|
|
29/01/2017 03:15 AM
ዓመታዊ ቃለመጠይቕ
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ።
Interview with President Isaias Afewerki.
[ ERi-
ትጽቢት ክግበረሉ ዝጸንሐ ናይ ሓድሽ ዓመት መግለጺ ወይ ቃለመጠይቕ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ እነሆ መጺኡ። ኣብ ዝሓለፈ 25 ዓመታት፡ ዓመት መጸ፡ ብዙሓት መብጽዓታት ተነጊሮም ኢዮም፡ እንተኾነ፡ ተግባራውነቶም ዳርጋ ኣይረኣናን። እዚ ናይ ሎሚ’ኸ ከመይ ኮን ክኸውን ኢዩ!? እቲ ቀንዲን ዝለዓለን መብጽዓ ንህዝቢ ኤርትራ፡ እቲ ተጠሊሙ ዘሎ ቅዋሙ ምትግባር፡ ግዝኣተ ሕጊ ናብ ኢዱ ምምላስ፡ ብዘይፍትሒ ተሓይሮም ዘለዉ ድማ ብዘይ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
24/01/2017 10፡02 AM
[ Eri Adal Tv ]
ገዲም ሓርበኛ መራሒ፡ ዶር. ሃብተ ተስፋማሪያም፡ ብምኽንያት ሕማም ኣብ ዕለት 13 ጥሪ 2017፡ ኣብ 74 ዕድመኡ ብመስዋእቲ ሓሊፉ ኣሎ። መስዋእቲ ናይ ዶር. ሃብተ፡ ልክዕ ከምቶም ዝሓለፉ ሓርበኛታት ብጾቱ፡ ንመላእ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዓቢይ ክሳራ ኢዩ። ይኹንም'በር፡ 'ኣብ ልዕሊ መቓብር ሓደ ጅግና፡ ኣሽሓት ጀጋኑ ይፈርዩ' ከምዝበሃል፡ ኣሽሓት ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሒ መንእሰያት ኣሰሩ ከምዝስዕቡ ዘየጠራጥር ኢዩ። እስከ፡ ዶር. ሃብተ መን'ዩ? ታሪኹ'ኸ እንታይ ይመስል? ካብቶም ምስኡ ዝወዓሉ ንስማዕ! ሰሚዕና ድማ መምስ ነብስናን ምስ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኤርትራውነትን ነስተንትኖ! Read more
24/01/2017 10፡02 AM
“ኤርትራ፤ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን፡ 1956-
[ Pen Eritrea ]
መጽሓፍ ኤርትራ፤ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን፡ 1956-ዳእታን ቅጺ ናይተን ንታሪኽ ፈደረሽን ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ኣመልኪተን ዝተጻሕፋ ሰለስተ መጽሓፍቲ እያ። እተን ቀዳሞት ቅጽታት ኣይንፈላለ፡ ኤርትራ 1941-
ለስቲአን እዘን ብተመራማሪ ታሪኽ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ዝተዳለዋ መጽሓፍቲ ብኣሕተምቲ ሕድሪ’የን ተሓቲመን።
ኤርትራ፤ ካብ ፈደረሽን ናብ ጐበጣን ሰውራን ብ18 ሕዳር 2016 ኣብ ኣዳራሽ ኤክስፖ ኣስመራ ድሕሪ ምምራቓ ንዕዳጋ ወሪዳ ኣላ።
…..ኣብዚ ብሰንኪ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝፈጠሮ ዕልቕልቕ ሓቂን ሓሶትን፣ ምስቲ ምልካዊ ስርዓት ብዝሰረጾም ቅርሕንቲ ናብ ነብሰ-
ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡
ንኤርትራ ዝምልከቱ፡ ብኤርትራውያንን ካልኦትን ዝተጻሕፉ መጻሕፍቲ ንምርኣይን ንምዕዳግን፡-
22/01/2017 14:30 PM
ብቐዳምነት ን’Asmarino.com (ኣዝማሪኖ.ኮም)፡ ነዚ ኩሉ ኤርትራዊ ክፈልጦ ዝግባእ ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት (Universal Declaration of Human Rights): ብቪድዮ መልክዕ ንህዝብና ከቕርቡሉ ምኽኣሎም ክብ ዝበለ ምስጋና ይግብኦም። ከምኡ'ውን ንኹሎም ኣብ ምፍራይ ናይዚ ቪድዮ'ዚ ዝተሓባበሩን ዝተሳተፉን። ኩሉ ኤርትራዊ፡ ነዚ ቪድዮ'ዚ ደጋጊሙ ክሰምዖ፡ ምስ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣገናዚቡ ድማ ክጥምቶን፡ ካብዚ ተበጊሱ ኸኣ ብቕኑዕ ሕልና ምእንቲ ህዝቡ ክሰርሕን ይግባእ።
እዚ መሰል'ዚ፡ ሓደ ሰብ ፈትዩ ዝተዅቦ ዘይኮነስ፡…Read more
21/01/2017 00:01 AM
ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ -
In Memory of Operation FORTO
21st Jan 2013.
ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡-ራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ። Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.
ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡
21/01/2017 00:01 AM
መሰል ህዝቢ፡ ኪትመልስ ክብርታት
ንሓርነት ነቒልካ፡ ዓጢቕካ ታንክታት
ፍትሕን ደሞክራስን ኣዊጅካ ንሰዓታት
ፍርዶም ከይሃብካዮም ንብዓል ጽኪታት
ጅግና ተጠሊምካ ተቐይሩ ኩነታት!
16/01/2017 05:49 AM
ኩነታት ደለይቲ-
[ Eri Adal Tv ]
14/01/2017 03:09 AM
Eritrea Events of 2016 -
[hrw.org]
After 25 years of rule by unelected President Isaias Afwerki, Eritrea’s citizens remain subjects of one of the world’s most oppressive governments.
In May 2016, a United Nations Commission of Inquiry (CoI) established by the Human Rights Council in its final report said it found reasonable grounds to believe the government has committed numerous crimes against humanity. The government’s “totalitarian practices” and disrespect for the rule of law manifested “wholesale disregard for the liberty” of Eritrea’s citizens, the CoI concluded. Read more
14/01/2017 01:20 AM
መደብ ራድዮ ኣሰርና Saturday 14 January 2017
(7-
14/01/2017 01:20 AM
ቅነ ጥሪ፡ ምህርቲ ናብ ቆፎን ሎቖታን ምስ ኣተወ፡ እታ ብልምዲ ‘ጥሪ-
13/01/2017 02:55 AM
ካብ ዓለም-ት ትምህርቲ ከይጸገበ፡ ከም ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ፡ በጃ ህዝቡ ህይወቱ መስዋእቲ ንምኽፋል፡ ናብ ሰውራ ኤርትራ ዝተሰለፈ ጅግና ሓርበኛ ኢዩ።
ኣብ ገድሊ (ሰውራ) ድማ፡ መስዋእቲ፡ መውጋእቲ፡ ከምኡውን ካልእ ብዙሕ ነገራት ኢዩ ዘጋጥም። ዶ/ር ገብረመስቀል፡ ብዘጋጠሞ ከቢድ መውጋእቲ፡ ናብ ኢድ ጸላኢ ወድቑ፡ ድሕሪ'ቲ ጸላኢ (መግዛእታዊ ስርዓት ኢትዮጵያ) ዝገበረሉ ሕክምና ድማ፡ ናብቲ ንሕልፈትካ እትበልየሉ 'ዓለም-
12/01/2017 23፡08 PM
[ facebook -
ማሕበራዊ መራኸቢታት፡ ከም ቀደም ዘይኮነ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ፡ ቀንዲ መራኸቢን መለዋወጢ ሓሳብን እናኾነ መጺኡ ኣሎ። ኤርትራውያን ድማ ነዚ ከም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ክጥቀሙሉ ጸኒሖምን ኣለዉን፡ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ'ውን ብዝሒ ተጠቀምቱ ኣዝዮም እናበዝሑ መጺኦም ኣለዉ። እዚ ናይ ሕጂ ናይ ፌስቡክ ዘተ ድማ ሓደ ካብቲ ብዙሕ ኮይኑ፡ ኣብዚ ዘተ’ዚ-
12/01/2017 17:51 PM
LEARNING TO STOP AND THINK BEFORE JUDGING
‘Judging’, in the true sense of the word, means to form an opinion or conclusion of someone or something after careful consideration of our thoughts, feelings and evidence. When we choose to cross a street, we look both ways of the street and decide whether to continue walking or not based on the condition of the traffic. That is then making judgement based on hard facts because we looked at both sides of the street. We judge based on what we see with our eyes; what we hear with our ears; what we smell with our nose; what we taste with our tongue or mouth; and what we feel or touch with our hand or skin. These are…Read more
11/01/2017 22:38 PM
ዩኒሰፍ (UNICEF) -
UNICEF has issued a Humanitarian appeal for Eritreans in need, in 2017.
[ Reliefweb ]
ዩኒሰፍ (UNICEF) 2 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ረድኤት ከምዘድልዮም፡ ካብዚኦም ድማ እቶም 1.2 ሚልዮን ትሕቲ 18 ዓመት ዕድመ ምዃኖም ሓቢሩ። ዩኒሰፍ፡ ን'450,000 ትሕቲ 5 ዓመት ዝዕድመኦም ህጻናት ኤርትራ ዝውዕል ን'2017 ጻውዒት ንሰብኣዊ ደገፍ፡ ኣውጺኡ ኣሎ።
UNICEF has issued a Humanitarian appeal to support Eritreans in need, in 2017. According to the released appeal document, 2 million people are in need in Eritrea. Out of this the 1.2 million are children under the age of 18. UNICEF is appealing to reach 450,000 Eritrean children in need under the age of Five, in 2017. The programme targets Nutritional, health, Water, Sanitation and Hyegene projects in Eritrea. Read full report.
08/01/2017 23:52 PM
ኣኼባ ብኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡
ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ 08 January 2017
[ facebook: Shewgi Ahmed ]
ኣባላት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ሰንበት ዕለት 08 January 2017፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ህዝባዊ ኣኸባ ኣካይዶም። ኣብዚ ሰሚናር'ዚ፡ ባይቶን ጸገማቱን፡ ንመጻኢ ካልኣይ ጉባኤ ንምግባር ክግበር ዝግብኦ ጻዕሪን፡ ኣመልኪቶም መግለጺታት ኣቕሪቦም። ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረበሎም ሕቶታት ድማ መሊሶም ኣለዉ። ንዝርዝራቱ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ተወከሱ፡-
08/01/2017 22:02 PM
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተገብረ እገዳ-
Eritrean -
[ Tempo Afric TV ]
መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ካብ ሚኒያፖሊስ (ኣመሪካ)፡-
07/01/2016 21፡34 PM
ሰፊሕ ዕላል፡ ምስ ገዲም መራሒን ተጋዳላይን፡
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ።
Interviews with Eritrean Senior Veteran and Author of a Book -
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝረኤ ኣስተዋጻኦ ነይርዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ ዝዓዪ ዘሎ ተቓላሳይ ኢዩ። ኣቶ ሕሩይ፡ ብእንግሊዘኛ ዝደረሳ ሓዳስ መጽሓፍ፡-
1ይ ክፋል(21Aug2016): 2ይ ክፋል(28Aug2016):
3ይ ክፋል(11Sep2016): 4ይ ክፋል(02Oct2016):
5ይ ክፋል(05Nov2016): 6ይ ክፋል(07Jan2017):
7ይ ክፋል(19Mar2017):
1ይ ክፋል(18Oct2016): ኣኼባ 1ይ ክፋል(22Oct2016):
ኣኼባ 2ይ ክፋል(04Nov2016):
02/01/2017 18:25 PM
ዓለም ስርሓ ትሰርሕ፡ ትሕምበብ፡ ትዘውር፡ ካብ ጸሓይ ትኽወልን ንጸላማ ትድርገምን፡ ተመሊሳ ትኹላዕን ትበርህን። መዓልታት ይቑጸሩ፡ ኣዋርሕ ይሓልፉ፡ እዋናት ይኣተዉን ይውጹን፤ ሕንጭልጫላትን ቀንጠመንጢን’ውን ከክም ዓቕሞም ይቦቕሉን ይሓሩን፤ ይውለዱን ይሞቱን። ህሉዋት ከክም ኣፈጣጥራኦምን ትዕድልቶምን ፈፈትሎም ሒዞም ይወዛወዙ። ኣብዚ ቀጻሊ ውሁብ ጉዕዞ እቶም ንሓጺር ህሞት ንኽህሉዉ ዕድል ዝረኽቡ ገለ ደቂሰብ’ውን፡ ንምንባሮም ዝሕብር ምልክታታት ዓቕሚ ብቕዓቶም ዝድርቶ፡ ድሕሪ እኹል ምድግጋግም ምኽኑይ ዝኾነ መዓቀኒ ግዜ ፈጢሮም። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |