|
|
30/07/2017 00:03 AM
[SBS Tigrinya ኤስቤኤስ]
ብዝተፈላለዩ ሃገራት ሓሊፉ፡ ነቲ ዝነበሮ ሕልሚ ማለት ብትምህርቱ ክሳብ እቲ ክብጻሕ ዝግቦኦ ከብጽሕ ብትግሃት ተበጊሱ፡ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዪኒቨርሲቲ ትምህርቱ ብ ኢንጂነሪንግ ተማሂሩን ሰሪሑን ናብ ኣመሪካ ተጓዒዙ ትምህርቱ ቀጺሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣህጉራዊ ዋዕላታት ስለ ስደተኛታት ድምጹ ኣስሚዑ፡ ንስደተኛታት መንእሰያት ድማ ኣብ ምትብባዕን ኣጆኹም ብምባል ዝተፈላለዩ ፎሮማት የዳሉ ኣሎ። ሎሚ ካብ ናይ ህይወት ተመኩሮኡ ንመንእሰያት ምኽሪ ክልግስ ኣቶ መሮን ሰመዳር ጋሻና ኮይኑ ኣሎ ንምሉእ ትሕዝቶ እቲ ዕላል ኣብዚ ጠውቕ።
ኣብ ካልእ ኣጋጣሚታት ምስ ሜሮን ዝተኻየደ ዕላላት፡-
27/07/2017 19:58 PM
[ሕድሪ ጀጋኑና -
ወ/ሮ ኣስገደት፡ ገዲም ተጋዳሊት ኮይና፡ ክሳብ ሕጂ ከይተሓለለት ኣብ ፖለቲካዊ ቃልሲ ከምኡውን ጽጉማት ኣብ ምሕጋዝን እትነጥፍ ዘላ ኣብነታዊት ሓርበኛ ኢያ። "ሕድገት፡ ነቲ ዝሕደገሉ ዘሎ ሰብ ኣይኮነን። ነቲ ዝሓድግ ዘሎ ሰብ ኢዩ ካብ ናይ ሓንጎል መቑሕ ናጻ ዘውጽእ።" ኣዝዩ ሰሓቢ ጥቕሲ ወ/ሮ ኣስገደት ምሕረተኣብ። ንምሕያል ሓድነትናን ሓድሕድ ምትእምማንናን፡ ንዕርዊን ኢሂን-
27/07/2017 19:58 PM
who cross borders and deserts alone.
[IRIN News]
Yobieli is 12 years old. He sits on a small leather stool and fumbles with his hands, interlocking his fingers and pulling them apart. There’s a dark shadow of soft peach fuzz on his upper lip, and his cheeks are childishly smooth. But, his eyes look older. They take in the world around him with the measured calculation of an adult, not the innocent wonder of a child. Read more
22/07/2017 03:36 PM
(7-
Auto-
ታሪኽ ሃገራዊ ባህላዊን ገድላዊን ተሞኩሮ ስነጥበባዊያን ኤርትራ፡ ካብ 1940ታት ጀሚሩ፡ ብ’ይትባረክ ገብረትንሳኤ።
1ይ ክፋል (03Jun2017)፡ 2ይ ክፋል (10Jun2017)፡
3ይ ክፋል (17Jun2017)፡ 4ይ ክፋል (24Jun2017)፡
5ይ ክፋል (01July2017)፡ 6ይ ክፋል (08July2017)፡
7ይ ክፋል (15July2017)፡ 8ይ ክፋል (22 July 2017)፡
መደብ ንምስማዕን ዝሓለፈኩም ንምክትታልን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
21/07/2017 01:38 AM
[UN News Centre]
ላዕለዋይ ሓላፊ ኣብ UN ከምዝሕብሮ ዘሎ፡ ኣብ ኤርትራ ዋላኳ ምዕባለ እንተሎ፡ ገና ቀጻሊ ረድኤት ከምዘድልያ (ብፍላይ ንህጻናት) ገሊጹ ኣሎ።
