30/07/2016 19:09 PM
Seminar / ሰሚናር / ندوة
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡፡
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots’ Movement (GIEEGM)
المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الاريترية
See Related:
27/07/2016 14:28 PM
ኣብ ኤርትራ ሓርበኛነት ብከመይ ክንጻባረቕ ይግባእ?
1. ፖሎቲካዊን ማሕበራዊን ኣምር ሓርበኛነት፡-
ኩሉ ሳዕ ኣብ ሓደ እኩብ ህዝቢን መሬትን (መሬትን ህዝቢ ዓዲ ኣቦ ወይ ኣደ) ንምክልኻል ዝዉፈ፡ ዘፍቕርን ንህዝቢ ተማእዚዙ ዘገልግል ሰብ፡ ኣብ ኩሉ ፖሎቲካዊ ምጣኔ-
24/07/2016 21:49 PM
ኣብዚ ቕንያት እዚ ኣብ መርበባት ሓበሬታን ሬድዮ ደለይቲ ፍትሕን ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን ምህላው መዓልቲ ሓርበኛታት ብዝምልከት ቅዱስ ሓሳብ ክዝረብ ቀንዩ ኣሎ። እቲ መንቀሊኡ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። ሓያሎ ኣዋርሕ ይገብር ሰይቲ ስዉእ ውፍይቲ ተቓላሲት ኪኪ ጸጋይ፡ "ንሓርበኛታትና ካብ 365 ዕለታት ዓመት: ሓንቲ መዓልቲ መሪጽና ክንዝክሮም ኣለና!" ዝብል ሓሳብ ኣንቂላ ምስ ሓደ ሓደ ተቓለስቲ ክትዘራረብ ጀሚራ። እቲ ሓሳብ ኣብ ብዙሓት ብሓርበኛታቶም ዝግደሱ ደቂ ሃገር ስለዝጸንሐ፡ ነዚ ቅዱስ ሓሳብ እዚ ዝኣመኑሉ ግዱሳት ሃገራውያን አሕዋት፡ ብዛዕባ ኣድላይነትን ኣገዳስነትን መዓልቲ ሓርበኛታት ንንውሕ ዝበለ እዋን ብምዝርራብ፡ ክሳብ ዳሕራይ እዋን ህዝቢ ብሰፊሕ ተሳትፎ ዘትዩን መኺሩን ዝሓሸት ዝብላ ዕለት ዝመርጽ፡ ቀዳመይቲ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ ምስናይ ታሪኻዊ ድሕረ-
21/07/2016 15፡13 PM
ትሕዝቶን ሓያልነትን ናይቲ ኣብ 1997
ብሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ዝጸደቐ፡ ቅዋም ኤርትራ
ሃገራዊ ቅዋም፡ ንህዝቢ ናይ ሓደ ሃገር፡ ልዑላዊ ስልጣን ዝህብ ኢዩ። ቅዋም፡ እቲ ዝለዓለ ስልጣንን ሕጊን ናይ ሓደ ሃገር ኢዩ። መንግስቲ ድማ፡ ቅዋም ብዝእዝዞ መሰረት፡ ኣካላቱ ሰሪዑ ኣብ ትሕቲ ቅዋም ኮይኑ ይሰርሕን የገልግልን። ቅዋም ናይ ሓደ ሃገር ክቕይር ወይ ከመሓይሽ ልዑላዊ ስልጣን ዘለዎ፡ እቲ ብዲሞክራሲያዊ ህዝባዊ ምርጫ ዝቖመ ባይቶ ኤርትራ ጥራይ ኢዩ። እቲ ኣብ 1997 ብሃገራዊ ባይቶ ኤርትራ ዝጸደቐ ሃገራዊ ቅዋምና፡ ሓደ ካብ ኣዝዮም ብሉጻት ቅዋማት ናይ ክፍለዓለምና ኢዩ ነይሩ።
ባይቶ ኤርትራ፡ ኣብቲ ዘጽደቖ ሃገራዊ ቅዋም ብምምርኳስ፡ ኮሚሽን ምርጫን፡ ሽማግለ ምቛም ሰልፍታትን፡ እውን መዚዙን ስልጣን ሂቡን ነይሩ ኢየ። በዚ መሰረት ድማ፡ ሕጊ ምቛም ሰልፍታት ኣብ ኤርትራ ተነዲፉ፡ ናብ ትግባረ ድማ ተዳልዩ ነይሩ ኢዩ። Read more
20/07/2016 05፡13 AM
ዳግመ ርኽክብ ሓርበኛታት ኤርትራ 2016
لمٌ شمل المحاربين الارتريين القدماء 2016
ERITREAN VETERANS’ REUNION 2016
August 6/2016 Saturday
التاريخ: 6 أغسطس 2016
ቀዳም 6 ነሓሰ 2016
Read more ተወሳኺ ሓበሬታ اقرأ أكثر…>>
17/07/2016 21፡54 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ንኽብሪ ሓርበኛታት ኤርትራ Eritrean Veterans Day
On first half hour, famous Artist, Habtom Debesay, is singing live on the air, in respect of Eritrean veterans and Kiki Tsegay is talking with regards to the all Eritrean veterans. The rest of Voice of Eritrea show was Music entertainment.
ሰንበት 17 July 2016 ክልተ መደባት ኢዩ ተዳልዩ፡-
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ሰዓት፡-
Past shows or to listen: click here
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
17/07/2016 21፡54 PM
‘ ሓገዝ ንኣካለ-
(ጨንፈር-
Fundraising Call for ELF Disabled Veterans -
ቅድሚ ሕጂ ተጀሚሩ ዝነበረ መደብ ምሕጋዝ ኣካለ-
ነዚ ዝምልከት ኣቐዲሙ ዝተፈነወ መደብ ራድዮ፡ ዘተ ምስ ኣባላት ኣካለ-
ብቀጥታ ወፈያኹም ብባንክ ክትልእኩ ንእትደልዩ፡ ወይ ድማ ናይ ተለፎን ኣድራሻ ምስ እትደልዩ፡ ሙሉእ ሓበሬታ ናይ ኣመሪካን ኤውሮጳን መከሲታት ኣብዚ ጠውቑ።
15/07/2016 17:07 PM
My dear husband:
Here comes the sad anniversary of your imprisonment and murder at the hands of the Ethiopian occupier.
I remember vividly that fatal Saturday morning of July 15, 1978.
Your face turned grey when one of the soldiers said “Misteyom tehiedalech! Autaat”! “Take his wife along” in Amharic/Ethiopian language.
Your face turned paler when you and I heard the voice….Read more
15/07/2016 17:07 PM
15/07/2016 17:07 PM
ENCDC To Hold Its Congress In Addis Ababa
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2016፡ 2ይ ጉባኤኡ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከካይድ ምዃኑ ሓቢሩ (by Awate team)
[ Awate.com ]
After it stayed stuck in an impasse for almost four years, the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC) said it will hold its second congress in December 2016. Fifteen opposition organizations are committed to holding the second congress.
The Hawassa congress where the ENCDC was elected, was the largest Eritrean congress after independence of Eritrea. Over 500 delegates from all over the world attended the congress. However, the ENCDC was marred by crisis that started soon after the conclusion of the congress. Read more
12/07/2016 18:20 PM
ክልሰ-
ፖለቲከኛታት፡ ነዛ ሓድነት እትብል ቃል መምስ ድሌታቶም ኣመሳሲሎም ዝተፈላለ ትርጉም ብምሃብ ኣብ ባይታ ብግብሪ እንከላ ከምዘየላ፡ ፈጺማ ትንፋስ ዘይብላ ክንሳ ድማ ከም ህያው ኣምሲሎም ክውርቕዋ ምርኣይ ልሙድ ተርእዮ ይኸውን ስለ ዘሎ፡ መጣልዒት ጆኴሮም ኮይና ክበሃል ይከኣል። ብኸመይን መኣስን ኢዮም ምስላ ዝቐያይርዎ ቅድሚ ምግላጽና፡ ቀንዲ ትርጉማን ግብራዊ ህላወኣን ምብራህ ኣድላይ ኮይኑ ይስመዓና። ስዒቡ ምስ ህሉው ኩነታትና ብምዝማድ ምግላጻ ክፍተን ኢዩ።
10/07/2016 22:29 PM
ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)
Ethio -
ግጭት ኢትዮ-
ዕላል ምስ ገዳይም ተጋደልቲ፡-
Voice of Eritrea Halifax Canada Is conducting panel discussion with three Veterans: Adiam Tefera from Germany, Merid Zeru from Netherland, Kibreab Tesfu and Yacoub Abdela about the current development in Ethio -
ዕላል ምስ ገዳይም ተጋደልቲ፡-
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ። Past shows or to listen: click here
09/07/2016 22:18 AM
"When a person doesn't have gratitude, something is missing in his or her humanity. A person can almost be defined by his or her attitude towards gratitude."
"The opposite of life is not death, it is indifference." Elie Wiesel (1928 -
I took for granted our "tegadeltys" when they left the comfort of their houses and fought a war to give me and all Eritreans the freedom we craved for 30 years. Read more
09/07/2016 22:18 AM
ሓደጋታት ናይ ብዘይ ልዕልና ሕጊ ዝውሰኑ ሉዓላዊ ጉዳያት ኤርትራ
[ ድምጺ መድርኽ ]
ኣብዚ ሳልስቲ እዚ ወደብ ዓሰብ ብ500 ሚልዮን ዶላር ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእተኻረየ ብዝተፈላለዩ ምንጭታት ወግዓውነቱ ብዘረጋግጽ መንገዲ ክግለጽ ቀንዩ ኣሎ። ኣብዛ ዝሓለፈ ዓመተ 2015 ኣብ ኤርትራ ብደረጃ ዘቤትን ዞባን ኣብ ቁጠባዊ ፖለቲካዊ ማሕበራዊን መዳያት ዝተፈላለዩ ምዕባለታት እኳ እንተተራእዩ፥እቲ ዝዓበየ ግን ኣብ ጸጥታውን ወተሃደራውን መዳይ ዝተኸስተ ምዕባለታት እዩ ክበሃል ይከኣል። እዚ ክስተትዚ ምስ ጽምዶ ናይ መንግስቲ…Read more
08/07/2016 15:55 PM
ኮለጅ ተክኖሎጂን ስነፍልጠትን፡ 367 ሞያውያን ጥዕና፡ ኣመሪቑ። College of Health Science and Technology graduates 367 students
[ shabait.com ]
Asmara, 04 July 2016-students in different fields of study. 40% of the graduates are females. 124 of the students graduated in Degree and 243 in Diploma. ኮለጅ ተክኖሎጂን ስነፍልጠትን፡ 367 ሞያውያን ጥዕና፡ ብዲግሪን ዲፕሎማን፡ ብዕለት 02 ሓምለ 2016 ኣመሪቑ። Read more
03/07/2016 03:36 AM
ፍሉይ ቃለ መሕትት ምስ ዓብዱራሕማን ሰይድ
03/07/2016 22:17 PM
ወ/ሮ ሰናይት ኣሕፈሮም፡ ሓገዝ ክግበረላ እትልምን ዘላ፡ ብሕማም ካንሰር ናይ ጡብን ናይ ርእሲን እትሳቐ ዘላ፡ ኣደ ሽዱሽተ ቆልዑ ኤርትራዊት ኢያ። ኣብ ፌስቡክ ጻዋዒታ ምስ ረኸብኩ፡ ሎሚ (03 ሓምለ 2016) ምስ ሰናይት ብቴለፎን ኣዕሊልና ኔርና። ሕጂ፡ ምስ ኣርባዕተ ደቃ ኣብ ካርቱም፡ ደገፍ ካብ ህዝቢ ኤርትራ እናሓተትኩን ጎረባብቲ ድማ ንደቀይን ነብሰይን እናኣለዩን ክዳውንተይ እናሓጸቡለይን ይነብር ኣሎኹ ትብል። ንሓንቲ ከኒና (ንሓደ-
Mrs Senait Ahferom, an Eritrean woman, mother of six children, who is suffering of Breast and Brain cancer is asking for financial support to pay for her medication. She is in Khartoum, Sudan, to seek treatment., According to telephone conversation today (03 July 2016). ALL Eritreans and sympathisers, please extend your hands to help this suffering mum. To send your support, she can be reached at this telephone number: 00249960531229. We pray to God that she will be healed. If you have any queries, please contact Snitna.com.
ዮውሃንስ ጸጋይ (ሎንዶን ዓ/ብሪጣንያ)
01/07/2016 16፡23 PM
እቲ ብጅቡቲን ሶማልያን ዝቐረበ እማመ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ሎሚ 01 ሓምለ 2016፡ ብዘይ ድምጺ ምሃብ ማለት ብዓብላሊ ስምምዕ ሓሊፉ። The Draft Resolution submitted by Djibouti and Somalia Adopted without vote, by the UN-
The Draft Resolution submitted by Djibouti and Somalia Adopted without a vote as only Five countries (Russia, Cuba, Bolivia, China and Ecuador) from the whole room disassociated themselves from the consensus on Article 17 of the Draft resolution which calls the case should be submitted to the Security Council.
እቲ ብጅቡቲን ሶማልያን ዝቐረበ እማመ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ብዘይ ድምጺ ምሃብ ማለት ብዓብላሊ ስምምዕ ሓሊፉ። ሓሙሽተ ሃገራት ማለት፡-
See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
Copyright © www.snitna.com
Top
July 2016 -