|
|
28/08/2015 17:29 PM
A dedication to Eritrean Women ‘
“There would be neither freedom nor victory without women in the frontline and women in the intricate places of gathering intelligence work.
For, intelligence work is complex and difficult to understand and needs resolve through analyzing many interrelated elements, factors and un-
With hope that society, families and governments will respect and hold women at the highest places during war and post-
24/08/2015 20:25 PM
"ኣቱም ገዛ መዓልኩም?"
"እግዚኣብሄር ይመስገን፡ ከመይ ኢልክን ውዒልክን? እተዋ።"
"እዋይ! ቅዱሳን ዲኽን? ከመይ ኢልክን ውዒልክን? ደሓንዶ ቀኒኽን?"
"ከመይ ኢልክን ቀኒኽን ድርሳን ሓብተይ?"
"ኣምላኽ ይመስገን ደሓን ኢና። ከከ...ከመይ ኢልክን ቀኒኽን? ንዕነ በላ እተዋ?" Read more
23/08/2015 16:20 PM
ብምክንያት ሓደ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ከተማ በርገን ንዕለት 29.08.2015 ክልተ ዓበይቲ መደባት ኣዳሊያ መርሓባ ትብለኩም ኣላ።
1ይ፣ ንህልው ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን ደንበ ተቃውሞን መብሪሂ ክህቡና ክልተ ዓበይቲ ኣጋይሽ ኣዳሊናልኩም ኣለና። Read more
22/08/2015 18:09 PM
Unheralded Eritrean teen bags first gold of athletics worlds ወዲ 19 ዓመት ተቓዳዳማይ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ግርማይ ገብረስላሴ፡ ኣብ ናይ በይጂንግ ኣትሌት ማራቶን ውድድር፡ ቀዳማይ ኮይኑ ብምፍጻም ኣንጸባጸራቒ ዓወት ተጎናጺፉ።
Beijing (AFP)
Beijing (AFP) -gold medal of the Beijing world championships when he sprinted away for a shock victory in the men's marathon on Saturday. ወዲ 19 ዓመት ተቓዳዳማይ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ግርማይ ገብረስላሴ፡ ኣብ ናይ በይጂንግ ኣትሌት ማራቶን ውድድር፡ ቀዳማይ ኮይኑ ብምፍጻም ኣንጸባራቒ ዓወት ተጎናጺፉ።
Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
21/08/2015 18:20 PM
By Kiki Tzeggai
I would like to open this writing with a quote from President Abraham Lincoln to a woman that lost her sons in the war.
President Abraham Lincoln – letter to Mrs. Bixby -
21/08/2015 18:20 PM
[ EMDHR.net ]
ብፈለማ ንዘቕረብኩምለይ ዕድመ ምስጋናይ ምስናይ ልዑል ኣኽብሮት ክገልጽ እፈቱ። ነዚ ዕድመ ተቐቢለ፡ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ፡ ብዛዕባ ኣብ ሓሳብን ስምዒትን ኩልና ዘሎ ጉዳይ ሃገርናን ህዝበናን፡ ጉዳይ ባዕልና፡ ክላዘብ ብምብቀዐይ፡ ንነፍሰይ ዕድለኛ ጌረ እቆጽራ። ነዚ ዕድል እዚ ክውን ዝገበሩ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ድማ ምስጋናን ኣድናቖትን ይግብኦም።
ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን፡ Read more
Related / ምስዚ ዝመሳሰል ኣስተምህሮታት፡ ኣብዚ ጠውቑ።
20/08/2015 18:39 PM
The 1976 killing of the notorious Ethiopian Colonel Beshoou (1976)
By Kiki Tzeggai
The day was later on known as one of the darkest nights of Asmara under occupation.
From inside our houses, we could hear the heavy curfew’s silence. No one was allowed to venture outside. We could hear a voice defying that order and that silence as thick as a heavy curtain draping itself around our beloved city. Read more
20/08/2015 18:39 PM
ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ Minneapolis፡ ብምሁራት ኤርትራውያን፡
ወረቓቕቲ ናይዚ ሰሚናር’ዚ፡-ዎ ዝኽእሉ ሓሳባትን (ኣቶ ኣሕመድ ራጂ)፡ (2) ብዙሕነት፡ ሓድሕዳዊ ምትእምማን ምኹስኳስን ብድሆታት ምምእዛን ሰላማዊ ምስግጋርን ኣብ ኤርትራ (ዶር ኣንገሶም ኣጽብሃ)፡ (3) ርትዓዊ ገምጋምን ጭቡጥ ትንታነን ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራ -
18/08/2015 22:33 PM
. ስቅያት ዝባህሎም ሕሱራት! .
"ዝብኢ ሃዲኑ እንተበልዐስ ተጋግዩ ማለትድዩ!? ኣይተጋገየን፤ ልምዱ'ዩ። ንኹናማኸ ካብ ሽምጣ ንላዕሊ ጥራሓ ኮይና ኢልና ንነቕፋ ዲና!? ኣይንነቕፋን ኢና። ምኽንያቱ፡ ባህላ ስለ ዝኾነ። ህግደፍ ከኣ ኩሉ እከይ ዘበለ ማለት፡ ምእሳር፣ ምጥፋእ፣ ምቕታል፣ ምስዳድ ባህሎም'ዩ! ስለዚ፡ ባህሎም ብምትግባሮም ክንነቕፎም ኣይንኽእልን ኢና!
ኣነስ ዕስራ ዓመት ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ ግዱድ ዕክርና'የ ኔረ። ንህዝቢ ኤርትራ ወይ ንኤርትራ ግን መዓት ዕስራታት ዓመታት ምደገምኩ። Read more
18/08/2015 223:50 PM
ተኸታታሊ ናይዚ ብ'ኤሪቲቪ ቀሪቡ ዘሎ መደብ፡ ከስተውዕለሉ ዝግባአ ነገር፥-
(1) ሽግርን ጠንቂን ስደት፥ ካብ ሱዳን ወይ ሊብያ ዘይኮነስ፡ ካብ ውሽጢ ዓድና ኤርትራ ኢዩ ዝጅምር። ነዚ ግሁድ ሓቂ'ዚ ክኽውል ዝፍትን፡ ሰማዒት ኤርትራዊት አዝኒ'ውን ዝረክብ ኣይመስለንን። ንውሑዳት ግሩሃት ግን ከደናግር ይኸአል ይኸውን። Read more
16/08/2015 14:59 PM
Sheik Abdelkadir Mohammed Kebire
[www.Emnetu.com ብ’እስቲፋኖስ ተመልሶ]
Abdulkadir Mohammed Saleh Kebire, whose name of fame is simply 'Kebire' was born in 1902 in Massawa but some people say that he was actually born in his mother’s village somewhere in Dankalia. The name ‘Kebire’, by which he is known simply means senior or great and was a direct translation of his great grandfather, named "Abe'. Read more
ናይ ቪድዮ ሰነድ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ (ERI-
ናይ ፍሉጣት ኤርትራውያን ታሪኽ ንምጽናዕ ኣብዚ ጠውቑ።
12/08/2015 23:50 PM
ብ’ንኣምን ተኪኤ
ውርጹጽ ጽሓፊ ኳ ኣይኮንኩን ፣ ግን ሕልፍ ሕልፍ ኢለስ: ገለ ሓሳባት፣ ፈይ የብል’የ ። ብቀጻሊ ክጽሕፍ ዘተባብዑኒ ውን ኣይተሳእኑን፣ ጽበት ጊዜ ስለ ዘሎ ግን ኣይ ከምትጽቢቶምን፣፣ ብዕለት 8 ንሃሰ 2015፣ ሓሙሽተ ሃገራውያን ውድባት ኤርትራ፣ ንህልዊ ኩነታት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ፣ ኣመልኪተን ዝጸሓፍኦ ጽሑፍ ምስ ኣንበብኩ፡ …Read more
12/08/2015 23:50 PM
. …ኣደየ ደሃዮም ግበሪ! .
"...ኣደየ ደሃዮም ግበሪ!"
"ቅጫ ዘይጸገቡ ዕምበባ ፍዮሪ
ከም ኣፍ ዕንቊ ምስ ጸበበቶም ምድሪ
ሃጽ ኢሎም ዝጠፍኡ ናብ ምድረበዳ ባሕሪ
ኣደየ ባዕልኺ ደሃዮም ግበሪ!"
ኢለን ይጽልያ ኣለዋ ኣደታት ኤርትራ።
11/08/2015 13:50 PM
[YouTube kerkebet]
ተጋ/መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ጀሚሩ ክሳብ ሕጂ ኣብ ቃልሲ ዝርከብ ሓርበኛ ኣቦና ኢዩ። ሓደ ካብቶም ክቡር ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክውርሱና ዝግብእም ኣያታትና ስለዝኾነ፡ ኣብ ታሪኽ ዝተሞርክሰ ሓበሬታኡ፡ ኣገዳሲ ሰነድ ኢዩ። ስለዝኾነ፡ ክንእክቦ ዝኽኣልና፡ በኸምዚ ዝስዕብ ክትሰምዑዎን ካብኡ ክንመሃረሉን፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ፡-
ክቡራት ተኸታተልቲ፡-
10/08/2015 14:04 PM
ፍትሒ፡ ዲሞክራስያዊ ባህሊ ዝሕይለሉን ዝዕንብበሉን ኩነታት ንምፍጥር መድርኽ ህዝባዊ ልዝብ ክካየድ ትጉስጉስ። ህዝብና ኣብ ዘዝነብረሉ ቦታ ብናይ ሓባር ዕላማ፡ ስትራተጂን ናይ ዓወት-
09/08/2015 23:11 PM
ዕላል ምስ ገዲም ተጋ/
እስቲፋኖስ ገብረሚካኤል ተመልሶ፡ ገዲም ተጋዳላይ ህግሓኤ-ኩሮኡ ኣብ ገድሊ፡ ከምኡ’ውን ህይወት ኣብያተ-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
09/08/2015 01:12 AM
ኣብ ጉዳይ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢርትራን፡
05/08/2015 01:24 AM
. ፍቓድ ዝተዋህቦም! .
ዘይፍለጡ ሰባት ስቪል ዝለበሱ
ፍቓድ ዝተዋህቦም መሰልና ክግህሱ
ዘዕበየ ወላዲ ውሉዱ ኰስኲሱ
ወትሩ *ይምዝጉዎ እንከየተወከሱ! *ይምንጥሉዎ
*ሰገራት መላኺ ኣብ ዝደለዩዎ *ዓሳክር
ውላዱ ካብ ቅርዓት ስለ ዝጨወዩዎ
ምስኪናይ ወላዲ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ...Read more
04/08/2015 23:14 PM
ታሪኽን ምስክርነትን ተጋ/ቢንያም ደበሳይ፡ ኣባል መካናይዝድ ብርጌድ።
[YouTube -
ኣብዚ ታሪኽ'ዚ፡ ቢንያም፡ ብኣካል ዝተሳተፈሉ ወፍሪ ናብ ሃገረ-
03/08/2015 23:44 PM
ኣባል መሪሕነት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ
[ shekortet.com -
ኣቶ ፍስሃጽዮን ገብረ፡ ገዲም ተጋዳላይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኾይኑ፡ ተመኩሮኡ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዝርከቦ፡ ሰለስተ (3ተ) መጻሕፍቲ ንሕትመት ዘብቅዐ ኤርትራዊ ኢዩ። እዚ ክሳብ ሕጂ፡ ምእንቲ ፍትሒን ዲሞክራሲን ቃልሱ ዝቕጽል ዘሎ ሓርበኛ፡ ኣብዚ ምስ ራድዮ ኤረና ዝገበሮ ክልተ-
02/08/2015 19:52 PM
The Need for Unity to End the Eritrean Nightmare – by Prof Araya Debessay. ኣድላይነት ሓድነት፡ ንምሕጻር ክፉእ ተመኩሮ ኤርትራ፡ ብ’ፕሮ ኣርኣያ ደበሳይ።
[ By assenna ኣሰና.ኮም ]
The Need for Unity to End the Eritrean Nightmare An Appeal to ALL [1] Eritreans in the Diaspora Araya Debessay, Professor, University of Delaware, USA Introduction A group who identified themselves as “Our Voice – Eritrea” has recently written two articles. The first was titled, “A Swift, Effective and Lasting Solution … Read More
ትርጉም ትግርኛ (ዳኘው ኣስፋሃ፡ ኦስሎ ኖርወይ)
Related/ምስዚ ዝዛመድ ኣርእስቲ፡-
02/08/2015 23:28 PM
ድምጺ ኤርትራ -
The story of horror, torture and imprisonment in the capital city Asmara, by the government of Ethiopia; a story told by Silla Tekle. Silla was member of EPLF underground movement. ታሪኽ ስቅያትን ማእሰርቲን ኣብ ከተማና ኣስመራ፡ ብ’መግዛእታዊ ስርዓት ኢትዮጵያ። ጅግና ተቓላሲት ሲላ ተኽለ፡ ኣባል ውሽጣዊ ስርዒት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ)፡ ኣዘንትያትልና ኣላ። ኣብዚ መደ’ዚ ናይ ምስጋና መልእኽቲ ብ’ናሆሚ ብርሃነ ተስፋማሪያም፡ ከምኡ’ውን ታሪኽ ብ’ሕድራይ ፍስሃ ቀጺሉ ኣሎ። ተጋ/ሕድራይ፡ ሎሚ ዘቕረቦ ዝርዝር ኣስማት ስዉኣት ኣብዚ ጠውቑ።
ዝሓለፈክም መደባት ድምጺ ኤርትራ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
02/08/2015 19:52 PM
EPDP Winds Up its 2nd Congress with Great Success in Wiesbaden, Germany. ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ: 2ይ ጉባኤኡ ብዓወት ዛዚሙ።
[Harnet.org]
Proceedings of the second congress of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) ended on 30 July with great success in Wiesbaden, Federal Germany, after adopting basic party documents including timely political resolutions and recommendations. Read more
Related / ምስዚ ዝዛመድ፡-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |