|
|
29/05/2017 21:57 PM
In 1991, year of our independence, I sat among a pool of very talented fighters. I asked them if they will ever create a day called “Eritrean Veterans’ Day” in our country. They stared speechless at each other and I knew I had made an impeccable question; little did I know that it was a complex one.
The conclusion I reached on my own years later, is excruciating to this day. They did not want such a day simply because they had a hard time including all freedom fighters’ factions such as the ELF, the group of freedom fighters that opened the way to a 30 years’ war that culminated to our independence....Read more
See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
29/05/2017 17:35 PM
Eritrea’s Flawed Beginning in 1991:
How It Contributed to What it is Today
[ Awate.com ዓዋተ]
“The beginning is the most important part of the work” – Plato (in The Republic)
“The end is in the beginning and lies far ahead” – Ralph Waldo Ellison
At starting to draft this article, the writer somehow mulled over the word ‘beginning’ itself, and a quick look at today’s handy references provided two apt quotations: one ascribed to the legendary Plato and the other to an African-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
29/05/2017 17:35 PM
ኣቶየማነ ተኽለጊዮርጊስ፡ ኣባል ምስጢራዊት ሰልፊ ህግሓኤ ዝነበረ ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ ዓመታት፡ ምስ ራድዮ ወጋሕታ፡ ቀጺሉ’ውን ምስ ራድዮ ኣሰና፡ ተኻታታሊ ነዋሕቲ ዕላላት ዘካየደን ዝተረኸን ኢዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ፡ ንተመኩሮኡ ዝሰነደት መጽሓፍ ንኣንበብቲ ከምትበቅዕ ገይሩዋ ኣሎ። እዚ ኣብዚ ዘሎ ድማ፡ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኣመሪካ ምስ ኤርትራውያን ዝገበሮ ሰሚናር ቀዳማይ ክፋል ኢዩ።
1ይ ክፋል (29May2017)፡ 2ይ ክፋል (29May2017)፡
29/05/2017 17:35 PM
ኣቡነ ኣንጠንዮስ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤተርክርስትያን ኤርትራ፡ ብዕለት 12/07 1927 ዓ.ም. ኣብ ኣውራጃ ሓማሴን፡ ኣብታ ብዕብየታ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ እትስራዕ፡ ሕምብርቲ እተባህለት ዓዲ'ዮም ተወሊዶም። ወላዲኦም ቀሺ ስለ ዚነበሩ ድማ ብአኦም ኣቢሎም፡ ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ምስ ኮኑ ናብ "ደብረ ጽገ ኣቡነ ኣንድርያስ" ዝተባህለ ገዳም ኣትዮም፡ ነቲ ቤተክርስትያን ከገልግሉ ጀመሩ።
ብድሕሪ'ዚ መራሒና ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ኣብ 12 ዓመት ዕድመኦም መዓርግ ድያቆን ተቐበሉ። ኣብ 1942 ዓ.ም. ድማ ከም ኣቦኦም መዓርግ ቅሽነት ተዋህቡ። ኣብ 1955 ዓ.ም. እውን ኣቡን ንሙዃን ምስ ሓሙሽተ ብጾቶም ናብ ሃገረ ግብጺ ተላእኩ።
28/05/2017 11:39 AM
ዝሓለፈኩም መደብ ንምስማዕን ንምክትታልን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
27/05/2017 22:58 PM ሓበሬታ
ድምጺ ኤርትራ -
ዕላል ምስ ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ
Saleh-
ሓርበኛ ሳልሓዲን ዓብደላ፥ ናይ 1965 ተጋዳላይ ኢዩ፥ ናብ ሃገረ ቻይና ንትምህርቲ ምስ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ዝኸደ፥ ምስ ተጋዳላይ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሓደ ቤት-
1ይ ክፋል (07 May 2017): 2ይ ክፋል (14 May 2017):
3ይ ክፋል (21 May 2017): 4ይ ክፋል (28 May 2017):
5ይ ክፋል (04 June 2017): 6ይ ክፋል (11 June 2017):
27/05/2017 22:58 PM
Global Initiative (GI) Washington DC Seminar May 20, 2017. ሰሚናር፡ ዓለምለኻዊ ተበግሶ፡ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ፡ 20 ግንቦት 2017።
1ይ ክፋል (20 May 2017): 2ይ ክፋል (20 May 2017):
25/05/2017 23:35 PM
ተወሳኺ፡-
25/05/2017 23:35 PM
ኣቑሪረካ!
ግጥሚ፡-
ኣማኑኤል ኣስራት፡ ሓደ ካብቶም ኣብ ማሕዩር ስርዓት ህግደፍ፡ ካብ 2001 ኣትሒዞም ብዘይ ፍርዲ ተሓይሮም ዝርከቡ ኢዩ። ንሱ፡-
እዚ ንሱ ኣብ 20 ሰነ 1999 ዝገጠሞ ግጥሚ ድማ፡ ንዝኽሪ ኩሎም ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ ሓርበኛታት ኢዩ ዝቐርብ ዘሎ።
24/05/2017 14:47 PM
ፍሽለት መንግስቲን ናይ መንነት ፖለቲካን
ኣብ ኤርትራ። Consequences of state failure and identity politics in Eritrea.
ዶር ገብረ ገብረማሪያም by Dr. Gebre Gebremariam
[Hdri Jeganuna Paltalk Room]
ፍሽለት መንግስቲን ናይ መንነት ፖለቲካን ክፈጥሮ ዝኽእል፡ናይ ቀረባን መጻኢን ሳዕቤናት፡ ቀቢላዊ ወይ ኣውራጃዊ ምልዕዓላት’ከ መፍትሒ ክኸውን ይኽእል ድዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስቲ እዋናዊ ኣርእስቲ ዘተኮረ ኣስተምህሮ ብዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ብዕለት 21 May 2017 ዝተዋህበ ሰሚናር ኢዩ። ዶ/ር ገብረ፡ ቅድሚ ሕጂውን ተዳጋጋሚ ሰሚናራት ሂቡ ኢዩ፡ ኣብዚ ክርአ ይከኣል። Dr. Gebre Gebremariam discusses the short term and long term consequences of state failure and identity politics in Eritrea.
1ይ ክፋል (21-
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
24/05/2017 14:47 PM
Current Eritrean situation and the way forward. ህሉው ኩነታት ኤርትራን ብኸመይ ንቕድሚት ክንስጉም ንኽእልን።
ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
Amba. Andeberhan Woldegiorgis
ኣብዚ ህዝባዊ ሰሚናርዚ፡ ብኣካልን ብቀጥታ ብመንገዲ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑናን፡ ህዝቢ ተሳቲፉዎ። ካብ ኩሉ ወገን ብርክት ዝበሉ ኣገደስቲ ሕቶታት ቀሪቦምን መብርሂ ተዋሂቡዎምን ኣሎ። ኣምባ. ዓንደብርሃን፡ ቅድሚ ሕጂውን ተዳጋጋሚ ሰሚናራትን መግለጺታትን ሂቡ ኢዩ፡ ኣብዚ ክርአ ይከኣል። Amba. Andeberhan Woldegiorgis, discusses the current Eritrean situation and the way forward.
1ይ ክፋል (20-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
23/05/2017 19:45 PM
23/05/2017 19:45 PM
ባይቶ ሕቡራት ሃገራት፡ ብዕለት 2/12/1950 ዓ.ም. ተጋቢኡ፡ ንኤርትራ ሃገርና ዝምልከት ውሳነ በዚ ዝስዕብ ኣጋባብ ሂቡ ነይሩ፥ 46 ሃገራት ንፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ክድግፋ ከለዋ፡ 10 ሃገራት ድማ ናጽነት ደጊፈን፣ 4 ሃገራት ግን ድምጸን ኣይሃባን። ብኸምዚ ኣጋባብ ከኣ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ንኽትቁረን ተወሰነ።
ድሌት ፈደረሽን ምስ ኢትዮጵያ ግን ኣቐዲሙ በታ ብብላታ መሓመድ ዑመር እትምራሕ ዝነበረት ሰልፊ፡ "ናጻ ኣልራቢጣ ኣልእስላምያ" ከምኡውን በታ ብደግያት ኣብርሃ ተሰማ እትምራሕ ዝነበረት ሰልፊ፡ "ሊበራል ሕብረት" ናይ ፈደረሽን ሕቶ ቀሪቡ ነይሩ'ዩ። ብሓቂ ግን ፈደረሽን ንህዝቢ ኤርትራ ግዴታኡ'ምበር ምርጫኡ ኣይነበረን።...Read more
23/05/2017 19:45 PM
President Isaias Afewerki Interview, on the ocasion of 26th Eritrea’s Independence Day 2017.
See Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/05/2017 01:28 PM
ኣነ ናብ ስደት ክወጽእ ድልየተይ ኣይነበረን። መንፈሰይ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ኢዩ ዘሎ...
ህሉው ኩነታት ኤርትራ፡- ተመኩሮን ኩነታትን መንእሰያት ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ኣብ ወጻኢን፡ ለበዋን ጻውዒትን ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን። ልቦና ዝመልኦ ምዕዶ ካብ ጓልና መንእሰይ ሰምሃር ገብረስላሴ፡ ንኹልና ኤርትራውያን ብዘይኣፈላላይ። Read more
20/05/2017 01:28 PM
[ EriTv ]
ኣቦና ሙፍቲ ኤርትራ፡ ሸኽ ኣልኣሚን ዑስማን ኣልኣሚን፡ ኣብ 93 ዕድመኦም፡ ዕለት 17 ግንቦት 2017 ዓሪፎም። Eritrea’s Mufti Sheik Alamin Osman Alamin, passed away, age 93, on 17 May 2017. ንታሪኽ ህይወቶምን ስነስርዓት ቀብሮምን ዝምልከት ሓበሬታ (life history and Funeral ceremony)፡ click here ኣብዚ ጠውቑ።
19/05/2017 15:20 PM
From an unknown prisoner somewhere in Eritrea.
The darkness in this place is so thick, I cannot see. I try to keep in mind details of the day, of the week or time. My mind I blocked from the day I arrived here.
I think about my wife and my kids. I left her kind of young and my kids were toddlers. Now I think about her grey hair and my kids all grown up. My life changed forever and I am not a free man anymore. ....Read more
17/05/2017 20:50 PM
'ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ጉድለት ውህደት፡ ዘተን ኢሂንምሂን ዘይምባልን ወይውን ግዳማዊ ምትእትታው፡ ወትሩ ንድሕሪት'ዩ ዝምለስ። በዚ ምኽንያት ከኣ ንሓደ ፖለቲካዊ ዕላማ ዝተበገሱ ሰባት ወይ ወገናት፡ ኣብ ክንዲ ንሃገራዊ ረብሓ ዘገልግል ድልዱል ውድብ ዝሃንጹ፡ ገለ ናይ ወገን ወይ ናይ ሃይማኖት ፍልልይ ፈጢርካ፡ ብተናጸል፡ ማለት ብጉጅለ ወይውን ብውልቂ ክትቃለስ ምምራጽ ልሙድ ተርእዮ ኤርትራውያን እዩ።
ንኣብነት፥ ኣብ 1950 ዓ.ም. እታ ሓንቲ "ኣልራቢጣ ኣልእስላምያ" እትብሃል ሰልፊ እንተ ርኢና፡ 'ሰልፊ ናይ ኢብራሂም ሱልጣን፡ ናይ ዑመር ቃዲ፡ ናይ ዓሊ ረድአይ፡ ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ፡ ወዘተ.' ተባሂላ፡ ኣብ ኣርባዕተ ተመቒላ ነይራ'ያ። ከምኡውን ሰልፊ፡ "ኤርትራ ንኤርትራውያን" 'ናይ ራእሲ ተሰማን ናይ ወዶምን'ያ' ተባሂላ ከም ዝተዳኸመት ይፍለጥ። እዚ ከኣ ጠንቁ ኣብ ሕድሕድካ ዘይምስምማዕን ዘይምትእምማንን'ዩ።...Read more
15/05/2017 20:50 PM
ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት
ብመንጽር 26 ዓመታት ናጽነት ኤርትራ።
Universal Declaration of Human Rights VS Eritrea’s journey of 26 years of Independence
ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ
ኣድማሳዊ ኣዋጅ ሰብኣዊ መሰላት፡ ኣብ መጋባእያ ሕቡራት መንግስታት ጸዲቑ፡ ከም ቀንዲ መባእታዊ መዐቀኒ ናይ ሰብኣዊ መሰላት ኮይኑ ክውሰድ ካብ ዝጅምር ዳርጋ 70 ዓመታት ገይሩሎ። እዚ ናብ ልዕሊ 500 ቋንቋታት ዝተተርጎመ ኣዋጅዚ፡ ህዝብታት፡ ካብ ዝወርዶም መጽቀጥቲ ንኽገላገሉ ከም ቀንዲ መቃለሲ ባይታ ገይሮም ተገልጊሎሙሉ ኢዮም፡ ገናውን ይጥቀሙሉ ኣለዉ። ህዝቢ ኤርትራ ነዚ መሰልዚ ኢዩ ተቓሊሱሉ። እንተኾነ፡ ፍረ ናይቲ ኩሉ ዝኸፈሎ ረዚን መስዋእቲ፡ ሞሳኡ፡-
See also ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
13/05/2017 23:55 PM
Traditional Oral Poetry in Tygrigna
[ Tempo Afric TV መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ]
See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
13/05/2017 23:55 PM
ብዕለት 3 ነሓሰ 1944 ዓ.ም. ሓደ ስሙ ብግቡእ ዘየነጸረ እንግሊዛዊ ጸሓፊ፡ ኣብ ሰሙናዊ ጋዜጣ ብእንግሊዝ ዚጸሓፋ፡ ኤርትራ ንኢትዮጵያ፡ ንጣልያን፡ ንእንግሊዝ ወይውን ንኣመሪካ ክትውሃብ ከም ዘለዋ ዝእምት ጽሑፍ፡ ኣቶ ወልደኣብ ወልደማርያም ናብ ትግርኛ ተርጒሞም ምስ ኣቕረቡዎ፡ ንኣኡ መሰረት ብምግባር፡ ፕረዚደንት ማሕበር ፍቕሪ ሃገር ዚነበሩ፡ ፊተውራሪ ገብረመስቀል ወልዱ፡ ከምዚ ዚስዕብ ኪብሉ ጸሓፉ'ሞ፡ ንኣኦም ተኸቲሎም ከኣ ብዓል ደጊያት ኣብርሃ ተሰማን ግራዝማች ተኽለሃይማኖት በዅሩን ብዛዕባ'ቲ ጉዳይ ርኡይቶኦምን ሓሳቦምን ኣካፊሎም ነበሩ።
'ንኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ምፍላይ ማለት ንሓደ ጡብ እኖኡ ዚጠቡ ቈልዓ ካብ ኣደኡ ፈሊኻ ምንባሩ መሲሉ'ዩ ዚርአ።
1ይ ክፋል (12.10.2016)፡ 2ይ ክፋል (20.10.2016)፡
3ይ ክፋል (28.10.2016)፡ 4ይ ክፋል (05.11.2016)፡
5ይ ክፋል (15.11.2016)፡ 6ይ ክፋል (21.11.2016)፡
7ይ ክፋል (30.11.2016)፡ 8ይ ክፋል (15.12.2016)፡
9ይ ክፋል (06.01.2017)፡ 10ይ ክፋል (19.01.2017)፡
11 ክፋል (26.01.2017)፡ 12 ክፋል (12.02.2017)፡
13 ክፋል (23.02.2017)፡ 14 ክፋል (03.03.2017)፡
15 ክፋል (17.03.2017)፡ 16 ክፋል (31.03.2017)፡
17 ክፋል (27.04.2017)፡ 18 ክፋል (13.052017)፡
19 ክፋል (29.06.2017)፡
13/05/2017 23:55 PM
ሓበሬታ ንኹሉኹም ተኻታተልቲ መደብ ራድዮ ኣሰርና፡-
-
"ዘመን" እትብል ዘርእስትታ ናይ ህቡብ ስነጥበባዊ ነፍስሔር የማነ ባሪያ ደርፊ፡ ሙዚቀኛን ኣረንጂመንትን ድማ ዓብደላ ኣቡበከር፡ ክኸውን ከሎ፡ እንተኾነ ግን ብሰንኪ ብ HABESHAPOETICS ዝቐረበ ናይ ኮፒ-
ዝሓለፈኩም መደብ ንምስማዕን ንምክትታልን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
12/05/2017 22:26 PM ሓበሬታ
An effective strategy to end the suffering of the Eritrean People.
By Prof. Araya Debessay and Other GI Coordinators
This invitation is to All Eritreans residing in the Washington DC Metropolitan Area who are concerned about the increasingly worsening situation in Eritrea.
ህዝባዊ መጸዋዕታ፡-
ስቓይ ህዝቢ ኤርትራ ንምውጋድ ዝዓለመ ኣድማዒ ስትራተጂ ንምዝታይ። ህዝባዊ ሰሚናር ብፕሮፈሰር ኣርኣያ ደበሳይን ካልኦት ኣወሃሃድቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶን ንኣብ መትሮፖሊታን ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን ዝነብሩ -
سيمنار على استراتيجية فعالة لإنهاء معاناة الشعب الإرتري
بروفيسور أرايا ديبيساي وفريق عمل المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية
وهذه الدعوة موجهة إلى جميع الإرتريين المقيمين في منطقة العاصمة واشنطن الذين يشعرون بالقلق إزاء الحالة المتزايدة سوءا في إرتريا.
Date and Time: Saturday May 20, 2017, Starting 1pm
Meeting place: CA Building Room 302, Annandale Campus. 8333 Little River Turnpike, Annandale Virginia. ....Read more ኣብዚ ጠውቑ انقر هنا
12/05/2017 22:26 PM ሓበሬታ
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገርና፥ ኩላትና ኤርትራውያን ከም እንፈልጦ፡ ዘለናዮ ዘመን ንሕዝብና እቲ ዝሓሰመን ዝመረረን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ሓደገኛ`ውን ስለዝኾነ፥ ዘመን ኣፈርክቡ ኢዩ። ኤርትራ ሃገርና ናጽነታ ተጎናጺፋ ልዑላዊት ሃገር ንኽትከውን ሕዝቢ ኤርትራ ዝኸፈሎ መስዋእትነት፡ ካብ መጠን ዝሓለፈ ከምዝኾነ ኩላትና ንፈልጥ ኢና። እዚ ዝተኸፍለ ሕይወትን ዝባደመ ንብረትን ባጃ ናጽነት፡ ምእንቲ ራህዋን ክብረትን ሕዝብና ተባሂሉ እዩ ዝነበረ። የግዳስ ዕድል ኣይገበርናን፡ ኤርትራ ሃገርና ካብቲ ዝነበረቶ ዝገደደት ኮይና፥ ሕዝባ ተጓሕጒሑ ይጠፍእ ኣሎ።
ኣብዚ ፈታኒ ግዜ`ዚ እምበኣር፥ ነቲ ናይ ገድላዊ ቃልሲ ሕዝብና ዝደምደመ ምዕራፍ ክንዝክር ጥራሕ ዘይኮነ፥ ህልው ኩነታትና ገምጊምና፡ …Read more
12/05/2017 01:20 AM
Ahmed:
Veterans like you showed us the strength to face challenges with confidence and love for country. By listening to this interview, I sense your wisdom to choose your words all while informing us about the negative and positive. You gave credit to the same leader that threw you in jail for no reason and prevented you from savoring the walk into a free Asmara. A right you earned with all the years in the battlefields and the years you sacrificed so we – the Eritrean people-
07/05/2017 23:51 PM
Exclusive Interview with Veteran Liberation fighter, Ahmed Al-
[Radio Erena]
ተጋ/ኣሕመድ ኣልቀይሲ፡ ኣብ 1971፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ናብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ዝተሰለፈ፡ ኮይኑ፡ ብደረጃ ላዕለዋይ መሪሕነት ኣብ ውድብ ህዝባዊ ግንባር ዝነበረን፡ ኣብ ምምስራት ናይቲ ሚስጢራዊ ሰልፊ ድማ ካብ መጀመርታኡ ኣትሒዙ ጽቡቕ ኣፍልጦ ዝነበሮ፡ ኣብ ሶርያ ዩኒቨርሲቲ ዝተማህረን ምኩርን ተጋዳላይ ኢዩ። ብዘይካ’ዚ፡ ኣብ ምምልማልን ምፍራይን ካድረታት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዝገበረን ተጋዳላይ ኢዩ። እዚ ይኹን’ምበር፡ ንሱ፡ ንናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ኣብያተ-
1ይ ክፋል(15 Apr 2017)፡ 2ይ ክፋል (22 Apr 2017)፡
3ይ ክፋል(29 Apr 2017)፡ 4ይ ክፋል(06 May 2017)፡
See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
07/05/2016 21፡34 PM
ሰፊሕ ዕላል፡ ምስ ገዲም መራሒን ተጋዳላይን፡
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ (9ይ ክፋል)።
Interviews with Eritrean Senior Veteran and Author of a Book -
ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኣብ ገድልን መንግስትን ኤርትራ ጎሊሑ ዝረኤ ኣስተዋጻኦ ነይርዎ ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለ ንደሞክራሲያዊት ኤርትራ ዝዓዪ ዘሎ ተቓላሳይ ኢዩ። ኣቶ ሕሩይ፡ ብእንግሊዘኛ ዝደረሳ ሓዳስ መጽሓፍ፡-
1ይ ክፋል(21Aug2016): 2ይ ክፋል(28Aug2016):
3ይ ክፋል(11Sep2016): 4ይ ክፋል(02Oct2016):
5ይ ክፋል(05Nov2016): 6ይ ክፋል(07Jan2017):
7ይ ክፋል(19Mar2017): 8ይ ክፋል(16Apr2017):
9ይ ክፋል(07May2017): 10ይ ክፋል(27May2017):
11 ክፋል(10Jun2017):
1ይ ክፋል(18Oct2016): ኣኼባ 1ይ ክፋል(22Oct2016):
ኣኼባ 2ይ ክፋል(04Nov2016):
04/05/2017 15:16 PM
ትማሊ 3 ግንቦት፡ ኣህጉራዊ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ ኢዩ ነይሩ። በዚ ኣጋጣሚ’ዚ፡ ጋዜጠኛታት ብዘይ-ት ብዘይ ፍርዲ ቀይዱዎም ዘሎ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት፡ ብህጹጽ ክፈትሖም፡ ጸዊዑ ኣሎ። ምስዚ ብዝተኣሳሰር ዜና፡ ካብዞም ተቐይዶም ዝርከቡ ጋዜጠኛታት፡ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ፡ ብሉጽ ጋዜጠኛ ብምዃን፡ ፍሉይ ሽልማት ንቤተሰቡ ተዋሂቡ። ናይዚ መዓልቲ'ዚ ሰፊሕ ጸብጻብ ኣብ ራድዮ ኤረና (04 Apr 2017) ተወከሱ።
See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
02/05/2017 13:57 PM
Political Power and the Fate of ERITREA
[ Tempo Afric TV መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ]
See also related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |