተናታትን ኣስተምህሮን ብኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
21/01/2015 01:48 AM
መብርሂ ብዛዕባ ኣሰራርሓ መርማሪት ኮሚሽን ብጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ (The UN Commission of Inquiry on Eritrea)
ቀዳም ፡ ዕለት 19 January 2015: ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ንኣሰራርሓ፡-
15/01/2015 01:57 AM
ድምጺ-
ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ገዲም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኮይኑ፡ ብሓላፍነት ክሳብ፡ ፕረሲደንት ኣስመራ-ዩኒቨርሲቲ፡ ፕረሲደንት ሃገራዊ ባንክ ኤርትራ፡ ከምኡ’ውን ኣምባሳደር ሃገረ-
21/01/2015 01:48 AM
Eritrean Athlete Teklemariam Medhin ranks first in 33th International Cross Country Competition
[ eritrea-
Eritrean Athlete Teklemariam Medhin ranks first in 33th International Cross Country Competition – ኣትለት ተኽለማሪያም መድህን፡ ኣብ መበል 33 ኣህጉራዊ ቅድድም ጉያ መሮር፡ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ።
15/01/2015 01:57 AM
ሰሚናር ብሓዳስ መሪሕነት፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ -
[ ፓልቶክ ስመር፡ ገዛ ቁ. ሓደ Eritrean Smerrr for Change Room-
ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2014፡ መሪሕነት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ህጹጽ ኣኼባ ምክያዱ ዝፍለት ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ፡ ሓዳስ መሪሕነት መሪጹ ድማ ወጺኡ። ወከልቲ ናይታ ዝተመርጸት ሓዳስ መሪሕነት፡ ማለት፡-
Related: ቃለመሕትት ምስ ዶ/ር ርእሶም መስፍን፡-
09/01/2015 23:07 PM
[ kidanemhret.com ]
መብዛሕትኦም መንእሰያት፡ ተጠቀምቲ ድራግ ወይ ሓለፋ ናይ ዝተፈላለዩ ሓደገኛ ዓይነት ድራግ ዘለዎም ኣይኮኑን። ግን'ከ፡ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ውሑዳት መንእሰያት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ድራግ (ዕጸ-
ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታትን ምኽሪን፡ ኣብዚ ጠውቑ
05/01/2015 00:56 AM
ኣቦ ወንበር ኮምሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ነበር ዶር በረኸት ሃብተስላሰ፣ ብሕግን ቅዋምን ተማሓዲርካ ንምንባር ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ባህግን ድሌትን ብመደረ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ክመውት ከምዘይክእል ገሊጹ።
[Assenna.com ኣሰና]
ኣቦ ወንበር ኮምሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ነበር ዶር በረኸት ሃብተስላሰ፣ ብሕግን ቅዋምን ተማሓዲርካ ንምንባር ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘሎ ባህግን ድሌትን ብመደረ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ክመውት ከምዘይክእል ገሊጹ። Read more
ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
03/01/2015 20:08 PM
ድምጺ መድርኽ፡-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ ምስዚ ዝተኣሳሰር፡ ቃለመሕትት ምስ ራድዮ-
02/01/2015 04:31 AM
በቲ ትማሊ ዕለት 31/12/2014 ዝሰማዕኩዎ ልቢ ንጹህ ኤርትራዊ ዝኹምተረ ቃለ-
እቲ ቅርሲ ቀዳሞት *ስድቢ ኣቦታትና
ሃብቲሙን ማዕቢሉን ብጻዕሪ ምሁራትና
ህዝቢ ተዛትዩ ምስ በሎ 'ይርሓሰና'
ኣብ ቀይዲ ኣእቲዩዎ መላኺ ሃገርና
ፍርዲ ከይረኸበ ከምቶም ጀጋኑና
ኣብ ማሕዩር በልዩ ሙማቱ ኣርዲኡና!
ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
01/01/2015 22:28 PM
Asmarino Com (ኣዝማሪኖ)
01/01/2015 18:21 PM
መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት 2015
መርበብ ሓበሬታ፡-
ኣብ ውሽጢን ኣብ ወጻኢን እትርከብ፡ ክቡር ህዝቢ ኤርትራ!
እንቋዕ ናብ 2015 ዓመት ክንርኢ ኣብቃዓና።
እዛ ሓዳስ ዓመት 2015፡-
ኩሉ ሕሰማትና ተቐንጢጡ፡ ሰላምን ራህዋን ክወርደና፡ ፈቐዶኡ ዝተበታተነት ስድራቤት እትጠራነፈላ፡ ወረ ኣውያትን ስቅያትን ንሓዋሩ ዘብቃዓላ ዓመት: ክትኮነልና፡ መርበብ ሓበሬታ ስኒትና (www.snitna.com) ሰናይ ትምኒታ ትገልጽ።
በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕነት ህዝቡ ከም ህጹጽ ጉዳይ ወሲዱ፡ ጉድለታቱ ኣሪሙ: ብዓቢይ-
ሰላምን ራህዋን ንህዝቢ ኤርትራ!
መርበብ ሓበሬታ ስኒትና (www.snitna.com)
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |