30/05/2016 16:20 PM
ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ኤረትራዊያን ደለይቲ ፍትሒ፡
ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም::
ብምቕጻል ን 23 ሰነ 2016 ኣብ ጀነቭ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ: ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ኣብ ኤረትራ ዝቕጽል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት: ጸብጻብ ኣጻራይት ኮምሽን (Commission of Inquiry) ናብ ቤት ጽሕፈት ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ዝቐርበሉ መዓልቲ ስለ ዝኮነ :ኣብዚ ወሳኒ ዕለት `ዚ ተረኺብና: ምስክርነትና ብድምጽና ከነስምዕ ሃገራዊ ሓላፍነትና እዩ:: Read more
29/05/2016 22:07 PM
ናይ Sunday 29 May 2016 show መደብ
ኣብ መበል 25 ዓመት ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ኤርትራ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ንህዝቢ ኤርትራ መደረ ኣቕሪቡ ነይሩ። ኣብዚ መደረ'ዚ ዝተመርኮሰ ገምጋም፡ ብዓይኒ ኣባላት ንጋባእ። ዕዱማትና፡-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
29/05/2016 13:55 PM
Europe plans war on Libya’s human traffickers
An important change has taken place in the European response to the exodus of African migrants and refugees. European naval forces are planning to attack people-
This decision was revealed by Sandro Gozi, Italy’s European Affairs Minister. Read more
See related news:
29/05/2016 02:50 AM
Eritrea Research Network Seminar:
‘ Unlocking Eritrea ‘
Eritrea Research Network Seminar conducted at London South Bank University, London Road Lecture Theatre (LRIO), on Friday 27th May 2016. Many people attended as well as followed live online. Papers presented are here below:
For more information, click here
26/05/2016 22:25 PM
እታ ብዙሓት ፈተውቲ ጅግና ስውእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ ክትምነይዋን ክትጽበይዋን ዝጸናሕኩም መጽሓፍ ኣብ መደምደምታ በጺሓ ክትዝርጋሕ ጀሚራ ከም ዘላ ከበስረኩም እፈቱ።
ንኹሎም ኣብ’ዚ ጉዳይ እዚ ዝተሳተፉን ዝተሓባበሩን ልባዊ ምስጋናይ እናኣመሓላለፍኩ፡ ንዝኾነ ርእይቶታትኩም ይኹን እርማትኩምን ጠለባትኩምን በዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ኣድራሻ ክትልእኩለይ ሓደራ እብል። Email Address – bokrila@gmail.com
ደራሲ ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ Girmai Bokre Kahassai Read more
ኣብዚ ላዕለዋይ መእተዊ፡ ዝኽርታትን ገምጋማትን ናይ ዝተፈላለዩ ሞያውያንን ተጋደልትን ሓፋሽ ህዝቢን፡ ዝኽርትትን ገምጋማትን ናይዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ቀሪቡ ኣሎ። ትሕዝቶ ናይዚ ገጽ’ዚ፡ ሓበሬታ ኣብ ዝተረኽበሉ እናሃብተመ ክኸይድ ኢዩ። ሰናይ ምክትታል! (ስኒትና.ኮም)
24/05/2016 23:45 PM
RITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK
Press Release -
እቲ ንቡር ኣሠራርሓ ኮሚቴና ኣብ 4 ወርሒ ሕዝባዊ ኣኼባ ጸዊዓ፥ ዝዓመመቶም ዕዮታት ክትገልጽን፥ ንብድሕሪኡ ዘለዋ መደባት ዕዮ ናብ ሕዝቢ ክተቕርብን ዝብል ኢዩ። ብኣኡ መሠረት፥ ኣብዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ከተማ ሎንዶን ኣኼባ ክንገብር ይግባእ ኔሩ። ነዚ
ሒዝናዮ ዘለና ዕማም መታን ክንውድኦ ግን፥ እቲ ናይ Read more
24/05/2016 23:45 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM) المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
ህጹጽ ጻውዒት ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን
ክቡራት ኣብ ውጻኢ ሃገራት ትነብሩ ኤርትራውያን
ሃገርና ኤርትራ ጽባሕ መዓልቲ መበል 25 ዓመት ናጽነታ ከተብዕል እያ። ናጽነት ሃገርና ዋላ`ኳ ብኸቢድ መስዋእቲ ኣማኢት ኣሽሓት ክቡራት ደቃ ዝተረኽበ እንተኾነ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግና ኩሉ ዝተኸፍለ መስዋእቲ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ዝሓሸ ህይወት ሕልሙ ከግህደሉ ኣይከኣለን። በዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ...Read more
An Urgent Call to All Eritreans Worldwide
Dear Fellow Eritreans in the Diaspora,
Tomorrow is our country’s 25 th independence nniversary. The independence of our country was achieved at the terrible cost of hundreds of thousands of its sons and daughters who have been martyred and maimed. Unfortunately, all the sacrifices made have failed to realize the dream of a better life for the Eritrean people. There is no Eritrean who is not saddened and ...Read more
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
نداء عاجل لجميع الارتريين في جميع أنحاء العالم
ايها الاخوة والاخوات
سيتم الاحتفال بيوم الاستقلال الخامس والعشرين غدا . وقد تحقق استقلال إريتريا عن طريق التضحية من مئات الآلاف من أبنائه وبناته في الكفاح المسلح. ولكن للأسف، كل ما قدم من تضحيات من أجل الاستقلال لم تحقق حلم حياة أفضل للشعب الإريتري. معظم الاريتريين بالقلق إزاء الوضع المتدهور في البلاد. ولذلك، فإن جميع الإرتريين طالبي العدالة، علينا واجب ومسؤولية للمساعدة في حل الوضع المزري في بلادنا.
24/05/2016 16:38 PM
President Isaias Afewerki speech
on 25th Eritrea Independence day
See Related News:
• Reflections of 25 Years of Independence. ዝኽርታትን ገምጋማትን ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ናጽነት ኤርትራ፡
24/05/2016 12:19:19 AM
Public Announcement -
Eritrea Research Network Presents
Eritrea Research Network Presents
Unlocking Eritrea. You are cordially invited to attend.
Venue & Time /ቦታን ሰዓትን፡-
London South Bank University, London Road Lecture Theatre (LRIO)
Friday 27th May 2016, 13:00 -
24/05/2016 12:19:19 AM
Eritrea celebrates 25 years of independence after war with Ethiopia.
By Mary Harper -
BBC News
This week marks 25 years since Eritrea gained independence from Ethiopia in a conflict which lasted three decades. Rights groups criticise the East African nation for its lack of democracy, media freedom and its policy of forced conscription, which can ...Read more
See Related News:
• Reflections of 25 Years of Independence
• ERi-
21/05/2016 23፡53 PM
ህዝቢ ኤርትራ፡ የስተንፍስ’ምበር ይነብር የለን።
ምስክርነት ሄለን ገብረኣምላኽ
Helen Gebreamlak’s Testimony
እዚ ኹሉ ስነኣእሙራዊ በሰላ’ዚስ፡ መዓስ’ዩ ክወጽኣላ????
ምስዚ ዝመሳሰል ምስክርነት /Similar stories፡-
21/05/2016 02:49 AM
ሰሚናር በይ ኤርያ ካሊፎርንያ-
[ኣዝማሪኖ -
እቲ ብምክንያት 25 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ዝተካየደ ሰሚናር ቀንዲ ዕላምኡ ነቲ ስርዓት ህግደፍ ብናይ ሐሶት ዳንኬራ ተዓጠቅ ትሸብሸብ ዝብለሉ ዘሎ ናይ ናጽነት ጽንብል ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ከምቲ ስርዓት ህግደፍ ዝብሎ ኣብ ጎደና ምዕባለ’ዶ ወይስ ከምቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ኣብ መንገዲ ጥፍኣት ነዚ ሐቂ’ዚ ዘንጸባርቅ ብመርቶዓታት ዝተሰነየ ብሙሁራት ኪኢካታትን ካብ ሰሜን ኣሜርካን ኤውሮጳን ዘቅረብዎ ብዙሕ ህዝቢ ዝተሳተፎ ዕውት ሰሚናር ኔሩ። Read more
20/05/2016 14፡03 PM
ገምጋም ቁጠባዊ ኩነታት ኤርትራ፡ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት፡ ብኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ Assessment of Eritreas Economic Situation over the last 25 years,
by Mr Kibrom Dafla
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን ኮይኑ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መሓውራት ቁጠባ ኤርትራ፡-ርላይንስ፡ ብሓላፍነት ዝሰርሐ ምኩር ኤርትራዊ ኢዩ። ቅድሚ ሕጂ ሰፊሕ ዝኾነ ኣስተምህሮታትን ገምጋማትን ኣብ ዝተፈላለዩ ማዕከናት መራኸቢታት ኤርትራ ክህበና ጸኒሑ ኢዩ (
ካብዚ ብዘይፍለ፡ ተመሳሳሊ፡ ኪኢላዊ ገምጋም ኣቕሪቦሙልና ዘለዉ፡-
• Assessment of the Eritrean Economy by Sengal Woldetensae -
• ብዛዕባ መራኸቢታትን ሓበሬታን (Information & Communication Technology) ብኣቶ ተወልደ እስቲፋኖስ Tewelde Estifanos
ካብዚ ኣብ ላዕሊ ዝቐረበ ናይ ሰለስተ ኪኢላታት ገምጋማት፡ ፍልይ ብዝበለ ድማ: ብፕሮፈሶር ኣብራሃም ኪዳነ (Prof. Abraham Kidane): ቀሪቡ ኣሎ፡-
1ይ ክፋል (shabait.com)፡ 2ይ ክፋል (TesfaNews.com)፡
17/05/2016 12፡53 PM
ስደትናን ህልቂትናን ናይ ኵናት ዘመተ
መመክሒ ኮይኑ ኢሎሞ 'መኸተ!'
መግዛእቲ ባርነት ቤትና ዘጸልመተ
ፌስታ ኪገብሩሉ ብሕሩድ ብመስተ
ይጓየዩ ኣለዉ ጉጅለ *ሕለተ! ….Read more
17/05/2016 12፡53 PM
ብኣጋጣሚ’ዛ ድሕሪ ሰሙን ኣብዚ ወርሒ’ዚ እነብዕላ ክብርቲ ዕለተ-
እወ፡ ሃገራዊ ዕርቂ፡ መፍትሕ ናይ ኩሉ ጸገማትና ኢዩ። "ደቀይ! ደቂ-
16/05/2016 19:19 PM
Dear Petros:
For a long time, I hesitate to put my thoughts in writing. My believe that you would walk out of jail and we could sit down and talk as we use to do, has faded with time. But never broken, for faith is what keeps Eritreans alive.
It has been decades since the last time I called you and left a voicemail at your house’ phone. Read more
16/05/2016 02:40 AM
[Tv Sened Eritra Stockholm -
ኣብዚ ሰሚናር'ዚ፡ ኣቶ ዳኔኤል፡ (1) ብዛዕባ ወለዶታት፡ (2) ብዛዕባ ወሎዶኣዊ ንቕሓት (Generational consciousness)፡ (3) እዚ ንቕሓት፡ ብኸመይ ካብ ሓደ ወለዶ ናብ ካልእ ወለዶ ከምዝመሓላለፍ? (4) ኣብ ኤርትራ፡ እዚ መስርሕ'ዚ እንታይ ሓደጋ ኣጋጢሙዎ? ሳዕቤናቱ'ኸ እንታይ ክኸውን'ዩ? ዝብሉ ኣርእስቲታት ኣልዒሉ ዘትዩ ኣሎ። እዚ ዘተ'ዚ፡ ኣገዳሲ ትምህርቲን፡ ምስዚ ኣብዚ እዋንዚ ንኤርትራን ህዝባን ኣጋጢሙና ዘሎ ኣስጋኢን ህጹጽ ምላሽ ዝጠልብን ኩነታትን ድማ ምትእስሳር ስለዘለዎ፡ ብጽሞና ክንከታተሎ ጽቡቕ ኢዩ።
1ይ ክፋል (15 May 2016)፡ 2ይ ክፋል (22 May 2016)፡
ተመሳሰልቲ ኣስተምህሮታት፡-
15/05/2016 23:03 PM
ዕላል ምስ፡-
On Sunday may 15-bio – continuation of his book. ናይ ሰንበት 15 May 2016፡ ምስ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ፡ ኣብ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት መጽሓፉ፡ ኣዕሊሉን ዝቐረቡሉ ሕቶታት ሰማዕቲ ድማ መልሲን መብርሂታትን ሂቡሎም ኣሎ። ኣገዳሲ ታሪኻዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ዕላል ብምዃኑ፡ ብጽሞና ክትሰምዑዎ ንዕድም። ኣብዚ ጠውቑ
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
15/05/2016 23:03 PM
ERITREA’S DEVELOPMENT POLICY, ACHIEVEMENTS OF THE LAST 25 YEARS, CHALLENGES AND PROSPECTS:
Written by Prof. Abraham Kidane.
PART I: DEVELOPMENT POLICY FORMULATION
[shabait.com]
Eritrea’s 25th Independence Anniversary is an opportune event to undertake a sober reflection of the country’s development policy, progress to date, and prospects. The following is a capsulated review of Eritrea’s socio-
See also Related:
ሓበሬታ
14/05/2016 23:27 PM
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 21 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ሙሉእ ሓበሬታ፡-
14/05/2016 10:38 AM
Video: A visa for Eritrea, the 'African North Korea' ናይ ቪድዮ ጸብጻብ -
[France 24 ]
Eritrea, a small nation on the Horn of Africa, is one of the most isolated countries in the world. It is also one of the most secretive, and has been duly nicknamed the “African North Korea”. What is everyday life like under the dictatorship? Why do so many Eritreans flee the country in a bid to reach Europe? Our reporters Nicolas Germain and Romeo Langlois were given exceptional permission to report from Eritrea, which ranks last on the Reporters Without Borders press freedom index….Read more
See Related:
إريتريا: تأشيرة سفر إلى أسمرا 24 / FRANCE 24 Arabic
09/05/2016 22:55 PM
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ለስተርን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ለስተር ንዕለት 14 ግንበት 2016 ካብ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ ክሳብ ሰዓት 5:00 ድ.ቀ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ሙሉእ ሓበሬታ፡-
01/05/2016 23:45 PM
ነቲ *ጸዳል ስውእ ጸላም ዝቐየረ *ብርሃን
ሃገር ብደልሃመት ኣዒንታ ዘዕወረ
ራህዋ ከም ዘሎና ጓይላ እናገበረ
የዋህን *ሃዚልን እንተ ኣደናገረ *ዓሻን
እዚ ጎይታ ሕሰም ክንደይ ዘይጸዓረ!
ኣንቲ መሬት ስውእ ወደባት ምስ ባሕራ…...Read more
Copyright © www.snitna.com
Top
May 2016 -