|
|
27/02/2017 00:34 AM
ኣብ ምዕባሌኣዊ ታሪኽ ናይ ዓለምና፣ ሕርሻዊ ስውራ፤ ስነፍልጠታዊን ትካላዊ ሰውራ (እንዳስትሪያል ሩቮሉሽን)፤ ኤሌክትሮኒካዊ ተክኖሎጂካዊ ሰውራ እነዳበለ ኣብ ሓበሬታዊ ሰውራ (ኢንፎርመሽን ሮቮሉሽን) በጺሑ ኣሎ። ኣብዚ እዋን እዚ ሓበሬታዊ ተክኖሎጂካዊ ምዕባለ መሳለጥያታትን ኣብ ዝለዓለ ጥርዙ በጺሑሉ ዘሎ ጊዜ ከምቲ ዝድለ ዘይምጥቃም እንታይ ሳዕቤን ከምዘሎዎ ንኹልና ርዱእ ይመስለኒ። እንተኾነ ግን ብዙሓት ኤሪትራውያን ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻኢን ዘለው ወላውን ናይቲ ተደላዪ ዝኾነ ንዕለታዊ ግድነታዊ ዕማማት ከይተረፈ ከምቲ ዝድለ ክጥቀምሉ ኣይርኣዩን። ስለምንታይ? ኣብዛ ዓለምና ሓደስቲ ምህዞታትን ተክኖሎጂን ብሓፈሻ ኤለትሮኒካዊ ተክኖሎጂ ድማ ብፍላይ ዳርጋ ወርሓዊ ተርእዮ እዩ ኮይኑ ዘሎ። ሓደ ካብቲ ዝዓበዬ ረብሓ...Read more
26/02/2017 16:45 PM
ኣገዳሲ መልእኽቲ ንኹሎም ኣብ ወጻኢ ተበታቲኖም ዘሎዉ ኤርትራውያን
ብ ኣጋጣሚ መጋቢት 08፡ 2017 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-
ዓለምለኻዊ ተበግሶ: ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ: ለካቲት 17፡ 2017
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን፡-
ታሪኻዊ መበገሲ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ ንዝኽሪ'ቲ ብ1908 ዝተገብረ ኣድማ ናይ ኣህጉራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት ትካል ዓለባ፡ ንመጀመርያ ጊዜ ኣብ ለካቲት 28: 1909 ብማሕበርነታዊ ሰልፊ ኣመሪካ ተወዲቡ ተባዒሉ። ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቂ-
Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
21/02/2017 21:57 PM
ብ'ዶ/ር ዘቢብ ዑመር by Dr Zebib Omer
[Eri-
See Related ተወሰኽቲ ማሕበራዊ ኣስተምህሮታት፡
19/02/2017 09:29 AM
Dysfunctional Leadership and the Predicament of the Eritrean Nation State.
ብዅረት ብቑዕ መሪሕነትን መንቀራቕሮ ሃገረ-
The Peter Pan Syndrome in the Eritrean Politics: Dysfunctional Leadership and the Predicament of the Eritrean Nation State. ናይ ፒተር-
1ይ ክፋል: 2ይ ክፋል: 3ይ ክፋል: 4ይ ክፋል: 5ይ ክፋል:
16/02/2017 16:22 PM
ህዝቢ ዝማእከሉ ጥምረት፡ ንምግጣም ብድሆታት ሃገረ-
Nation State of Eritrea & People's Sovereignty
15/02/2017 01:52 AM
ህሉው ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ኩነታት ኤርትራ፡ ዘንጸላሉ ዘሎ ሓደጋታትን፡ ሓላፍነት ኤርትራውያንን።
መጽናዕታዊ ገምጋም -
[ ራድዮ ኤረና 13 Feb 2017 ]
ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ኣገዳሲ መጽናዕታዊ ትሕዝቶ ሒዙልና ቀሪቡ ኣሎ። ንህሉው ፖለቲካውን ቁጠባወን ኩነታት ሃገርና፡ ምስ ዓለምናን ከባቢናን ብምውድዳር፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ሓደጋ ወሪድና ምህላውናንን ንሃገርና ሕጂን መጻኢን ከንጸላልዋ ክኽእል ሳዕቤናትን እንታይ ክኸውን ከምዝኽእል ይእምተልና። ኣብ መወዳእታ ድማ፡ ካብዚ ውድቀትን ሳዕቤናትን'ዚ ንምድሓን ኩሉ ኤርትራዊ (ዓቢ ይኹን ንእሽቶ)፡ ብሓላፍነት ዘሕትቶ ከምዝኾነ፡ እጃምና ክንገብር ከምዝግባእን ይጽውዕ። ኣዝዩ መሃሪ ትሕዝቶ ኢዩ። ከምኡ'ውን ካልእ ልሙድ መደባት ራድዮ ኤረና ኣሎ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/02/2017 01:52 AM
Hope and challenges in The Gambia
[ IRINNEWS ]
Only disgraced ex- weekend for exile in Equatorial Guinea. Some soldiers and members of his political party cried and shouted: “Daddy, Daddy”. Others aggressively jeered at supporters of The Gambia’s new coalition government.
But once he took to the skies, most of the nation breathed a collective sigh of relief. Read more
14/02/2017 00:48 AM
Government interference in internal issues of Eritrean Orthodox church
[ Tempo Afric TV ]
መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን፡ ብ’Tempo Afric TV ኣቢሉ ዝመሓላለፍ ሰሙናዊ መደብ ኣገልግሎት ተለቪጅን ኢዩ። ኣብዚ መደብ’ዚ፡ ነቲ ንብዙሕ ኤርትራዊ ሕንቅልሕንቅሊተይ ኮይኑ ምርድኡ ኣሸጊሩ ዝጸንሐ ኣርእስቲ፡ ከምኡውን ንኣመንቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ናብ ክልተ ዝገምዐ ኩነታት፡ ጠንቁን ኣመዓባብላኡን ዝድህስስ ኣዝዩ ኣገዳሲ መደብ ሒዞሙልና ቀሪቦም ኣለዉ። እዚ ኣብ ተኻታታሊ መደባት እውን ዝፍኖ መደብ ኮይኑ፡ ቀዳማይ ክፋሉ እነሆ፡-
1ይ ክፋል (22 Jan 2017)፡ 2ይ ክፋል (05 Feb 2017)፡
3ይ ክፋል (13 Feb 2017)፡
13/02/2017 12፡29 PM
ልቦናን ምኽሪን ወለድና
ዕላል ምስ ኣቦና ሃብተማሪያም ኣብርሃ
[ Assenna ኣሰና ]
"ዝወዓለ ይንገርካ፡ ዝተሞኮረ ይምዓድካ" ይብሉ ወለድና፡ ልቦናን ዕላልን ምስ ወለድና ኣይጽገብን ኢዩ። ታሪኽ ኣብ ምስናድን ኣብ ምትሕልላፍን ዝህልዎ ግደ ድማ ብቐሊሉ ዝርአ ኣይኮነን። መርበብ ኣሰና.ኮም፡ ስለ'ቲ ቀጻሊ ጻዕርኹም፡ ዝምስገን ኢዩ። ኣቦይ ሃብተማሪያም፡ ተዘክሮኦም ኣዝዩ ዝድነቕ ኢዩ። ካልኦት ብዕድመ ጸጋ ዝተዓደልኩም ወለድና ድማ ኣሰሮም ብምስዓብ፡ ተመኩሮኹምን ታሪኽኩምን ከተካፍሉና ብሃረርታ ንጽበ።
1ይ ክፋል (03 Feb 2017)፡ 2ይ ክፋል (06 Feb 2017)፡
3ይ ክፋል (11 Feb 2017)፡ 4ይ ክፋል (19 Feb 2017)፡
10/02/2017 04:30 AM
ሎሚ 10 ለካቲት 2017፡ መበል 27 ዓመት ዝኽሪ ቅያ ስርሒት ፈንቅል ኢዩ። እዚ ስርሒት'ዚ፡ ውሕሉልን ደቂቕን መጽናዕቲ ተገይሩሉ፡ ምዑት ጅግና ህዝባዊ ሰራዊት ሓርነት ኤርትራ ድማ ንክትኣምኖ ዘጸግም ቅያ ጅግንነት ዝፈጸመሉን ስርሒት ኢዩ ነይሩ። ኣብዚ ስርሒት'ዚ፡ እቲ ስርዓት ደርግ ዝምካሓሉ ዝነበረ ናይ ኣጋር፡ መካናይዝድን ሓይሊ ባሕሪን ሰራዊቱ ፍጹም ዝተሓምሸሸሉን ብኣሽሓት ምርኮኛታትን ኮይኖም። እዚ ስርሒት'ዚ፡ ናይ መወዳእታ ግብኣተ-
09/02/2017 19:49 PM
ሩስያ ንኤርትራውያን ተመሃሮ ተወሳኺ ዕድላት ማህደረ-
[VOA Tigrinya]
ሩስያ ንኤርትራውያን ተማሃሮ ተወሳኺ ዕድላት ማህደረ-
07/02/2017 05:14 AM
ዓምዲ ጥዕና፡-
ስንክልና፡ ቀንዲ ሽግራት ስንክልናን መፍትሒታቶምን
Disability, problems and their solutions
Eritrea, Psychiatric Doctors Interview on ERI-
እዚ፡ ምስ ዶ/ር ቀሺ ፍጹምብርሃን ገብረንጉስ (ሓኪም ስነኣእምሮ)፡ ከምኡውን ምስ ዶ/ር ክብረኣብ ፍረ'ን፡ ኣብ 1997 ዝተኻየደ ቃለመጠይቕ ኢዩ። ዶር ፍጹም፡ ንልዕሊ 10 ዓመታት ኣብ ማሕዩር ማእሰርቲ ዝርከብ ዘሎ ኢዩ። ብዛዕባ ዶር ክብርኣብ እውን ድሕሪ’ዚ ቃለመጠይቕ’ዚ፡ ተሰሚዑ ኣይፈልጥን። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ እምበኣር፡ ክንዝክሮም ሕልናዊ ግዴታ ኣሎና። Pastor Dr Fetsum Gebrenegus and Dr Kibreab Fire, in 1997. Pastor Dr Fetsum Gebrenegus has been in incommunicado prison, since then; while Dr Kibreab Fire hasn’t been seen, since. Read more
See Related ተወሰኽቲ ኣስተምህሮታት፡
06/02/2017 17:50 PM
Their minds still pressing against the public latrines’ walls of a refugee camp.
They ask if there is a final passage where they would build a house, a home with an olive tree in the backyard. They crossed seas with hope to step on land. Only to be labeled refugees and sent back.
Going through the human folds…Read more
03/02/2017 05:17 AM
ብመሰረት UN Refugee Agency (UNHCR)፡ ኣብ 2015 ዘውጽኦ ጸብጻብ፡ ኣብ ዓለምና፡ 65.3 ሚልዮን ህዝቢ ካብ ቤቶም ክዛናበሉ ከምዝተገደዱ፡ ካብዚኦም እቶም 21.3 ሚልዮን ድማ ስደተኛታት ኮይኖም፡ ልዕሊ-
ኣብቲ ንኤርትራ ዝምልከት ጥራይ ዋሕዚ ስደት ኣተኲርና ምስ እንጥምት፡ ብ'UNHCR ኣብ 2016 መወዳእታ ተሓቲሙ ጽወጸ ጸብጻብ መበገሲ ብምግባር፡ ክሳብ መወዳእታ 2015 ዝነበረ ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን፡ ከምዚ ዝስዕብ ስእሊ ንረክብ፡-
03/02/2017 00:31 AM
Deliberation on Human Rights Situation in Eritrea at the 7th Citizens Continental Conference (CCC)
Held from 26 to 28 January, 2017
In 2016 a delegation composed of different Eritrean civic and political organizations participated in the 6th Citizens Continental Conference (CCC), where a statement with regards to the human rights situation in Eritrea was issued. This year, another delegation of Eritrean activists, namely Dr Asia Abdulkadir, Dr Bereket Berhane, Ms Helen Gebreab, Mr Michael Embaye and Dr Adane Ghebremeskel attended the 7th CCC representing different civic organizations.
During the three day conference, the human rights situation in Eritrea was debated in a plenary session as well as in a dedicated parallel event. Moderated by Dr Adane,...Read more
02/02/2017 23:27 PM
ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ጀጋኑ ኤርትራውያን ንነጻነት ሃገሮም ደሞም ዘፍሰሱ።
ብላታ ካሕሳይ ካብ ኣብኦም ከንቲባ ማሉ ገብሪትን ኣዲኦም ወይዘሮ ለተሃይማኖት መርሃይን ብ1899 ኣብ ዓዶም ደቂጽነዓይ ተወልዱ። ክሳብ ዝዓብዩ ድማ ከም ኩሉ ቆልዓ ገጠር ብወለዶም እንዳተኣልዩ ዓበዩ። ዕኹኽ ምስ በሉ ድማ ስራሕ ጉስነት ጥሪት እንዳ ተለማመዱ ምስኡ’ውን ባህላዊ ትምህርቲ እንዳወሰዱ ናይ ድያቆን መዓረግ ከም ዝለበሱ ይንገር። ሓሙሽተ ኣሓት ጥራሕ ከም ዝነበርኦም ይንገር። ኣስማተን ድማ ኣስገዱ ፡ ለተብረሃን ፡ ብርኽቲ ፡ ሃንሱ ፡ ሙሰ ይበሃላ። ኣብ ሸዊት ዕድሚኦም ናብ ጸዓትዘጋ ትምህርቲ ወንጌል ክወስዱ ምስ ከዱ ኣብኡ ምስኦም ትመሃር ዝነበረት ጓል ጸዓትዘጋ ትበርህ ኣብረሃ እተባህለት ብ1917 ተመርዕዮም ሓዳር መስረቱ። ከምቲ ልሙድ ዝነበረ ባህሊ ወለድኻ በዓልቲ ቤትካ ትኸውን ዝመርጹልካ ዘይኮነስ ከምዚ ሎሚ ኣብ ሙዕቡል ግዜ ዝግበር ሰብኣይን ሰበይትን ባዕሎም ተመራሪጾም ሓዳር ዝምስርቱ እዮም ገይሮም። Read more
ብተወሳኺ፡ ታሪኽ ፍሉጣት ኤርትራውያንን ካልእ ሰነዳትን ንምፍላጥ፡ ናብ መርበብ Emnetu.com ብጽሑ።
02/02/2017 01:03 AM
እዚ እዋን'ዚ፡ ብኣማኢታት ኣሽሓት ዝቑጸር ኤርትራዊ፡ ሃገሩ ገዲፉ ሃጽ ኢሉ ዝስደደሉ ዘሎ፡ ኣደዳ ኣስካሕካሒ መቕዘፍቲ ፈቐዶ ምድረበዳን ሓደጋታት ባሕሪን፡ ከምኡ'ውን ግዳይ ነጋዶ-
ሎሚ ብዛዕባ ሓደ ካብቶም ነዚ ኹሉ ላዕሊ ዝተገልጸ ጸበባ ሰጊሮም፡ ነብሶም ብምምዕባል ንኣብ ስደት ዝርከብ ህዝቦምን ዓለምን ኣብነታዊ ኣበርክቶ ካብ ዝፍጽሙ ዘለዉ መንእሰያት ሓደ፡ መንእሰይ ተስፋምህረት ገብረመድህን (ተስፎም)፡ ደራሲ መጽሓፍ "ሜላ ኣተዓባብያ ቆልዑ ኣብ ስደት" ንምዝራብ ኢዩ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |