|
|
30/11/2017 23:39 PM
ኤርትራውያን ካብ ዘበን ባሕሪ ነገስታት ጀሚርና ክሳዕ ለይቲ ሎሚ እሰይ ኢልና ቀሲንና ብሰላም ዝነበርናላ እዋን ዋላ ሓንቲ መዓልቲውን ትኹን ኣይተራእየትን! እንተኾነ ግን ከም ሎሚ ጌርና ብኸቢድ ተፈቲንና ኣይንፈልጥን ኢና! ኩሎም ቅድሚ ኢሳያስን ስርዓቱን ዝሓለፉ ገዛእትን ጨቈንትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፍርህን ክብርን ኔሩዎም’ዩ። እዚ ርጉም ደማሒ’ዚ ግን ከም ህዝቢ ኤርትራ ጌሩ ዚንዕቆን ኣቕሓ ዘይቈጽሮን ፍጡር የብሉን! ናይዚ ህያው ምስክር ከኣ ኤርትራዊ ዜጋ ካብ ዚፍጠር ኣትሒዙ ከም ኣብ ግዜ ኢሳያስ ጌሩ ሓሲሩን ተዋሪዱን ከም ዘይፈልጥ ብግብሪ ንርእዮ ኣለና። Read more:
28/11/2017 23:39 PM
[Radio Erena ራድዮ ኤረና]
ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ሰኑይ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኾይኑ፡ ብመንጽር’ቲ ኣብ ግብሪ ዘይወዓለ ሃገራዊ ቅዋም ኤርትራ፡ እናዛመደ ገምጋሙ ይህብ። ኣብ 1ይን 2ይን መደባት ተኸፋፊሉ ቀሪቡ ኣሎ። ዝተረፈ መደባት ራድዮ ኤረና'ውን ኣገዳሲ ትሕዝቶታት ስለዘለዎ ክስማዕ ዘለዎ ኢዩ።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
28/11/2017 23:39 PM
“ክሳብ 50 ሽሕ ኤርትራዊያን ኣብ ሊብያ ይሳቐዩ ኣለዉ፡ ኩሉ ኣኣብ ዘለዎ ሃገር ኮይኑ ንወከልቲ መንግስታቱ ክጠርዕ ይግባእ::”
[SBS Radio Tigrinya]
ኣብ ሊብያ ዝፍጸም ዘሎ ኣስካሕካሒ ንግድ ባርነት ፡ ስቓይ ናይቶም ኣብታ መንግስቲ ኣልቦ ሃገር ብሸፋቱ ዝሳቐዩ ዘለዉ ደቂ ኣንስትዮ ኣዴታት፡ ቆልዑን መንእሰያት ኣወዳትን ኣዋልድን ፡ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ማዕከን ዜና CNN ምስ ኣቃልሖ፡ እቶም ነቲ ጉዳይ ክከታተሉ ዝጸንሑ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሕ ሰብ ኣውያቶም ኣብ ኣደባባያት ክዝርግሕዎ ቀኒዮም ኣለዉ። ሜሮን እስቲፋኖስ ንጉዳይ ስደተኛታት ክትጣበቕ ዝጸንሐት ብዛዕብ እቲ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ኩነታት ን SBS Tigrinya ገሊጻ ኣላ:-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
27/11/2017 02:32 AM
Eritrean Civic Democratic Movement
Concerning: on the human trafficking and Slavery in Libya
The Eritrean Civic Democratic Movement (E.C.D.M) is deeply concerned about the worsening human rights situation in Libya, and calls the Libyan authorities and all the relevant stakeholders to take immediate action towards ending the various violations in order to protect the rights guaranteed by the Universal Declaration of Human Rights (UN) and the African Charter on Human and Peoples’ Rights (African Charter). Read more
26/11/2017 16:23 PM
[ Awate.com]
The events at Aldia Islamic School, the address of its Chairman of the Board Mr. Mussa Mohammed Nur; his arrest on October 27, the October 31 demonstrations that followed it and the series of cellphone videos that were shared with the world (this, and this) the arrest of the demonstrators, followed by cordoning off neighborhoods…
26/11/2017 16:23 PM
Africa Is Beyond Aid – Ghana’s President Nana Akufo-
[ africaupdates.info ]
Ghana’s President, Nana Addo Dankwa Akufo-on Market that seeks to present immense opportunities in wealth creation and prosperity to the continent’s population.
Addressing an event organised by the Royal Africa Society, Facebook and the Ghana 60 years on Committee, on the theme “Africa Beyond Aid”, Read more
25/11/2017 22:05 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE BROADCASTING
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ By Mem Zeru Gebreyesus
Saturday 25 Nov 2017
ሓባራዊ ዘተ ምስ ሓርበኛ
ክብርኣብ ተስፉን ሓርበኛ ኪዳነ ሓጎስን፡
Panel discussion with Veteran Kibreab Tesfu and Veteran Kidane Hagos Part-
ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና። On Current Eritrean issues.
ሓርበኛ ክብርኣብ ተጋ. ተሓኤን ካድርን ዝነበረ ክኸውን ከሎ፡ ሓርበኛ ኪዳነ ሓጎስ፡ ምሁርን ኣብ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት ክሳብ ላዕለዋይ ሓላፍነት ዘገልገለ፡ ኣባል ሽማግለ ስምረት ኮይኑ፡ ብመሰረት ስምምዕ ክልቲኡ ውድባት ማለት፡-
ፈነወ ንጋባእ (04-
ፈነወ ንጋባእ (11-
ፈነወ ንጋባእ (18-
ፈነወ ንጋባእ (25-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜማታት፡-
25/11/2017 14:35 PM
[Radio Erena 11 Hdar 2017]
ኮሎኔል ጸጉ ፍስሃየ ባህታ፡ ገዲም ተጋዳላይ ህግሓኤ ኾይኑ፡ ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ፡ ካብ 1996-
ኣብዚ ናይ ሎሚ ምስ ራድዮ ኤረና (ዮውሃንስ ተስፋማሪያም) ዘካየዶ ዕላል፡ ብዛዕባ ዝምድናን ኣሰራርሓን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ሃይማኖታዊ ጉዳያት ተመኩሮኡን ኣፍልጦኡን ኣካፊሉ ኣሎ። ምስዚ ኣብ ዓድና ዝርአ ዘሎ ህሉው ኩነታት ስለዝተኣሳሰር፡ ኣገዳሲ ትሕዝቶ ዘለዎ ኢዩ። ብተወሳኺ ካብ 2ይ ክፋል መጠይቕ ድማ ብዛዕባታ ሕብእቲ ሰልፊን ካልእን የዕልል። Read more
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
ትዕዝብተይ ኣብ ሓደ ካብ ሓልፍቲ ሃይማኖታዊ ጉዳይ ነበር ኮለኔል ጸጉ ፍስሃየ -
25/11/2017 14:35 PM
[ raddingtonreport.com ]
One of the only things the small East African nations of Eritrea and Djibouti agree on is Qatar’s destabilizing role in the region. When Djibouti downgraded its diplomatic relationship with Doha on June 5th, the government knew there would be consequences. But it was unaware they would fall so close to home. Read more
25/11/2017 02:30 AM
ኣንታ መምህር ህዝቢ ተስፋና ጽንዓትና
ብግዝኣት ኢሳያስ ደም እናነባዕና
ዋላ ሓንቲ ደቂቕ ሰለም ከየበልና
ዕስራ ዓመት ኮይኑ ካብ ትፍለየና!
See also ምስዚ ዝዛመድ፡-
ታሪኽን ኣበርክቶን፡ ህቡብ ስነጥበባዊ
የማነ ገብረሚካኤል (የማነ ባርያ)፡-
24/11/2017 16:33 PM
ብሞት እነፍቅራን እነኽብራን ክብርቲ ሓብትና ወይዘሮ ኣበባ ተኽለ: ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እንዳገለጽና: ኣብ ግዜ ሕማማ ዘልዓልኩማን: ዝበጻሕኩማን: ካብ ውሽጥን: ወጻእን: ብተለፎን ብኢመይልን: ዘጸናናኩመና: ሬሳ ኣብ ምፍናው ዝተሓባበርኩምና: ብፍላይ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን አብ ለንደን: ሕሰም ኣይትርከቡ እንዳበልና ሓዘና ከም ዝዓጸና ንገልጽ።
ኣቶ ቴድሮስ ተኽለ፡ ምስ ሙሉኣት ስድራቤት
24/11/2017 01:12 AM
African-
ኣብ ሊብያ ዘሎ መሸጣ ጸለምቲ ኣፍሪቃውያን፡
ኣብ መላእ ዓለም ቁጥዐ ፈጢሩ ኣሎ።
As reported by EURO-tock in Libya’s garages and car-
23/11/2017 22:35 PM
ኣቦ ናይ መለኽቲ ሮበርት ሙጋበ
ከም ጡብ ወላዲቱ ስልጣን ዘይጸገበ
ንህዝቡን ዓለምን ፍጹም ዘረብረበ
ኣብ ምሉእ ኣፍሪቃ ዘርኡ ዘዐንበበ
ኣየናይ ተዂላ’ዩ ብድሕሬኻ ዚድበ
እስከ ኣበስረና ተናዘዝ ተነበ? Read more
23/11/2017 15:42 AM
ሕልና ናይታ ቅንዕቲ ሓርበኛ ኣስካሉ!
Exemplary Conscience of
Eritrean-
ሓርበኛ ኣስካሉ፡ ነቲ ኣብ እዋን ገድሊ ዝወረዳ ኣካላዊ ስንክልና ተጻዊራ፡ ብሰንኪ ኣብ እዋን ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ብዘጋጠሞም መውጋእቲ ዝሰዓበ ኣእሙሮኣዊ ስንክልና፡ ደቆም ከዕብዩ ዘይከኣሉ ሓርበኛታት፡ ናይ ውላዶም ኣደ ኮይና፡ ካብ ጡብ ክሳብ መርዓ ዝበጽሑ ሓብሒባ ዘዕበየትን ዘምሰለትን ኣብነታዊት ሓርበኛዊት ኣደ ኢያ። እዛ ሓርበኛ'ዚኣ፡ ሞራልን ምድግጋፍን ናይ ኩሉ ገባር ሰናይ የድልያ። ኣብ ኤርትራ፡ ንኩነታት ህይወት ሓርበኛታት፡ ብፍላይ ከኣ ሓርበኛታት ደቀንስትዮ ኤርትራውያን እትገልጽ ቪድዮ ብምዃና፡ ኩልና ብጽሞና ተኻታቲልና፡ ሕልናና ዝእዝዘና ክንገብር፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ።
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
22/11/2017 23:33 PM
Dr, Tesfa G. Gebremedhin, West Virginia University
ብ'ዶር ተስፋ ገብረመድህን፡ ዌስት ቪርጂኒያ ዩኒቨርሲቲ ሕ.መ.ኣ.
Thanksgiving Day is an annual national public holiday celebrated on the fourth Thursday of November in the United States and usually on the second Monday of October in Canada. The first Thanksgiving, Day which was originated and commemorated as an innocent harvest festival, was celebrated by the first Pilgrims after their first harvest of corn and other farm produce in the New World in October 1621. It must be clear that Thanksgiving Day is not only all about eating turkey, stuffing, corn bread, and cranberry sauce. It is not even about sitting on the living room couch or sofa and watching football games, drinking bear and chewing tobacco or smoking cigars. Read more
22/11/2017 17:28 PM
Appeal court confirms slave labour lawsuit against Canadian mining company
[CCIJ]
Vancouver, November 21, 2017. British Columbia’s highest court today rejected an appeal by Vancouver-miss a lawsuit brought by Eritreans who allege they were forced to work at Nevsun’s Bisha Mine.
እዚ ብ 3 ኤርትራውያን ግዳያት ዝተኸፍተ ክሲ፡ ካልኦት 51 ሰባት እውን ምስክርነቶም ዝሃቡሉ ኢዩ። ጠበቓታት ናይቲ ተኸሳሲ ኩባንያ፡ እቲ ጉዳይ ኣብ ኣብያተፍርዲ ኤርትራ ቀሪቡ ክምርመር እኳ እንተሓተቱ፡ እቲ ቤትፍርዲ፡ ኣብ ኤርትራ ካብ መንግስቲ ናጻ ዝኾነ ፍርዳዊ ኣሰራርሓ ስለዘየለ፡ ዝኾነ ኣብ ወጻኢ ጨናፍር ዘለዎ ናይ ካናዳ ኩባንያ፡ ኣብ ልዕሊኡ ንዝፍጸም ክሲ፡ ጉዳዩ ኣብ ካናዳ ክርአ ምዃኑ ኣፍሊጡ ኣሎ።
እዚ ዓወት'ዚ፡ ሳላ ደገፍ ናይ Human Rights Concern Eritrea (HRCE)'ን ዘይሕለል ጻዕሪ ወ/ሮ ኤልሳ ጭሩምን ኢዩ ተረጋጊጹ።
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
22/11/2017 17:28 PM Updated
Eritrean Diaspora Demo Reports,
in Support of Erireans protest inside Asmara, on 31 Oct 2017.
ንደገፍ ናይቲ ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2017፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣብያ።
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለም፡ ነቲ ብዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ከተማ ኣስመራ ህዝባዊ ኣብያ ደገፎም ንምግላጽን፡ ነቲ ብወተሃደራት ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ዝተገብረ ናይ ቶኹሲ ግብረመልሲ ንምቅዋምን፡ ሰላማዊ ሰልፊታት ኣካይዶምን የካይዱን ኣለዉ። ሰልፈኛታት፡ ክልቲአን ባንዴራታት ኤርትራ ሒዞም፡ ሓድነት ኤርትራውያን ዘንጸባርቕ ጭርሖታት ኣልዒሎም፡ ኣብ ማሕዩር ዝርከቡ ናይ ክልቲኡ ሃይማኖታት ኣቦታትና ስእልታት ሒዞም፡ ንፍትሒ ይጽውዑ ኣለዉ።
እዋናዊ ዝካየድ ዘሎ ሰልፍታትን ዝርዝር ሓበሬታን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
Eritrean Demonstrators in Diaspora,are expressing their support on the popular protest in Asmara that took place on 31 October 2017, and condemning the Live gun-
LIVE REPORTS and details, click here.
21/11/2017 14:43 PM
ውዑይ ዜና፡ ፕረሲደንት ሙጋበ ካብ ስልጣኑ ወሪዱ። ህዝቢ ሓጎሱ ይገልጽ ኣሎ። እቲ ካብ ኩሉ ዘሐጉስ ግን፡ ሰራዊትን ህዝቢን ዚምባብወ ነቲ ምስግጋር ስልጣን ብሰላማዊ መንገዲ ከተግብርዎ ምኽኣሎም፡ ንዓና ኣፍሪቃውያን፡ ብፍላይ ከኣ ኤርትራውያን፡ ዓቢ ኣብነት ኢዩ። ህዝቢ ዚምባብወ እንቋዕ ሓጎሰካ! ከማኹም የማስለና!
Congratulations Zimbabwe-
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
21/11/2017 14:43 PM
“መንግስቲ እስራኤል ብኽሳድና ሓኒቑ ኣብ ኣየር ጺዒኑ ክሰጎና ዘይሕሰብ’ዩ።”
[SBS Radio]
ኣብዚ ቕነ ካብ እስራኤል ብዛዕባ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ዝመጸ ዜና ነቲ ብርሑቕ ዘሎ ዘሰንብድ፡ ነቶም ስደተኛታት ድማ ዘስግእ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና ኣብ ምንቃሕን ሓበሬታ ኣብ ምስናቕን ካብ ዝነጥፉ ንዓወት ኣሸብር ካብ እስራኤል ብዛዕባቲ ኩነታት ክገልጸልና ሓቲትናዩ ዝሃበና ትሕዝቶ ብድምጺ ክስማዕ ዝከኣል’ዩ። እቲ ካብታ ሃገር ዝወጸ ዜና ነቶም ኣብ ኣስራኤል ዝርከቡ 40 ሺሕ ዝኾኑ ኣፍሪቃዊያን ስደተኛታት ካብ ሃገሩ ንኽወጹ ምስ ዘይተገልጸ ኣህጉራዊ ዉዕል ከምተገብረ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንጃሚን ናታንያሁ ኣፍሊጡ። ብተወሳኺ ናይታ ሃገር ካቢነ ኣብ ኣስራኤል ዝርከብ ማኣከል ስደተኛታት ከዕጾ ድምጺ ሂቡ ኣሎ። Read more
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
19/11/2017 21:19 PM
ድምጺ ኤርትራ-
ናይ Sunday 19 November 2017 show
ብጉዳይ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ
ኣጋይሽና፡-
19/11/2017 15:19 PM
ዕድመ ናብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ንዕለት 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ከተማ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካይድ ስለዝኾንና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
እዚ ኣኼባ`ዚ ናይቲ ዝሓለፈ ኣኼባታት መቐጸልታ ወይ`ውን ሥሩዕ ኣኼባ ኾይኑ፥ ህልው ኩነታት ሕዝቢ ኤርትራን ዝጽበዩና ዘለዉ ብድሆታትን ኣልዒሉ ክዝቲ ኢዩ። እዚ ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝተራእየ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርና ዘሎን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ተበቲኑ ዘሎን ሕዝብና ብሓደ መንፈስ ተላዒሉ፡ ሃረርታ ልቡን ተስፋኡን፡ ብሓንሳብ ይገልጸሉ ኣብዘሎ እዋን፥ ከመይ ጌርና ናብ ዝለዓለ ደረጃ ከም እነሳግሮን፡ ናብ ጥቕሚ ሕዝብና ከም እነውዕሎን ክንማኸር ኢና። ...Read more
18/11/2017 12:59 PM
that broke the Climate of fear in Eritrea.
On 31/10/2017 the students of Al Diaa Islamic School marched from Akria to the City Centre, angered by the decision of the regime to take ownership of the school and imprison the 92 years old Haji Musa Nur, the chairman of school board, for opposing the decision. The Army used brute force to disperse the demonstration. Lots of shooting was heard throughout the area. They arrested many students and subjected them to torture. Read more
17/11/2017 15:49 PM
ኣገዳሲ መጸዋዕታ-
ዕለት፡ ቀዳም ሕዳር 18፣ 2017
ንኹሎም ኣብ ፐንሲልቫንያ፡ ደለዌርን ደቡባዊ ኒው-
ዕላማ ኣኼባ፡ ኩልና ልዕሊ 18 ዓመት ዝዕድመና ኣብ ፐንሲልቫንያ ደለዌር ስተይት ከምኡ’ውን ደቡባዊ ኒው-
ዕለት፡ ቀዳም ሕዳር 18፣ 2017
ሰዓት፡ 3:00 ድ.ቀ.
ቦታ፡ University of the Sciences
Rosenberger Hall, Room 102
600 S 43rd St. Philadelphia, PA 19104
17/11/2017 15:49 PM
[VOA-
ኣብ ኤርትራ ብቻይናዊ ኩባንያ ተሃኒጹ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ዝተመረቐ ምንጪ ኤለክትሪክ ሕሪጊጎ ቀረብ ጸዓቱ ብ60 ሚእታዊ ክብ ከምዘበሎ ተገሊጹ።
ኣብ ኤርትራ መደበር መመንጨዊ ጸዓት ሕርጊጎ ክሰላሰል ዝጸንሐ ናይ 98 ሚልዮን ዶላር ተወሳኺ ፕሮጀክት ወግዓዊ ናይ ምርኽኻብ ስነስርዓት ትማሊ 15 ሕዳር 2017 ኣምባሳደር ቻይናን ፡ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣብ ቀጽሪ'ቲ መመንጨዊ ተኻይዱ።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
16/11/2017 16:15 PM
ንምንታይ እያ ኤርትራ ንኹልና ኤርትራውያን ዘረዳድእ ሃገራዊ ቋንቋ ዘይብላ!?
ኣብቲ ብዕለት 11 ሰነ 1952 ዓ.ም ዚተገብረ ኣኼባ ባይቶ ኤርትራ፡ ብመጀመርያ ንሃገራዊ ቋንቋ ኣብ ዝምልከት ርእይቶኦም ዝሃቡ፡ ቀኛዝማች ወልደዮውሃንስ ገብረእግዚእ እዮም ነይሮም። ከምዚ ድማ በሉ፥ ‘ዝበዝሓ ሃገራት ዓለም ሓደ ቋንቋ፡ ሓንቲ ባንዴራን ሓንቲ ዘውድን እያ ዘላተን፤ ኣብ ኤርትራ እውን ከምኡ ክህልወና ኢና ንደሊ። በዚ መሰረት ከኣ ንቋንቋ ትግርኛ ዘይርዳእ ኤርትራዊ ስለ ዘየለ፡ ትግርኛ ወግዓዊ ቋንቋ ኤርትራ ይኹን። ዓረብ ግን ናይ ሃይማኖት ቋንቋ ስለ ዚኾነ፡ ከም ናይ ባዕዲ ይርአ፣ ስለዚ፡ ኣብ ወግዓዊ ጉዳያት ኪዝውተር ኣይግባእን'ዩ' በሉ። ...Read more
15/11/2017 22:11 PM
Coalition of Concerned Eritrean Canadians in the National Capital Region,
Calling you for a Peaceful Protest Against the Dictatorship Regime in Eritrea.
On Saturday Nov. 18, 2017
Reportage ጸብጻብ ሰላማዊ ሰልፊ፡-
15/11/2017 20:14 PM
'Moment of hope' as Robert Mugabe's iron grip on power evaporates -
ሰራዊት፡ ንፕረሲደንት ሙጋበ፡ ናብ ትሕቲ ማሕዩር ኣእትዩዎ፡ ንላዕለዎት ሰበስልጣናቱ ድማ ኣብ ምእሳሮም ይርከብ–ሓደስቲ ምዕባለታት።
[ The Telegraph ]
The military has taken over Zimbabwe, placing President Robert Mugabe under house arrest and detaining senior government officials in what many are expecting to be the beginning of a transition of power.
Military officials denied carrying out a coup as they took over the state TV and broadcast a message insisting the president and his wife were “secure”, adding that they...Read more
ዚምባብወ፡ እታ ንህዝቢ ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ብዙሕ ህይወት ከምዝሃልቕ ዝገበረ ጨካን መራሒ መንግስቱ ሃይለማሪያም፡ ኣዕቚባቶ ዝጸንሐት ሃገር ኢያ። እዚ ፍጻሜ ንህዝቢ ዚምባብወ ናብ ብሩህ ተስፋ ዝወስዶም ክኸውን ንትስፎ! [ስኒትና.ኮም]
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
15/11/2017 15:56 PM
The youngest prisoner in Eritrea
“She is one of the rare ones, so effortlessly herself. And the world loves her for it.” Atticus
Dear Ciham:
Soon another anniversary behind bars. So often you have watched the rain and the rainbow born from it from your prison’s window. You cast your favorite color and try to keep your heart steady. I wish I could take each color of the rainbow and place them in your hair. I wish I ...Read more
15/11/2017 15:18 PM
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ፡ ምስ ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማልያ ዝተኣሳሰረ
The Situation in Somalia -
14 Nov 2017 -
[http://webtv.un.org ]
The UN Security Council Meeting decides the Sanction on Eritrea stays for another one year. For details please follow the link below. ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ፡ ምስ ምትእትታው ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማልያ ዝተኣሳሰረ እገዳ ኣጽዋር፡ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክጸንሕ ባይቶ ጸጥታ ው.ሕ.ሃ. ወሲኑ። እቲ ውሳኔ፡ ብ 11 ናይ ደገፍ ድምጺ፡ ብ 0 (ዜሮ) ተቓውሞ፡ ብ 4 ድማ ዕቃበ ድምጺ (abstention)፡ ኢዩ ትማሊ 14-
12/11/2017 17:33 PM
ህጹጽነት ናይ ካብ ታሕቲ ናብ ላዕሊ ዝኣመተ
ዓለምለኻዊ መሪሕነት ምምራጽ።
The Urgency of Electing Grassroots-
Global Leadership.
ሰሚናር ብ’ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ
Seminar by Prof. Araya Debesay.
[ Smerrr Room-
1ይ ክፋል (11-
See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/11/2017 21:15 PM
ኣቶ ሳልሕ ኣሕመድ ካብ ኣቡኡ ኣቶ ኣሕመድ መሓመድን ካብ ኣዲኡ ወይዘሮ ሶፍያ በኺት ኣብ 1960 ኣብ ከተማ ኣስመራ: ዕዳጋ-
10/11/2017 21:15 PM
ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሲያትል ሕ.መ.ኣ.
Eritrean Justice-
ኤርትራውያን ተቐማጦ ሲያትል (ሕ.መ.ኣ.) ነቲ ኣብ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኣብያ ንምድጋፍን፡ ነቲ መንግስቲ ዝወሰዶ ናይ ሓይሊ ብረት ግብረመልሲ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፈኛታት ንምኹናንን፡ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ዋላ'ኳ ናይ ባህሪ ጸገማት ማለት ዝናብ እንተነበረ፡፡ እዚ ከይዓገቶም፡ መልእኽቶም ንዓለም ኣብጺሖም ኣለዉ።
ኣብ መላእ ዓለም ተመሳሰልቲ ሰላማዊ ሰልፍታት ብኤርትራውያን ይካየዱ ኣለዉ። በብዓዱ ዝርዝራት ንምርኣይ ኣብዚ ታሕቲ ዘሎ ሊንክ ጠውቑ፡-
See More ተማሳሰልቲ ሰላማዊ ሰልፍታት፡-
09/11/2017 20:32 PM
Eritreans in Colorado for Justice
ናይ ልዕሊ 20 ዓመት ሕሱም ምልኪ ዝፈጠሮ-
ብድሆ ናይ ኣቦና ሓጂ ሙሳ፡ ውጽኢት ናይ`ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክወርድ ዝጸንሐን ዘሎን መጠኑ ዝሓለፎ ጭቆናን ምልክን ህግደፍ`ዩ። ንህይወቶም ከይሰግኡ ኣብ ምንጋጋ ዘይምሕር ህግድፍ ክኣትዉ ምዃኖም እንዳፈለጡ፣ ሕልፈት! ይሓይሽ ኢሎም መሪጾም። ``ሕሱም ሰጓጓይ፡ ኣብ ቃልዕ የብጽሕ`` ከምዝብሃል፡ ምሒር ምልካዊ ተግባር ህግደፍ፡ ንኣቦና ሓጂ ሙሳ ኣብ ቅብጸት ኣብጺሕዎም። እዚ ቅሉዕ ተቓውሞ`ዚ ከኣ ነጸብራቕ ናይ ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። Read more
09/11/2017 20:32 PM
Eritrean Civic Democratic Movement
ሜላታት ኣገባብ ምሕደራ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ንህዝቢ ኣብ ንሓድሕዱ ንቁልቁል ብምትፍናን በሊጹ ንኽርአ ዘይኽተሎ ፍሕሶ የሎን። ንዝተገብሩ ዝኾነ ምንቅስቃስ ንመሰልን ፍትሕን ከኣ ኣንፈት ዕላምኦም ናብ ሓደ ወገን ብምእንፋት ዘይመልክዑ ብምትሓዝ ከም እንኮ ሓላይ ህዝቢ ኮይኑ ክቀርብ ምፍታን ንህዝቢ የደናግር። ካብዚ ሓለፉ እውን ባዕሉ ኣብ ባይታ ንዘየሎዉ ጉዳያት ባዕሉ ብምፍብራኽ ሓደ ስርርዕ ብምግባር ንገለ የዋሃት ኣብ ግዳይ ዘእቱ ስርዓት እዩ።
እምበኣርከስ ነዚ ትማል 31.10.17 ዝተጋህደ ህዝባዊ ዘይሙኡዙዙነት፡ ቑጥዔን ተቃዉሞ ሰለማዊ ሰልፊ ተመሃሮ ኣልድያእ ኣል እስላምያ ናይ ሃይማኖታዊ ምንቅስቃስ እዩ ነይሩ ብምባል ህዝቢ ኤርትራ ንዝሃነጾ ናይ ነዊሕ ዓመታት ሓድነትን ምክብባርን ክዘርግ ይፍትን ኣሎ። Read more
09/11/2017 18:59 PM
ሓበሬታ ሰላማዊ ሰልፊ።
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚቴ ተጣበቅቲ ሃይማኖታዊ ትምህርቲ ንዕለት 10/11/2017 ካብ ሳዓት 12:00 ክሳብ ሳዓት 5:00 ናይ ምሸት፡ ኣብ ፊት ኤምባሲ ኤርትራ ሎንደን ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊዪ ሰለዘሎ ኩሉ ኤርትራዊ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራስያዊ ለውጥን ክሳተፎ ብትሕትና ንዕድም።
ንተቀማጦ በርሚንጋሃምን ከባቢኣን ኣውቶቡስ ኣዳሊና ስለ ዘለና ኣብዚ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ቁጽሪ ደዊልኩም ተመዝገቡ።
ብዳሓን ሞጹ!
ኣዳለውቲ
09/11/2017 18:59 PM
ቡቁዕ ህዝባዊ መሪሕነት ዘይብሉ፡ ህዝባዊ ዘይሙኡዙዙነት: ኣይዕወትን’ዩ!
Popular Disobedience Cannot Succeed Without Proper Leadership.
ድሕረ-
ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብ ባዕሉ ዝኣጎዶ መጋርያ ሓዊ ተሓቢኡ ዝስሕን ፖሎቲካዊ ስርርዕ’ዩ። ኩሉ ጉጉይ ሜላታቱ ኣብ ፖሎቲካዊ ምጣኔሃብታዊን ማሕበራዊን ሂወት ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ዝፍጠር ጸገማት ድማ ባዕሉ ዘሳሰዮን ዘንበድበዶን ኮይኑ፡ ተገልቢጡ ነቲ ገባቲ ፖሎቲካዊ ስርርዕ ኣብ ሓደጋ ዘሳጥሕ’ዩ። ክሳብ ሕጂ ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብተግባር ዝተንከፎ ተጻይ ሓይሊ የሎን። ባዕሉ እቲ ስርዓት ተጻይ ናይ ገዛእ ርእሱ፡ ሃገሩን ህዝቡን’ዩ፡
ኣብ ዝሓለፈ 21 ጥሪ 2013 ኣብ ከተማ ኣስመራ/ ፎርቶ ብናይ ምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ ፈተነ ወትሃደራዊ ዕልዋ ምስተጋህደ፣ ኣብቲ እዋናት’ቲ ሰበ-
08/11/2017 19:25 PM
Tackling the root causes of human trafficking and smuggling from Eritrea:
The need for an empirically grounded EU policy on mixed migration in the Horn of Africa.
ሱር ጠንትታት ናይ ፍልሰትን ምስግጋር-
ኣድላይነት ናይ ምስ ኣብ ባይታ ዘሎ ኩነታት ዝሳነ ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ፖሊሲ ኣብ ልዕሊ ቀርኒ ኣፍሪቃን።
[Reliefweb 08-
Joint EU-h Needed
The joint EU-
08/11/2017 17:19 PM
ኣእዳውካ ኣክብ ዶር. ዩሱፍ! ውሽጣዊ ጉዳይና ባዕልና ኣሎናዮ።
[Assenna ኣሰና]
The Muslim world is going through tough time. Decades of failed policies of western countries, and the tight grip repressive regimes applied on their people have now resulted in the mushrooming of terrorist franchises. While global forces have largely pushed our world towards cooperation and interdependence, terrorist masterminds have plunged the Muslim world in chaos and disorder. And at the center of all these mayhem are radical preachers who have monetized their venomous Friday speeches. Read more
See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
07/11/2017 16:48 PM
[EriMedrek]
ኣብዛ እዋናዊት ዓለም: ኣብ ዝኾነ ት ሃገር፡ ዝለዓለ ሓላፍነት ሰራዊት ምክልኻል ምውሓስ ቅዋም’ዩ። ኩሎም ካልኦት ዕማማት ሰራዊት: ኣብ ውሽጢ እዚ ዓንኬል ዝሕቆፉዮም።ምኽንያቱ ምክልኻል ዶባትን ሰማያትን፡ ምኽባር ሉዓላውነት: ተሳታፍነት ኣብ ሃገራዊ ልምዓት፡ ምስታፍ ኣብ ሃገራዊ በዓላት ወዘተ ኣብ ትሕቲ ምኽባር ቅዋም ዝርከቡ ዝርዝራት ስለዝኾኑ።
ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ውን እዚ ውራይዚ እዩ ቀንዲ ዕማሙ። እቲ ኣብ መሰረታት ናይቲ ንናጽነት ብኸቢድ ዋጋ ዜረጋገጸ ሓይልታት ሰውራ ኤርትራ ዝተሃንጸ ምክልኻል ኤርትራ፣ ቀዲሙ ንናጽነት ደሓር ድማ ዶባት ንምኽባር ዝኸፈሎ መስዋእቲ: ስለ ብቕዋም እተመሓደርን፣ ናይ ህዝባ እትኸውን ኤርትራን ምበር፣ ስለ ሓደ ጉጅለ ወይ ስርዓት ኣይነበረን። ..Read more:
07/11/2017 16:48 PM
ቅልውላው ቀጠር፡ ኣብ ልዕሊ ቀርኒ-
[1africafocus]
Extensive web of alignments and divisions across the Horn of Africa puts pressure on countries to declare solidarity with either side of the Qatar crisis.
The oil-
06/11/2017 15:52 PM
Press Release
ዋዕላ መቐይሮኣዊ ምትሕብባር (ዋ.መ.ም.) ዳግመ-
Forum for National Dialogue (FND) CONFERENCE ON TRANSFORMATIVE COLLABORATION (CTC) Reset, Refocus, Be Relevant. 20-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
06/11/2017 05:05 AM
[ Assenna.com ኣሰና ]
ህዝባዊ ነብሰ-ራ ኣብዘን ዝሓለፋ ዓመታት ንህዝቢ ዘበራበረ ናይ ተቓውሞ ተግባራት ይንኣስ ይዕበ ተኻዪዱ እዩ። ኣብዚ ቀረባ ግዜ ከም እተኻየደ እውን ኩሉ ሰብ ዚፈልጦ ሓቂ እዩ። ኩሉ ንሃገሩ ዝሓስበላ ዜጋ …
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
05/11/2017 21:15 PM
ፈለማ፡
ኣብ ሻብዓይ ዕድመይ
ምስ ህንጡይ ትርኢተይ
ሃልሃል ዝብል ወነይ፡
ስርሓት ገዛና ኣደይ ዝሰፈየታ
ካብ ኣረጊት ጨርቂ ለጋጊባ፡
04/11/2017 13:30 PM
መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
እዚ ፈላሚ ፈነወ ሬድዮና ኢዩ። ኣብዚ ፈላሚ ፈነወና፡ ቃለመጠይቕ ምስ ሓርበኛ ኪዳነ ሓጎስ መደብ ሒዝናልኩም ቀሪብና ኣሎና። We are happy to announce our first Ngabae Broadcast, and on this occasion Veteran Kidane Hagos is our guest to the show. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜማታት፡-
04/11/2017 11:54 AM
ናብ፡ ማሕበር ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ-
ካብ፡ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡
ኣቐዲምና ዕዙዝ ሕውነትዊ ሰላምታ ነቕርበልኩም፡ኣስዒብና ከኣ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ንምነየልኩም።
ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን ፡ነቲ ሓቢርና ክንሰርሕ ዝተረዳዳእናሉ ንህዝብና ንምብሳርን ነቲ ናብ ኣብ ኩሉ ዓለም ዝርከብ ህዝብና ዘቕረብናዮ ህጹጽ ጻውዒት ብምድጋፍን ዘውጻእኩሞ ጋዜጣዊ መግለጺን ኣዚና ሕጉሳት ኢና። ንኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዝነብር ህዝብና ጠርኒፍኩም ሕጋውያን ወከልቱ ንክመርጽ ዘካየድኩሞ ሓያል ቃልሲ ንታሪኽ ዝግደፍ እዩ።ምስ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኣብ ዝገበርክሞ ኣኼባታት ግን ተወፋይነትኩምን ንቕሓትኩምን ትሕትናኹምን ሎሚ ከይተገልጸ ክሕለፍ ዘይግብኦ ታሪኽ ምዃኑ በዚ ኣጋጣሚ ንህዝብና ክንሕብሮ ንፈቱ። ብፍላይ ከኣ ንኣብ ኩለን ሃገራት ዓለምና ዝነብር ህዝብና ኣብነት ምዃንኩም ንጹር ኮይኑ፡ምንያትን ኣነነትን ኣወጊድኩም ኣይተሞጉሱና ዝብል ትሕትና ምዝውታርኩም ኣባላት ዓለምለኻዊ ተበግሶ ከም ዝተዝተማሃርናሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። Read more
03/11/2017 20:22 PM
እነዉ ተላዒሎም ደቂ ኢብራሂም ሱልጣን
ህዝቦም ከውጽኡዎ ካብ መከራን ጣጣን
ግብግብ ገጢሞም ምስቲ ርጉም ሰይጣን፡
ክሳዱ ሓኒቖም ከቕርቡዋ ኣብ ፍርዲ
ኣላህ ወኣክበር ኢልኩም ቀልሱዎም ቃዲ!
02/11/2017 19:59 PM
ጥቅምቲ 31 2017፡ መዓልቲ ጅግንነታዊ ብድሆ ህዝቢ ኣስመራ`ያ!
ጥቅምቲ 31 2017፡ ኣንጻር ዓመጻን ግህሰትን ዝበድሁ ተባዓት ተማሃሮ ኣል ድያእን ወለዶምን ጀጋኑ ኤርትራውያን ዜጋታት እዮም። ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ንሕስያ ንዘየርኢ ህግደፍ፡ መሰልና ክግፈፍን ክንዕመጽን ስቕ ኣይንብልን ኢሉም ብመልክዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝበድሁ ህዝብና ብዓብዪ ዓውታ የውሃና ንብሎም።
ስርዓት ኣስመራ ይኹን መጋበርያታቱ፡ ነዚ ኣብ ኣስመራ ዝተገበረ ጅግና ብድሆ፡ ካብ`ቲ ቀንዲ መሰረቱ ክውጽእዎ ክፍትኑ እዮም። ``ብዕራይ ናብ ዘበለ የብል፡ ዕርፊ ኣጽንዕ`` ከምዝበሃል፡ ጉዳይ መሰልን ፍትሕን፡ መሰረታዊ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ክስመረሉ ይግባእ። Read more
02/11/2017 15:56 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን: ንምድፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ።
ጋዜጣዊ ናይ ደገፍ መገለጺ፡ ነቲ ኣብ ከተማ ኣስመራ ጀሚሩ ናብ ኩሉ ክፋላት ኤርትራ ዝልሕም ዘሎ ህዝባዊ ኣብያ።
ትማሊ 31 ጥትምቲ፡ 2017 ብዕምጠራ ህግደፍ ንዝተዓጽወ ናይ እምነታት ቤት ትምህርታት ሓደ ካብኡ ቤት ትምህርቲ ድያ፣ከምኡ’ውን ምእሳር መማህራንን ወለድን እቲ ቤት ትምህርቲ፣ ብፍላይ ከኣ፣ ብማእሰርቲ ናይ እቶም ንመሰሎምን፣ ንመሰል ደቆምን ብዓውታ ሂወቶም ክኸፍሉ ድሉውነቶም ዝገለጹ ኣቦ -
See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
02/11/2017 03:18 AM
Lets not let our unity undermined
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ ጽሑፋተይ!
ብኸመይ ከምዝጅምሮ ጠፊኡኒ ኣሎ። እስከ በዚ ዝስዕብ ክጅምር፡-
ናይ ቀረባ ታሪኽ ሰውራ-ናዊን ስታሊናዊን ኮሙኒስታዊ ምሕደራ፡ ኩላተን ኣብያተ ክርስትያንታትን ካልኦት እምነታትን ምላእ ብምላእ ብሓይሊ ተዓጽየን፡ መጽሓፍ ቅዱስ ሒዙ ዝተረኽበ ሰብ ድማ ክሳብ ብሞት ዝቕጻዓሉ ኩነታት ኢዩ ነይሩ። እንተኾነ ግን፡ ኣምላኽ እውን ናቱ መንገዲ ኣለዎ፡-
01/11/2017 14:00 PM
Demonstration in Support of our Compatriots in Asmara & Accross Eritrea.
London-
ዕላማ ናይዚ ሰላማዊ ሰልፊ’ዚ፡ ነቲ ትማሊ ዕለት 31 ጥቅምቲ 2017፡ ኣብ ኤርትራ ዝተራእየ ህዝባዊ ተቓውሞ፡ ደገፍና ንምግላጽን፡ ነቲ ብመንግስቲ ኣብ ልዕሊ-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |