|
|
31/12/2017 23:53 PM
ኣንቲ ሓዳስ ዓመት ሕሉፍ ንኽትደግሚ
ክውን ከይገበርኪ ናይ ህዝብና ሕልሚ
ኣብ ስቓይ ከለና ኣብ ናይ ምልኪ ሰልሚ
እምበኣር መጺእኪ ሎሚውን ከም ዓሚ!
ኣይምውታት ኴንና ኣቲና ኣብ መቓብር
ኣይህሉዋት ኴንና ቀሲንና ክንነብር
.. Read more
30/12/2017 19:28 PM
ገዲም ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ተስፋሚካኤል (ቅሱን)
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ናይ ሎሚ ቀዳም 30 ታሕሳስ 2017 ጋሻና ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ተስፋሚካኤል (ቅሱን)፡ ኢዩ። ሒዙልና ቀሪቡ ዘሎ ኣርእስቲ ድማ፡-
ከምኡ'ውን ኣብ ህሉው ኩነታት ህዝብን ስርዓት ኤርትራን ዘለዉ ኣገደስቲ ምዕባለታት ዝምልከት ክዝቲ ኢዩ። Visit PALTALK ROOM: ፓልቶክ ሩም ንምኻድ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡
29/12/2017 23:54 PM
through non-
ኣብ ካልኣይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ብዛዕባ’ቲ ብላዕለዎት ኣባላት ናይታ ሕብእቲ ሰልፍን ተለኣኽቶምን፡ ንሕጋውነት ምቕንጻል ኣባላት “መንካዕን የሚንን” ከምኡ’ውን ንመምዘኒታት ሕርያ ንኣባልነት ናብታ ‘ሕብእቲ ሰልፊ’ ዝብል ስም ዘጠመቑዋ ትካል ስለያኦም ኣመልኪቶም ዝህብዎ ዘይቅኑዕን መደናገርን መግለጺታት ድሕሪ ምግላጽ፡ ሕብእቲ ሰልፊ ብቐንዱ ትካል ስለያ ኢሰያስን ንሱ ዝሓረዮም መሳርሕቱን ጥራይ ምንባራ ኢየ ገሊጸ። ኣባላታ’ውን ሰለይቲ እምበር፡ ከምቲ ንሳቶም ክኾኑዎ ዝደልዩ ናይ ፖለቲካ መራሕቲ ከም ዘይነበሩ ኢየ ክገልጽ ፈቲነ። 3ይ ክፋል ይቕጽል።
ካብ ስኑድ ፖሊቲካዊ ገበናት ሕብእቲ ሰልፍን መራሒኣን .. Read more
27/12/2017 13:33 PM
Public Seminar in Birmingham, UK
The Eritrean Cultural Forum in Birmingham
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎረም ኣብ ቢርሚንግሃም ንዕለት 07-አንጊዱ ኣብ ትሕቲ "ሕቶ ቋንቛን ህንጸት ሃገርን" ዝብል ኣርእስቲ፡ ኣብዚ ታሕቲ ተጠቒሱ ዘሎ ኣድራሻ ሰሚናር ከነካይድ ስለ ዝኾንና፡ ኩሉኹም ፈተውቲ ሰላምን ደለይቲ ፍትሕን ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድመኩም። ብዳሓን ምጹ። The Eritrean Cultural Forum in Birmingham have a pleasure to invite all Justice Seekers Eritreans in Birmingham and suburbs to attend a Seminar, under title "The Language Question and Nation-
26/12/2017 13:48 PM
ካብ ዕለት 18-ን ጉዕዞ፣ ንሰሜን፣ ንደቡብ ከምኡውን ንምብራቕ ኢትዮጵያ ተጓዒዝና። ዘሕለፍናዮን ዝርኣናዮን ኩነታት ከዕልለኩም (ከካፍለኩም) መሪጸ።
ኤርትራ ሃገርና ነጻ ሃገር ምስ ተባህለት፣ ምስ ጎረበትና ሃገረ ኢትይጵያ ሰላም ኮይኑ ምስ ተባህለ። ክልተ ትምኒታት ነይረናኒ።
1. ነቲ ኣብ ሜዳ፣ ካብ ባርካ ክሳብ ደንካሊያ ዝንቀስቐሰሉ ዝነበርኩ ቦታታትን ዝራኸቦም ዝነበርኩ ገባርን ተመሊሰ ክርእዮም።
2. ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኮይነና፣ ካብ ኣስመራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ንመላለሰሉ ዝነበርና መንገድታትን ዓድታትን ከተማታትን ተመሊሰ ንምርኣይ።
ነዚ ትምኒት እዚ ንምፍጻም ዝነበረኒ መደብ፣ ብኤርትራ ኣቢለ ናይ ምፍጻም መደብ ስለ ዝነበረ፣ በዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኣረሜናዊ ስርዓት ክዳናጎይ ተገዲዱ። ከም መብዛሕትኡ ኤርትራዊ፣ ሎሚ ጽባሕ ለውጢ ክመጽእ እዩ ክብል ጊዜ ሓሊፉ። Read more
23/12/2017 22:25 PM
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ሃገራውያን: ናይ ሎሚ (ቀዳም 23 December 2017) ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ዕዱም ጋሻና ሓውና ካፕቴን በያን ሓድሽ (ወዲ ሓድሽ) እዩ፡፡ ተገዳላይ በያን ኣብ እዋን ገድሊ፡ ምስ ተሓኤ'ን ህግሓኤ'ን ዝተጋደለ፡ ሕጂ ድማ ከም ኣባል ስምረት ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር (ስ.ም.ኤ.ድ.ሃ): Eritrean Solidarity Movement for National Salvation (ESMNS) ኮይኑ ንፍትሒ ዝቃለስ ዘሎ እዩ፡፡ ኣርእስቲ ዘተ፡-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
23/12/2017 22:25 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE BROADCASTING
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ቀዳም Saturday 23 Dec 2017
ሓርበኛ ክብርኣብ ተስፉን ሓርበኛ ኪዳነ ሓጎስን፡
Veterans Kibreab Tesfu and Kidane Hagos
ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና (ኩነታት ስደት)።
On Current Eritrean issues (Mass Exodus).
ሓርበኛ ክብርኣብ ተጋ. ተሓኤን ካድርን ዝነበረ ክኸውን ከሎ፡ ሓርበኛ ኪዳነ ሓጎስ፡ ምሁርን ኣብ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
(ተሓኤ) ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሕታት ሓላፍነት ክሳብ ላዕለዋይ ሓላፍነት ዘገልገለ፡ ኣባል ሽማግለ ስምረት ኮይኑ፡ ብመሰረት ስምምዕ ክልቲኡ ውድባት ማለት፡-
ፈነወ ንጋባእ (04-
1ይ ክፋል (11-
3ይ ክፋል (25-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜማታት፡-
22/12/2017 13:43 PM
As each New Year rolls around, many of us sit down to think and make our New Year’s resolutions. It is a time to make resolutions that hopefully will put us in a better situation than the previous years. Typical New Year's resolutions are to go to the gym to lose some weight, to quit smoking, drinking or gambling, to go back to school and earn a degree which is expected to make a difference in one’s life. .. Read more
22/12/2017 13:43 PM
ቃለ መሕትታት
ሬዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ኣብ ዓመተ 2017
[SBS Radio ትግርኛ]
ዓመተ 2017 ወዲእና ናብ ዓመተ 2018 ኣብ ንሰጋገረሉ ዘለና ሰሙን ኢና ዘለና። ሎሚ ዓመት’ውን ከምቲ ዝሓለፉ ዓመታት ሬዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. ትግሪኛ፡ ሓያሎ ምሁራት፡ ፖለቲከኛታት፡ ተጣበቕቲ መሰላት፡ ሞያዊያን፡ ስነጥበበኛታትን መራሕቲ ምሕበረሰባትን በብእዋኑ እናዓደመ ንሰማዕቲ ይጠቕሙ እዮም ዝበሎም ቃለ መሕትታት ኣግቢሩ እዩ። ንሎሚ ቀዳማይ ክፋል ገለ ካብቲ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ዕዱማት ዝተገብረ ቃለ መጠይቓት ንመዘኻኸሪ ቀቀንጪብና መሊስና ናባኹም ከነብሎ ኢና።
22/12/2017 13:43 PM
ዕድመ እንተ ሂቡዎ'ዚ ዕቡይ መላኺ
ኤርትራ ሃገርና ጉድ ክትርእዪ ኢኺ
ብኹሉ እናኣጥፍኦም ዕሸላት ደቅኺ
ክሳዕ መዓስ ኮን'ዩ ኪጸሮ ዓቕልኺ
ይኣክል ዘይትብሊ ወላዲት እንዲኺ!
.. Read more
19/12/2017 15:53 PM
[eri-
ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ምስ ገዳይም ተጋደንቲ ኣቶ ሕሩይ ተድላን ኣቶ መሓመድ ብርሃን ብላታን፡ ኣባላት ቦርድ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ፡ ብሓባር፣ ብዛዕባ ምህናጽ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ንስግግር፡ ኣብ ስቶክሆልም፡ ሽወደን፡ ትማሊ ቀዳም 16 ታሕሳስ 2017፡ ህዝባዊ ሰሚናር ኣካይዱ። ስዒቡ፡ እቲ ከም መበገሲ ሓባራዊ ዘተ ዚቐረበ ሓጺር መግለጺ ይቐርብ። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
19/12/2017 15:53 PM
How this journalist saves Eritrean refugees with her cellphone
[www.cbc.ca]
When Meron Estefanos's cellphone rings, she has no choice but to pick up — and her phone never stops ringing.