80 ሚእታዊት ህዝቢ ኤርትራ መነባብሮኡ ኣብ ማሕረስን ጉስነትን (ዓዃይ) ስለዝምርኮስ፡ ኤርትራ ዘላቶ ዞባ ድማ ኣብ ትሕቲ ቀጻሊ ባህሪያዊ ሓደጋ፡ ድርቂን ኤልኒኖን ዝተቓልዐ ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ጽሓለፈ ዓመት ወጺኡ ዝነበረ ረድኤታዊ ባጀት 83% ክሽፈን ከምዝተኸኣለ ብምሕባር፡ ንዝመጽእ ሓሙሽተ ዓመታት፡ ንረድኤታዊ ደገፍ ዝውዕል $328 ሚልዮን ዶላር ንኤርትራ ከምዘድልያ ሓቢሩ ኣሎ። Read more
See also Related:
21/07/2017 01:38 AM
[Energy Live News -
A UK solar energy company has partnered with the EU and the UN to improve energy access for remote communities in Eritrea. Solarcentury has been selected to design and build two mini-
See also Related:
18/07/2017 15:32 PM
መሪሕነት ሰዲህኤ ካብ ጸጋታትን መቖምያታትን ሰዲህኤ እንኽሃድሙ።
ሰዲህኤ ካብ ናይ ህዝባዊ ግንባርን ጀብሃን ድሕረ-2010 ዝተመስረተ ሰልፊ ኢዩ ነይሩ። ቅድሚ እቲ ናይ ኣካላዊ ሓድነታዊ ጉባኤ፡ ናይ ሓያሎ ዓመታት ዝቐጸለ ናይ ምይይጥን ምውህሃድን መስርሕ ተኻይዱ ነይሩ። ኣብቲ መስርሕ ካብተዘተየሎም ጉዳያት ጉዳይ ባንዴራን ኣርማን ይርከቡዎም። ብትሕዝቶ ይኹን ብመንፈስ ንክልቲኡ ድሕረ-
18/07/2017 12:54 PM
ዕላል ምስ፡-
[AMNACAD TV -
እዚ በዞም ክልተ ሞያውያን ጥዕና ኤርትራውያን ቀሪቡ ዘሎ መደብ፡ ንሕብረተሰብና ኣዝዩ ጠቓሚ ዝኾነ ምሕሪን ትምህርቲን ዝሓዘለ ኢዩ።
ሓደ ካብቲ እናዓበየ ዝኸይድ ዘሎ ሽግር ኤርትራውያን (ብፍላይ ኣብ ስደት)፡ ኣብ መንእሰያትና ዝርአ ዘሎ ጭንቀትን ንሱ ዝወለዶ ሳዕቤናትን ኢዩ። ወዲሰብ፡ ባህሪያዊ ኣእሙሮኣዊ ሕማም ከጋጥሞ ንቡር ኢዩ። ኣብዘን ዝሓለፋ 10-
1ይ ክፋል (16July2017)፡ 2ይ ክፋል (22July2017)፡
See also related ምስዚ ዝዛመድ ትሕዝቶ፡-
16/07/2017 23:14 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 16 July Show መደብ
Festival Eritrea Toronto 2017
ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣብ ቶሮንቶ 2017
15/07/2017 00:05 AM
ሓርበኛ ብርሃነ ተስፋማርያም፡
ቅድሚ 39 ዓመት ኢትዮጵያ ዝቐተለቶ በዓል ኪዳነይ።
ኣብዛ ተካል ማዓልቲ ትራኣየኒ። ኣነ ክበኪ፡ ንስኻ ግን ጸኒዕካ ኢደይ ሒዝካኒ።
ክሓተካ ደልየ፡ ብርሂን ክኸዱ ድዮም? ቆልዑት እዋን ምሳሕ ቀሪቡ ክብለካ ዕድል ስኢነ። ኢደይ ሒዝካኒ ጸቒጥካ ደጋጊምካ፡ ኣጆኺ ኢልካኒ።
ምብዋ!! ሎሞ ብሰላም ተሲእና። እዚ ከይበልና ገዛና ተወሪራ። ክንደይ’ከ ይበዝሑ! ጸዋዓዮም እቶም ተጋደልትና ብርሂን፡ ጸዋዓዮም እባ! ክብለካ ምደለኹ፡ ግን ወሲዶምኻ።
ሓደ ዓፋኝ ሹጉጡ ኣብ ድሕሪ ክሳድካ፡ ክልተ ጦርሰራዊት ካላሺኖም ኣብ ጎድንኻ ። ድምብርጽ ኢሉካ ድዩ ብርሃነ ተስፋማርያም ንብዓት ቁጽርጽር ዝበለካ፡ ጓልና ከም ገለ ኢላ ኣብ ጥቓኻ በጺሓ ሓደ ጦርሰራዊት ተሰኪሙ ምስ ደርበያ ኢዩ። Read more
14/07/2017 01:23 AM
ዓምዲ፡-
ሕጊታት እንዳባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት ንዝተፈላለየ ሕጊታት እንዳባ ዝድህስስ።
ህዝቢ ኤርትራ፡ ንዘመናት ከነባበረሉ ዝጸንሐ፡ ዘኹርዕ፡ ብመንጽር ዘመናዊ ሕግታት ክርአ ከሎ ድማ ኣዝዩ ምዕቡልን: ሕጊ እንዳባ ኣለዎ። እዚ ብወጻእተኛታት ተማራመርቲ ከይተረፈ ብኣድናቖት ዝጥመት ኢዩ። ሕጊ መሬት ዓደቦ ኤርትራ፡ ምስ ምምጻእ መግዛእቲ ኢጣልያ፡ ኣብ ምዕቡል ደብተር ክሰፍር ከሎ፡ ገለ ድማ ገና ከይሰፈረ ከም ባህሊ ተዓቂቡ ይነብር ኣሎ። እምበኣር፡ ነዚ ሱር መንነትና ዝኾነ፡ ዘኹርዕ ባህልናን ሕግናን ክንፈልጦን ክንዕቅቦን ሓደ ካብ ቀንዲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግቡኣትና ኢዩ። ነዚ ንልዕሊ 800 ዓመታት ዝጸንሐ፡ ቅድሚ’ቲ ብ’Magna-
1ይ ክፋል (18 Feb 2017)፡ 2ይ ክፋል (26 Feb 2017)፡
See Related ተማሳሳሊ መወከሲታት፡-
13/07/2017 16:18 PM
ዕላል ምስ ገዲም ስነጥበባዊን ሓርበኛ ተጋዳላይን፡
ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ
[LYE.tv -
ገዲም ሓርበኛ ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ፡ ሓደ ካብቶም ሃገርና ብክብሪ እተለልዮምን እተፍቅሮምን ገዳይም ሃገራውያን ስነጥበባዊያንን ደራሲ ዜማታትን ድራማን ኢዩ። ኣብ ማትኣ፡ መርሓባ ከምኡውን ክዋኽብቲ መርሓባ ብዙሓት ሃገራዊ ወኒ ዘላዓዕሉ ስራሓት ኣካይዱ፡ ከም ሚስጢራዊ ኣባል ተሓኤ ኮይኑ ኣብ ማትኣ ክነጥፍ ዝጸንሐ ሃይለ መንሳዓይ፡ ኣብ ኣጋ 1974-
1ይ ክፋል (29 June2017)፡ 2ይ ክፋል (06July2017)፡
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/07/2017 15:55 PM
ውሳኔ ፓርላማ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ፡ ብጉዳይ ኣቡነ ኣንጦንዮስን ዳዊት ኢሳቕን ዝምልከት።
[European Parliament]
The European Parliament,
– having regard to its previous resolutions on Eritrea, in particular that of 15 September 2011 on Eritrea: the case of Dawit Isaak(1) , and of 10 March 2016 on the situation in Eritrea(2) ,
– having regard to the report of 23 June 2017 of the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea,
– having regard to the statement of 14 June 2017 by the UN Special Rapporteur on the situation of human rights in Eritrea at the 35th session of the Human Rights Council,….Read more
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
11/07/2017 15:55 PM
ክም ጽብቕቲ መርዓት ኩሉ ዝብህገኪ
ህርኩትን ሕያዋይን ህዝቢ ዝተዓደልኪ
በቲ ጥዑም ክሊማኺ ኩሉ ዝትምነየኪ
እንታይክ ዘይሳኣኖ እቲ ጎደናኺ ህንጻታትኪ
ምህረፊ እንዶ ኮይኑ ኣማዕድዩ ንዝርእየኪ
እወ ተሓጒሰ ኣብ ዓለማዊ ሀሪተጅ ምእታዊኪ Read more
ካልእ ኣስተምህሮ ብ’ዶ/ር መንግስትኣብ፡-
10/07/2017 12:05 PM
' ክቡራት ተኻፈልቲ ሓዘንና '
ብምኽንያት እንፈትዎ ወድና ሰናይ ኣለም ኣስፍሃ፡ ዓርቢ ዕለት 07/07/2017 ኣብ ሸዊት ዕድሜኡ ብዘጋጠሞ ድንገታዊ ሞት፡ ንኹልኹም ተኻፈልቲ ሓዘንና ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ሰፊሩ ዘሎ ኣድራሻን፡ ዕለትን ሰዓታትን ናይ ምብጻሕን ምጽንናዕን ኣዳራሽ ኣዳሊና ምህላውና ንሕብር።
ኣድራሻ፡-
FENWICK HALL, 128 WELLINGTON ROAD,
LONDON SW9 9NN
ዕለትን ሰዓታትን፡-
ሮቡዕ ዕለት 12/07/2017 ካብ ሰዓት 16፡00 ክሳብ 21፡00
ሓሙስ ዕለት 13/07/2017 ካብ ሰዓት 16፡00 ክሳብ 21፡00
ኣለም ኣስፋሃን ጽጌ ኣብራሃን
ምስ ምሉኣት ስድራቤት
09/07/2017 22:46 PM
ጠንቅታት ቀጻሊ ምፍንጫላትን ብኹረት ሓድነትን፡ መን ኢዩ ተሓታቲ? (08 July 2017)
ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡-ጫላትን ብኹረት ሓድነትን፡ ኣብ ቃልሲ ንዲሞክራስያዊ ምስግጋር ኣብ ኤርትራ፡ መን ኢዩ ተሓታቲ፡-
1ይ ክፋል (08 July 2017): 2ይ ክፋል (08 July 2017):
3ይ ክፋል (08 July 2017): 4ይ ክፋል (08 July 2017):
08/07/2017 22:45 PM
Eritrea capital Asmara makes World Heritage list.
ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ መዝገብ ዓለማዊ ውርሻ ንምስፋር፡ በቒዓ።
[BBC]
The UN cultural agency Unesco has added Asmara, the capital of Eritrea, to its list of World Heritage sites. The country still holds many well-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ ሓበሬታ፡-
06/07/2017 18.52 PM
ዓምዲ፡-
ማሰን መልቀሰን፡ ኣቶ ተወልደ መዓሾ፡
በዓል ዓዲ ጮማይ ሰራየ።
1ይ ክፋል (16Dec2016): 2ይ ክፋል (16Dec2016):
3ይ ክፋል (24Dec2016): 4ይ ክፋል (31Dec2016):
5ይ ክፋል (31Dec2016):
04/07/2017 13.24 PM
[ EMDHR.net ]
ብፈለማ ንዘቕረብኩምለይ ዕድመ ምስጋናይ ምስናይ ልዑል ኣኽብሮት ክገልጽ እፈቱ። ነዚ ዕድመ ተቐቢለ፡ ኣብ መንጎኹም ተረኺበ፡ ብዛዕባ ኣብ ሓሳብን ስምዒትን ኩልና ዘሎ ጉዳይ ሃገርናን ህዝበናን፡ ጉዳይ ባዕልና፡ ክላዘብ ብምብቀዐይ፡ ንነፍሰይ ዕድለኛ ጌረ እቆጽራ። ነዚ ዕድል እዚ ክውን ዝገበሩ ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ድማ ምስጋናን ኣድናቖትን ይግብኦም። ክቡራት ኣሓትን ኣሕዋትን ኤርትራውያን፡ Read more
04/07/2017 13.24 PM
ዕላል ምስ ሓርበኛ ኢዮብ በይን (ወዲ ጎጀላ) Intvw Veteran Eyob Beyn (wedi Gojela).
[ TV-
ሓርበኛ ኢዮብ በይን (ወዲ ጎጀላ)፡ ኣብዚ ምስ ቲቪ-
ተማሳሳሊ ትሕዝቶታት See also Related፡
02/07/2017 11.45 AM
ክተባባዕ ዘለዎ ኣብነታዊ ተርእዮ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ።
Eritrean Good Traditional Culture.
[Dehay -
ሕብረተሰብ ኤርትራ፡ ብዛዕባ ጉዳያት ዓዱን ሽግራቱን ተዛቲኻ ናይ ምፍታሕ ዘለዎ ልምዱ፡ ኣዝዩ ሃብታም ኢዩ። እዚ ሃብታም ልምዲ'ዚ፡ ካብ ንመዋእላት ካብ ውሉድ- ዝጸንሐ ኢዩ። ከምዚ ሎሚ እቲ ክቡር ባህልን ልምድን ህዝብና ከይሃሰሰ፡ ነቶም ናይ ሎሚ ኣብ 50ታትን ልዕሊኡን ዕድመ ዘሎና ኤርትራውያን፡ ነቲ ዝነበረና ሃብታም ባህሊ፡ ናይ ዓድና ባይቶ (ወይ ርእሰ-
02/07/2017 11.45 AM ሓበሬታ (Notice)
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 02 July Show መደብ
Dear Listeners, there will be no broadcast today by Voice of Eritrea. Please enjoy our past shows until we get back to you. ክቡራት ተኻታተልቲ ፈነወ ራድዮኡ ድምጺ ኤርትራ፡ ሎሚ ሰንበት፡ እቲ ልሙድ ፈነወ ኣይክህሉን ኢዩ። ክሳብ ንምለሰኩም፡ ምስ ዝሓለፈ መደባትና ተዛናግዑ።
01/07/2017 14:40 PM
(7-
1ይ ክፋል (03Jun2017)፡ 2ይ ክፋል (10Jun2017)፡
3ይ ክፋል (17Jun2017)፡ 4ይ ክፋል (24Jun2017)፡
5ይ ክፋል (01July2017)፡
ዝሓለፈኩም መደብ ንምስማዕን ንምክትታልን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
01/07/2017 04:46 AM
“Conscience is a thousand swords” Richard III
I want to tell you what happened to me, but first you will have to sit at the edge of my bed and accept the stench of my rotten mattress.
I left my parents’ humble house in Eritrea. I thought we were poor, but I had my own bed and so did my siblings. I could take showers and my Mom knocked at the door because I took too long.
We had a yard where I would walk in from school and find my mother, my aunts and neighbors enjoy their traditional coffee “bun Jebena”. She would allow me to have a cup as long as some milk was on it. Read more
01/07/2017 01:29 AM
[By Erimedrek June 21, 2017 ]
ኣብ ዜናታትና ከምእተኸታተልኩሞ መንግስቲ ኤርትራ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምእንቲ ስልጣኑን ሃብቱን ሉዓላውነት ዝሸይጥ ዓንዳሪ ፖሊሲኡ፤ ቀይሕ ባሕሪን ጸጋታቱን ናብ መንግስቲ ግብጺ ሸይጥዎ ኣሎ።
ብመሰረት እቲ ብሰነዳት ዝተረጋገጸ ሓበሬታ መንግስቲ ግብጺ እቲ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ዝገፎ ዓሳ ኣብ ዕዳጋታት ግብጺ ስዑድያን ኢማራትን ድሕሪ ምዝርግሑ 41% ካብቲ እቶት ንመንግስቲ ኤርትራ ይኸፍል። እዚ ናይ ዓሳ መሸጣ ይኹን እቲ ንኣባላት ሓለዋ ሓይሊ ባሕሪ ዝወሃብ ገንዘብ ኣብ ኢድ ቁጠባዊ ጉዳያት ዝኣቱ ኮይኑ ልክዕ ከምቲ ካብ ወርቂ ቢሻ ዝርከብ እቶት ናበይ ይኸይድ ምህላዉ ዘይፍለጥ፤ እቲ ብሚልዮናት ዝቑጸር ዶላር መወዳእትኡ ናበይ ከምዝኸይድ ዝፍለጥ የልቦን። Read more
01/07/2017 01:29 AM
ኣብዚ መደብዚ፡ ተመኩሮ ካልኦት ሃገራት እናዳህሰሰ፡ ንሕና’ኸ፡ ካብዚ እንታይ ንመሃር? ብዝብል፡ ኣገዳሲ ትምህርታዊ ትሕዝቶ ኢዩ ቀሪቡልና ዘሎ። ሰሚዕና ምስ ህሉው ኩነታትና ከነዛምዶን ካብቲ ክፉእ ተመኩሮ ወጺእና፡ ንጽቡቕ ናይ ሃገርና ክንሰርሕ ከምዝግባእ ንሕልናና ዝቕስቅስ መልእኽቲ ኢዩ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |