|
|
Voice of Assenna: Report on the Successful Justice Seekers Demonstration in New York
29/06/2015 21:56 PM
Message by Eritrean Religious Leaders, Geneve, 26 June 2015.
መልእኽቲ በመራሕቲ ሃይማኖት፡ ኣብ ኣጋጣሚ ናይ ጀነቫ ሰላማዊ ሰልፊ፡ 26 ሰነ 2015።
http://shekortet.com/content/radio-
27/06/2015 00:25 AM
EU leaders agree to relocate 40,000 migrants
EU leaders holding late-
Summit chairman Donald Tusk said 40,000 would be relocated to other EU states over the next two years. Read more
26/06/2015 15:20 PM
ሳላኻ’ዩ ደላይ ፍትሒ!
Highlights of Geneva Demonstration, 26 June 2015, in support of UN Commission of Enquiry Human Rights Eritrea.
ሰላማዊ ሰልፍታት ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ።
See also Related:
26/06/2015 06:02 AM
ይውሰድ ዓመተ ዓመተ
ይውሰድ ልደተ ልደተ
ንህልቂት ጸብጻብ ዝሃበተ
ንብላሽ ኣይኮነን ዝኸረተተ።
26/06/2015 08:27 AM
Eritrean Justic-
ሰላማዊ ሰልፊ ብደለይቲ-
ሎሚ ዓርቢ ዕለት 26 ሰነ 2015 ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣሽሓት ደለይቲ-
ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት፡ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ማእከል ኣዲስ-
ምስዚ ዝተኣሳሰር / Related:-
25/06/2015 22:41 PM
ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል፡ ንደገፍ ጸብጻብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ። [ASSENNA NEWS]
25/06/2015 22:41 PM
ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ ዋሽንግቶን ዲሲ (19 June 2015)፡ ንደገፍ ጸብጻብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ።
[ YouTube -
እዚ ኣብ ዲሲ ዝተካየደ፡ ንጸብጻብ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ደገፎም ንምግላጽ ኮይኑ፡ ድሕሪቲ ናይ ሰልፊ ስነስርዓት፡ ህዝባዊ ኣኼባ እውን ተኻይዱ ነይሩ። እዚ ሰልፊ’ዚ ብህዝባዊ ምልዕዓል ንፍትሒ -
24/06/2015 15:12 PM
Commission of inquiry on Eritrea: Meetings 23 -
ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ኣብ መጋባእያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት:-
[UN Web-
23/06/2015 18:26 PM
ደገፍቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾኑ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ትማሊ ዕለት 22 ሰነ 2015፡ ኣብ ጀነቫ ስዊዘርላንድ፡ ኣንጻር ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት፡ ደው ብምባል፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ድምጺ ኣመሪካ፡ ነዚ ዝምልከት ምስ ኮሚቴ ናይቶም ሰልፈኛታት ቃለመጠይቕ ኣካይዳ ኣላ፡ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ። ብተመሳሳሊ ምስ ኤሪቲቪ ዝተኻየደ ቃለመሕትት ድማ ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።
ሎሚ ዕለት 23 ሰነ 2015፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UN Human Rights Council)፡ ንጉዳይ ሰበኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣመልኪቱ ብኤርትራን ብካልኦት ሃገራትን ዝቐረበ ጸብጻባትን ርእይቶ ኣባላት ሃገራትን ክሰምዕ ጀሚሩ ኣሎ። ብወኪላት ሃገራት ዝቐረቡ ርእይቶታት፡ ብዘይካ ናይ ቻይና፡ ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐረበ ጸብጻብ ብምድጋፍ፡ ኤርትራ ድማ ምትሕብባርን ምምሕያሽን ክትገብር ዝጸውዐ ኢዩ ነይሩ። እቲ ዛዕባ ቀጻሊ ኮይኑ፡ ዓርቢ ዕለት 26 ሰነ ድማ ውሳኔ ክወሃብ ትጽቢት ይግበር።
Related/ ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
ምስዚ ዝተኣሳሰር / Related:-
20/06/2015 13:26 PM
How Demhit Came to Eritrea and What is their Objectives -
Eritrean Government supporting and arming the Ethiopian opposition Demhit.
ደምሕት ብኸመይ ናብ ኤርትራ መጺኡ? ዕላማኡ’ኸ እንታይ ነበረ? መንግስቲ ኤርትራ ዘካይዶ ምድጋፍን ምዕጣቕን ተቓዋሚ ውድብ ደምሕት ከመይ ይመስል? ብ’ጋዜጠኛ ሰናይ ገ/መድህን ኣብ ራድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. Radio SBS ኣውስትራልያ።
20/06/2015 00:56 AM
ጻውዒት ሰላማዊ ሰልፊ ንደገፍ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ጀነቫ፡ ዓርቢ 26 ሰነ 2015
ምስዚ ዝተኣሳሰር (Related)፡-
19/06/2015 19:12 PM
ሕድሪ ሰማእታትና ምፍጻም፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ፡ ዘይስገር እዋናዊ ሓላፍነት ኢዩ።
See also related / ምስዚ ዝተኣሳሰር
19/06/2015 19:12 PM
ጡረታ ጌርኩሞ!
ብሓውኹም መሲናስ
ወዲ ሰብ ከም ዓሳ ካብ ጐልጎል ክትገፉ
ኣሪግኩም ቆንቊንኩም እንካብ ትስነፉ
ኣቱም *እምሄዋትና ሎምስ'ባ ኣዕርፉ
ክሳዕ ግዜ ሞትኩም ስልጣን ከይትገድፉ
መብጽዓ ኣሎኩምድዩ ናይቶም ዝሓለፉ!?
17/06/2015 02:22 AM
The Stream -
[Al Jazeera English]
14/06/2015 19:42 PM
Eritrean cyclist's hopes for Tour de France ኤርትራዊ ተቓዳዳማይ ናትናኤል ብርሃነ፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ቱር-
BBC News
MTN Qhubeka have announced their 11-
Similar News: [TesfaNews] Daniel Teklehaimnaot: #Dauphine 2015 Polka dot Jersey Winner
13/06/2015 23:28 PM
Radio Aserna show 13 June 2015
ዝሓለፈኩም መደባት፡ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
13/06/2015 20:30 PM
Eritrean Forum for National Dialogue (EFND) -
መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ -
መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፡ ብሓያል ጻዕርን ቃልስን ደለይቲ ፍትሒ ተቓለስቲ፡ ብርኽበት መርማሪ ኮሚሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ንዝተረጋገጸ ወጽዓን በደልን ኤርትራውያን ብምድጋፍ ኣብ ከተማታት ዋሽንግቶን ዲሲን ጄነቭን ክካየድ ተወጢኑ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ልዑል ደገፉ ይገልጽ። Read More
ምስዚ ዝተኣሳሰር (ፈነወ ራድዮ)፡-
08/06/2015 02:42 AM
[ YouTube-
እዚ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራ ንድሕነት ሃገር፡ ጨንፈር ትሮንድሃይም ኖርወይ፡ ምስ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ፡ ኣብ 20 ታሕሳስ 2014 ዝተኻየደ ኢዩ። ኣብዚ ኣኼባ'ዚ ዝተላዕሉ ዛዕባታት፡-
Related ተመሳሳሊ:-
08/06/2015 17:10 PM
UN Inquiry reports gross human rights violations in Eritrea ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ጃምላዊ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከምዘሎ፡ ሎሚ 8 June 2015 ብ’ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ።
[ www.ohchr.org ]
GENEVA (8 June 2015) -
Full Report and supporting documentation ሙሉእ ጸብጻብን መረጋገጺ ሰነዳትን See here ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
Read more stories related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜናታትን ጸብጻባትን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
06/06/2015 20:55 PM
Radio Aserna show 06 June 2015
ይትባረኽ ገብረትንሳኤ (ኣካያዲ ራድዮ ኣሰርና) ብኣጋጣሚ መበል 24 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ኤርትራ፡ ነዚ ብክቡር መስዋእቲ ዝረኸብናዮ ናጽነት ዘንጸባርቕ፡ ንሕድሪ ሰማእታት ሃገርና ዝዝክርን ኣብ መንጎ ጎረባብቲ ሃገራት፡ ብፍላይ ከኣ ነቲ ብሓባር መስዋእቲ ከፊሉ ዝተዓወተ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዘለዎ ጽቡቕ ናይ ሰላም ድሌት፡ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።
ዝሓለፈኩም መደባት ራድዮ ኣሰርና፡ ኣብዚ ጠውቑ።
05/06/2015 18:20 PM
[Asmarino Indepndent ]
ኣራራት ኢዮብ፡ ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ፡ መሃሪን መዓዲን ዝኾነ ተኸታታሊ ጽሑፋት ንኣንባቢ ተቕርብ ኣላ። ነዚ፡ ኩሉ ክርእዮ፡ ክመሃረሉን ከሀብትምን ኣገዳሲ ዝኾነ ተኻታታሊ ጽሑፋት፡ ንምክትታል እምበኣር፡ በዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ከተንብቡ ትኽእሉ፡-
05/06/2015 19:06 PM
86 Eritrean migrants 'kidnapped by Isil' in Libya ቅድሚ ትማሊ ሮቡዕ ወጋሕታ (03 June 2015)፡ 86 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ሞዕራባዊ ወገን ሊብያ፡ ብመኪና እናተጓዓዙ፡ መጥቃዕቲ ወሪዱዎም፡ ብጉጅለ “ኣይሲል” ተጨውዮም ተወሲዶም።
[ Telegraph.co.uk ]
The militants struck at dawn on Wednesday morning, stopping the vehicle before separating Christian refugees from their Muslim counterparts, according to Meron Estafanos, the co-
01/06/2015 16:12 PM
እዋናዊ ማዕዳን ጻውዒትን ንኹሎም ኤርትራውያን፡ ብክልተ ምሁራት ኤርትራውያን
[ ራድዮ ኤረና 01 June 2015 ]
ገዲም ተጋዳላይ ክብሮም ዳፍላ(ጸጋም) ከምኡ’ውን ዶ/ር ምስግና ገብረመድህን (የማን)፡ ኣብ ራድዮ ኤረና ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፡ ንህሉው ተኣፋፊ መድርኽን ኩነታትን ሃገርና፡ ብምልዓል፡ ከም ኤርትራውያን ክንስከሞ ዝግባኣና ሓላፍነት፡ ለበዋ ኣመሓላሊፎም። ከምኡ’ውን፡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዕርቂን ሰላምን ንምስፋን፡ ልዑል ተስፋ ከምዘሎ ዶ/ር ምስግና ክገልጽ ከሎ፡ ክልቲኦም፡ ብኣብነታት ኣሰንዮም መብርሂ ሂቦም ኣለዉ።
05/06/2015 19:06 PM
Gunmen attack, kidnap Eritrean asylum seekers in Sudan: UN ትማሊ ሓሙስ (04 June 2015)፡ 14 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን ናብ መዓስከር ብመኪና እናተወስዱ ከለዉ፡ ብመንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ብሓይሊ ከምዝተጨውዩ ወኪል UN ሓቢሩ።
[ Press TV ]
The United Nations says unidentified gunmen have attacked a group of Eritrean asylum seekers in the eastern part of Sudan, kidnapping 14 of them. On Thursday, the spokesman for UN High Commissioner for Refugees, Nicolas Brass, said based on the …Read more
01/06/2015 16:12 PM
One thousand rescued migrants mainly from Eritrea disembark in Sicily
[ Ukraine Today ]
ትማሊ፡ ዕለት 31 May 2015: ኣስታት 200 ትሕቲ-ኤርትራውያን ዝኾኑ፡ 1000 (ሓደ ሽሕ) ስደተኛታት ካብ ሓደጋ ማእከላይ ባሕሪ ምድሓኖም፡ ‘ዩክረይን-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |