31/03/2016 23:55 PM
ቃለ-
ኣብ ቤት ማእሰርቲ ወንጀል ምርመራ
13 ዓመታት ዝተኣስረ፡ ዓይኑ ዝዓወረ: ስድራቤቱን መዋእሉ ዘዋህለሎ ሃብቲ ዝሰኣነን።
ዘሕዝን ዛንታ ማእሰርቲ -
[ YouTube -
Related story/ ዝዛመድ ታሪኽ፡-
30/03/2016 23:54 PM
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ክፋል ብዛዕባ " ቃልስና ነዊሕ ዓወትና ግድነት'ዩ" ዝብል ከም ጭርሖ ታሪኻውነቱ ሓደ ሸነኽ፡ ፖለቲካዊ መልእክቱን ዕላማኡን ካልኣይ ሸነኽ ገለ ሓሳብ ኣስፊረ ነበርኩ። እዚ ጉዳይ ብታሪኻዊ ኣመጻጽእኡን፡ ቀጻሊ ምዕባለታት ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ገምጋምን ዳግማይ ርእይቶ ንዝምልከት ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣብ'ቲ ድሕሪ ነጻነት ዝቀጸለ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እንተዀነ ተመሳሳሊ መስርሕ ዝኸደ፡ ተጠቃሊሉ ደምበ ተቃውሞ ኣብ ዘጋጥሞ ሽግራትን፡ ካብ'ቲ ወግሐ ጸብሐ ተርእዮ " ቃልስና ነዊሕ ዓወትና ግድነት'ዩ" ከም ነባሪ ግዜኡ ዘይሓለወ ጭርሖ ንምፍንጫላት፡ መራብሒ ውድባት መተባብዕን ደጋፍን ኮይኑ ጸኒሑ፡ ኣብ ገለ ሸነኻቱ።
ኣብ ደምበ ተቃውሞ ክረአ ዝጸንሐ ምፍንጫላት፡...Read more
1ይ ክፋል(25.03.2016)፡ 2ይ ክፋል(30.03.2016)፡
30/03/2016 23:54 PM
Nevsun Announces Q1 2016 Financial Results Release Date
PR Newswire (press release)
Nevsun Resources Ltd. is the 60% owner of the high grade Bisha Mine in Eritrea. Bisha has over 9 years of ... quarterly dividend. Nevsun is well positioned to grow shareholder value through exploration at Bisha and acquisition of additional mining assets. Read more
30/03/2016 23:54 PM
ኣታ እዚ እዝነይስ ዘይሰምዖ ዘይብሉ
እቶም ዝሃደሙ ጎስዮም ንገድሉ
ኣብ ስደት ሰፊሮም ስውእ ከቃልሉ
ነቲ ሽምዓ ሃገር ቀንዴል ናይ ኩሉ
ኣይሓፍሩንድዮም ኣታ 'ሽፍታ ኔሩ' ክብሉ!?
ክንዲ ሕጻብ እግሩ ረሃጹ ዘይኣክል
መን'ዩ ኣታ እቲ ደፋር ስም ስውእ ዚዝንጥል!?
ነቲ ዘጠመቖ 'ኣየቦይን!' ዚብል
ኣርዮስ ተፈጢሩ ብኽብሩ ዘሽካዕልል! Read more
26/03/2016 13:23 PM
Interview with Mr Muhiedin Shengeb
(Ex-
[Radio Erena ራድዮ ኤረና]
ኣብዚ ኣብ ክልተ ክፋላት ምስ ራድዮ ኤረና ዝተኻየደ ቃለመሕትት፡ ኣቶ ሙሕየዲን ሸንገብ፡ ንታሪኻዊ ኣመዓባብላን ኣሰራርሓን ናይ ሃገራዊ መንእሰያትን ተማሃሮን ማሕበር (ሃማመተኤ)፡ ከምኡ’ውን እቲ ማሕበር ዝገጥሙዎ ዝነበሩ ዕንቅፋታት ዘርዚሩ። ኣብቲ ኻልኣይ ክፋል ድማ፡ ኣብዚ ሕጂ ዝነጥፈሉ ዘሎ ቃልሲ ንለውጢ፡ ማለት ብዛዕባ ማሕበሩ (መድርኽ) ዝተኣሳሰረ ኣገዳሲ ዕላላት ኢዩ።
1ይ ክፋል (19 Mar 2016)፡ 2ይ ክፋል (26 Mar 2016)፡
26/03/2016 13:23 PM
Nairobi Ad-
[Awate.com 25 Mar 2016 ]
The ad-Conference (NCC) will hold a series of meetings with Eritrean opposition parties and organizations in Addis Ababa, Ethiopia.
The contact organ’s mandate, according to its secretary, Semere Habtemariam, is “to make the necessary preparations for an all-
Related news/ ዝዛመድ ዜና፡-
25/03/2016 21:36 PM
ሰሙን ድሕሪ ብርሃነ ምእሳሩ፡ ሰብ ኣብ ታሕቲ ይደልየኪ ኣሎ ተባሂለ፡ ነቲ ጋሻ ካብ ላዕሊ ብመስኮት ተቐልቂለ ክርእዮ ፈቲነ። እንታይ ድኣሉ? ሓንቲ ብፈረስ ዝተሳሕበት ካሮሳን ዘዋሪኣ ድማ ሓደ ጭሕሚ ዘለዎ ሰብ ድማ ርኤኹ። ታሕቲ ወሪደ፡ ሰላም! በልኩዎ። ብትሑት ድምጹን ዝሓፈረ አንዳመሰለን...Read more
23/03/2016 21:29 PM
ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ነቲ ብማሕበረ ሰብ ዓለም ኣብ ገዛእ ህዝቡን ልዕሊ ኹሉ ክኣ ኣብ’ቲ ዞባ ምስ ዝተፈላለዩ ኣሸበርቲ ጉጅለታት እናተማሓዘወ ክገብሮ ዝጸንሐ ካብ ዓለማዊ ሕጊ ዝወጸ ጽዩፍ ናይ ሽበራ ተግባራት ንዓ ግደፍ እናተባህለ ንዓመታት ክወሃቦ ዝጸንሐ ምኽርን ለበዋን ክሕሰም ከም ዘይጸንሐ፣ እታ ኣብ ልዕሊ ውልቀ መለኽቲ እትውሰድ ናይ መወዳእታ ሓለንጊ እናተቓረበት ብምምጽኣ እንሆ ጆሪቑ ኣብዚ ቅኒያት’ዚ ዝተፈላለየ መድሓን ነብሱ ዝኾኖ ስጉምትታት ክወስድ ይርአ’ሎ። እዚ ማለት ነቲ ኣብ ሶማሊያ ብተደጋጋሚ ንኣል ሸባብ ኩለንታናዊ ደገፍ ዝህቦ ዝነበረን ከምኡ’ውን ...Read more
Related news/ ዝዛመድ ዜና፡-
22/03/2016 17:01 PM
Brussels attacks: Zaventem and Maelbeek bombs kill 31
ኣብ ብራስልስ -
22/03/2016 17:01 PM
እታ ጅግና ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ዝተሰውኣላ ዕለት
ኣብ ራሳይ ዝውዓልኩም -
ጅግና መልኣከ ክቕተል -
ሬሳ ናይ’ቲ ጅግና -
መቓብሩ ክትረኽቡ -
ስእሊ ከይተረፈ-
ዘይርሳዕ ታሪኽ -
ልባዊ ምስጋና-
21/03/2016 22:09 PM
ግዜ ተቐይሩ ነበረ ኴንካ ዲኻ?
እኽሊ ሓሪሙካ ጻዕዳ ጣፍ ዋላኻ
*ኰደን ናፊቕካዮ መሸላ ዓድኻ
ፍርያት መሪትና ስኢኑ ከብድኻ
ግዜ ሰናይ ዘበን ትምነዮ ኣለኻ! …Read more
18/03/2016 22:19 PM
ኤርትራ፡ ሒዛቶም ዝጸንሐት ኣርባዕተ ምሩኻት፡ ናብ ሃገሮም ጅቡቲ ከምዘረከበቶም ተሓቢሩ።
እዚ ናይ ምርካብ ምሩኻት ዝፍጸም ዘሎ፡ ድሕሪ'ቲ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ናብ ሃገረ-
Related news/ ዝዛመድ ዜና፡-
18/03/2016 22:19 PM
"ኣሎ ከይንብሎ የልቦን፡ የልቦን ከይንብሎ ኣሎ"
17/03/2016 11:59 AM
Dedicated to the fight of the brave Eritrean women
Abrehet joined the EPLF in the early 70’s and left a life of modest luxury offered by her mother working in Beirut, Lebanon. Abrehet was one of two sisters. Her mother had dreams for her daughters. She decided one day...Read more
17/03/2016 11:59 AM
OHCHR's Report on DPRK and Oral Update on Human Rights in Eritrea -
[ http://webtv.un.org ]
Oral update of the Office of the United Nations High Commissioner for Human Rights on Eritrea.
Followed by General Debate Under Agenda Item:4 -
Related News / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
14/03/2016 21:56 PM
ID: SR on Human Rights in Eritrea -tion.
•Related Reports -
13/03/2016 14:11 PM
እንዳ ሰሓቕካና ንትምህርቲ ክንመጽእ ከሎና፡ ንስኻ ኣንጊህካ ኣብታ ፊት “ሳንታ ፋሚልያ ኮለጅ” ትበሃል ናይ ጣልያን ቤት-
13/03/2016 23:53 PM
ናይ ሰንበት 13 March 2016 show መደብ
(ELF Disabled War Veterans -
ቀዳማይ ክፋል (06 march 2016)፡ ካልኣይ ክፋል (13 march 2016)፡
1. መደብ ነብስኻ ምኽኣል
2. ክሳብ ዝኽእሉ ምጥዋሮም፡ ናይ ኩላትና ሓላፍነት`ዩ
ንዝብሉ ብድሆታት ገጢምካ ንምዕዋት ዝተበገሰ ጎስጓስ፡ ንምግላጽን ንምሕባርን፡ ኮይኑ፡ ኩሉ ኤርትራዊ በብዓቕሙ፡ ንተጋደልቲ ኣካለ-
Panellists/ ተሳተፍቲ:-
(1) Measho Asrat መዓሾ ኣስራት (2) Afewerki Abbai ኣፈወርቂ ኣባይ (3) Tesfai Teklezghi ተስፋይ ተኽለዝጊ (4) Tzegai Negash ጸጋይ ነጋሽ (5) Zehaye Araya ጸሃየ ኣርኣያ
• ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
• Past shows OR to participate: click here
Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡ ንኣፍልጦኹም፡-
12/03/2016 23:54 PM
12/03/2016 04:31 AM
ኣብ ሎንዶን ንርከብ ተቃወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ብ ምኽንያት:-
• ዝኽሪ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ 8 ተ መጋቢት
• ዝኽሪ ኩናት ቶጐርባ 15 ተ መጋቢት፤
ብሓባር ንምብዓል ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ኣሎና። The Eritrean opposition groups and civic society organisations have jointly organised an Evening get together to commemorate:
• International Women's Day March 8
• The Battle of Togoruba March 15
ዝርዝር ሓበሬታ/ More information:
See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/03/2016 17:30 PM
Press release: Wednesday 9 March 2016
Launch of All-
ካብ ኩለን ሰልፍታት ኣባላት ፓርላማ ብሪጣንያ ኣባላት ዘለዉዋ፡ ንጉዳይ ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ እተጽንዕን ፍታሕ ንምምጻእ እትሰርሕን ጉጅለ ቆይማ ንዓቢይ ዕማም ተበጊሳ ኣላ። New group gives key outlet in UK Parliament for debate and inquiry into human rights abuses in Eritrea A cross-
For comments please follow this link.
See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
10/03/2016 11:31 AM
Human rights situation in Eritrea, The European Parliament for the Debate.
ክትዕ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ፡ ብዛዕባ
ሰብኣዊ ኩነታት ኤርትራ -
GUENGL (YouTube)
See Related / ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
09/03/2016 18:27 PM
Celebrating all types of Eritrean Women
ቀደም ብንቡር፡ ድሓር ግን ብሰንኪ መግዛእታዊ ጸቕጢ፡ ኣብዚ ዳሕራይ እዋን ድማ ብሰንኪ ዘይንቡር ኣከያይዳ ሃገርና ኤርትራ ዝፈጠሮ ኩነታት፡ ኤርትራውያን ኣብ መላእ ዓለም ፋሕ ኢልና፡ ምስ ባህሊ ናይቲ ዝኣቶናዮ ዓድታት ተወሃሂድና ከምኡ’ውን ተዋሲብና ኢና። ብኣጋጣሚ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ንኹላተን ዓይነት ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡ ዮሃና! እዚኣተን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት፡ ተፈላጥነትን ዓወትን ኣመዝጊበን፡ ነታ ምቃለን ዝኾነት ኤርትራ ድማ ምስ ዓለም ከፋልጣኣ ብኹርዓት ዝጽዕታ ተባዓት ዜጋታትና ኢየን። Read more
08/03/2016 00:35 AM
ኣብዛ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ መጋቢት ሸሞንተ፡ እነብዕለላ ዘሎና ክብርቲ መዓልቲ፡ ነታ ሓንቲ'ኳ ከይበቐቐት ካብ ማህጸና ዝወጽኡ ኣባጽሕን ዕሸላትን ደቃ ንሰውራ ዝለኣኸት፡ ቅናታ ሸጥ ኣቢላ፡ ተጋደልቲ ደቃ ዘስነቐትን ዝተኻናኸነትን፡ ቁምጣ ስረ ወድያ ኣብ ዕርድታት ጀጋኑ ተሰሊፋ ዝተራጋረገትን፡ ናጽነት ኣብ ምምጻእ ኣደናቒ ቅያ ዝፈጸመትን ኤርትራዊት-
08/03/2016 00:35 AM
Let's March Together Towards Eritrea's Revival
[ Asmarino Independent ]
Eritrea’s independence is the result of Decades worth of dedication and gallant determination by the entire nation. However, as is ever so typical of dictatorial regimes, PFDJ have diminished the role of the public ascribing all the glory onto itself. In fact, onto the dictator himself as if he brought Eritrean independence single handedly. Read more
07/03/2016 23:45 PM
ምስጋና
ብሞት ኣደ ሰለስተ ቆልዑ ዝኾነት ክብርቲ ብዓልቲ ቤተይ ወይዘሮ ኢየሩሳሌም ፍስሃየ፡ ናይ ዘጋጠመና መሪር ሓዘን ተኻፈልቲ ብምዃን ኣብ ግዜ ሕማማ ብዘይ ዕረፍቲ ዝተመላለስኩም ኮነ፡ ብቴለፎን እናደወልኩም፡ ምሕረት ከውርደላ ብልቢ ዝተመነኹምን ዝጽለኹምን፡
ኣብ ግዜ ዕረፍታ ምሳና መሪር ዝሓዘንኩምን ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ብስልኪ ናይ ሓዘና ተኻፈልቲ ዝኾንኩምን ዘጸናናዕኩምናን፡ ምዕሩግ ስነስርዓት ሓዘን ዝወደብኩምን፡ ሬሳ ናብ ዓዲ ንምስዳድ ለይቲን መዓልትን ብዘይ ዕረፍቲ ላዕሊን ታሕቲን ዝበልኩምን፡
06/03/2016 14:40 PM
On Constitution and National Reconcilliation
ኣብ ጉዳይ ቅዋምን ሃገራዊ-
[ Freweini Ghebresadick (FB) ]
2013 Yemane Ghebreab (Monkey) – ተባዓት ኣሕዋትና ተቐማጦ ኣትላንታ፣ ጆርጅያ ንየማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ዘቕረብሉ በዳህቲ ሕቶታት ብሓቂ ዘተባብዕ እዩ። እቲ መልስታት ድሒሩ ሰለዝጅምር ድማ ብምሉኡ እቲ ቪድዩ ብጽሞና እንተሰማዕኩሞ ኩሉ እቲ መልስታት ክትሰምዕዎ ኢኹም።
2013 Yemane Ghebreab (Monkey) – ተባዓት ኣሕዋትና ተቐማጦ ኣትላንታ፣ ጆርጅያ ንየማነ ገብርኣብ (ማንኪ) ዘቕረብሉ በዳህቲ ሕቶታት ብሓቂ ዘተባብዕ እዩ። እቲ መልስታት ድሒሩ ሰለዝጅምር ድማ ብምሉኡ እቲ ቪድዩ ብጽሞና እንተሰማዕኩሞ ኩሉ እቲ መልስታት ክትሰምዕዎ ኢኹም። እቲ መልስታት ሓቅታት ዘይምህላዉ ልሙድ ናይ ህግደፍ ባህርያት ሰለዝኾነ ብዙሕ ኣየገርምን እዩ። እቲ ብዛዕባ ሕድገት’ዶ ምሕረት’ዶ ዝብል ኣስተምህሮ ይኹን መልሲ ግን - ማይ ንዓቐብ ዘብል እዩ። ሰለምንታይ ድኣ ሕጂ ማንኪ ሓለቕኡ እቲ ናይ 1997 ቅዋም ኣብ ተግባር ኣይከውዕሎን እየ፣ ኣምሰይዩ ሓድሽ ምምሕዳራዊ ሰነድ ክንደፍ እዩ ምስበለ ቁዋም አሎና ንሱ ይተግበር ኢሉ ዘይዛርብ? ብ2013 ግን የማን ማንኪ ኣብ ቅድሚ እኩብ ሰብ ተጠሊዑ ቁዋም ኣሎና ኢሉ። ምስ ግዜ እንዳበርሄ ዝኸይድ ዘሎ ሓቂ፣ ካብ መጀመርያ ስጋብ ሕጂ፣ ደረጃ ስልጣኖም ብዘየገድስ ፈጸምቲ ትህዛዛት ምንባሮምን ምህላዎምን ጥራሕ እዩ። እቶም ዘጣቅዑ ዘለዉ ድማ ነቶም ንመሰል ኤርትራውያን ኢሎም ኣብ ጭብጢታት ዝተመርኮሰ ሕቶታት ዝሓቱ ዘለዉ ሓተትቲ ዘየጣቕዑ ነቲ ክብሪ ከሊኡ ብኣንጻር'ቲ ዝፈልጥዎ ጭብጥታት ዝሕስወሎም ዘሎ መራሒ ከጣቕዕሉ ዘሕፍር’ዩ።
•ርእይቶ ንምሃብን ንምንባብን ኣብዚ ጠውቑ።
•ምስ ቅዋም ኤርትራ ዝተኣሳሰር ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
04/03/2016 23:20 PM
ኣብ ሓደ ዕለት ዝካየድ ክልተ ሕዝባዊ ኣኼባታት፥
1. ኣብ ከተማ ኖቲንግሃም (Nottingham)
2. ኣብ ከተማ ሸፊልድ (Sheffield)
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ናይ ሓድነት መደብ ሒዝና ንዕለት 13 መጋቢት 2016 አብዘን ዝተጠቕሳ ክለተ ከተማታት ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ኖቲንግሃምን ከባቢአን ኣብ ከተማ ኖቲንግሃም፤ ኩልኻትኩም ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ኣብ ከተማ ሸፊልድን ከባቢኣን ድማ ኣብ ከተማ ሸፊልድ ኣብ እንገብሮ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። Read more
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
March 2016 -
|
|