30/04/2016 23:21 PM
Many of our Veterans came to a foreign country after they were deceived by what surrounded them.
Some left when their group was dissolved for reasons they still do not understand (ELF). Some left our liberated country when the conditions surrounding them did not fit what they expected and did not testify to the reasons they left their families and joined the armed fight (EPLF).
Some others, a younger generation, left because – they say – the system crashed them instead of helping and respect them (Warsay – Ykaalo)...Read more
30/04/2016 23:21 PM
መእተዊ
ካብ'ዚ ድሩት ምንጪ ምርኵስ ብምግባር ነዚ ኤርትራዊ ወለዶ ብፍላይ ከኣ፡ ብኤርትራዊ ስፖርት ጸወታ ኵዕሶ እግሪ ግዱስ ዝዀነ ዜጋ ፡ ብዝተኻእለ መጠን ቅኑዕ ታሪኽ ከነጨብጦ፡ እዚ ሓድሽ ወለዶ ከኣ ከይተደናገረ ብመንፈስን ሕልናን ታሪኽ ኤርትራዊ ስፖርት ክፈልጥ ዝግበር ጻዕሪ'ምበር ካልእ ትርጕም ክህልዎ ኣይክእልን። ኣብ'ዚ ታሪኽ ስፖርት ኤርትራ ኢትዮጵያውያን ንረብሓ መንእሰያት ኤርትራ ኣንጻር ስርዓት ሃጸይትን መንግስቲ ሃይለስላሴ ዝተጣበቁ ምንባሮም ኣገዳስነት ክህልዎ'ዩ። ምኽንያቱ ኤርትራ…
1ይ ክፋል (22.04.2016)፡ 2ይ ክፋል (24.04.2016)፡
3ይ ክፋል (26.04.2016)፡ 4ይ ክፋል (27.04.2016)፡
5ይ ክፋል (29.04.2016)፡
24/04/2016 22:55 PM
ናይ ሰንበት 24 April 2016 show መደብ
Abdallah Abubaker - Artist and vocalist (right), both shared their history and experience in the world of music.
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
24/04/2016 22:55 PM
[EriMedrek.com]
መንግስቲ ኤርትራ ነቲ ኣብ ጸሊም ዕዳጋ ዘለዎ ዕብለላ ንምርግጋጽ ሓወልትን ኣሽረፍቲን ኣብ ምእሳር ተጸሚዱ ዝርከብ መንግስቲ ኤርትራ ፥ ብመንገዲ እቲ ዓይነት ዕዳጋ ካብ ግዳም ንዝሕወሎ ገንዘብ ዝረክብ ዝነበረ ህዝብና ኣብ ከቢድ ጸገም ወሪዱ ከምዘሎ ተገሊጹ። ህዝቢ ነቲ ካብ ደገ ዝሕወለሉ ገንዘብ ንምርካብ ክሳብ 2 ሰሙን ይጽበ ምህላዉ ክፍለጥ ተኻኢሉ ኣሎ። ኣብ’ዚ እዋን እዚ ዝበዝሐ ህዝብና...Read more
23/04/2016 01:45 AM
ተሞክሮታት ተርኽቦ 3 ሚያዝያ 2016 (ኣስመራ)
ብዕለት 3 ሚያዝያ 2016 ኣብ ቅርዓት ኣስመራ ቅትለት መንእሰያት ከም ዝተረኽበ ቀጢን ኣውያት ተሰሚዑ፡ ህዝብና ነቲ ሎሚ ዶ ጽባሕ እንዳበለ ዝጽበዮ ዝነበረ ቀጻሊ ሓደጋታት ከኣ ብዝኸፍአ መልክዑ ኣብ ከብዲ ዓዲ፡ ኣብ ዋና ከተማ ኤርትራ ኣስመራ ተረኺቡ። እወ ቅድሚ ሕጂ'ውን ህዝብና ኣብ 2001 ዓ.ም ተመሃሮ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ከም ጥሪት ተዀብኪቦም ኣብ ሜዳ መጻወቲ ኵዕሶ እግሪ ( ብሜዳ ንግስተ ሳባ) ዝጽዋዕ ዝነበረ፡ ደሓርን ከኣ ብመመላለሲ ኣቍሑት ወይ ጽዕነት መኪና ኣብ ቅድሚ ዝነብዓ ኣደታት ንውዓ ወሲዶም ድከቶም ኣስተዮሞም፡ ኣብኡ ምስ በጽሑ ከኣ ዝሞቱ ተማሃሮ ከም ይርጋ ዮሴፍ ነበሩ። Read more
20/04/2016 19:34 PM
ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም አብ ስደት ዝነብሩ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم An Urgent Call to All Eritreans Worldwide
እቲ መስዋእትን ስንክልናን ብሉጻት ደቂ ሃገር ዝሓተተ ናጽነት ንህዝቢ ኤርትራ እቲ ዝተጸበዮ ሰላምን ራህዋን አየጨበጦን፡ ብኣንጻሩ እኳደኣ ኣብ እዋን ባዕዳውያን ገዛእቲ ከማን ርእዩዎ ዘይፈልጥ ዘስካሕክሕ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰል ተፈድዩ ይርከብ። Read more
أيها الإخوة والأخوات،
نحن نكتب لكم أن تكونو طليعة دعوة لجميع الارتريين في المهجر للانضمام الى الحركة الشعبية التي تهدف لانتخاب القيادة العالمية الإريترية Read more
Dear Fellow Eritreans in the Diaspora,
We are writing to invite you to be a signatory of a call that we will soon issue to all Eritreans in the Diaspora to join a Grassroots Movement whose goal is to elect Global Leaders who will represent Eritreans in the Diaspora. Read more
ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታታት (Related)፡ ኣብዚ ጠውቑ።
20/04/2016 19:34 PM
A two-
The Way Forward For Eritrea
ንኤርትራ ዘገልግል መዋጽኦ ንቕድሚት
The Eritrean Education and Publication Trust in association with Initiatives of Change organised a two-
They were among the leaders of the Eritrean People’s Liberation Front and also served in various senior government positions.
17/04/2016 22:55 PM
ናይ ሰንበት 17 April 2016 show መደብ
ዕላል ምስ ገዳይም ተጻወትቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ
ተሳተፍቲ፡-
(1) Yohannes joker, (2) Tesfagiorgis Kokah and (3) Asefaw Tewolde shared with Naz Yemane (voice of Eritrea) and all listeners, their experiences of 1960s and 1970s in the Eritrean sports and politics, as well as the pressure put on them from both the Ethiopian football federation and ELF. On Sunday 17 April 2016 (Part-
[Assenna.com ኣሰና]
ኣማኑኤል ሳህለ፡ ውሩይ ጸሓፋይን መምህርን ኢዩ። በቲ ኣብ ባህሊ፡ ታሪኽን ስነልቦናን፡ ዘቕርቦ ተኸታታሊ ኣስተምህሮታት ድማ ይልለ። ኣብ መርበብ ኣሰና.ኮም (www.assenna.com): ተኻታታሊ ኣገደስቲ ኣስተምህሮታት የቕርበልና ኣሎ። ገለ ካብዚ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠዊቕኩም ከተንብቡ ትኽእሉ፡-
14/04/2016 23:50 PM
ዝኸበርኩም ኣሕዋትን ኣሓትን!
ብቐዳምነት፡ መንቀሊ ናይ ሎም መዓልቲ ጽሑፈይ፡ እዚ ብብጻይ ተኽልዝጊ (ወዲ ዑቕባልደት)፡ ወጺኡ ዘሎ ጽሑፍ፡ ማለት፡ መልሲ ናይቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፡ ብዕለት 11 ሚያዝያ 2016፡ "ተኽልዝጊ ዑቕባልደት (ወዲ ዑቕባልደት) መን እዩ?" ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብብጻይ ኣማኑኤል (ኣሰና) ዝወጸ ጽሑፍ፡ ኢዩ።
11/04/2016 23:45 PM
Minister Petros Solomon -
[Snitna.com ስኒትና]
ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰሎሙን፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ፡ ማለት ኣብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ)፡ ብሞያአኡን ኣበርክቶኡን ካብቶም ዝልለዩ መራሕቲን ጅግናን ምንባሩ ኩሉ መጋድልቱ ዝፈልጦ ሓቂ ኢዩ። ሚኒስተር ጴጥሮስ፡ ምስ ከምኡ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲን ኣባላት ባይቶን ዝኾኑ ብጾቱ፡ እቲ መብጽዓ ናይ ህዝባዊ ግንባር፡ ማለት፡-
ብላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን (ብጉጅለ-
10/04/2016 22:55 PM
11 ክፋል -
ተጋ/ሕድራይ ፍስሃ፡ (ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ.)፡ ኣብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ናይ ዝፈጸሙዎ ጅግንነትን፡ ዘጋጠመ መስዋእቲን፡ ናቱን ናይ ብጾቱን ኣዝዩ ኣደናቒ፡ ሰነድን ታሪኽን ዝኾነ ኣብ ዝሓለፈ 10 ክፋላት ኣዕሊሉና ነይሩ። ናይ ሎሚ ሰንበት ክፉት ዘተ (OPEN-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
To listen past shows: click here
10/04/2016 22:55 PM
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ማንቸስተር
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፦ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ናይ ሓድነት መደብ ሒዝና ንዕለት 16 ሚያዝያ 2016 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ማንቸስተር ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፥ ኩልኻትኩም ኣብ ከተማ ማንቸስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን፡ ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ሙሉእ ሓበሬታ፡-
09/04/2016 21:12 PM
ዝኽሪ ግዳያት መቕዘፍቲ ኣስመራ -
We are gathered here today to commemorate the victims of the shootings by soldiers on conscripts and bystanders in Asmara on the 3rd of April 2016.
The details of how the incident took place are not 100% clear, however various and different sources have confirmed that some conscripts tried to flee from the trucks transporting them to Assab and were shot upon by the soldiers taking them there. A few youth were murdered on the spot while others died in hospital, and many remain injured. We remember them and stand by the mourning families. Read more
ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
07/04/2016 16:04 PM
Seminar by Abdurahman Seyed Bohashem
[ YouTube -
እዚ ኣብ ፓልቶክ ስመር ገዛ ቁ-
(1) ምሕደራ ናይ ሃገር ብኸመይ ይቐውም? (2) ኣገዳስነት ምዝርራብ ብዛዕባ ምሕደራ፡ (3) ቅርጸ-
07/04/2016 16:04 PM
መልእኽቲ ስንኩላን ተጋደልቲ ኣብ ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነት ኤርትራ።
[Assenna.com ኣሰና]
እዚ እዋን እዚ ንመበል 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ወይ ብሩራዊ ኢዮቤል ናጽነት ኤርትራ ንምብዓል ኣብ ምቅርራብ ንርከበሉ ዘሎና ታሪኻዊ እዋን ኢዩ። ንሕና ገለ ካብ'ቶም ኣብ ሜዳ ኤርትራ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ንሓርነት ኣካልና ዝኸፈልና ስንኩላን ተጋደልቲ፡ ናይ ሓያለ ከምዚ ከማና ምእንቲ ህዝቦምን ሃገሮምን ዝሰንከሉ ብጾትና ሓሳባትን ርእይቶን ጠርኒፍና፡ ነዚ መልእኽቲ እዚ ንዝርግሕ ኣሎና። ንሕና እቶም ኣብ መንጎ ስዉኣትን ህልዋትን ኮይንና....Read more
Related / ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡ ንኣፍልጦኹም፡-
07/04/2016 16:04 PM
ደቀይ ኣውዲቑዎም ብተመልከተለይ፡
ደም ደቀይ ተኻዕዩ ብንዕቀት ኣብ ቅድመይ፡
ተረኰርሚኻ ምንባዕ ኮይና እታ ዓቕመይ፡
ብጓሂ ቈሲሉ ደም ነዚዑ ልበይ! …Read more
05/04/2016 23:30 PM
ኣብ ኣስመራ 11 መንእሰያት ተቐቲሎም 20 ብኸቢድ ቆሲሎም።
[ EriMedrek.com መድርኽ ]
ብሓይልታት ጸጥታን ምክልኻልን መንግስቲ ኤርትራ ተገፊፎም ካብ ኩርመናዕ ናብ ዓሰብ ብኣውተቡሳትን ክፉታት መካይንን ናብ ዓሰብ ዝሰጋገሩ ዝነበሩ መንእሰያት ካብተን መካይን ነጢሮም ከምልጡ ኣብ ዝፈተኑሉ እዋን ብሓለውቶም ብዝተኸፈተ ቶኽሲ 11 ንጹሃት መንእሰያት ክሞቱ ከለዉ 20 ብኸቢድ ቆሲሎም ። እቶም መንእሰያት ኣካል ናይቶም ኣብዝተፈላለየ እዋን ተገፊፎም ናብ ኮርመናዕ ተመሓላሊፎም ዝጸንሑ ኮይኖም፥ ናብ ከባቢ ዓሰብ ናብ ዝርከብ ኪሎማ ...Read more
ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
04/04/2016 22:31 PM
ዑደት ላዕለዋይ ልኡኽ -
[Assenna.com ኣሰና]
ላዕለዋይ ልኡኽ ስሙር ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ (ስ.ደ.ግ.ኤ) ዝግባእ ቅድመ ምድላዋት ገይሩ፡ ካብ ዕለት 05 -
04/04/2016 22:31 PM
Behind Eritrea's oppressive regime — why refugees flee (by Chris Slee)
[ Green Left Weekly ]
Eritrea, a small country in the horn of Africa, generally receives little attention in the international media. But in recent years there have been occasional reports of mass drownings of Eritrean refugees in the Mediterranean. As of June 2015, there ...Read more
02/04/2016 14:14 PM
ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታት፡-
01/04/2016 23:36 PM
حوار برنامج "ملفات ارترية" مع الناشط والمحلل السياسي عبدالرحمن سيد -
مقابلة ل عبدالرحمن سيد -
ዓብዱራሕማን ሰይድ ቡሃሽም -
Copyright © www.snitna.com
Top
April 2016 -