|
|
27/03/2017 23:53 PM
The Current Situation of the Eritrean Oppositions. Interview with
[ Tempo Afric TV ]
ኣቶ መስፍን ጸሃየ፡ ገዲም ተጋዳላይ፡ ኣብ ኤምባሲ ኤርትራ (ኬንያ) ብሓላፍነት ደረጃ ዝሰርሐ፡ ኣብ ምቛም ሰልፊ ዲሞክራሲ (EDP)፡ ዝተሳተፈን ብሓላፍነት ዝተቓለሰን፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ድማ ኣባል Eritrean Progressive Party ዝተባህለ ሰልፊ ኮይኑ ዝነጥፍ ዘሎ ኢዩ። እቲ ንሱ ዝትርኸልና ታሪኽ፡ ነቲ ዝጸንሐን ዝኸይድ ዘሎን ኣከያይዳ ናይ ደምበ-
1ይ ክፋል (15Mar2017)፡ 2ይ ክፋል (26Mar2017)፡
27/03/2017 23:53 PM
ገዲም ተጋዳላይ ዑቕባይ ተስፋይ፡ ናይ መወዳእታ ኣብ ትግራይ ዝተረፈ ፊዳይን ተ.ሓ.ኤ. ሰፊሕ ተመኩሮኡ ኣካፊሉ ኣሎ። Veteran Ocbay Tesfay, the last ELF Fedayn in Tigray, will shareድ his extensive experience.
1ይ ክፋል (12 Mar 2017)፡ 2ይ ክፋል (19 Mar 2017)፡
3ይ ክፋል (26 Mar 2017)፡ 4ይ ክፋል (02 Apr 2017)፡
25/03/2017 15:30 PM
ዕላል ምስ ስነጥበባዊ ገዲም ተጋዳላይ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ)።
Eritrea Arts & Culture Conversation with Hailemichael Haileslassie (Lingo).
[ Tempo Afric TV ]
እዚ ምስ ስነጥበባዊን ደራሲን፡ ገዲም ተጋዳላይ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሴ (ሊንጎ) ዝተኻየደ ዕላል፡ ተመሊስና፡-
1ይ ክፋል (16 Dec 2016)፡ 2ይ ክፋል (27 Dec 2016)፡
3ይ ክፋል (26 Jan 2017)፡ 4ይ ክፋል (13 Feb 2017)፡
5ይ ክፋል (19 Mar 2017)፡
19/03/2016 21፡34 PM
ሰፊሕ ዕላል፡ ምስ ገዲም መራሒን ተጋዳላይን፡
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ።
Interviews with Eritrean Senior Veteran and Author of a Book -
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝረኤ ኣስተዋጻኦ ነይርዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ ዝዓዪ ዘሎ ተቓላሳይ ኢዩ። ኣቶ ሕሩይ፡ ብእንግሊዘኛ ዝደረሳ ሓዳስ መጽሓፍ፡-
1ይ ክፋል(21Aug2016): 2ይ ክፋል(28Aug2016):
3ይ ክፋል(11Sep2016): 4ይ ክፋል(02Oct2016):
5ይ ክፋል(05Nov2016): 6ይ ክፋል(07Jan2017):
7ይ ክፋል(19Mar2017): 8ይ ክፋል(16Apr2017):
9ይ ክፋል(07May2017):
1ይ ክፋል(18Oct2016): ኣኼባ 1ይ ክፋል(22Oct2016):
ኣኼባ 2ይ ክፋል(04Nov2016):
27/03/2017 23:53 PM
Invitation to ALL Justice Seeking Eritreans residing in the States of Pennsylvania, Delaware and South New Jersey.
ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኣብ ፐንሲልቫንያ፡ ደለዌርን ደቡባዊ ኒው-
دعوة هامة لجميع الإرتريين المقيمين في ولايات بنسلفانيا وديلاوير وجنوب نيو جيرسي الذين يكافحون من أجل العدالة
Date: April 2, 2017, Time: 2 pm
Also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
ዝሓለፉ ጽሑፋትን ሰሚናራትን ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ። GI previous documents and seminars
26/03/2017 14:51 PM
እዚ ቅንያት’ዚ፡ ናብ 1984 ተመሊስና መዝገብ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራዊ ተጋዳላይ ምስ እንድህስስ፡ ደምሳሲ መጥቃዕቲ ውቃው እዝ ኢና ንዝክር። ኣብዚ ንሓይልታት መግዛአቲ ካብ ግንባር ሰሜናዊ-
እምበኣር፡ ንድሕሪት ናብ ዝኽርታት ምልስ ኢልና ምጥማት፡ ካብ ቃላት ናይቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ክንሰምዖ ከሎና፡ ንሕና ኤርትራውያን፡ ክሳብ ክንደይ ዘሐብን ታሪኽ ክምዘሎናን በዚ ድማ ክንኮርዕ ጥራይ ዘይኮነ፡ ክንዕቅቦን ሕጂ'ውን ኣብ እዋን ጥልመተ-
25/03/2017 15:30 PM
ገዲም ተጋዳላይ ረድኢ መሓሪ (ኣለና)፡
ተመኩሮ ቃልሲን ትዕዝብቱን ለበዋታቱን
[TV-
ረድኢ መሓሪ (ኣለና) ኣብ ንኡስ ዕድመኡ፡ ብርሱን ሃገራዊ ስምዒት፡ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ቀደም ህዝባዊ ሓይልታት)፡ ተሰሊፉ ዝተጋደለ ሓርበኛ ኢዩ። ኣብዚ ምስ ቲቪ-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
25/03/2017 15:30 PM
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ
25 መጋቢት (March) 2017 ሰዓት፡-
ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን
ዝኸበርንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ደጋጊምና ከምዝገልጽናዮ፥ ብደረጃ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ እተማእክለና ዓባይ ኮሚቴ ክነቕውም መዲብና፥ ክንሠርሓሉ ድማ ጸኒሕና። ኣብ መብዛሕትኤን ዓበይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ሕዝባዊ ኣኼባታት ኣካይድና፥ እማመ ሓድነት ከኣ ናብ ሕዝቢ ኣቕሪብናዮ። ኣብቲ ሕዝባዊ ኣኼባታት ዝተሳተፉ ኤርትራውያን፥ ኣብ ከከባቢኦም ኮሚቴታት መሪጾም ከምዘቖሙ፡ ኣብ እዋኑ ገሊጽናዮ ኔርና።
ነቲ ብደረጃ ሃገር ዓባይ ብሪጣንያ ክነቕውሞ ኢልና፥ ኲላትና ክንሠርሓሉ ዝጸናሕና ዕማም፡ ኣብ ፍሬኡ በጺሑ`ሎ ኢልና ስለዝገምገምና፥ ንዕለት 25 መጋቢት 2017 (25/3/2017) ኣብ ከተማ ሎንዶን ሓቢርና ክንምርቖ መዲብና ኣለና። Read more
ቃለመጠይቕ ምስ ኣባላት ሽማግለ ሓድነት፡-
25/03/2017 14:12 PM
ሕማቕ ብዕራይካ ትሸጦ፡ ሕማቕ ሰብኣይካ ትፈትሖ፡
24/03/2017 08:22 AM
ቁጠባዊ ብርሰት -
ናይ ስነ-ውን ኣለዎ። ኣብ ሓንቲ ብርሰት ሰብ ዝረኣየላ፡ መንግስታዊ ቅርጺ ዘይብላ፡ንጉሆ ንጉሆ ብሓደስቲ መምርሒታት ጥራይ እትመሓደር ሃገር ክህሉ ዝኽእል ቁጠባ`ኸ ከመይ ኢዩ? ንዝብል ሕቶ ግን ተመራመርቲ ስነ-
ኣብ ንቡር እዋን፡ ብዛዕባ ቁጠባ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ ሃገራዊ ቁጠባ ምዝራብ እንተጀሚርካ ብቐጥታ መንግስታዊ፡ ብሕታዊ፡ ር/ማላዊ ቁጠባ ዝብሉ ኣምራት ኢዮም ቅጅል ዝብሉኻ። ዴሳዊ ቁጠባ፡ ማሕበርነታዊ ቁጠባ ዝብሉ ብክልሰ-
1ይ ክፋል (06 Mar 2017)፡ 2ይ ክፋል (10 Mar 2017)፡
3ይ ክፋል (16 Mar 2017)፡ 4ይ ክፋል (24 Mar 2017)፡
22/03/2017 14:46 PM
ሰሚናር ብ’ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ ተሓኤ፡ ኢብራሂም ማሕሙድ ገደም።
[TV Smerrr ]
ኢብራሂም ማሕሙድ ገደም፡ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ፡ ተመኩሮኡን ትዕዝብቱን ኣብ ዝሓለፈን ህሉው ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ሰፊሕ ዝኾነ ገምጋምን ሓሳቡን በቲ ዘለዎ ናይ ትግርኛን ዓረብኛን ምልከቱ ንህዝቢ ኤርትራ የካፍል። ኣዝዩ ኣገዳሲን እዋናዊን ማዕዳ ንኹሉ ኤርትራዊ ኢዩ። Veteran Fighter Ibrahim Mahmud Ghedem, shares his extensive experience of the past and current Liberation struggle of Eritrean people, and conveys his message to all Eritreans from all walks-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
19/03/2017 03:10 AM
Hdri Jeganua Paltalk Official Room
ብኹረት እምነትን ታኣማንነትን ኣብ ደምበ ፍትሒ፡ ሳዕቤናቱ ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራን።
Lack of Trust and Credibility in the “for Justice Camp” and its Implications for the Struggle for Democratic Transition in Eritrea.
1ይ ክፋል (18 Mar 2017)፡ 2ይ ክፋል (18 Mar 2017)፡
16/03/2017 23:34 PM
Challenges and Current State in Eritrea
Compiled and researched by Resoum Kidane
Executive Summary
The research work presented in this report will provide historically relevant genesis towards the early education in Eritrea, remarkable development phases in the 1940 and 1950s and post-
14/03/2017 01:20 AM
In 1991, I walked the streets of my beloved city, Asmara, the center of our cherished country: Eritrea.
Our freedom fighters’ uniform was their humble smile. Their walks holding their weapons signaled the imminent collapse of the Ethiopian occupation. Free at last we were!
I will try – with this writing – to search for the patterns that destroyed this blissful image. We all were breathing deep, waiving to one another. We all looked at our fighters as the liberators of evil. The streets I grew up and walked to and from school were ...Read more
13/03/2017 19:20 PM
ID: SR on Human Rights in Eritrea -
መበል 33 ኣኼባ ኣብ መበል 34 ክፍለ-
[UN Web-
Interactive dialogue with: -an rights in Eritrea. Item:4 -
13/03/2017 13:45 PM
8 መጋቢት 20178፡ ኣድላይነት ዕዙዝ ተሳትፎ ደቀንስትዮን ሽሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቕኣንስትዎ ናይዚ ዓመት 2017 ንምብዓል ዕንቛእ ኣብቓዓና እናደበልኩ መልእኽቲ ጽሑፈይ ብፍሉይ ንኤርትራዊያን ዲቒ ኣንስትዮ ዘተኮረ እዩ።
ናይ ሎሚዘበን አህጉራዊ መዓልቲ ደቅንስትዮ’ውን ከምተን ዝቐደማ ዓመታት ድሕረ ናጽነት ሃገረና ጡዑም ወረ፡ ቕሳነት፡ ሰላምን ፍትሒ አብ ዝተሓረምናሉ መዋእል ሰጢምና ንሰግሮ ስለዘለና ሓዘን ይሰዓኒ። ስጋብ መዓስ ሰሚዕና ከምዘይሰማዕና፡ ሪኢና ከምዘይረኣና ንጉዳይና ሕቖና ሂብና ከነጽቕጥ ኢና ዝብል ሕቶ ወትሩ ኣብ ሓሳበይ ዝማላለስ ጉደይ እዩ። Read more
11/03/2017 22:04 PM
ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኤርትራውያን ተቃወምቲ ፓሎቲካውያን ሓይልታትን በርጌሳውያን ማሕበራት ብምኽንያት፥-
ዝካየደሉ ዕለት ፡ Sunday 19 March 2017
ሰዓት፡ 6:00 PM ክሳብ 9:00 PM
احتفالات المعارضة الارترية بيوم المرأة العالمي وذكرى معركة تقوربا التاريخية
تقيم منسقية قوى المعارضة الارترية ومنظماتنا المجتمع المدني الارترية احتفالا بمناسبة اليوم العالمي للمرأة وذكرى معركة تقورباةالتاريخية . و
11/03/2017 03:25 AM
ተመኩሮኡ፡ ትዕዝብቱን ገምጋሙን ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ለበዋታቱ ንቀጻሊ ጉዕዞ ሓርነታዊ ቃልስናን ርሁው መጻኢናን። ብሓቂ ሰፊሕ ትንተናን፡ ከም ህዝቢ ድማ ውሽጥና ብቅኑዕ ሕልና ንምግምጋምን ናብ ሓደ ንምምጻእን ዝሕግዝ ትምህርቲ ኢዩ። ተራ ምሁራት ኤርትራውያን ኣብ ምምጻእ ዕርቂን ሰላምን ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ፡ ኩሎም ምሁራት ኤርትራ፡ በዚ መንፈስ'ዚ ክሰርሑን ክጽሕፉን፡ መርበብ ስኒትና.ኮም ትምሕጸን። Read more
Related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
08/03/2017 23:54 PM
ሎሚ፡ ሸሞንተ (8ተ) መጋቢት 2017 (March 8)፡ ኢዩ። እዛ ብኣህጉራዊ ደረጃ ኣብ መላእ ዓለም ብኽብሪ እትበዓል ወግዓዊ ዕለት፡ ንኹሉ'ቲ ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዓለም ዝወርድ ዝነበረ ወጽዓ፡ ከምኡ ውን ካብዚ ወጽዓ'ዚ ንምግልጋል ዘካየድኦ ተባዕ ቃልሲን፡ እናዘከረት፡ ኣብ ነፍሲወከፍ ማሕበረ-
See Related ምስዚ ዝዛመድ ትሕዝቶ፡-
05/03/2017 21:31 PM
ድምጺ ኤርትራ -
ዕላል ምስ ሓርበኛ ሰመረ ፍስሃየ
Exclusive interview
with Veteran Semere Feshaye
This is exclusive interview with Veteran Semere Feshaye, from France. Semere shares his experience with Selfi Netzanet (EPLF), ELF as well as experience of his martyr comrade veterans: Weldedawit Temsgen, Melaake Tekle and others. He also shares his views on the current issues in Eritrea. ፍሉይ ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛ ሰመረ ፍስሃየ ካብ ሃገረ ፈረንሳ ኢዩ። ሰመረ፡ ገድላዊ ተመኩሮኡ (ሰልፊ ናጽነት ከምኡውን ተሓኤ)፡ ምስ ስዉኣት ጀጋኑ ወልደዳዊት፡ መልኣከ ከምኡውን ካልኦት ዝነበሮ ዝምድና፡ ከምኡውን ርእይቶኡ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ፡ ኣብ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ዝተሞርኮሰ ኣገዳሲ ሰፊሕ ዕላል ኣካይዱ፡ ሕቶታት ሰማዕቲ’ውን መሊሱ ኣሎ።
1ይ ክፋል (04 Dec 2016)፡ 2ይ ክፋል (11 Dec 2016)፡
3ይ ክፋል (18 Dec 2016)፡ 4ይ ክፋል (08 Jan 2017)፡
5ይ ክፋል (22 Jan 2017)፡ 6ይ ክፋል (29 Jan 2017)፡
7ይ ክፋል (05 Feb 2017)፡ 8ይ ክፋል (12 Feb 2017)፡
9ይ ክፋል (19 Feb 2017)፡ 10ይ ክፋል (26 Feb 2017)፡
11 ክፋል (05 Mar 2017፡ መደምደምታን ርእይቶኡ ኣብ ህሉው ኩነታትናን ዝሓቖፈ ኢዩ።)፡
-
ኣብ 7ይ ክፋል ዝተጠቕሰት መጽሓፍ ‘ሌላ ምስ ስዉእ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ’ ንምዕዳግ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ጥለቡ፡-
Tel፡ +1 617-
E-
ዕላል ምስ ደራሲ መጽሓፍ (ግርማይ ቦኽረ ካሕሳይ)፡ ኣብዚ ጠውቑ።
02/03/2017 21:40 PM
How many Eritrean women walked behind the people that owned theirs’ and their kids’ lives in the dusty road of any given desert or villages in Africa?
How many fell down on their knees because the blows were too hard. Their nipples discharging liquid from the beating.
How many Eritrean women stared at the mouth of a dry well and considered jumping holding their babies?
But how many did we see lifting themselves from the ground, wiping their tears and learning how to fight back? Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |