|
|
29/09/2016 23፡54 PM
Fundraising Call for ELF Disabled Veterans -
ቅድሚ ሕጂ ተጀሚሩ ዝነበረ መደብ ምሕጋዝ ኣካለ-ምን ወፈያኹምን ክትቅጽሉዎ ጻዋዒት ይቐርብ ኣሎ’ሞ፡ ኩሉ ሕልና ዘለዎ ኤርትራዊ ዓቕሙ ከወፊ፡ ስኒትና.ኮም ደጊማ ትምሕጸን።
ነዚ ዝምልከት ኣቐዲሙ ዝተፈነወ መደብ ራድዮ፡ ዘተ ምስ ኣባላት ኣካለ-
26/09/2016 23:52 PM
Searching for an Effective Strategy to End the Eritrean Nightmare:
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement.
Paper presented at the Eritrean Forum, University of San Francisco -
A. Introduction
First and foremost, I would like to thank Meron for inviting me to this Eritrean Forum and for giving me the opportunity to meet with many Eritrean activists and those non-
26/09/2016 23:52 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
25/09/2016 23:41 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 25 September 2016 show መደብ
ካብ ምብትታን ኢትዮጵያ ዝረብሕ ወይ ዝጉዳእ መን'ዩ? ኤርትራ??
the disintegration of Ethiopia, Eritrea??
Voice of Eritrea's discussion with two well known veterans, Merid Zeru from Netherland and Yacob Abdela from Canada, on the above issue. ራድዮ ድምጺ ኤርትራ፡ ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ኣርእስቲ ንምዝታይ፡ ምስ ክልተ ፍሉጣት ሓርበኛታት፡ ኣቶ መርእድ ዘርኡ (ካብ ነዘርላንድ)፡ ከምኡ'ውን ኣቶ ያዕቆብ ዓብደላ (ካብ ካናዳ)፡ ዝተኻየደ ዕላል ኢዩ።
25/09/2016 16:12 PM
15 Minutes of Silence for Eritrea,
London, Sept 23, 2016 -
25/09/2016 16:12 PM
London Refugee welcome march: The voice of the voiceless in Action
[ Assenna -
The day was Saturday 17 September 2016. A colleague and I members of Eritrean Refugees Support Association in the United Kingdom ( ERSA-
22/09/2016 23:40 PM
ቃለ-
[ VOA Tigrinya ]
ዝሓለፈ ሰሙን 10 መስከረም 2016፡ ዓለምለኻዊ መዓልቲ ምክልኻል ነብሰ-
ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት ኣብዚ ርአ፡-
22/09/2016 23:40 PM
ንመዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ዝምልከት ቃለመሕትት
ሙሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
22/09/2016 23:40 PM
DR GEBRE GEBREMARIAM ብ'ዶር ገብረመስቀል ገብረማሪያም።
ኣብዚ ጠውቑ፡ Click here
21/09/2016 23:45 PM
ሓጺር ጸብጻብ ራብዓይ ዓመታዊ ዳግመ-
ገዳይም ተጋደልቲ ተ.ሓ.ኤ
ዳግመ-ተኻይዱ። ብመሰረት እቶም ዓበይቲ ዕላማታት ናይ`ዚ ዳግመ-
Read more
19/09/2016 23፡49 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ።
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GIEEGM).
19/09/2016 23፡49 PM
Imaginary letter to be delivered to all Eritrean prisoners.
[ Asmarino -
My dear sons, my dear daughters:
my heart is breaking and I feel like giving in, because I know you are missing the friendly hand, the laughter at home, and the jokes among siblings along the school days of your own kids.
