|
|
27/07/2015 22:45 PM
ድምጺ ኤርትራ -
በረኸት ኣብርሃም (ግዳይ ቤት- ዝተሰውኡ ጀጋኑ ደቂ ኤርትራ እናዘከረ፡ ኣዕሊሉ ኣሎ።
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
24/07/2015 11:59 AM
Jon Snow quizzes Yemane Ghebreab, special adviser to Eritrea’s President Isaias Afewerki, over its migrant exodus and military service record.
[Channel Four News]
See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
24/07/2015 03:18 AM
ድምጽና (Our Voice) ዝብሃል ብሞያውያን ኤርትራውያን ዝቖመ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምምጻእ ዝነጥፍ ሓዱሽ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ብህጹጽ ንምምስራት ዘኽእል ናይ ስራሕ ውጥን ዘርጊሑ።
[By assenna ኣሰና.ኮም ]
“ ተልእኾ ዲሞክራስያዊ መሪሕነት፣ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ድምጽና፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንኹሎም ዜጋታት ዘሳትፍ፣ ተሓታትነትን ቀጻልነትን ዘለዎ ቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ምምስራት ከም መዳለዊ ኣካል ምዕያይ እዩ።” ድሕሪ ምባል፣ “ ዕላማና ኣብ ኤርትራ ናይ ስርዓት ለውጢ ብምምጻእ፣ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ናብ ህዝቢ ምርካብ እዩ” ይብል። Read more
Related papers/ ምስዚ ዝዛመድ ጽሑፋት፡-
23/07/2015 17:30 PM
ተራ ምሁራትና፡ ኣብ ምምእዛን ዝተደናገረ ህዝቢ፡ ከምኡ'ውን ኣብቲ ለውጢ ንምምጻእ ዝግበር ቃልሲ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲን ዕዙዝን ኢዩ። ሓፋሽ ህዝቢን ምሁራትናን ነዚ ሓቂ’ዚ ተገንዚብና ብግቡእ ክንረብሓሉ ይግባእ ።
ካብ ሓደ ሕምሲት ክሳብ ሓደ ርብዒ ዝኸውን መንእሰይ ወለዶና፡ ብምረት ናብራ ዝኣክል፡ ዓዱ ገዲፉ ናብ ስደት ሃጽ እናበለ ይጠፍእ ኣሎ። እዚ ዝኾነሉ ኸኣ፡ ኣብ ሃገርና፡-
ኣቶ ቀለታ ኪዳነ (የማን)ን፡ ኣቶ ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ (ጸጋም)ን፡ ክልቲኦም ዝሃቡዎ ኣገዳሲ እዋናዊ ርእይቶታት ኣብ ናይ 17 ሓምለ 2015 መደብ ድምጺ መድርኽ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፡ ኣብቲ ናብ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ዝተጻሕፈ ቅሉዕ መልእኽቲ፡ 'ባዕላ ሰቒላቶ ረሓቓ፡ ባዕላን ሰንኪታቶ ብሓቔ' ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዝቐረበ፡ ሓደ ካብቲ ዘይሕለል ድሌት ንሰላም፡ ብኤርትራውያን ሃገራውያን ኢዩ። ብጽሞና ምስምዑ ድማ ኣገዳሲ ኢዩ። ኣብቲ ዝቐጸለ መደብ ድማ፡-
እምበኣር፡ ኩሉ ኤርትራዊ ንሓድሕዱ ኢሂን ምሂን ክበሃሃልን ቀዳምነታቱ ከለሊን ኣገዳሲ ኢዩ። ኣይንፈላለ! ስኒትና.ኮም
22/07/2015 05:30 AM
እቲ ቃልሲ ነይሩ ኢዩ፡
ንቕድሚት ዝደፍኦ ዝሰመረ ሓይሊ መንእሰይ ግን የድልዮ።
እዚ ድማ፡ እዋናዊ ጠለብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ኢዩ።
Interview with Ambassador Adhanom Ghebremariam
ቃለ-
ሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ።
21/07/2015 17:52 PM
Thank you message -
My children and I wish to express our heartfelt gratitude and sincere appreciation to all callers, to all Eritreans and beyond Eritrea who showed their support during our bereaved time and during the emotional radio show to remember Berhane’s death and agony while he was going through torture at the hands of our enemy. Read more
19/07/2015 00:32 AM
(ካብ ሓውኹም መሲናስ)
እዚ እስራኤላውያን ብቐጻሊ ዝወስዱዎ ዘለዉ ንዜጋታትና ናይ ምህሳይ ስጉምቲ ብቕጽበት ደው ኪብል ኣለዎ! ንሕና ኤርትራውያን ንግዜኡ 'ዜጋታተይ ተበዲሎም' ኢሉ፡ እሕሕ ዚብል መንግስቲ ስለ ዘይብልና፡ ኣብ ዝኸድናዮ፡ ኩሉ ሓያልን ድኹምን ክሃስየናን ክዕምጸናን ይርአ ኣሎ! ኣይሁዳውያን ግን እምብዛ ኣብዚሖሞ! ኤርትራውያን’ኮ ሎሚ ኣይኮናን ንእስራኤል ፈሊጥናያ! ቀደም፡ ቅድሚ ናጽነትና ብጀጋኑ ሰማእታትና ምጉንጻፍናውን ንፈልጣ ኔርና ኢና። ሻቡ ግን …Read more
19/07/2015 00:32 AM
ዝሓለፈኩም መደባት ራድዮ ኣሰርና፡ ኣብዚ ጠውቑ።
18/07/2015 00:52 AM
Eritrean translators 'intimidating refugees' in Germany ኣብ ጀርመን ዘለዉ ኤርትራውያን ኣስተርጎምቲ፡ ‘ንስደተኛታት የፈራርሁ ኣለዉ’
[ www.dw.com ]
Eritrean translators are deliberately mistranslating the testimonies of refugees during their hearings, according to dissidents' groups in Germany. Some are even intimidating them into hiding human rights abuses.
16/07/2015 20:29 PM
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ 2700 ስደተኛታት ድሒኖም
{ Erena.org ]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2700 ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝደሓኑ ሓለዋ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ብሮቡዕ 15 ሓምለ ዝተኻየደ፣ ኣብ 13 ጀላቡ ንዝነብሩ 2 700 ስደተኛታት ናይ ምድሓን ስርሒት፣ ሓይሊ ባሕሪ ጀርመንን ሓካይም ብዘይ ዶባትን'ውን ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ።
ኣቐዲሙ: ታጁራ ኣብ ዝተባህለ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ናይ ዝጠሓሉ ኣስታት 100 ሬሳ ከምዝተረኽበ ሰበ ስልጣን ኢሚግሬሽን እታ ሃገር ጠቒሶም'ዮም። Read more
15/07/2015 17:20 PM
By Kiki Tsegai (Martyr Berhane Tesfamariam’s wife) ብ’ኪኪ ጸጋይ (በዓልቲ ቤት ስዉእ ብርሃነ ተስፋማሪያም -
KAAL N ZENAAT N
That our kids will be raised with pride,
and never be hungry.
That I would double a blanket to keep them warm in their sleep.
But above all, I gave you a promise that I would raise them in your shadow. Read more
15/07/2015 17:20 PM
RIP Eritrean Veteran artist Mr Asres Tessema passes away, age 81, on 11 July 2015. ገዲም ምኩር ስነጥበብ፡ ኣቦና መምህር ኣስረስ ተሰማ፡ ኣብ 81 ዕድመኦም ብ’11 July 2015 ዓሪፎም።
[ Eritrean Television by Eri-
ኣቦና መምህር ኣስረስ ተሰማ፡ ኣብ ታሪኽን ባህልን ከምኡ’ውን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ: ዓቢ ጽልዋ ዝገበረ፡ ብዙሕ መሃሪ ጽሑፋትን ድርሰታትን ዘበርከቱ: ከምኡ’ውን ሓደ ካብ መስረትቲ ማሕበር ትያትር ኣስመራ (ማትኣ) ኢዮም። ሞት ናይዞም ኣቦ’ዚኦም፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ክሳራ ኢዩ። ንመዋቲ መንግስተ-
15/07/2015 02:51 AM
እዚ ሰሚናርዚ ንኹሉ ኽፉት ኢዩ። ካብ ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪካዊ ማሕበራትን ተወኪሎም ዝመጹ ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይዚ ሰሚናርዚ ክኾኑ ዓቢ ትጽቢት ኣለና። ነዚ ሰሚናርዚ ዓቢ ኣበርክቶ ክገብረሉ ኢዩ ኢልና እንኣምነሉ፡ ኣብ ናይ ጀንቫ ዓወት ርኡይ ግደ ዝተጻወተ ናይ ሕጊ ምሁርን ህርኩት ተንቀሳቓሳይ ሰብኣዊ መሰላትን ዶክተር ዳኒኤል ረዘነ ተሳታፋይ ናይዚ ሰሚናር ክኸውን ኢዩ።
ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ኣብ ፈስቲቫል ፍራንክፎርት 2015 ክሳተፍ ንዕድም ። ድሕሪ ዓወት ጀነቫኸ እንታይ? ንዝብል ሕቶ ድማ መልሲ ሒዙልና ክመጽእ ንጽውዕ። Read more
13/07/2015 04:35 AM
ኣብ 1978 ኣብ ኣዝዩ ኣሰቃቒ መርመራ ናይ ስርዓት ደርግ (ኣብ ግቢ ኣስመራ) ናይ ዝተሰውአ ጅግና ውሽጣዊ ኣባል ህግሓኤ፡ ብርሃነ ተስፋማሪያም (ጸጋማይ ስእሊ) ታሪኹን ዝኽሪን ብበዓልቲ ቤቱ (ኪኪ ጸጋይ) ከምኡ’ውን ብ’መሳርሕቱ ፈዳይን ዝነበሩን (ከም ሕድራይ ፍስሃን-
"Of all the forces that make for a better world, none is so powerful as hope. With hope, one can think, one can work, one can dream. If you have hope, you have everything."
”Peace is a wall we will all create by building it brick-
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
10/07/2015 03:10 AM
ምስዚ ዝተኣሳሰር (Related)፡-
(1) ኤሪ-
(3) The Guardian:
Daniel Teklehaimanot: 'I'm proud to be an Eritrean riding the Tour de France'
(4) Eritrean Daniel Teklehaimanot, Merhawi Kudus Asmara Hero's Welcome. ውዕዉዕ ኣቀባብላ ጎባልል ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ‘ቱር ደ ፍራንስ’ (ዳኒኤል ተኽለሃይማኖትን መርሃዊ ቅዱስን)። [Eri-
06/07/2015 21:25 PM
ትዕዝብቲ ሰላማዊ ሰልፊ ጀኔቫ፡ ካብዚ’ኸ ናበይ?
እዚ ሰሚናር’ዚ፡ ብዕለት 04 ሓምለ 2015፡ ኣብ ፓልቶክ ስመር ሩም -
Related/ተመሳሳሊ ኣርእስቲ፡-
06/07/2015 01:15 AM
(ካብ ሓውኹም መሲናስ)
ናይዞም ብዕለት 22/06/2015 ኣብ ጀነቫ ዝተኻየደ ጥፍኣታዊ ሰልፊ ህግደፍ ዝተሳተፉ መራሕቲ ሃይማኖት ተዋህዶ ተግባር፡ ብሓቂ ዘገርምን ዘሕፍርን ነገር’ዩ! ህዝብና ኣብ ስደት ስለ ዝሰፈረ’ሞ ንኣኡ ንምግልጋል ብዝብል ምኽንያት፡ ጉጅለ ህግደፍ ብካድርነቶም ሓርዩ ናብ ወጻኢ ሃገር ንኽወጹ ስለ ዝፈቐደሎምሲ ብሓሶት ክምስክሩሉ!?
ተመሳሳሊ ርእይቶ፡-
04/07/2015 22:46 PM
ዝሓለፈኩም መደባት ራድዮ ኣሰርና፡ ኣብዚ ጠውቑ።
02/07/2015 22:36 PM
UN orders probe of alleged 'crimes against humanity' in Eritrea
[Yahoo news -
Geneva (AFP) -
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
For the Draft Resolution (ንድፊ እማመ):
02/07/2015 22:36 PM
[TesfaNews]
By Steve Crossman (for BBC Sport), AN AFRICAN rider will stand on the podium at a Grand Tour within five years, says the boss of the continent’s first team to race the Tour de France. Team principal Doug Ryder has two Eritreans and three South Africans in his nine-
01/07/2015 00:35 AM
Human rights situations that require the Council’s attention
Croatia,* Cyprus,* Djibouti,*France, Montenegro, New Zealand,* Somalia:* draft resolution ንድፊ እማመ
29/… Situation of human rights in Eritrea
......9. Decides to extend the mandate of the Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea for a period of one year, and requests the mandate holder to present an oral update to the Human Rights Council at its thirty-
10. Also decides to extend, for a period of one year, the mandate of the commission of inquiry to investigate systematic, widespread and gross violations of human rights in Eritrea with a view to ensuring full accountability, including where these violations may amount to crimes against humanity;
11. Requests the commission of inquiry to present an oral update to the General Assembly at its seventy-
12. Calls upon the Government of Eritrea to cooperate fully with the Special Rapporteur and the commission of inquiry, to permit them and their staff members unrestricted access to visit the country, to give due consideration to the recommendations contained in the reports of the Special Rapporteur, and to provide them with the information necessary for the fulfilment of their mandates, and underlines the importance for all States to lend their support to the Special Rapporteur and the commission of inquiry for the discharge of their mandates;.....Read More pdf
See Related ዝተኣሳሰረ ዜና:-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |