|
|
29/09/2017 00:13 AM
ኣማል (ሳምያ) ኣሕመዲን፡ ኣምና ማሕሙድ ኢድሪስ፡ ህጻን ኣማያ ትኩእ ኣሕመዲን
Amal (Samya) Ahmedin, Amina Mahmud Idris and Amaya Tuccu Ahmedin.
ብምኽንያት ኣብ ዕለት 14/06/2017 ኣብ ግረንፈል ህንጻ (Grenfell Tower) ዘጋጠመ ናይ ባርዕ ሓደጋ ህይወተን ዘሕለፋ ኣሕዋትናን ደቅናን፡ ድሕሪ ክቱር ሓዘንን ትጽቢትን ዘሰነየን ሰለስተ መረርቲ ኣዋርሕ፡ ሬሳታተን ተለልዩ ተዋሂቡና። ብቐዳምነት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራትን፡ ብኣካል ኣብ መንጎና ተረኺብኩም ኮነ ብመልእኽትታትኩም፡ ሕሰምናን ሓዘናን ንምፍዃስን ንምጽንናዕን ብዘይ ምስልካይ ኣጆኹም ዝበልኩምና ኩሉኹም፡ ልዑል ምስጋናና ተቐበሉ።
እነሆ ኸኣ ንቀዳም ዕለት 07/10/2017 በዚ ዝስዕብ ኣገባብ ናይ ቀብረን ስነስርዓት ተዳልዩ ክንፋነወን ስለዝመደብና፡ ንኹሉኹም ቤተሰብን ፈተውትን፡ መሓዙትን መሳርሕትን ብኣኽብሮት ንሕብር። Read more
27/09/2017 23:30 PM
Interview with Dr Alganesh Fessaha
[Asmarino.com]
ዶክተር ኣልጋይነሽ ፍስሃ ጋንዲ፡ "ጋንዲ" ዝበሃል ሰብኣዊ ዘይመንግስታዊ ወለንታዊ ትካል ብምቛም፡ ኣብ ምሕጋዝን ምድሓንን ግዳያት ጨወይቲን ኣሰጋገርቲ-'ውን ንስደተኛታት ዝኸውን ሰብኣዊ ደገፋት ኣብ ምውዳብን ምሃብን ክትነጥፍ ዝጸንሐት ተባዕ ኤርትራዊት ኣደ ኢያ። ኣብ ብዙሕ ንህይወታ ዝፈታተን ቦታታት ብምኻድ ንድሕነት ኤርትራውያን ሰሪሓ ኢያ። ገለ ካብቲ ንጥፈታታ ኣብዚ ቪድዮ ክንግንዘቦ ንኽእል ኢና።
ዶር ኣልጋነሽ፡ ኣብዚ እዋንዚ በቲ "International Volunteering Award" ተባሂሉ ንዝፍለጥ ምስ መዓልቲ ወለንተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ተኣሳሲሩ ኣብ 5 ታሕሳስ ዝወሃብ ኣህጉራዊ ሽልማት፡ ሕጽይቲ ኮይና ተረቚሓ ኣላ። ዕውትቲ ኮይና ንክትወጽእ ኩልና ድምጽና ክንህባ ይግባእ። ድምጽኹም ንምሃብ: ኣብዚ ጠውቑ (please vote Dr Alganesh Fessahha)።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር
24/09/2017 21:28 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
Interview with Veteran Tesfay Temnewo
Voice of Eritrea presents Veteran Tesfay Temnewo, on Sunday, 24 September 2017. Tesfay TEMNEWO is a Veteran revolutionist of 1971-eteran Tesfay lives in exile. All are cordially invited to participate. ሓርበኛ ተስፋይ ተምነዎ፡ ካብ 1971 -
1ይ ክፋል (24-
ንምስታፍን ዝሓለፈኩም ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
24/09/2017 02:14 AM
[Radio Erena]
ገዲም ሓርበኛን መራሒን፡ ኣድሓኖም ገብረማሪያም፡ ኣብዚ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ 18 መስከረም 2001፡ ምስ ራድዮ ኤረና ገይሩዎ ዘሎ ቃለመጠይቕ፡ ንሕሉፍ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ዕላማታቱን፡ እቲ ዕላማታት ብኸመይ በቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ምልኪ ከምእተጨውየ፡ ዘርዚሩ። ንህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ኣመልኪቱ ድማ፡ ተራ ናይ ህሉው መንእሰይ ወለዶ ከመይ ክኸውን ከምዘለዎን፡ በተን ንፍትሒ ዝቃለሳ ዘለዋ ውድባት ድማ ብዛዕባ ክውሰድ ዝግብኦ ስጉምትታትን፡ እዋናዊ ምዕዶን ለበዋን ኣመሓላሊፉ ኣሎ።
23/09/2017 12:54 PM
Interview with Prof Girmay Negash
[SBS ትግርኛ]
ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-
22/09/2017 20:33 PM
[BBC ትግርኛ]
በኹሪ ጓሉ ንውሩይ ኤርትራዊ፡ ተጋዳላይ ሰኣላይ ስዩም ጸሃየ፡ ወላዲኣ ተኣሲሩ ንዝተሰወረሉ መበል 16 ዓመታት ማእሰርቱ፡ 18 መስከረም ብምዝካር "ኣቦይ ናፊቐ-
ተጋዳላይ ሰኣላይ ብዝብል ቅጽል ስም ዝፍለጥ ውሩይ ጋዜጠኛን ሰኣልን ተጋዳላይ ስዩም ጸሃየ፡ ጋዜጣታት ብሕቲ ብኣዋጅ ኣብ ዝተኣገዳሉን ሚኒስተራትን ጀነራላትን ዝርከቡዎም 11 ላዕለዎት መራሕቲ ሃገር ኣብ ዝተኣስሩሉን እዋን:
18 መስከረም 2001፡ ምስ 11 ኣሰናዳእቲ ጋዜጣታት ብሕቲ፡ ኣብ ትሕቲ ቐይዲ ካብ ዝኣቱ 16 ዓመቱ ኮይኑ ኣሎ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
18/09/2017 06:15 AM
In memory of all Eritrean Prisoners of Conscience & Political Prisoners.
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
18 መስከረም 2001፡ ጉዕዞ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ኣፋፌት ቤትና ዝተጨውየላን ዝተዓፈለላን ዕለት ኢያ። ነቲ ክሳብ ሽዑ ዝነበረ ጉዕዞ ሓርነታዊ ቃልስናን ድሕሪ ናጽነት ዝኸድናዮ ጉዕዞን ገምጊምና፡ ብቅዋማዊ ህዝባዊ ስርዓትን ብግዝኣተ ሕጊን፡ ክንናባበር ዝነበረና ባህጊ፡ ብሓይሊ ምልኪ ከም ዝጽልምት ኮይኑ። እቶም ንኩሉ ዝነበሮም ውሽጣዊ ስምዒታት ጸይሮም፡ "ድሓን ኣብ ናጽነት ንብጻሕ'ሞ ሽዑ ነርክበሉ" ኢሎም ዝተጋደሉ፡ ድሓር ግን “እዋኑ ሕጂ ኢዩ ናብ ቅዋማዊ ኣሰራርሓ ንእቶ” ዝብል ሕቶታት ዘልዓሉ ጀጋኑ፡ ናብ ጎዳጉዲ ማሕዩር ዝተደብዩላ ዕለት ኢያ። እዛ ዕለት'ዚኣ እምበኣር፡ Read more.
ሙሉእ ጽሑፍን ቪድዮታትን ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቑ።
17/09/2017 23:55 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
ናይ Sunday 17 Sep Show መደብ
ክፉት ናይ ምዝንጋዕን ዕላልን መደብ
ሰንበት ዕለት 17 መስከረም፡ ሓድሽ ጋሻ፡ ገዲም ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ ሒዝናልኩም ክንቀርብ መዲብና እኳ እንተነበርና፡ ስለዘይተኻእለ ግን፡ ብክፉት ናይ ምስንጋዕን ዕላልን መደብ ተተኪኡ። ኣበድ ተስፋይ ኣብ ቀጻሊ ከነቕርቦ ክንፍትን ኢና።
ንምስታፍን ዝሓለፈኩም ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
16/09/2017 13:55 PM
ኣብ ገዛእ ርእስኻ ሰላምን ሩፍታ ኣብዘይብልካ ህሞት፡
ምስ ከባቢኻ ሰላም ከተራጋግጽ ይክኣል ዶ ትብሉ?
by Dr Ibrahim Mohammed & Mr Merid Zeru
ሕቶ ሰላምን ስምረትን ክልዓል እንከሎ ብሓፈሻ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን፡ ብፍላይ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ዋጋ ከፊሉ ክሳብ ሕጂ ዘይራጋገጾ ጉዳይ’ዩ። ኤርትራዉያን ንነዊሕ ዘመናት ብዝተፈላለዩ ባዕዳዉያን ወረርቲ ዝተቐጥቐጥናን ኣዝዩ መሪር ሰዉራ ብእስትንፍስ ዘይህብ ኪናት ዝተሰነየ ስለዝሓለፍና፡ ልዕሊና ንሰላም ዝደልያን ዝብህጋን ክህሉ ኣይክእልን እዩ እኳ እንተዘይተባህላ፡ ሰላም ከምእንደሊ ርጉጽ እዩ። ስለዚ ንሕና ጽሓፍቲ እዛ ዓንቐጽ እዉን’ዚ ሕቶ’ዚ ክልዓል እንከሎ ከም ሰብና ንብህጎን ኣንጻር ሰላምን ስምረትን ብፍላጥ ይኹን ብዘይፍላጥ ካይንጉስጉስ እንጥንቀቀሉ ጉዳይ እዩ። ኣብ ቶሞክሮናን ሂወትናን ዝቁሹሹ ሰባት: ፖሎቲካዊ ዉድባትን መንግስታትን ስለዝበዝሑና ግን ነዚ ተላዒሉ ዘሎ “መዝሙር ሰላም” ንሰላም ተባሂሉ ስለዝተዘመረ ከምዘለዎ ንቅቦሎን ንስዕቦን ዘይኮነ፡ ዉድዓዊን ባዕላዊ ኩዉንነቱ ዝበሰለን ብኸመይ ኣጋባብ...ወ.ዘ.ተ ዝብሉ ካብ ነቐፌታዊ-
15/09/2017 22:56 PM
[VOA Tigrinya ]
መሪጌታ ሄኖክ፡ ዛጊት ሽዱሽተ ናይ ግእዝ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ገና ካብኡ ዝበዝሕ ንምብርካት ዘንቀደን ተመራማሪ ቋንቋ ግእዝ`ዩ። “80 ንኸውን ሰባት ኣብ ዝተራኸብናሉ እዋን ብግእዝ ጥራይ ክንዛረብ ተሰማሚዕና`ለና፡ ግእዝ ክሳብ ኣብ ኮሌጅ ማህበራዊ ሳይንስን ኣርትን ዓዲቐይሕ፡ ሓደ ኣካል ትምህርቲ ኮይኑ ክኣትው ተገይሩ`ሎ” ይብል።
11/09/2017 00:25 AM
ብቐሺ ማርቆስ ደባስ (3ይ ክፋል 10/09/2017)
ኣብ ኤርትራ፡ ብዘይ ፍትሒን ፍርዲን፡ ብዘይ መሰል ጥብቅናን ምክልኻልን፡ ንዓሰርተታት ዓመታት፡ ኣብ ማሕዩር ቤትማእሰርቲ ዝበልዩ ዘለዉን፡ ሃለዋቶም ዘይፍለጥን ንጹሃት ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ብዝተፈላለዩ ምንጭታት ከምዝግለጽ፡ ብኣሽሓት ኢዮም ዝቑጸሩ። እዞም ሕዩራት እዚኣቶም፡-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/09/2017 16:45 PM
The Eritrean National Service:
Servitude for "the common good" & the Youth Exodus, Giam Kibreab
ጊልያነት፡ ብስም ሓባራዊ ረብሓን፡ ፍልሰት መንእሰያትን።
As an Eritrean scholar specialising on the Horn of Africa, I have spent the last three decades writing about forced migration, its causes, consequences, host governments’ policies, international responses, relationship between refugees and their hosts, as well as the changes and transformations refugees and forced migrants undergo as a result of their experiences of displacement. Before embarking on writing Eritrean National Service, I had published eight books, 31 refereed journal articles and 22 chapters in edited volumes. These works have provided insights into the complex issues this book comes to grips with. Eritrean National Service …. Read more
09/09/2017 06:38 AM
{Smerrr Room1 ፓልቶክ ስመር ሩም-
መምህር ፊደል መኮነን፡ ብኣንትሮፖሎጂ ዝተማህረን ኣብ ስራሕ ዝጸንሐን ዝርከብን ክኸውን ከሎ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከም ፓልቶክን ፌስቡክን ከይተረፈ፡ ንታሪኽን መበቆልን ህዝቢ ኤርትራ ብዝምልከት ተደጋጋሚ ኣስተምህሮታት ዝሃበ ምሁር መንእሰይ ኢዩ። ከም መቐጸልታ ናይቲ ከካይዶ ዝጸንሐ ሰፊሕ ምርምራዊ ስራሕ፡ እነሆ ነታ ቀዳመይቲ “ደቂ ንጉሠ ነገሥት ምራራ ተኽለሃይማኖት” እተሰምየት መጽሓፉ ንኣንበብቲ ከብጽሓ በቒዑ ኣሎ። እዚ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ድማ፡ ብድምጺ ዝተቐድሐ ኣብ ፓልቶክ ስመር ብዕለት 08 መስከረም 2017: ዝተኻየደ ናይ መላለዪ መጽሓፉ (Book-
1ይ ክፋል (08-
08/09/2017 19:35 PM
ሰሚናር፡-
Seminar by Veteran Kubrom Dafla
on the occasion of September 1.
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ክብሮም ዳፍላ፡ ኣብ 1970ታት ዝተሰለፈ ገዲምን ምኩርን በዓል-
1ይ ክፋል (03-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
08/09/2017 19:35 PM
ኣየ ወዲ ሰብ! ክበልሕ ክህርኩትን ሓያልን እዩ ብተፈጥሮ
ዝውንንዩ ብሉጽ ክእለት ወ ፍልጠት ምስ መሃዝነት ተመኩሮ
ክውጥነሉን፣ ክሰርሓሉን፥ ከፍርየሉን፣ ከድማዓሉን ኣብዝተዋፈሮ
እወ በቲ ኩሉ ተኽእሎ ስነፍልጠት ስነ ቁጠባ ምስ ስነ ኣእምሮ
ብቕጻሊ ይባላሓት ይምህዝ ይሓስብ ንኹሉ ዝደልዮ ንመነባቦሮ
ካልእ ኣስተምህሮ ብ’ዶ/ር መንግስትኣብ፡-
07/09/2017 20:39 PM
Seminar by Veteran Mohammed Berhan Belata on the occasion of September 1.
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
መሓመድብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ዝተሰለፈ ገዲም ሓርበኛ ኮይኒ፡ ኣብዚ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣንጻር መግዛእቲ ኣመልኪቱ፡ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ብዕለት 02 መስከረም ዘካየዶ ሰሚናር፡ ንዓበይቲ ታሪኻዊ ፍጻሜታትን ናቱ ተሞኩሮን ብዝርዝር ኣዕሊሉና ኣሎ። ብተወሳኺ፡ ምስ ህሉው ኩነታትናን ቃልስናን ብምዝማድ፡ ሓላፍነት ናይዚ ወለዶ ከመይ ክኸውን ከምዘለዎ ኣገዳሲ መዘኻኸሪን ኣስተምህሮን እውን ሂቡ። ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረቡሉ ሕቶታት ድማ መብርሂን መልስታትን ሂቡ (2ይ-
1ይ ክፋል (02-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
07/09/2017 20:39 PM
ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን
Public Meeting with Eritrean Unity For Justice UK, in London.
ዕለትን ሰዓትን Date and Time፡-
Saturday, 16 September 2017.
From 13:30 -
Address:
Hargrave Community Centre,
Hargrave Road, London N19 5SP
Nearest station (ዝቐረበ ባቡር)፡
Archway Station
ዕላማ ኣኼባን ኣጀንዳን …Read more ኣብዚ ጠውቑ
04/09/2017 21፡52 PM
An appeal for Eritrea's peace and reconcilliation, Mrs Abeba Tesfaghiorgis.
Mestyat betna (መስትያት ቤትና)
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Understanding Eritrea: Inside Africa's Most Repressive State
03/09/2017 23:38 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) -
Interview with Veteran
Abubaker Ali (Wedi Anter) from Saudia
ዕላል ምስ ሓርበኛ ኣቡበከር ዓሊ (ወዲ ዓንተር)
ሓርበኛ ኣቡበከር ዓሊ (ወዲ ዓንተር)፡ ካብ 1965 ኣትሒዙ ሚስጢራዊ ኣባል ተሓኤ ኮይኑ ዘገልገለ፡ ካብ 1973 ድማ ኣብ ሜዳ ተሰሊፉ ዝተቓለሰ ገዲም ኣያና ተጋዳላይ ኢዩ። ካብ እዋን መግዛእታዊ ስርዓት ጣልያን ክሳብ ሕጂ፡ ኣፍልጦኡን ተመኩሮኡን ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። Exclusive interview with Veteran Abubaker Ali (Wedi Anter) from Sudia. Veteran Abubeker joined underground movement with ELF in 1965 in Asmara and later joined the front in 1973. He is going to speak from Italian colony up to present administration of Eritrea.
1ይ ክፋል (23-
3ይ ክፋል (13-
5ይ ክፋል (27-
03/09/2017 00:15 AM
Dedicated to Veteran Solomon Habtom
Any hiring institution will follow the main lines to hire a candidate. The first part is to read a CV about the applicant’s life. The second phase is to meet with the candidate.
At times, meeting the person can be overwhelming or underwhelming; the incarnation of the person is not what was expected in one’s mind while reading his life detail black ink on white paper. When a Veteran reports to jail he is not asked for his CV. But …Read more
02/09/2017 01:57 PM
الارترين المحاربين القدامى تاريخ. ٢٠١٧ لندن برطانيه
Eritrean Veterans Day 2017 Celebration in UK
01/09/2017 05:52 AM
ንዝኽሪ ፈላሚት ብረታዊ ሓርነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሓደ መስከረም 1961
Commemorating 1st September 1961
ወርሒ መስከረም፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሓበንን ብቃንዛን ዝዝክራ ኣብ ልቢ ኩሉ ኤርትራዊ ዓሚቕ ስፍራ ዝሓዘት ወርሒ ኢያ። ባሕቲ መስከረም 1961፡ እታ ምእንቲ ናጽነትን ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ብጅግና ሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ፡ ፈላሚት ጥይት ድምጻ ዘቃላሓትላ ዕለት ብምንባራ፡ ወትሩ ብሓበን ንዝክራ።
ዕለት 18 መስከረም 2001 ድማ ብኣንጻሩ፡ እቶም በጃ ናጽነት ዝሓለፉ ጀጋኑ ሓርበኛታት ስዉኣትና፡ ሕድሮም ዝተጠልመላ፡ ነቶም ሕድሪ ሰማእታት ንምፍጻም ብትብዓት ድምጺ ህዝቢ ዘስምዑ፡-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |