|
|
30/10/2016 23:49 PM
መደብ ድምጺ ኤርትራ -
Sunday 30 October 2016 show መደብ
ዕላል ምስ፡-
Voice of Eritrea hosted Memhr Zeru Yebio – Author of a book titled "መመዘክርና እንተንግንጽል meaning: Had We Opened Our files". He talks about the ELF and EPLF conflict and the involvement of Weyane in the conflict for dismantling ELF from the field. መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ደራሲ "መመዘክርና እንተንግንጽል" ዘርእስታ፡ ኣብ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት መጽሓፍ፡ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ተሓኤ'ን ህግሓኤ'ን ዝነበረ ኩናት ሕድሕድን፡ ምትእትታው ወያኔ ኣብቲ ን'ተሓኤ ናይ ምጽራግ ወፍሪን፡ ኣተኲሩ ኣዕሊሉ ኣሎ። ቅድሚ ሕጂ፡ ምስ መምህር ዘርኡ የዕብዮ፡ ዝተኻየደ ዕላል፡-
1ይ ክፋል (15 Feb 2015)፡ 2ይ ክፋል (22 Feb 2015)፡
3ይ ክፋል (15 May 2016)፡ 4ይ ክፋል (23 Oct 2016)፡
5ይ ክፋል (30 Oct 2016)፡
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕን ንምስታፍን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Past shows or to listen: click here
30/10/2016 12:24 PM
"ድሕሪ ነዊሕ ለይቲ፡ ነዊሕ ቀትሪ ኣሎ፡ ንሱ'ዩ እምነተይ" ገጣሚት ሩማና ብርሃኑ"
[ SBS Radio 26 May 2015 ]
ሓርበኛ ሩማና! ስለ’ቲ ኣዝዩ መዓዲን ምስ ህሉው ኩነታትናን ህይወትናን ድማ ዝኸይድን መልእኽትኺ ኣገናዕ ! (ስኒትና)
Read more ናይ ሩማና ብርሃኑ ፈይስቡክ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
28/10/2016 23፡24 PM
ኣኽብሮት ማለት ክብረት ንዝግበኦ ክብሪ ምሃብን፡ ክብረትን ሓድነትን ኣብ ሰብ ማለት ኢዩ። ምክብባር እንተድኣ ኣልዩና ንህይወት ካብኡ ንላዕሊ ዘገድስ ነገር የለን።ኣኽብሮት ብፍላይ በቶም ኣብ ህይወቶም ብዙሕ ተመክሮ ዝደለቡ ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ወይ በቶም ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ትምህርቲ ግዜኦም ዘሕለፉ ምሁራት ሰባት ግቡእ ክብሪ ረኺባ ኢያ። ምኽንያቱ ኣብ ጉዕዞ ህይወት፣ ፍልጠት፣ኣርሒቕካ ምሕሳብን ልቦናን ብብዙሕ ጻዕሪን ብቕጻሊ ትምህርቲ ናይ ስነ ስርዓትን (ስነ-
28/10/2016 23፡24 PM
መጋባእያታት ባይቶን መንግስትን ኤርትራ፡ ንህዝቢ ክፉትን ግሉጽን ስለ ዚነበረ፡ ኣባላት ባይቶን ሰበ ስልጣን መንግስቲ ተድላ ባይሩን ተኣኪቦም፡ ብቐጥታን ብግልጽን ብጉዳይ ህዝቢ ኪካትዑን ኪዛተዩን ይረኣዩ ስለ ዚነበሩ፡ ህዝቢ ብድሕሪ ኣኼባ ኣብ ኣፍደገ ባይቶ እናተጸበየ፡ ነቶም ጸገማቱ ኣልዒሎም ኪጣበቑሉ ዚወዓሉ ሰበ ስልጣናት መንግስቲ ኪውድስን ከመስግንን ስለ ዚጀመረ፡ ኣብ መንጎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ፕረዚደንት ተድላ ባይሩ፡ ጸግዒ ህዝቢ ናይ ምሓዝ ውድድር ተራእየ።
ገለ ኣባላት ባይቶ ብግልጺን ዓው ኢሎምን፡ ከምዚ ዚስዕብ ብምባል ኣማረሩ፥...Read more
1ይ ክፋል (12.10.2016)፡ 2ይ ክፋል (20.10.2016)፡
3ይ ክፋል (28.10.2016)፡ 4ይ ክፋል (05.11.2016)፡
27/10/2016 22:06 PM
ጸብጻባት ሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ 27 Oct 2016፡
Highlights New York Demo 27 October 2016
ሎም መዓልቲ ዕለት 27 ጥቅምቲ 2016፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን፡ ነቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ኣብ ጀነቫ ዝጸደቐ ጸብጻብ ዘለዎም ደገፍ ንምግላጽ፡ ኣብ ከተማ ነውዮርክ፡ ቀጽሪ ባይቶ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሰፊሕን ዕዉትን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ብተወሳኺ፡ ናይ ኣሽሓት ኤርትራውያን ክታም ዝተነብረሉ ናይ ደገ
ፍ ጸብጻብን ዕላማ ናይቲ ሰላማዊ ሰልፊን ዝገልጽ ጽሑፍ፡ ንዋና ጸሓፊ ውሕሃ ሚስተር ባን ኪ ሙን ኣቕሪቦም ኣለዉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ነቲ ዝቐረበ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ርእዩ ውሳኔ ክወስድ ትጽቢት ይግበር።
Special Rapporteur Report to UN click here. ጸብጻብ ሺላ ኪታሩት ኣብዚ ጠውቑ።
Eritrean Gov’t representative Mr. Yemane Gebreab report to UN click here. ጸብጻብ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ (ኣቶ የማነ ገብርኣብ) ኣብዚ ጠውቑ።
ርእይቶ ወከልቲ ሃገራት ኣብ ውሕሃ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
ንሰላማዊ ሰልፊ ዝምልከት ናይ ሞባይል ቪድዮን ካልእን ጸብጻባት፡-
(1) ድምጺ ኣመሪካ (VOA) (2) Tesfom Mehari (fb)
(3) Abdulrahim Osman (fb) (4) Antonio Tesfay (fb)
(5) Eritrean News Network (fb) (6) Tekle Tewelde (fb)
(7) Public Seminar ህዝባዊ ሰሚናር ENN (fb)
21/10/2016 22:46 PM
NYC Demonstration in Support of the UN COI Report on Eritrea. ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፡ ኒውዮርክ፡ 27 ጥቅምቲ 2016፡ ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ።
20/10/2016 20፡10 PM
ሰፊሕ ዕላል፡ ምስ ገዲም መራሒን ተጋዳላይን፡ ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ። Interviews with Eritrean Senior Veteran and Author of a Book -
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝረኤ ኣስተዋጻኦ ነይርዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ ዝዓዪ ዘሎ ተቓላሳይ ኢዩ። ኣቶ ሕሩይ፡ ብእንግሊዘኛ ዝደረሳ ሓዳስ መጽሓፍ፡-
Tv-
Assenna.com:-
16/10/2016 23:23 PM
ANALYSIS ON ERITREAN ECONOMY & POLITICS. ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ትንታነ ኤርትራ፡
DR GEBRE GEBREMARIAM ብ'ዶር ገብረመስቀል ገብረማሪያም።
ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ብዛዕባ ቁጠባዊን ፖለቲካዊን ኩነታት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ-
15/10/2016 12፡46 PM
ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤሪትራውያን ንፍሒ -
ኣኼባ ተቓለስቲ ንፍትሒ ኒው ዮርክን ከባቢኣን (NY, NJ &CT) ንዕለት 23 ጥቅምቲ, 2016 ልክዕ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ. ክልተ ኣጀንዳታ ንምዝታይ፡ ተሳተፍቲ ንኽትኮኑ ኣካያዲት ሽማግለ ማሕበር ሓድነት ኤሪትራውያን ንፍሒ ኒውዮርክን ከባቢኣን፡ ብኣኽብሮት ትዕድም። ቦታ፡ Orange Elks, 475 Main St. Orange, NJ 07050 ሰዓት፡ 2:00 ድ.ቀ -
14/10/2016 01፡36 AM
JOINING WOMEN IN THE STRUGGLE FOR THE LIBERATION OF MEN
March 8 is International Women’s Day. We all have an obligation to celebrate and cherish this important day in memory of our daughters, sisters and mothers who have fallen and disabled for independence, equality and social justice. It is evident that Eritrean women made an extraordinary sacrifice...Read more
14/10/2016 01፡36 AM
ህጹጽ መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ነበርቲ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን፦
ብጥርኑፍ ክንቃለስ ብዘይምኽኣልና ፡ ኣብ’ዛ ንነብረላ ዓለም ናይ ኤርትራውያን መቕዘፍትን፡ ስቓይን፡ ሓዘንን፡ ጸበባን ወዘተ መዛረቢ ካብ ዝኸውን ዓመታት ሓሊፉ። ደለይቲ ፍትሒ ተፈላሊና ከነካይዶ ዝጸናሕና ቃልሲ ብመጠኑ ኣወንታዊ ውጽኢት ይሃልዎ’ምበር ነቲ ንደልዮ ዓወት ግን ክንጭብጦ ኣይከኣልናን። ብስሙር ቃልሲ ተጠርኒፍና ብዝሓጸረ መንገዲ፣ ብናይ ነብሲ ወከፍና ተሳትፎን ኣበርክቶን ህዝብናን ሃገርናን ከነድሕን ንኽእል ኢና ዝብል ጽኑዕ እምነት ኣሎና። ካብዚ እምነት እዚ ብምብጋስ ህዝብና ሃገርናን ብስሙር ቃልሲ ንምድሓንን ንኩሉ ኤርትራዊ መንገዲ ዝኸፍት ተበግሶን ናይ ቃልሲ ኣገባብን ክጻፍፍ ድሕሪ ምጽናሕ እነሆ ናህሪ እናወሰኸ ይምርሽ ከም ዘሎ ከነበስር ንፈቱ። Read more
ተወሳኺ ሓበሬታ፡-
14/10/2016 01፡36 AM
Shoot-
ከሰተ ወልዳይ፡ ግዳይ ርሸና ብወተሃደራት ኤርትራ
They Shot me to Die, but God Brought me Back to Life" -
12/10/2016 23፡59 PM
Eritrean Journalists cut in the Bud –
[ Assenna -
23 September 2016. Network of Eritrean women carried out “Taped mouths protest for the jailed prisoners of conscience in front of the Kings Cross Train Station – London. The silent vigil which started at 3.00pm and lasted over an hour was part of the world wide commemorations of the day (18 September 2001) the top Government officials known as G-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-
12/10/2016 23፡59 PM
Dr. Tesfa G. Gebremedhin, West Virginia University.
Respect is honoring the worth, dignity and integrity in a person. If we have respect, nothing else matters in our life. Respect is merited particularly by those (our elders) who have gained many years of life experience and by those (our scholars) who are highly educated, because knowledge, insight and wisdom often are hard won through a lifetime of discipline and constant learning. Read more
09/10/2016 21:20 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
Sunday 09 October 2016 show
ሜሮን ስመዳር Meron Semedar
2016 One Young World Summit -
"ኣኼባ ሓንቲ ናይ መንእሰያት ዓለም 2016፡ ኦታዋ ካናዳ"
Mr. Meron Semedar is participant and who raised the flag of refugee for the first time in front world leaders, at the 2016 One Young World Summit in Ottawa. ሜሮን ስመዳር፡ ኣብ “ኣኼባ ሓንቲ ናይ መንእሰያት ዓለም 2016፡ ኦታዋ ካናዳ”፡ ዝተገብረ ዋዕላ ኣብ መድርኽ ተረኺቡ፡ ቃል ዘስምዐን፡ ከምኡውን ኣብ 24 መስከረም 2016፡ ብዛዕባ ኤርትራ ኣብ ሳንፍራንሲስኮ (ኣመሪካ) ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ክነጥፍ ዝጸንሐ መንእሰይ ኢዩ። ብዛዕባ ክልቲኡ ንጥፈታት፡ ኣብ ስቱድዮ ቀሪቡ ተሞክሮኡን ሃብታም ርእይቶኡን ኣካፊሉና ኣሎ።
1ይ ክፋል (09 Oct 2016)፡ 2ይ ክፋል (09 Oct 2016)፡ ሜሮን ኣብ ኣኼባ ዘስምዖ መግለጺ፡
ናይ ኮንፈረንስ መካየዲ ዘጋጠሞ ክሳራታት ንምሕዋይ ድጋፍ ይሓትት ስለዘሎ፡ ድጋፍ ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ።
ዝሓለፈኩም መደባት ንምስማዕ ድማ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
To listen Past shows: click here
09/10/2016 15:13 PM
ኣድማሳዊ መሰላት ደቂ-
Universal Declaration of Human Rights
ብቐዳምነት ምስጋና ን’Asmarino.com (ኣዝማሪኖ) ነዚ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዝግባእ ኣድማሳዊ መሰል ደቂ-
09/10/2016 15:13 PM
ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፡ ኒውዮርክ፡
27 October 2016 -
NYC Demonstration in Support of the UN COI Report on Eritrea. ጻውዒት ንሰላማዊ ሰልፊ፡ ኒውዮርክ፡ 27 ጥቅምቲ 2016፡ ንደገፍ ጸብጻብ መርማሪት ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ኣብዚ ጠውቑ። More information click here.
08/10/2016 02:20 AM
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪቲሽ ኮሎምብያ (ካናዳ)፡ ንጉዳይ ብኤርትራውያን፡ ኣብ ልዕሊ ኩባንያ ነቭሱን ዝቐረበ ክሲ፡ ኣብ ሃገረ-
[ MINING.com ]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪቲሽ ኮሎምብያ (ካናዳ)፡ ንጉዳይ ብኤርትራውያን፡ ኣብ ልዕሊ ኩባንያ ነቭሱን ዝቐረበ ክሲ፡ ኣብ ሃገረ-ኑ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ፡ ነቲ ብወከልቲ ኩባንያ ነቭሱንን፡ ብወኪል መንግስቲ ኤርትራን፡ ነቲ ጉዳይ ኣብ ትካላት ፍትሒ ኤርትራ ክቐርብ ወይ ክተሓዝ ኣለዎ ዝብል ሙጉት ብሙሉኡ ነጺጉዎ። “There is a real risk that the plaintiffs could not be provided with justice in Eritrea," said Justice Patrice Abrioux in a ruling that allows three refugees to proceed with a civil lawsuit against Vancouver-
See Related news ምስዚ ዝዛመድ ዜናን ሓበሬታን:-
03/10/2016 18፡55 PM
ሰለስተ ጥቅምቲ!
ብ'ሓውኹም መሲናስ
ታራኻዊት ዕለት ሰለሰተ ጥቅምቲ
ኣብዚ ጸሊም ማህደር ታሪኽ ኣጋንንቲ
ስምኪ ተሰምዩ ናይ ህልቂት መዓልቲ
ኣርማ ቅዝፈት ኴንኪ ናይ ጸላም ሓወልቲ!
02/10/2016 23:58 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
Sunday 02 October 2016 show
ዕላል ምስ፡-
ELF veteran, Zekarias Habte, share his experiences, bout the war of Senafe, the hunting of "Fulul", and his Journey from ELF to EPLF. ኣብዚ ናይ 2ይ ክፋል ዕላል፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ ዝጀመሮ ዕላል ብዛዕባ ውግእ ሰንዓፈ፡ ከምኡ'ውን "ፋሉል" ተብምባል ብተሓኤ ኣብ ልዕሊኦም ዝተፈጸመ ናይ ምህዳን ተግባራትን ንሱ ዘስዓቦ ጉዕዞኦም ናብ ህግሓኤ'ን ዘጋጠሞም ተመኩሮን ኣዕሊሉ ኣሎ።
1ይ ክፋል (04 Sep 2016)፡ 2ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡ 3ይ ክፋል (02 Oct 2016)፡
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
To listen and participate: click here
01/10/2016 23:53 PM
ሕቶ ቋንቋን ህንጸት ሃገርን ኣብ ኤርትራ
The Language Question and Nation Building in Eritrea.
EMDHR Seminar -
ሕቶ ቋንቋን ህንጸት ሃገርን ኣብ ኤርትራ፡ ብ’ዶ/ር ጨፈና ሃይለማሪያም። Public Seminar The Language Question and Nation Building in Eritrea,
By Dr. Chefena Hailemariam.
1ይ ክፋል (01 Oct 2016)፡ 2ይ ክፋል (01 Oct 2016)፡
01/10/2016 16:02 PM
Eritrea -
26 Sep 2016 -sion of the General Assembly of the UN (New York, 20-
Follow current discussions on Eritrea, at the UN General Assembly, here: ብዛዕባ ጉዳይ ኤርትራ፡ ኣብ መጋባእያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ዘተ ንምክትታል፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |