Copyright © www.snitna.com
June 2016 -
Top
28/06/2016 23:03 PM
The June 23, 2016 historic demonstration in Geneva -
[Asmarino -
The time was around 12 clock 23 June 2016, some of us from UK were on our way to the park near the city centre of Geneva where the march to the office of UNHCR was due to begin. On the way I met Aida Kidane from Sweden – with her camera. She was hastily walking through the route of the march in order to secure a convenient spot to take video. I joined her in the walk until we find a spot convenient enough for her to take video for documentation. Read more Part-
See Related news:
27/06/2016 23:01 PM
ንዝኽሪ ዓቢ ስነጥበባዊ ኣቦና ነፍስሔር ትኳቦ ወልደማሪያም
ኣንታ ዓቢ መምህር!
ብሓውኹም መሲናስ
ጥንታዊት ማትኣ ናይ ጥበባት ኣደ
ደቕኪ እምበር ከይዶም በብሓደ
እቲ ዕዙዝ ሃብትኺ ናትኪ ግደ
ሞያኽን ታሪኽክን እንከይተሰነደ
ትኳቦዉን ሎሚ ብሞት ምስ ተወስደ
ብልቢ ሓዚነ ኣመና ሰንቢደ!
25/06/2016 19:51 PM
ቲቪ ሰነድ ኤርትራ Historical Demonstration by justice-
ታሪኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ ደለይቲ ፍትሒ Geneve 23 June 2016
See related news / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/06/2016 04:08 AM
[ MEFTIH መፍትሕ ]
Dear ladies and gentlemen,
My name is Hanna Petros Solomon and I came here today to share my experiences with you all. An experience that many Eritreans can relate to.
Very recently I had a trying time in my life. No, I didn’t have to dodge bullets to cross another border, I had to write my transfer essay to university. In order to understand who you are as a person, universities ask you to describe the journey that brought you to them. I wrote what I thought was an excellent essay about why I came to America and handed it to my professor who was helping me with the process. He told me that the essay spoke more about my country and the state of a dictatorship than it did my own experiences, it had to be personal. In an effort to apply his advice, I changed every “we” pronoun to “I”, and suddenly the words on paper became too personal, painful even. As I share some of it with you today, Read more
25/06/2016 02:45 AM
“ልብና ብሓባር’ዩ ዘሎ!”
ግጥሚ ብጋዜጠኛ ሳሙኤል ገብረሂወት
23/06/2016 23:09 PM
መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ። 21 ሰነ 2016
Massive Demonstrations by Eritreans
ሎሚ መዓልቲ፡ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤ
ርትራ ዝምልከት ጸብጻብን ርእይቶን ኣባል ሃገራት፡ ኣብ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት፡ ክስማዕ ውዒሉ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዝወዓለ ጸብጻብን ርእይቶ ሃገራትን ኣመልኪቱ፡ Read more
22/06/2016 02:05 AM
መልእኽቲ ንሰብ ጽሩራ ህግደፍ
ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ
[ Asmarino ኣዝማሪኖ ]
ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ፡ ንፍትሒ ደው ዝበለት፡ ኣዴናን ዓባይ ሓብትናን ኢያ። ኣበባ! ንሰላምን ዕርቂን፡ ንፍትሒን ንራህዋን ህዝቢ ኤርትራ ዝሕግዝ፡ ሕሰም ኤርትራ ተቐንጢጡ ዝጸልመተ ህይወትና ክሕደስ፡ እታ ዓደ ጠስሚን መዓርን ዝኾነት ኤርትራና ድማ..እፎይ! ኢልና ክ ንረውየላን ከነስተማቕራን፡ በቲ ሓቀኛ ናይ ኤርትራዊት ኣደ ምዕዶኣ ብቐጻሊ ተስንቐና ጸኒሓን ኣላን።
ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ ባዓታይ፡ ሓንቲ ካብተን ሃገርና ኤርትራ ዘፍረየተንን እትኾርዓለንን ቀዳሞት ዕዉታት ደቀንስትዮና ኢያ። ኣብ እዋን ንእስነትና እንዝክረን መጻሕፍቲ ከም፡-
21/06/2016 19:09 PM
Eritrean Peoples Mobilization for Justice
Eritreans in United States support the work of COI -
We, Eritrean Americans, are deeply grateful and supportive of the exceptional work done by the Commission of Inquiry Eritrea to determine the extent of human rights violations perpetrated against the Eritrean people by the totalitarian regime in Eritrea. We are particularly encouraged by the conclusion and recommendations made by the commission to have the International Criminal Court (ICC) involved in bringing the perpetrators of those heinous crimes to justice.
21/06/2016 17:25 PM
ጸብጻብ መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት
20/06/2016 20:53 PM
See related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/06/2016 20:53 PM
እዞም ወኻሩ ደንደን ፍጹም ዘይሓፍሩ
ብዘይሕግን ፍርድን ህዝቢ እናሓየሩ
ዚዓንበበት ተኽሊ ካብ ሱራ እናኣሕረሩ
ሎሚውን ከም ቀደም ስውእ ኪጥብሩ
ኣብቲ ምዕራፍ ጅግና ክቡር መቓብሩ
ከም ገበርቲ ጽቡቕ ዕንባባድዮም ከንብሩ!?
19/06/2016 21:35 PM
ናይ Sunday 19 June 2016 show መደብ
Ethio -
resolution of the indictment of Geneva and its consequences
ግጭት ኢትዮ-
Voice of Eritrea Halifax Canada Is conducting panel discussion with three Veterans: Adiam Tefera from Germany, Merid Zeru from Netherland and Kbreab Tesfu from Canada about the current development in Ethio -
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
14/06/2016 01:28 AM
[ራድዮ ኤረና -
ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ንመስርሕ ምምዛዝ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ዝምልከት ካብቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ክወርድ ዝጸንሐ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝነቅል ከምዝኾነ ኣብሪሁ። ብተወሳኺ፡ ንትሕዝት ናይቲ ኣብ ዕለት 08 ሰነ 2016 በታ መርማሪት ኮሚሽን ዝወጸ መግለጺ ዝምልከት፡ ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ድማ፡ ኩሉ ኤርትራዊ ናብ ጀነቫ ብምኻድ ድምጹ ከስምዕ ከምዘለዎ ጸዊዑ። Read more
14/06/2016 01:28 AM
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሊድስ
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን፡ ኣብ ከተማ ሊድስን ከባቢኣን እትነብሩ ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ከተማ ሊድስ ንዕለት 18 ሰነ 2016 ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
ኣብዚ ኣኼባዚ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሕዝብናን ሃገርናን ክንዝቲን፥ ጸገማትና ክንፈትሓሉ ዘኽእል እማመ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ክንማኻኸረሉን ኢና። ቅድሚ ሕጂ…Read more
13/06/2016 20:49 PM
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተላዒሉ ዘሎ ግጭት፡
ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ደው ክብል፡ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ይጽውዕ።
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጲያን ኣብ ክንፊ ግንባር ጸሮና ወተሃደራዊ ግጭት ተኸፊቱ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ገሊጾም ኣለዉ። መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ ኤርትራ፥ እዚ ግጭት እዚ ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ደው ክብል የተሓሳስብ። ህዝብታት ክልቲኡ ሃገራት፥ ሰራዊት ክልቲኡ ሃገር፥ ምሁራት፥ ሲቪካውያን ማሕበራት፥ ማሕበረሰብ ዓለም እውን፤ እዚ ኣብ ውሱን ከባቢታት ጀሚሩ ዘሎ ግጭት ናብ ዝለዓለ መልክዑ ከይዓረገ ክገትእዎ ውሁድ
ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና -
12/06/2016 23:06 PM
ናይ Sunday 12 June 2016 show መደብ
ዕላል ምስ መስረትቲ ኣባላት Discussion with Founding Members
On Sunday June 12-resenting the founders of Veterans Memorial Day in Diaspora. Participants are: 1-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
12/06/2016 16:01 PM
ናጽነት ማለት እንታይ ኢዩ?
Asmarino (ተስፋልደት ኣለም መሓረና)
ተወሰኽቲ ኣገደስቲ መልእኽትታት ኣብዚ ጠውቑ።
11/06/2016 23:43 PM
ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ -
ንግዳያት ማእከላይ ባሕሪ ዝምልከት ጋዜጣዊ መግለጺ
ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ልዕሊ ኩሉ፡ ንወለድን ምሉእ ቤተ-
10/06/2016 23:27 PM
ደጋጊምካ ክርኣዪ ዝግብኦም ሰነዳት
وثائق مهمة
Important Documents worth reading
الذي صادق عليه المجلس الدستوري ٢٣ مايو ١٩٩٧
• Eritrean Constitution (2nd December 1950)
• ኣድማሳዊ ኣዋጅ መሰል ደቂ-
• Universal Declaration of Human Rights 1948
See more of these here / ተወሰኽቲ ሰነዳት ኣብዚ ጠውቑ።
08/06/2016 13:47 PM
Commission of Inquiry on Eritrea -
[ UN WEB TV ]
8 Jun 2016 -resentation of the second report by the Commission of Inquiry on human rights in Eritrea Speaker: Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on human rights in Eritrea.
See related / ምስዚ ዝዛመድ ጸብጻባትሓበሬታን:
07/06/2016 14:15 PM
Message from Adhanet
regarding the tragedy in the Mediterranean Sea.
ምስዚ ዝዛመድ፡-
07/06/2016 14:15 PM
ኣገዳሲ መልእኽቲ ንኹሉ ኤርትራዊ፡
ካብ ኣቦና ቀለታ ኪዳነ
ብኣጋጣሚ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ ብሩራዊ ኢዮቤልዩ ኤርትራ ዝሃቦ መደረ
07/06/2016 14:15 PM
ንርብዒ ዘመን ዝጸልመተ፡
ትንሳኤ ሓርነትን ፍትሕን ዝነገሳ ኤርትራ
ህያው ምግባር:
ሓላፍነት ህሉው ወለዶ`ዩ!!!
ዑቕባይ ገብረመድህን (ከምብሪጅ፡ ማሳቹሰትስ፡ ሰ.ኣ.)
[Asmarino -
ኣብዚ እዋን`ዚ፡ ድሕሪ ናይ 25 ዓመታት መዘና ዘይብሉ ሃገራዊ ዕንወትን ጥፍኣትን፡ ናብቲ ሽግር ዘይኮነ፡ ከም ደቂ ሓንቲ ሃገር ህዝቢ፡ ብሓባር ናብ ፍታሕ ከነድህብ ኢዩ ዝግባእ። ኣብ ወጻኢ እንርከብ ደቂ ኤርትራ፡ ብዛዕባ ፋሺስታዊ ውልቀልመላኺ ካብ ልክዑ ንላዕሊ ተዛሪብናሉን ጽሒፍናሉን ኢና። ግዳይ ፋሺስታዊ ጭቆና ንዝኾነ ህዝቢ ብዛዕባ ፍታሕ ድኣ`ምበር ብዛዕባ መሰነይታ ዕለታዊ ህይወቱ ዝኾነ ሽግሩ ምንጋር ዘድልዮ ኣይኮነን። እንተ ኾነ ግን፡ ብዛዕባ ርትዓውን ውሕስነታውን ፍታሕ ንምዝታይ ነቲ ሽግር ካብ ሱሩ ምግንዛብ የድሊ። ብፍላይ፡ ንርብዒ ዘመን ዝኣክል ሃገርን ህዝብን ዘማሰነ ሽግር ብንጹር ምልላዩን ብሓቂ ምቅልሑን ንቕኑዕ ፍታሕ ኣገዳስነቱ ዝጋነን ኣይኮነን። ስለዚ፡ ነቲ ቅኑዕ መንገዲ ብንጹር ንምርኣይ፡ እቲ ኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝፈልጦ ንህይወቱ ዘጸልመተ ጠንቂታት ብሓጺር ምዝርዛሩ ኣገዳሲ እመስለኒ።
06/06/2016 11:20 AM
ኣንቲ ኣደይ!
እዚ መልቀስ'ዚ ነተን ትማሊ ናጽነት ኣብዘይብሉ ሃገር፡ ብስም ናጽነት ኣብ ጽንብል'ቲ መጥፍእ ህዝቢ ዝኾነ ምስሉይ ስርዓት፡ ክዘላን ክዕንድራን ዝቐነያ'ሞ ሕጂ ብምኽንያት ህልቂት ደቀን ኣብ ሓዘን ተኾርምየን ዝነብዓ ዘለዋ ወይ ድማ ናብ እንዳ ሓዘን ብምኻድ ዝቑዝማ ዘለዋ ኣደታት ኤርትራ ዚቐንዐ፡ ካብቶም ሰኣን ዓገብ በሃሊ፡ ኣብ መዓሙቕ ባሕሪ ብጃምላ ዚጠፍኡ ደቀን ዚተላእከ፡ መልእኽቲ ሕድሪ'ዩ! Read more
See Related news:
05/06/2016 23:45 PM
ናይ Sunday 05 June 2016 show መደብ
Mr Ghirmay Bokre Kahsay, the author of the book of the hero Melake Tekle who joined ELF in his younger age and gave his life for the noble cause is talking with Naz from voice of Eritrea Halifax Canada on June 5-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
04/06/2016 01:41 AM
ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ (ሎንዶን -
ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ከባቢ 21-
02/06/2016 22:43 PM
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ህይወቶም ካብ ዝሰኣኑ ልዕሊ 800 ሰባት፡ ፍርቆም ኤርትራውያን ምዃኖም ይግለጽ ኣሎ
[ኤረና -
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ካብ ዝጠሓሉ ኣስታት 500 ሰባት መብዛሕቶም ኤርትራውያን ምንባሮም ይግለጽ ኣሎ።
ክልተ ካብቲ ሓደጋ ባሕሪ ዝደሓኑ ኤርትራውያን ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ካብታ ማይ ልሑኹ ዝኣተዋ ጃልባ ንምድሓን ዝገበርዎ ጻዕሪ ክዕወት ብዘይምኽኣሉ፣ እታ ጃልባ ማይ ብማይ ተዋሒጣ ህወይት ኣምኢት ሰባት ከኣ እብቲ ባሕሪ ከምዝጠሓለ ኣረጋጊጾም። Read more
ምስዚ ዝዛመድ፡-
02/06/2016 19:52 PM
Why So Many Refugees Are Fleeing To Europe From Libya
[ThinkProgress]
Libyan Red Crescent workers recover a body of a drowned migrant, off the shore of Gasr Garabulli, in the eastern city of Tripoli, Tuesday, March 29, 2016. Libyan Red Crescent workers collected 17 bodies since March 18 after a boat sank off the east
02/06/2016 19:52 PM
ፓርላማ ኢጣልያ፡ ባይቶኣዊ ምይይጥ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ።
መግለጺ ኤርትራዊ መድርኽ ንሃገራዊ ዘተ -
[harnnet.org]
ሽማግለ ወጻኢ ጉዳያት ፓርላማ ኢጣልያ፡ ኣብ 10 ጉንበት 2016፡ ምስ ሓደ ኤርትራዊ ፕሮ-ትራዊ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፡ ነዚ ዚስዕብ መግለጺ ኣቕሪቡ። -
1) ባህርይ ስርዓት ኤርትራ: 2) ህሉው ኩነታት ኤርትራ: 3) ኣገዳስነት ደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ኤርትራ: 4) ኣድላይነት ኣህጉራዊ ምሕዝነትን ደገፍን ንስሩዕ ደሞክራሳዊ ምስግጋር። ደድሕሪኡ፡ ኣብ ዘገድስኹም ፍሉያት ጕዳያት፡ዝያዳ ዝርዝራዊ ርእይቶታት ክንለዋወጥን ኽእል ኢና። Read more
02/06/2016 12:48 PM
መርድእ
ገረዝጊሄር የማነ፡ ግንቦት 27 2016 ኣብ ኤድመንተን፡ ካናዳ ብድንገት ዓሪፉ።
ናይ ቀብሪ ስነ-
ፍትሓት ዝፍጸመሉ፡ Gatewat Alliance Church, 13931 140 St. Edmonton, Alberta (Canada) T6V 1J7
ሰዓት፡ 10:00 AM
ቀጺሉ: ሓመድ ድበ፡ ኣብ፡-
For any information, please contact:
Tesfahannes Negash at 780 887 6983
Mekonen Bahta at 780 951 4478. Read more
`ታ ናትካ ባህሪ
ብህድኣትን ዓቕሊን፡ ከይነጸፈት ትዛሪ፣
ልቦናኻ-
ትዕግሲ ሰኒቓ፡ ኣብ ፍቕሪ ዓንቢባ።
ብዕድመ፡ ዓመታት ክቖጽር ህይወትካ፡
ሽምግልና ኣርኪቡ ለውጢ ክገብር ሰውነትካ፡
`ታ ኣብ ውሽጢ-
ለዋህ ባህርያትካ`ሲ፡ ከም ቀደማ ምስ ሸወተት።
01/06/2016 19:03 PM
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ ERITREAN VETERANS DAY ንምዝካር ህዝባዊ ጻዊዒት
ﯾوم اﻟﻣﺣﺎر ﯾن اﻹر ﺗر ﯾن اﻟﻘداﻣﻰ -
Eritrean Veterans’ Day -
Dear Eritreans:
We are writing to you as friends and compatriots while trying to pen the words with our hearts towards making you understand that the Eritrean Veterans who put their lives to the service of liberating and protecting our beloved country, Eritrea, never had their services acknowledged with a day dedicated solely to them, a day simply called “Eritrean Veterans’ Day”. Our Veterans never looked for glory, for medals, for financial gain. Some of them will be reading this letter and the attached flyer, confined on a wheelchair. Others from the antiseptic corridor of hospitals in a foreign land or in our country. Some are still recovering from explosion, from the shrapnel that pierced their flesh. Many are still processing tumultuous memories and nightmares. All of them are forced to relive the death of their comrades, the enemy’s attacks. Devastation is embedded in their memories. Read more
01/06/2016 01:27 AM
Abuse fears as Sudan deports Eritreans: HRW
ሱዳን፡ ኤርትራውያን ብምስጓጓ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከየስዕብ የስግእ። (HRW)
[ Times Live ]
መንግስቲ ሱዳን፡ ኣህጉራዊ ሕጊ ስደተኛታት ብምጥሓስ፡ ኣማኢታት ኤርትራውያን፡ ናብ ኤርትራ ምምላሳ፡ Human Rights Watch (HRW) ብ'ሰሉስ (30 May 2016) ኣፍሊጡ። Sudan is a key transit country for refugees hoping to reach Europe, and many of those sent back to Eritrea were arrested as they tried to cross from Sudan to Libya.
Sudan is arresting and forcing Eritreans back into the hands of a repressive government without allowing refugees to seek protection," said Gerry Simpson from HRW, warning they could "face abuse" on their return. Read more