15/04/2015 17:12 PM
ሓንቲ ዓለም
ኣስተምህሮታት ብ’ኣማኑኤል ሳህለ
[Assenna.com ኣሰና]
ኣማኑኤል ሳህለ፡ ውሩይ ጸሓፋይን መምህርን ኢዩ። በቲ ኣብ ባህሊ፡ ታሪኽን ስነልቦናን፡ ዘቕርቦ ተኸታታሊ ኣስተምህሮታት ድማ ይልለ። ኣብ መርበብ ኣሰና.ኮም (www.assenna.com): ተኻታታሊ ኣገደስቲ ኣስተምህሮታት የቕርበልና ኣሎ። ገለ ካብዚ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ከተንብቡ ትኽእሉ፡-
- ህዝባዊ ነብሰ-ፍተሻ (national soul-searching) (Nov 05, 2017)
- ተነቃፊ ስፍሪ (critical mass) (April 12, 2016)
- ስልጣን፡ ቅትለት፡ ሓሶት (April 10, 2016)
- ተግባራት ሰብን ታሪኻዊ ሓይልን (March 6, 2016)
- ኤርትራ፡ ግዳይ ጭቆናዊ ሞደልን ዕንደራን (March 3, 2016)
- እተቐየረ ራእይ (February 28, 2016)
- ባህርያት ተፈጥሮን ጣልቃ ምእታውን (February 15, 2016)
- ሓንቲ ዓለም፡ ክልተ ዓይነት ኣተሓሳስባ (Sep 17, 2015)
- ኤርትራ: ፍሉይ መንግስታዊ ተርእዮ (Sep 8, 2015)
- ኤርትራ: ቀጻሊ እትበርስ ዘላ ሃገር (Aug. 30, 2015)
- ኣጋግዮምና…ትእዛዝ ኮይኑና … (August 26, 2015)
- ሪሞ: ካብ ምህሮስ ኣእምሮ (August 18, 2015)
- ኤርትራዊ ድራማ (August 15, 2015)
- ግጉይን ዘየልቦን ስእልታት (August 10, 2015)
- ሃገራዊ ባህርያትና August 7, 2015
- መኸተ ኣንጻር ምሕሳብ August 4, 2015
- እተደናጎየ ህዝባዊ ናዕቢ July 29, 2015
- እተገልበጠ ሕልና July 25, 2015
- ውሽጣዊ ኣእምሮ ውልቀመላኺ July 22, 2015
- መሰል ወድሰብ July 18, 2015
- ፈተናን ተጻዋርነትን July 14, 2015
- ባህልን ምዕባለን July 10, 2015
- ጠንቅን ሳዕቤንን (cause and effect) July 9, 2015
- ባህልን ምዕባለን - ሰይጣን ናይ ክልቴና መኣስ’ዩ ዝሕረድ? Voice of Assenna: