|
|
26/11/2015 15:33 PM
[ Assenna ኣሰና ]
ብዙሓት ሰባት “እዚ ሕቶ`ዚ ክለዓል`ውን ኣይነበሮን” ከም ዝብሉ ዘጠራጥር ኣይኮነን። እንተኾነ ብገለ ሰባት ንክብርን ተራን ተጋደልቲ ዘቛሽሽ ዘረባታት ይስማዕ ስለ ዘሎ፡ ብዛዕብኡ ቁሩብ ምዝራብ ጽቡቕ እመስለኒ። እዚ ዘረባታት`ዚ ካብ ነጻ ርእይቶ ናይ ውልቀ ሰባት ዝሓልፍ፡ ሓቦን ጽንዓትን ተጋዳላይ በዚ ሓድሽ ወለዶ ንኸይውረስ፡ ኮነ ኢሎም ነቲ ጉዳይ ብውሽጢ ውሽጢ ዘካውሱ ናይ ውሽጥን ወጻእን ሓይልታት ክህልዉ`ውን ስለ ዝኽእሉ፡ ከም እዋናዊ ዛዕባ ኣልዒልካ እንተ ተዘርበሉ ሓጋዚ ኢዩ ዝብል እምነት ኣሎኒ። እቲ ጽሑፍ ከይነውሕን፡...1ይ ክፋል (24 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (30 Nov 2015)፡ 3ይ ክፋል (08 Dec 2015)፡ 4ይ ክፋል (19 Dec 2015)፡
25/11/2015 22:38 PM
[ ድምጺ መድርኽ ]
ተሳተፍቲ፡-
ገለ ካብ ዝተላዕሉ ጉዳያት፡-
1ይ ክፋል (08 Nov 2015): 2ይ ክፋል (10 Nov 2015):
3ይ ክፋል (17 Nov 2015): 4ይ ክፋል (24 Nov 2015):
25/11/2015 22:38 PM
ጋዜጠኛ፥ ሰላማት፡ ከመይ ሓዲርኩም?
ኮሎኔል ህግደፍ፥ ከመይ ኢልካ ሓዲርካ? እቶ።
ጋዜጠኛ፥ ኣምላኽ ይመስገን! ሕራይ።
ኮሎኔል፥ በዚኣ ኮፍ በል። ነዚ ነካይዶ ዘለና ልምዓት ዲኻ ኪትርኢ መጺእካ?
ጋዜጠኛ፥ እወ። …Read more
25/11/2015 22:38 PM
ወረ ሞትን ሕየትን ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከ ኣበይ በጽሐ፡
ከም 03 ዝብል ስም ክሰምዕ ዝጽልኣኒ'ኳ ፈጺሙ ኣይነበረን የልቦን ከኣ። ኣብ ዝሓለፈ ነዊሕ ዓመታት ዘቅርቦ ዝነበርኩ ጽሑፋት ይኹን ድርሰተይ'ውን ነዚ ዝብለኩም ቃል ተጠቒመሉ ኣይፈልጥን። ሎሚ ግን ስለ ዝመረረኒ ንመጀመሪያ ግዜ 03 ኢለ ክጠቕስ ተገዲደ። ንምዃኑ ስለምንታይ 03 ዘይመጥቀስየይስ ክገልጽ፡ እቶም ደለይቲ ፍትሒ 03 ስለ ዝዀና፡ ንባዕልና ንጸርፍ ከይንህሉ ስለ ዝሰግእ ዝነበርኩ'ምበር ካልእ ኣይነበረን። ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ካብ…Read more
21/11/2015 18:28 PM
ራድዮ ኣሰርና (መደብ 21 November 2015)
ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
20/11/2015 03:05 AM
ሓደ ሓደ ጊዜ፡ ሓቂ ክትጉሰ ትርእያ'ሞ፡ በጨቕ ክኣ ይብለካ፡፡ ክሳብ መዓስ'የ ትም ክብል ኢልካ ውን ንነብስኻ ትገንሓ። ዝመስለካ ክትብል ወይ ክትጽሕፍ ውን ትውስን፡፡ “ ዝመኸርናዮ ንልቦና፡ ዝሓጎምናዮ ንጥዕና ይግበረልና “ ኢልካ ክኣ ነቲ ዝመሰለካ፡ ብዘይጎድእ መንገዲ ትድሕድሖ። እቲ ለለባሙ ይቕበሎ ወይ ይግምግሞ፡ እቲ ብኣነነት ዝተላዕጠጠ፥ ኣነ ጥራሕ'የ መምህር ዝብል ሰብ ግን፡ ስለ ዝመዓድካዮ ጥራሕ ይቕየመካ ። ብዙሕ ግዜ ብዓል እገለ ከይቅየሙኒ ኢልካ
…Read more ብድምጺ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ
20/11/2015 03:05 AM
Mr. Ehdego Menghis, An Eritrean hero
When I was a young girl in Asmara and lived between Amba Galliano and Edaga Hamus, I used to be fascinated by a man known as “Zogonfo”.
He looked like a spit image of the Ethiopian Emperor occupying my country (Eritrea). Read more
20/11/2015 03:05 AM
ኣየ ኣነ በጊዕ ለቢመ ዘይልብም
ምስ ብዓል *ጋውሕታ ገጢመ ጥምጥም
ጤል ተራኣኹዋ ቈጽልታት ኪትጠጥም
ኣንጻር ጸላኢና ብሓደ ክንገጥም
ኣብ ክንዲ ዝሓቚፋ ክትኮነኒ ቅልጽም
ከብዳ መሊኣ ኢለስ ብቅንኢ ይሓምም!
18/11/2015 04:59 AM
ብቐዳምነት ሰላም ንኹልኹም ኤርትራውያን!
ኣብዚ ናይ ሎሚ ሓጺር መልእኽተይ፡ ከምዚ ኣብ ኣርእስቲ’ዚ ጽሑፍ’ዚ ተጠቒሱ ዘሎ፡ ብዛዕባ ጉዳይ’ቶም ምእንቲ ህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ዝሰንከሉን ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡን ጀጋኑና ኢዩ። ከምቲ ኩልና እንፈልጦ፡ Read more
18/11/2015 06:15 AM
Women of Africa: Deaf-
BBC News
Growing up in the US school system, she benefited from accessible technology, such as a digital Braille device -
17/11/2015 14:54 PM
Seminar by Six Eritrean Political Organisations
[ simret.net ስምረት ESMNS]
ሰፊሕ ቅድመ ምድላው ክካየደሉ ዝጸነሐ ታሪኻዊ ሰሚናር 6 ፖለቲካዊ ውድባ ኤርትራ፡ ብ’ 12 ሕዳር 2015 ሰዓት 9፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ-
1ይ መዓልቲ፡ 2ይ መዓልቲ፡ 3ይ መዓልቲ፡ 4ይ መዓልቲ፡
15/11/2015 21:24 PM
Frankfurt Workshop of Eritrean Organizations Studies Political Transition Issues ዓውደ-
[ harnet.org ]
Eritrean political and civil society organizations, including the Eritrean People's Democratic Party (EPDP), participated between 13 and 14 November 20015 at an important workshop in Frankfurt's ancient City Hall (offices of the Mayor of Frankfurt) and discussed and reached full understanding… ኣብዚ ካብ 13 ክሳብ 14 ሕዳር 2015 ዝተኻየደ ዓውደ-
15/11/2015 12:06 PM
ካብ ምልኪ ናብ ዲሞክራሲ (ትግርኛ)
ጅን ሻርፕ -
From Dictatorship to Democracy
ናይ ተቕዋም ኣልበርት ኣንስታይን ተልእኾ፡ ምምዕባል ዓለምለኻዊ መጽናዕትን ኣጠቓቕማን ዘይጎነጻዊ ተግባር ኣብ ግርጭት ኢዩ። መብጽዓታት ናይ'ዚ ትካል'ዚ እዞም ዝስዕቡ ኢዮም፡-
ብድምጺ ንምስማዕ/Listen Audio፡-
1ይ ክፋል (19 Oct 2015)፡ 2ይ ክፋል (26 Oct 2015)፡
3ይ ክፋል (02 Nov 2015)፡ 4ይ ክፋል (09 Nov 2015)፡
5ይ ክፋል (16 Nov 2015)፡ 6ይ ክፋል (23 Nov 2015)፡
7ይ ክፋል (30 Nov 2015)፡ 8ይ ክፋል (07 Dec 2015)፡
9ይ ክፋል (14 Dec 2015)፡
Also Related/ተዛማዲ: click here ኣብዚ ጠውቑ
12/11/2015 23:45 PM
ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ትሕቲ ህግደፍ ብህሰምን ጭቈናን ክግረፍ ካብ ዝጅምር ኣይወሓደን ርብዒ ዘመን ኣቝጺሩ ኣሎ። ኣብዚ ርብዒ ዘመንዚ ኣብ ውሽጢ ሃገር ይኹን ኣብ ደገ ዘካየድናዮ ተቓውሞ እንታይ ኣፍርዩ ኢልና ምስ እንሓትት ግን በቲ ዝድለ መጠን ከም ዘይኮነ ርዱእ ይመስለኒ። ምኽንያቱ ዛጊት ክግበር ዝጸንሐ እዚ ዝስዕብ’ዩ..Read more
08/11/2015 22:01 PM
ኣቶ ቀለታ ኪዳነ፡ ከንቲባ ከተማ ዓዲዃላ፡ ከምኡ'ውን መምህር ኣብ ኮምቦኒ ኮለጅ ኣስመራ ኮይኑ ዘገልገለ ኢዩ። ኣቶ ቀለታ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ ዝተቓለሰን ኣብ መርበባት ኢንተርነት ድማ ብዙሕ መሃሪ ጽሑፋት ብቐጻሊ ክበርክት ዝጸንሐን ምኩር ተቓላሳይ ኣቦ ኢዩ።
ኣብዚ ተኻታታሊ መደባት፡ ብዛዕባ ታሪኽን ቅዋማዊ ሕጊን ኣብ ስርዓተ-
1ይ ክፋል (11 Oct 2015)፡ 2ይ ክፋል (18 Oct 2015)፡
3ይ ክፋል (25 Oct 2015)፡ 4ይ ክፋል (01 Nov 2015)፡
5ይ ክፋል (08 Nov 2015)፡
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
1ይ ክፋል (28 Nov 2015)፡ 2ይ ክፋል (05 Dec 2015)፡
06/11/2015 20:40 PM
I came to the same church your Dad and I got married. The same podium where our family’s priest baptized you.
I remember the day you brought your future wife home and we all prepared your wedding. You asked to be married in that same church that holds so much of our family’s history. Read more
06/11/2015 20:40 PM
መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ውሽጢ ሽዱሽተ ሳምንታት፡ ኣብ ዑደት ዝርከብ ናይ ወረቐት ባጤራ ናቕፋ፡ ብሓድሽ ከምዝትካእ ኣብዚ ሳልስቲ ሕጋዊ ምልክታ ኣውጺኡ ኣሎ።
እዚ ኣብ ውሽጢ 6 ሳምንታት ዝግበር ኣረጊት ባጤራ ናይ ምርካብ መስርሕ፡ ብዙሕ ቀይድታት እውን ገይሩሉ ኣሎ። ኩሉ ኣብ እዋኑ ናብ ሃገራዊ ባንክ ዘይተመልሰ ኣረጊት ባጤራ፡ ዘይቅቡል ከምዝኾነ እቲ ሕጋዊ ምልክታ፡ ኣፍሊጡ ኣሎ። ብንቡር፡ ምቕያር ባጤራ፡ ብዓመታት ዝልካዕ ጊዜ ክወሃቦ ኣብ ዓለምና ንዕዘብ። እዚ ተብተብ ዝመስል ኣገባብ’ዚ ግን፡ ብኪኢላታት ፋይናንስ፡ ብዙሕ ትንታነታት ክቐርበሉ ዝከኣል ይመስል። ዝቐረበ ሕጋዊ ምልክታ ንምስማዕ፡-
ቀዳማይ ክፋል (ኣዋጅ)፡ ካልኣይ ክፋል (ዘተ)።
Related news/ ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና፡-
ራድዮ ኤረና (09 Nov 2015)፡ ራድዮ ኤረና (12 Nov 2015)፡
ድምጺ ኣሰና (14 Nov 2015)፡ ድምጺ ኣሰና (25 Nov 2015)፡
06/11/2015 20:40 PM
ኣብ ስደት ሓኪሉ ዝሰወደ
ንህዝብን ሃገርን ዘዋረደ
ኣይሰይምዕን ኢሉ እንተተማዕደ
ብጽልእን ቅርሕንትን ልቡ እናነደደ
ኣብ ሕጊ ቀሪቡ ዕቡይ ከይተፈርደ
ሕማሙ እምበር ከይዱ እናገደደ! … Read more
03/11/2015 16:57 PM
"To all Eritreans working for ENAMCO and other mining companies in Eritrea"
Your parents see you leaving the house early in the morning.
Your new military uniform cleaned and pressed to make you look neat and honorable.
You bow your head and kneel a bit in front of your elderly parents. Read more
04/11/2015 23:11 PM
ኣገደስቲ ህዝባዊ ሰሚናራት
ኣቦ መንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ሰዲህኤ)፡ ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም፡ ብ'ዕለት 31 ጥቅምቲ 2015፡ ኣብ ስቶክሆልም፡ ኣገዳሲ ክፉት ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣካይዱ። ኣብዚ ኣኼባ'ዚ፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ፡ ከምኡ'ውን ክኸይድ ዝጸንሐን ዘሎን ዝምድና ኣብ መንጎ ደምበ ደለይቲ-
ቡሎምን ኣሎ።
ካብዚ ብዘይፍለ፡ ኣሰናዳኢ መደብ፡ ድምጺ ኣሰና፡ ኣቶ ኣማኑኤል ኢያሱ'ውን፡ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለታት፡ ኣብ ከተማ ዙሪክ ስዊዘርላንድ፡ ብድሆታት መንእሰያት ኤርትራውያንን ኣፈታትሓኦምን፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ኣገዳሲ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣካይዱ ኣሎ።
01/11/2015 0238 AM
ቃለመሕትት ምስ ዶ/ር ዓወት ተወልደ ወልደሚካኤል
Dr. Awet T. Weldemichael Interview:
Tempo Afric TV
ዶ/ር ዓወት: መጽናዕታዊ ተመኩሮኡ፡ ምስ ኩነታት ሃገርና ኤርትራ ብምዝማድ፡ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ ይህብ። Dr. Awet T. Weldemichael Interview: he shares his researched experience in relation to Eritrea; this is very useful interview. Read more
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |