31/01/2016 18:55 PM
ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ህግደፍ -
Successful Demonstration Against PFDJ -
ሎሚ ዕለት 31 ጥሪ 2016፡ ኣብ ለንደን ዝርከቡ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባት፤ በርጌሳዊ ማሕበራትን መንእሰያትን ብሓባር፣ ኣብቲ ሎሚ ዕለት 31 January 2016፡ ብኣባላት ህግደፍ ብስም ህዝባዊ መኸተ ዝወደቡዎ ቦታ ተረኺቦም: ዕዉት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ገለ ካብ ሰልፈኛታት ሒዞሞ ዝነበሩ ጭርሖታት፡-
31/01/2016 23:35 PM
In Eritrea, UN deputy relief chief urges support for vulnerable communities.
[UN News Centre]
ናይ ውሕሃ ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ንሰብኣዊ ጉዳያትን ናይ ህጹጽ-ራ ፈጺማ። ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ንሓደጋ ዝተቓልዑ ከባቢታት (ወገናት) ደገፍ ክግበረሎም ድማ ጸዊዓ ኣላ። 27 January 2016 – The United Nations Assistant Secretary-
30/01/2016 21:15 PM
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ -
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ንዕለት 17 ጥሪ 2016 ሕዝባዊ ኣኼባ ከም እነካይድ ሓቢርና ኔርና። ከምቲ ዝመደብናዮ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ዜተባብዕ፡ ዉዕዉዕ ተሳታፍነት ውን ተዓዚብና። ኮሚቴና ኣብ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ዝፈጸመቶም ዕማማት ጸብጻብ፡ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪባ። ኣብ ዝመጽእ ቀረባ እዋን ዝሳለጡ ዕማማት እውን ምስ ተሳተፍቲ ተላዚባ። ካብ ሕዝቢ ዝመጹ ዝተፈላለዩ ሕቶታት መሊሳ፡ ሓናጺ ርእይቶታትን ለበዋታትን ከኣ ተቐቢላ። ኣብ መወዳእታ ሕዝቢ መሪቑ፥ ተወሰኽቲ ኣባላት መሪጹ፡ ዝያዳ ክትሰርሕ ዳግም ልኢኹዋ ኣሎ። Read more
31/01/2016 18:55 PM
Interviews: Mr Kubrom Dafla (ኣቶ ክብሮም ዳፍላ) Re Prof Mirjam’s Court Hearing in Amsterdam & Dembe Police (ደምበ ፖሊስ)-
[Assenna]
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፡ ኣብ ኣምስተርዳም፡ ሆላንድ፡ ኣብ ልዕሊ ፕሮፈሶር ሚርያም ዝተባህለት ሆላንዳዊት፡ ብ'መሰረት ባህልቢ ዝተባህለ ኤርትራዊ ሆላንዳዊ መንእሰይ ንዝቐረበ ክሲ ንምስማዕ፡ ዝወዓለ መጋባእያ፡ ኣብኡ ዝወዓለ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ትዕዝብቱን ምስክርነቱን ንድምጺ ኣሰና ኣካፊሉ ኣሎ። Read more
See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
29/01/2016 01:54 AM
ደወላ-
ኤርትራውያን ንምጥጣዕ ሃገራዊ ዘተ (ኤምሃዘ / EFND)
[Asmarino.com -
ሓደ ካብ’ቶም ቀንዲ ምልክታት ናይ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህዝባዊ ተሓታትነት ዘረጋግጽ ቅዋማዊ ስርዓት ዘይምህላዉ አዩ። ዋላ’ኳ ኣብ መጀመርያ ኣበጋግስኦም ህዝባዊ ደገፍ እንተረኸቡ፡ ኣብ ትሕቲ ዝኾነ ብኩራት ሕጋዊ -
ተመሳሳሊ ኣርእስቲታት፡ ኣብዚ ጠውቑ።
22/01/2016 23:55 PM
2016 President Isaias Afwerki Interview
ቃለመሕትት ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ 2016።
1ይ ክፋል (22 Jan 2016)፡ 2ይ ክፋል (23 Jan 2016)፡
Also Related / ተዛማዲ ዜናታት:-
27/01/2016 23:33 PM
[VOA -
ኣብ ኤርትራ ካብ 2001 ዓ.ም.ፈ ጀሚሮም ተኣሲሮም ካብ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ሓደ ዝኾነ ኣማኑኤል ኣስራት ናይዚ ዓመት ተሸካሚ ፔን ኢንተርናሽናል ኮይኑ ኣሎ። ካልኦት ክልተ ማለት ግብጻዊ ዖማር ሃዘክን ቱርካዊ ካን ዱንዳርን እውን ተዓወቲ ሽልማት ፔን ኢንተርናሽናል ኮይኖም ኣለው።
Also Related / ተመሳሳሊ ዜናታት:-
27/01/2016 23:33 PM
ድቂ ሒዘለኣለኹ *ጻግነይ ኣቋሪጹ
ኣብ ባሕሪ ማህጸነይ ዕሸል ተሃኒጹ
ኣውያት ስቕያተይ ብጽሞና ኣድሚጹ
ኪድብሰኒ'ዩ ንብዓተይ ኣንቂጹ!
ኣብ ማህጸነይ ዘሎ ናይ ሓርነት *ናጽላ
ይንቀሳቐስ ኣሎ ይምርሽ ብዝላ … Read more
26/01/2016 05:35 AM
ዝኸበርኩም አሕዋት ዜጋታት ኤርትራ፡ ህዝብና፡ ካብ ማንም ግዜ ንላዕሊ ብግዕዙይ ምሕደራ፡ ብድኽነትን ስእነትን፡ ብጭንቅን ሕሰምን ይሳቐ ከምዘሎ ካባኻትኩም እውን ዝተኸወለ ኣይኮነን።
ብሰንኪ ብልሹው ምሕደራ ዜጋታትና ከም ኣቕሓ ብይጽንሓለይ ይእሰሩን፡ ብዘይ ንቡር መስርሕ ፍርዲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይበልዩን ኣለው። ብሰንኪ ደረት ኣልቦ ግዱድ ዕስክርናን ዕዮን፡ መንእሰያትና፡ ወርሓዊ ብኣሻሓት ንስደት ይፈልሱ ኣለው። ኣብ ጉዕዞ ስደቶም...Read more
24/01/2016 23:55 PM
Also Related / ተዛማዲ ቃለመሕትት:-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
23/01/2016
ራድዮ ኣሰርና (መደብ 23 January 2016)
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
22/01/2016 23:55 PM
ክቡር ኣንባቢ፡ ንሕና እቶም ኣብ ስትራተጂ ንጋባእ ንእምን ደቂ ሃገር፡ ልክዕ ከማኻትኩም ተራ ኣባላት ህዝቢ ኢና። ንድሕነት ህዝብና ዝመስለና ርእይቶታት ነቕርብ ኣለና። ከተስፍሕዎ፡ ከተዕምቑዎ፡ ክትእርምዎ፡ ነተባብዕን ንጽውዕን። ንጋባእ ናይ መላእ ህዝቢ መኣዲ-
ኣተግባሪኡ። Read more
22/01/2016 23:55 PM
21/01/2016 01:15 AM
16/01/2016 05:34 AM
ዓምዲ ታሪኽ፡-
A short biographical sketch Of
The purpose of this study is to introduce the life history of Raessi Tessema to the general reader, and record and publish the biography of this remarkable hero in a biographical sketch format. Every now and then the world is greeted by a hero, and so emerged Raessi Tessema, a unique human being who possesses qualities of courage, loyalty, resourcefulness, charisma, and most of all, selflessness. An ordinary individual with who comes a great story that paints the picture of our history. Read more
16/01/2015 22:02 PM
ራድዮ ኣሰርና (መደብ 16 January 2015)
ይትባረክ ገብረትንሳኤ፡ ምስ ናይ ሓድሽ ዓመት ሰላምታ፡ ብምዑዝ ዝኾነ ጣዕመ-
ዝሓለፈ መደባት ራድዮ ኣሰርና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
15/01/2016 17:22 PM
FOCAC Summit Brings New Opportunities to the Further Deepening of China-
ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ-hina (FOCAC)፡ ኣብ መንጎ ቻይናን ኤርትራን ሓደስቲ ናይ ምትሕብባር ዕድላት ከምዝኸፈተ፡ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኤርትራ፡ ብዕለት 13/01/2016 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ሓቢሩ። ቻይና፡ ኣብ ዝተፈላለየ ጽላታት፡-
13/01/2016 22:47 PM
Like all soldiers coming back from a war, Eritrean veterans coming back to a civilian life they have left for decades, have had a hard time adapting to their own families, the schools they left behind and the time that stagnated in their memory.
All veterans tend to remember their time in the field as a heroic part of their life. They cannot control their memory, for they take refuge in it. Read more
11/01/2016 20:45 PM
ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን -
ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ዓባይ ብሪጣንያ ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK Meeting in London (17 January 2016)
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 17 ጥሪ 2016 ካብ ስዓት 03:00 ድ.ቀ -
11/01/2016 20:45 PM
ERITREA IN CRISIS: THE IMMEDIATE CHALLENGE AND OUR UNITED RESPONSE TO IT! By Our Voice. ኤርትራ ኣብ ቅልውላው፡ ህጹጽ ብድሆታትን ናትና ሓባራዊ ግብረ-
(assenna Jan 9, 2016)
11/01/2016 20:45 PM
"ንኤርትራ ዘይፍትሓዊ ስጉምቲ ብሓያላን ሃገር እንዳተወስደላ፡ ክንከላኸል ግቡእን ሃገራዊ ሓላፍነትና እዩ።" እዚ፡ ቃል ብቓሉ ካብቲ ልኡኻት ምልኪ፡ ህይወት መላኺኦም ንምድሓንን ስቅያት ህዝብና ንምቕጻልን ዝጥቀሙሉ ዘለዉ ናይ መደናገሪ ቃላት ዝተወስደ'ዩ። ..Read more
06/01/2016 17:28 PM
መንግስቲ ኤርትራ፡ ነቲ ብናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት UN COMMISSION OF INQUIRY ERITREA (COI-
ገለ ካብቲ መንግስቲ ኤርትራ ብወኪላቱ ኣቢሉ፡ ነብሱ ናይ ምድሓን ዝገብሮ ዘሎ ዘመተታት፡ ኣብ ልዕሊ ኣብ ስደት ዝርከቡ ኢርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ ኣብተን መሰላት ስደተኛታት ብግቡእ ዘይክበረለን ሃገራት ኣዕራብ፡ … Read more
06/01/2016 17:28 PM
መንግስቲ ኤርትራ፡ ንንግሰት ስዑዲ ዳግማይ ዝድግፍን፡ ንተግባራት ናይ ኢራን ድማ፡ ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኡ።
ኣብ ስዑዲያ፡ ኣብ ድሮ-ይሩ። መንግስቲ ኤርትራ፡ ነዚ ግዲ ከይገበረ፡ ደገፉ ንንግሰት ስዑዲ ዳግማይ ዘረጋግጽን፡ ንተግባራት ናይ ኢራን ድማ፡ ዝኹንን መግለጺ ኣውጺኡ።
ህዝቢ ኢራን ነቲ ኣብ ስዑዲያ ዝተፈጸመ ቅትለት ብምኹናን፡ ብነድሪ፡ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲ ስዑዲ መጥቃዕቲ ከምዘውረደ፡ ብማዕከናት ዜና ተሓቢሩ ኢዩ።
ናይ ኤርትራ ጦብሎቕሎቕ፡ ኣብ ጉዳያት እንዳማታ፡ ንህዝቢ ኤርትራ የርብሕ'ዶ? ንምዃኑ'ኸ፡ ዓለም ብዓለሙ፡ ነቲ ንግስነት ስዑዲ ዝወሰዶ ናይ ቅትለት ስጉምቲ እናኾንነ ከሎ፡ ነዚ ተግባር’ዚ ከም ቅኑዕ ተግባር ወሲድካ፡ ደገፍካ ምግላጽ'ሲ፡ ንመንግስቲ ኤርትራ የምሕረሉ'ዶ? እንታይ'ሞ! ኤርትራ፡ ሓደ ሰብ ናብ ዝደለዮ ዝዝውራ ግዕዝቲ ሰረገላ እንድያ ኮይና ዘላ! ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓገብ ንምባል ዘኽእሎ ህዝባዊ ስልጣን የብሉን። ብጣዕሚ ዘሕዝን ኢዩ። ስኒትና.ኮም
Copyright © www.snitna.com
Top
January 2016 -