Share on Facebook Share on Twitter Share on Google Bookmarks Share on LinkedIn Share via e-mail Print



21/06/2016 17:25 PM

መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ፡ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ።  21 ሰነ 2016

ID: Commission of inquiry on Eritrea - 22nd Meeting 32nd Regular Session of Human Rights Council

21 Jun 2016 - Interactive dialogue with:

 - The Commission of inquiry on Eritrea

ሎሚ መዓልEritrean Demo in Geneve 21-23 June 2016ቲ፡ ንጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ዝምልከት ጸብጻብን ርእይቶን ኣባል ሃገራት፡ ኣብ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ መሰላት፡ ክስማዕEritrean Demo in Geneve 21-23 June 2016 ውዒሉ ኣሎ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዝወዓለ ጸብጻብን ርእይቶ ሃገራትን ኣመልኪቱ፡ Read more







08/06/2016 13:47 PM

Commission of Inquiry on Eritrea - Press Conference (Geneva, 8 June 2016).

 ጋዜጣዊ መግለጺ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ - 08 ሰነ 2016


[ UN WEB TV ]

8 Jun 2016 - Presentation of the second report by the Commission of Inquiry on human rights in Eritrea Speaker: Mike Smith, Chairperson, Commission of Inquiry on human rights in Eritrea. Read more

See related / ምስዚ ዝዛመድ ጸብጻባትሓበሬታን:




Permanent Mission of the State of Eritrea - Press Conference (Geneva, 8 June 2016)

8 Jun 2016 - Response to the conclusions by the Commission of Inquiry on Human Rights in Eritrea.

ጋዜጣዊ መግለጺ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ - ኣቶ የማነ ገብርኣብ - 08 ሰነ 2016

See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-

Eritrean Foreing Minster, Osman Saleh says All political prisoners are alive on his interview with Radio France International (RFI). It is to be remembered the Presidential spokesman, Mr Yemane Gebreab, was unable to answer to similar questions put forward during his press conference in Geneva on 08th June 2016. ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ሃገረ-ኤርትራ፡ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ እቶም ናይ ፖለቲካ እሱራት፡ ብሙላኣቶም ብህይወት ኣብ ጽቡቕ ኩነታት ከምዝርከቡ፡ ምስ ራድዮ ፍራንስ ኢንተርናሽናል (FRI)፡ ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ሓቢሩ። እዚ ሓበሬታ’ዚ፡ ምስቲ ኣፈኛ ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ኣቶ የማነ ገብርኣብ፡ ኣብ ጀነቫ ብዕለት 08 ሰነ 2016 ዝገበሮ ጋዜጣዊ ዋዕላ፡ ብጋዜጠኛታት ንዝቐረበሉ ተመሳሳሊ ሕቶ፡ “መልሲ ክህበሉ ፍቓደኛ ኣይኮንኩን” ኢሉ ዝሃቦ መልሲ ዝጋራጮ ኢዩ። ከምዝፍለጥ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ኣብ መርበባት ሓበሬታ ብምቕራብ ምስክርነት ዝሃቡ ኣብ ከባቢ ሓለዋ ናይቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝሰርሑ ዝነበሩ ዝሃቡዎ ሓበሬታ፡ ብዙሓት ካብቶም ኣብ እዋን ወርሒ መስከረም 2001፡ ዝተኣስሩ ዓበይቲ ሓለፍቲን ጋዜጠኛታትን፡ ከምዝሞቱ ምጥቃሶም ዝዝከር ኢዩ።




01/07/2016 16፡23 PM

እቲ ብጅቡቲን ሶማልያን ዝቐረበ እማመ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ሎሚ 01 ሓምለ 2016፡ ብዘይ ድምጺ ምሃብ ማለት ብዓብላሊ ስምምዕ ሓሊፉ። The Draft Resolution submitted by Djibouti and Somalia Adopted without vote, by the UN-HRC, on 01 July 2016.


The Draft Resolution submitted by Djibouti and Somalia Adopted without a vote as only Five countries (Russia, Cuba, Bolivia, China and Ecuador) from the whole room disassociated themselves from the consensus on Article 17 of the Draft resolution which calls the case should be submitted to the Security Council.


እቲ ብጅቡቲን ሶማልያን ዝቐረበ እማመ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ብዘይ ድምጺ ምሃብ ማለት ብዓብላሊ ስምምዕ ሓሊፉ። ሓሙሽተ ሃገራት ማለት፡- ሩስያ፡ ኩባ፡ ቻይና፡ ቦሊቭያን ኢኳዶርን ጥራይ ኣብ ዓንቀጽ 17 ማለት እቲ ጉዳይ ናብ ባይቶ ጸጥታ ክምራሕ ኣለዎ ንዝብል ዓንቀጽ ብምቅዋም ካብቲ ስምምዕ ብምስሓብ ድምጸን ክህባ ኣይመረጻን። ስለዚ ብዓብላሊ ስምምዕ ብዘይ ድምጺ ምሃብ በተን ልዕሊ ኣርባዓ (ልዕሊ 40) ዝኾና ሃገራት ናይቲ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (Human Rights Council) ቅቡል ኮይኑ ሓሊፉ ኣሎ ማለት'ዩ።

See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-