I know that each day the road seem stormy to you, but I ask you to be strong in your minds. I ask you to believe that you will see our country at its best. I want you to believe that sunshine will come after the rain. The joy will follow your...Read more
18/09/2016 22:35 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 18 September 2016 መደብ
ቃለመጠይቕ ምስ ሜሮን ስመዳር፡ ወዳቢ ኮንፈረንስ፡-
Eritrean Conference on Development & Human Rights
መንእሰይ ሜሮን ስመዳር፡ (Meron Semedar)፡ ካብ ክልተ ሓርበኛታት ወለዲ ዝተወልደ፡ ወዲ ስዉእ ኣቦን ኮይኑ፡ ኣብ ሰብኣዊ መሰላትን መሰል ስደተኛታትን ክነጥፍ ዝጸንሐ ኢዩ። ንህሉው ሽግራት ኤርትራ፡ ዲሞክራሲያዊ መፍትሒ ንምርካብ ይሰርሕ፡ ከምኡውን ንኹሉ ኤርትራዊ፡ ፖለቲካዊ ባይታኡ ብዘየገድስ፡ ኣብ ሓደ መኣዲ ተራኺቡ ብጉዳይ ሃገሩ ንክዝቲ ይጽዕር። ሜሮን፡ ኣብ ዕለት 24 መስከረም 2016 ዝካየድ፡ ሰፊሕ ኮንፈረንስ (Eritrean Conference on Development & Human Rights) ኣብ ምውዳብ እውን ይርከብ። ንመደባቱ ንምዕዋት ድጋፍ ይሓትት ስለዘሎ፡ ድጋፍ ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ።
ዝሓለፈ መደባት ድምጺ ኤርትራ ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ። Past shows or to listen: click here
18/09/2016 02፡53 AM
still no information on jailed senior politicians and independent journalists
[ Ohchr.org ]
GENEVA (16 September 2016) – The UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea, Sheila B. Keetharuth, today called on the Eritrean Government to urgently provide information on the whereabouts and state of health of senior government officials and independent journalists arrested on 18 September 2001 and in the following days. Read more
18/09/2016 21:20 PM
‘ ግዳያት ጸሊም ታሪኽ-
Victims of Eritrea's Black history, September 18 2001 ‘
Victims of Eritrea's Black history, September 18 2001
17/09/2016 23፡28 PM
14 መጋቢት 1953 ምስ 18 መስከረም 2001
በበይነን ዚተወልዳ መናቱ ዕለታት!
ብ’መሲናስ
ሓደ ኣብ መሮር ባዕሉ በቚሉ ፍረ ዚህብ ገረብ ወይ ኦም፡ ፍረኡ ምቁርን ጥዕና ዚህብን እንተኾይኑ፡ ልክዕ ከምቲ ባዕልኻ ኣብ ግራትካ ዚተኸልካዮ ገረብ ኣራንሺ ይኹን ቱፋሕ (ሜለ) ኣብ ሓጋይ ማይ እናኣስተኻ፡ ኣብ ግዜ ክረምቲ ድማ እናኾስኰስካን እናጸሃኻን ትከናኸኖ ኢኻ! ጥዑም ፍረኡ እናሃበካ ከሎ ከኣ ግድን ባዕለይ ዘይተኸልኩዎ ኢልካ ካብ ምንክብካቡን ካብ ምእላዩን ኣይትቑጠብን ኢኻ! Read more
17/09/2016 23:19 PM
ባይቶ ኣመሪካ፡ ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ፡ "ኤርትራ እተረስዐ ዞባዊ ስግኣት (Eritrea: A Neglected Regional Threat)፡ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ኤርትራ ኣልዒሉ ኣብ ዕለት 14 መስከረም 2016 ዘትዩ። ኣብዚ ንክልተ ሰዓታት ዝቐጸለ ዘተ፡ ብኣመሪካውያን ከምኡ'ውን ኤርትራውያን ዝቐረበ ምስክርነታትን ጸብጻባትን ሰሚዑ። ነዚ ዝምልከት ዝርዝር ጸብጻብ ብተወሳኺ ካብ ድምጺ-
17/09/2016 23:19 PM
[ Erimedrek.com መድረኽ ]
መስከረም ኤርትራ ቅንያት ቅዱስ የውሃንስ፥ ቅንያት ገዓት ጠስሚ፥ ቅንያት ሕዮባን ገልገለ መስቀለን ኢያ ኔራ – ክሳብ 18 መስከረም 2001። ሎሚ ግን መስከረም ኤርትራ ካልኣይ ገጽ ደሪባላ።ጸላም ገጽ። እቶም ኤርትራ ከምቲ ቀቢሮሞም ዝመጹ ብሉጻት ብጾቶም ዝበሃግዎ ክትከውን ዝሓተቱ ኣርካናት ዴሞክራስያዊ ለውጢ 2001፥ ከምኡውን ደሃዮ’ም ዜስመዑ ጋዜጠኛታት ኣብዛ ዕለት እዚኣ’ዮም ብጭካነ ከካብ ዝነበርዎ ተወሲዶም ናብ ማሕዩር ዝኣተዉ።
14/09/2016 17:07 PM
Eritrean Veterans – PLEASE UNITE
In any war, the battles and the terrains are deadly. This was true for our Veterans and for the Ethiopian occupier.
Our Veterans were only supplied with extended courage, determination and support from the Eritrean people. Our valiant Veterans were backed by love for country and love from their families, from one generation to another. Read more
11/09/2016 23:48 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 11 September 2016 show መደብ
መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ዝምልከት
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
11/09/2016 17:21 PM
መደብ ራድዮ ኣሰርና 10 September 2016፡-
06/09/2016 23:45 PM
[SBS Radio 25/08/2016 03:04 PM]
ሕማም ምርሳዕ ወይ Dementia ግቡእ ኣካል እርጋን ኣይኮነን፡ እንተኾነ Alzheimer Australia ከምዝትንበዮ፡ ኣብ ከባቢ ዕድመ ሓምሳታት ሓደ ሚሊዮን ዝኾኑ ኣውስትራሊያዊያን በዚ ሕማምዚ ይሳቐዩ። ብፍሉይ ብስደት ዝመጹ ሓደሽቲ መጻእቲ ኣውስትራሊያዊያን ኣብ ምጅማር እቲ ሕማም፡ ብእዋኑ መርመራ ስለዘይገብሩን ከምቲ ዝደልይዎ ክንክን ስለዘይረኽቡን እቲ ጸገም ተደራራቢዩ፡፣ ኣብዚ ጉዳይ ኪኢላታትን ኣብ ክንክን ዝዋስኡን ነዚ ናይ ሕማምርሳዕ ጸገም ፍሉይ ባህላዊ ኣተሓሕዛ የድልዮ እዩ ይብሉ። Read more
ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት ኣብዚ ርአ፡-
06/09/2016 23:45 PM
ግዜ ይሓልፍ ኣሎ፣እታ ሰዓት ብዘይ ምቁራጽ ቂም ቂም ትብል ኣላ፣ንሕና ግን ክንቆጻጸራ ኣይከኣልናን. ከምቲ “ግዜን ማዕበልን ንዝጽበይዎ የብሎምን”ዝበሃል ግዜ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኢያ።ግዜ ክትመሓደር ኣይትኽእልን’ያ፣ንሕና ጥራሕ ኢና ንገዛእ ርእስናን ንጠቕሚ ናይ ግዜን ከነማሓድር እንኽእል።ብቀጻሊ ዝኣክል ግዜ ከም ዘሎና ከም ጭቡጥ ወይ ርግጸኛ ጌርና ንወስዶ።ንኹሉ ንጹር ከም ዝኾነ፣ንኣጠቓቕማ ናይ ግዜ ብግቡእ እንተድኣ ተረዲእናዮን ንጠቕሚ ናይ ግዜ ድማ ብግቡእ እንተድኣ ኣመሓዲርናዮ ዝኾነ ነገር ንምስራሕ ዝኣክል ግዜ ኣሎ።ምምሕዳር ጠቕሚ ግዜ ኣብ ዓወትን ሓጎስን ናይ ዝኾነ ሰብን ኣብ ሞያዊ ዕብየትናን ውልቃዊ ህይወትናን ኣዚዩ ወሳኒ’ዩ።
ምሕደራ ጠቕሚ ግዜ ማለት ብልክዕ ከም ርእሰ-
04/09/2016 02:33 AM
ብኣቶ ዓብዱ ዓብደላ by Mr. Abdu Abdella.
Topic (ኣርእስቲ)፡-
01/09/2016 14:07 PM
ራድዮ ኣሰርና (Radio Aserna) ይትባረክ ገ/ትንሳኤ
ሎሚ ሓሙስ፡ 01 መስከረም 2016፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም፡ ዝተዳለወ ፍሉይ መደብ ፈነወ ኢዩ። ገዲም ተጋዳላይ፡ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ መጽሓፍ “መመዘክርና እንተንግንጽል” እውን ናይ ሎሚ ጋሻና ኢዩ።
See Related/ምስዚ ዝተኣሳሰረ ታሪኽ:-
04/09/2016 22:10 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 04 September 2016 show መደብ
ዕላል ምስ፡-
ELF veteran, Zekarias Habte, recalls his experiences (WEFRI SGRE-DOB) and more. ምስ ፍሉይ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ተሓኤ-
1ይ ክፋል (04 Sep 2016)፡ 2ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡ 3ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
03/09/2016 03:15 AM
ኣገዳሲ ሓበሬታ
ብኣጋጣሚ (መበል 55) ባሕቲ መስከረም
ኣብ ሎንዶን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡፡
ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡፡
ዝካየደሉ ዕለት፡-
ዝካየደሉ ቦታ፡-
ብደሓን ምጹ፡፡ ኣወሃሃዲት በዓላት ዓባይ ብሪጣንያ።
01/09/2016 02:42 AM
ዓለምላኻዊ ተበግሶ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን (ብኣሕጽሮ ዓለምላኻዊ ተበግሶ) ብነሓሰ 27, 2016 ልዝብ ምስ ደገፍቱን ኣባላቱን ዕውት ጉባኤ ኣቓኒዑ።
እቲ ጉባኤ ብመንገዲ ዕላል-
Copyright© 2013 - www.snitna.com
Contact us ርኸቡና
Design: Yohannes Berhe
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |