30/10/2015 2314 PM
Foreign Minister attends India-
[shabait]
Asmara, 30 October 2015 -ter Osman Saleh, attended the 3rd India-
Related news: ዝትአኣሳሰረ ዜና፡-
29/10/2015 2025 PM
Justice-
Related news/ ምስዚ ዝዛመድ ዜና
24/10/2015 23:54 PM
ራድዮ ኣሰርና (መደብ 24 October 2015)
ይትባረክ ገብረትንሳኤ፡ ምዑዝ ዝኾነ ጣዕመ-
ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
23/10/2015 23:11 PM
23 October 2015 – The United Nations Security Council today extended the arms embargo on Somalia while also reaffirming its arms embargo on Eritrea. ባይቶ-
[ UN News Centre ]
23 October 2015 – The United Nations Security Council…the Council also extended the mandate of the Somalia and Eritrea Monitoring Group until 15 December 2016, and reiterated its expectation that the Government of Eritrea would facilitate the Group’s entry into that country.…Read more
23/10/2015 23:11 PM
ስፖርት ኣይዲያል (Ideal) ዘይፖለቲካዊ ትካልን ምንቅስቓስን ኮይኑ ተበግሶታቱ ንምሕዝነትን፡ ሰላምን፡ ብኡ ኣገባብ ከኣ ካብ ውሽጢ ሓንቲ ሃገር ጀሚሩ ክሳብ ኣሕጉራዊ ሕብረተ ሰብ ኣብ ዝተፈላልየ ዓይነት ደረጃ ስፖርታዊ ንጥፍታት ብቕዓታቶም ክእለቶም ዘርእይሉን ዝወዳደርሉን ባይታ ወይ ዓውደ ስፖርት፡ ኣብ ኵዕሶ እግሪ፡ ሰኪዔት፡ ቅድድም ብሽክለታ፡ ቅድድም እግሪ ኮታ ብዓለም ለኻዊ ደረጃ ተቐባልነት ዝረኸበ ዜጋታት ንዘጥረይዎ ዓቕምን ክእለትን ተወዳዲሮም ዝሕዝዎ ደረጃን ተርታን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንህዝቦም መሓዙቶምን ከም ምርኢት ሓባራዊ ኣህጉራዊ ምትእኽኻብ ዝካየደሉ ምዕሩግ ባህሊ እዩ ክበሃል ይከኣል። እሞ ሎሚ ከመይ'ሉ እዩ እዝስ ፖለቲካ ዝኸውን ዝብል ሕቶ ክመጽእ ይኽእል'ዩ፡ ልክዕ'ዩ ድማ። ግን ..Read more
19/10/2015 18:59 PM
ካብ ታሪኽ ዘይምሃር፤ ኣብነት ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ
ኩነታት ቅድሚ እዚ ናይ ዕርቅን ምስምማዕን ክስተት እንታይ ነበረ?
ወተሃደራዊ ናይ ኪዳን ሓይልታት ኣንጻር ምስ ናዚ ጀርመንን ሃጸያዊት ጃፓንን ዝተሻረኸ ናይ ሙሶሊኒ መንግስቲ መቐጸልታ መጥቃዕቲ ካልኣይ ኩናት ዓለም ኣብ ኣውሮጳ ከይተደረተ ጥልያን ኣብ ዘዘለዉሉ ክጥቅዑ ተመደበ። እንግሊዝ ካብታ ሽዑ እትገዝኣ ዝነበረት ሱዳን ንኤርትራ ከም መእተዊ መግዛእቲ ጥልያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምጥቃም ኣብ መሬት ኤርትራ ተዋግአ። ኣብዚ ዝተኻየደ ውግኣት ምስ ሃይለ ስላሰ ድሮ ዝምድና መስሪቱ ዝነበረ እንግሊዝ ነቶም ነበርቲ ኤርትራ ጻዊዒት ገበረሎም። Read more
19/10/2015 18:59 PM
The Ethiopian family next door
Their family name is Leghesse. Originally from Ethiopia, they lived for decades in Asmara, Eritrea and were owners of several flourishing businesses, amongst them bakeries and a hotel next to my house.
Their children were raised speaking Tigrigna, the Eritrean language, and proud of the Eritrean culture. Their daughter Lula was raised with strong principles and was of a beauty that makes people talk to this day. When Berhane and I married, we lived in one of his father's building who was so close to the Leghesse's hotel, we shared….Read more
19/10/2015 18:59 PM
Hunt for Israelis who killed Eritrean man falsely implicated in bus attack -
The Guardian
His employer described him as a modest and hardworking man who had fled Eritrea to Israel for safety. “He was a good guy and a hard worker who lived here,” said Sagi Malchi. “It breaks my heart. I think the man was in the wrong place at the wrong time.”.
14/10/2015 02:23 AM
‘ ኣብ ኒው-
‘ 29 October 2015 ‘
ይኣክል ንኽብል ሓሳረ-
ደጊም ከምዘይጸሮ ናይ ምልኪ ምሕደራ
ህግደፍ ከምዘይውክል ንህዝቢ ኤርትራ
ይሸባሸብ ኣሎ ንዓለም ክነግራ!
14/10/2015 02:23 AM
Eritrean candidate for The Nobel Peace Prize
Aba Mussie Zerai is the very first Eritrean nomination to a Nobel Peace Prize.
My mind cannot stop without remembering the Icon African American recipient of the same Nobel Prize: Martin Luther King.
The nomination for Martin Luther King Jr. by the Norwegian Nobel
13/10/2015 01:25 AM
ራድዮ ኣሰርና (መደብ 10 October 2015)
ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
12/10/2015 13:11 PM
‘ ኣባ ሙሴ ዘርኣይ! ‘
ብ’መሲናስ
ኣቱም ኣባ ሙሴ ክቡር ኣባታችን
ኣብሊስ ገዚኡና ህዝብና ዚብትን
ራህዋ ከውርደልና ሰላምን ምሕረትን
ንፈጣሪ ለሚንና ብዶግዓን ጸሎትን
ህይወት ኣየድሓንናን ካብ ጥፍኣትን ሞትን!
11/10/2015 16:02 PM
መንግስቲ! መንግስቲ! መንግስቲ! መንግስቲ!..!
ኣቱም 'ኣብ ኤርትራ ሃገርና መንግስቲ ኣሎ!' እትብሉ ሰባት፡ ሰባት እንተኴንኩም ማለተይ እየ! ምኽንያቱ፡ ሰብ ማለት ሕልና ማለት ስለ ዝኾነ! ሕልና ዘሎዎ ሰብ ከኣ እናፈለጠ፡ ንጸሊም ጻዕዳ ኣይብልን'ዩ! በሉ'ስከ ኣበየናይ ናይ ዓለም ሃገር ኣሎ፡ ዜጋታቱ ብኸምዚ ትርእዩዎ ዘለኹም መሪር ግፍዒ እናተሳቐዩ ከለዉ፡ ንኣውያቶም እዝኒ ከሊኡ፡ ብኣብ ሶማል፡ ኣብ ኣፍጋኒስታንን ኣብ ዒራቕን፡ ብኣሸበርቲ ብዝተቐትለ እንኮ ናይ ወጻኢ ዜጋ፡ ብመራኸቢ ብዙሃኑ ለይትን ቀትርን ዓንገረር ዚብል!? ብዘይካ…Read more
11/10/2015 16:02 PM
ብኣንቶንዮ ተስፋይ : 10 ጥቕምቲ 2015
ከማዕዱ ሕዅር
ከናዲ ድብር
ከጣይቕ ዓዲ ስግር
ክሕግዙኒ ጸገመይ ንግር፡
08/10/2015 22:53 PM
Eritrean Hero, Betweded Abraha's Speech -
ወርቃዊ ቃላት ሕድሪ (1997)፡ ጅግና ተጋዳላይ ቢትወደድ ኣብርሃ። ብዘይ ፍትሒ፡ ን'24 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ዝርከብ ሓርበኛ ተጋዳላይ። [Assenna.com ኣሰና]
05/10/2015 13:06 PM
Interview With Prof.Bereket Habteselassie
ኣገዳሲ ቃለመጠይቕ ምስ ፕሮፈ. በረኸት ሃብተስላሴ
[YouTube -
Radio EYSC (Eritrean Youth Solidarity for Change) Interview With Prof. Bereket Habteselassie. ፕሮፈ. በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ዝመርሐ ገዲም ተቓላሳይ ኣቦን ናይ ሕጊ ምሁርን ኢዩ። ናይ ኤርትራ ሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ዝገልጹ፡ ብርክት ዝበሉ መጻሕፍቲ፡ ንኣብነት፡ ‘Wounded Nation’ ማለት ‘ዝቖሰለት ሃገር’ ዝኣመሰላ ኣበርኪቱልና ኢዩ። ኣብ ኣጋጣሚ ቦሎኛ-
Related/ተመሳሳሊ ምዕዶ፡-
04/10/2015 23:45 PM
ዕላል ምስ ፊዳይን-
ኣቶ ክብሮም መሓሪ፡ ናይ ተሓኤ፡ ሚስጢራዊ ስሩዕ ኣባል (ፊዳይን) ከምኡ'ውን ኣብ ማሕበር ሓረስቶትን ዕዮን፡ ብመሪሕነት ዘገልገለ ኢዩ። ኣዝዩ ታሪኻዊ ዝኾነ ተመኩሮኡ፡ የዕልለና ኣሎ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎን ክትሳተፉዎን ድማ ኣገዳሲ ኢዩ።
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Related / ምስዚ ዝመሳሰል ታሪኽ፡ ጀጋኑ፡-
03/10/2015 00:01 AM
ሬሳዶ ይዝከር'ዩ ብምውታት!?
ብ’መሲናስ
ዕሸላት ኣሕዋትና ዘይብልኩም ኣበሳ
ቀላይ ውሒጡኩም ባሕሪ ላምፐዱሳ
እታ ለዋህ ኣደና ምልኪ ዝደነሳ
ሕማማ ዘሐዊ ተሳኢኑ ፈውሳ
ገና ኣላ ትሰሓግ ንምድሓን ትንፋሳ! Read more
03/10/2015 01:02 AM
‘ 2ይ ዓመት ዝኽሪ ግዳያት ባሕሪ
‘
03 ጥቅምቲ 2015
See Related news:
01/10/2015 23:54 PM
ብ’ኣንቶንዮ ተስፋይ
ሓሙሻይ መወዳእታ ክፋል
ብወርሒ ታሕሳስ 2006 ዝጀመረ ኵናት ኢትዮጵያ-ወርሒ ጥሪ 2007፡ ካብ’ቶም ዝሳሓቡ ሓይልታት ንኬንያን ንኤርትራ ከምኡ’ውን ኣብ በረኻታት ዓዶም ፋሕ ዝበሉ ኮይኖም ድሕሪ ክንደይ ኣዋርሕ ኣብ ፍሉይ ግዜ ኣብ ኣስመራ ምጽንሖም ንኮንፈረንስ ሓድነት ሶማሊያ ክሳተፉ ከም ዝተራእዩ ብኣህጉራዊ መራኸቢ ብዙሓት ዓብይ ኣቓልቦ ተዋሂብዎ ተገሊጹን ተዘሪቡሉን’ዩ። ኣህጉራዊ ዜናታት ጉዳይ ሼኽ ኣሕመድ ሓሳን ዳይር ኣወይስ ዝምልከት ነበረ፡ ምኽንያቱ ካብ’ቶም መራሕቲ ኵናት ሓደ ብምንባሩ።
01/10/2015 23:54 PM
‘ Call to all Eritreans in London and those around ’
‘ ጻውዒት ንኹሎም ተቐማጦ ሎንዶንን ከባቢኣን ’
Call to all Eritreans in London and those around to join a Rememberance for the Victims of the Lampedusa Tragedy and all those who perished in Sea and the Deserts… ዝኽሪ ንግዳያት ላምፐዱሳን ኩሎም ኣብ ባሕሪ ዝሃለቑን።
Date/ዕለት: Saturday 03 October 2015, 5pm
Place/ቦታ: Marble Arch, London
01/10/2015 23:54 PM
Forget-
Dedicated to Hanna Solomon, beloved sister of Petros Solomon.
by: Kiki Tzeggai
Petros and I met in Milano, Italy and were casually talking about my kids’ names, when I interrupted our conversation and asked him to take back to the liberated fields of our country (Eritrea) some seeds of “forget-
01/10/2015 23:54 PM
The Myth of Sanctions against Eritrea
By Berhan Hagos, September 25, 2015
[ MDRE-
I chose this issue as a separate topic because it exemplifies the twisted nature of politics. The irony of the UNSC sanction is that both the regime and opposition see political benefits in maintaining the sanctions. When examined closely, the purpose and effectiveness of the UNSC sanctions have been distorted to fit the target audience. Read more
Copyright © www.snitna.com
Top
October 2015 -