On the other end of the phone are desperate cries for help from fellow Eritreans who have fled the repressive country in northeast Africa and are now kidnapped, tortured or held hostage by traffickers in the Sinai peninsula. Read more
19/12/2017 15:53 PM
[BBC ትግርኛ]
ሎም 18 ታሕሳስ ዓለማዊ መዓልቲ ስደተኛታት እዩ። ኣብዛ ዕለት ብዝተፈላለየ ምኽንያት ካብ ዝነብሩሉ ቤትን ሃገርን ዝተስዱ ስደተኛታት ክዝከርን እዚ ዓላማዊ ብደሆ ብሕቡር ውጥንን ተግባራዊ ስራሕን ብኸመይ ከምዝምከት ክዝረበሉ እዩ።
ቅድሚ 13 ዓመታት፡ ክልተ ኣብ ፈለማ ሰብዓታት ኣብ ቃልሲ ሓርነት ዝተሳተፉን፡ ኣብቲ ሃገራዊ መኸተ፡ ኣብ ዓውደ ውግኣት ሓሓደ እግሮም ዝኸፈሉ ስንኩላን ኩናት ገዳይም ተጋደልቲ፡
ኣበደ ተስፋይን የማነ ጊላጋብርን ብስግኣት ጸጥታ፡ ኣብ 2003 ብዘይ ሕጋዊ መገዲ ዶብ ሃገሮም ብሞራኹሶም ሰጊሮም፡ ብኽንደይ መከራን ሽግርን ንሱዳን ኣትዮም። Read more
17/12/2017 23:54 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ
ናይ Sunday 17 December 2017 መደብ
ገምጋም 2017 -
ድምጺ ኤርትራ ኣብ ናይ ጽባሕ ሰንበት መደብ፡ ገምጋም ዓመተ-
16/12/2017 13:38 PM
ኤች ኣይ ቪ/ አይድስ እቲ ኣብ ዓለምና ገና መድኃኒት ወይ ክትባት ዘይተረኽቦ፣ ንብዙሓት ሰባት ዝቐትል ዘሎ ብፍላይ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ዓይነት ሕማም ኢዩ። እዚ ሕማም ብ1981 ዓ.ም. ካብ ዝፍለጥ ኣትሒዙ ልዕሊ 76 ሚልዮን ሰባት ተለኺፎም፣ ልዕሊ 35 ሚልዮን ከኣ ሞይቶም። ብፍላይ ንትሕተ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዝያዳ የጥቅዕ ኣሎ።
ብ2016 ብዓለምለኻዊ ጥዕና ሕቡራት መንግስታት (W.H.O.) ዝተዋህበ ጸብጻብ ከምዚ ኢዩ።
• 36.7 (30.8-
• ሓደ ሚልዮን ሰባት ምስ ኤች ኣይ ቪ ብዝተሓሓዙ ሕማም ሞይቶም።
• ብፍላይ ደቐ ኣንስትዮን ቆልዑን በዚ ሕማም ተጠቒዖም።
• ልዕሊ 70% ኤች ኣይ ቪ ዘለወን ትሕቲ ሰሃራ ዝርከባ ሃገራት ኣፍሪቃ ኢየን። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜናታት፡-
16/12/2017 21:35 PM
ቃለ መጠይቅ ምስ ዶ/ር ጋይም ክብርአብ
ምስ ድምጺ ኣመሪካ -
ሽንግተን — ዶ/ር ጋይም ክብረአብ ኣብ ለንደን ናይ ዩኒቨርሲቲ መምህር ኮይኑ ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ዝነጥፍን ሓያለ መጽሓፍን ዝደረሰ ኤርትራዊ እንግሊዛዊ ምሁር'ዩ ።
ኣብዚ ቀረባ’ዉን ንሃገራዊ ኣገልግሎትን ስደት መንእሰያት ኤርትራን አመልኪቱ ሓደ መፅሓፍ
ናብ አንበብቲ ኣቅሪቡ’ሎ። ብዛዕባ’ዚ መፅናዕታዊ መፅሓፉ ምስ ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-
ኣብ ቀረባ መጽሓፍ ምስ ዝደረሰ ዶ/ር ጋይም ክብረ አብ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከተማ ለንደን ዝተኻየደ ቃለ መጠይቅ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
1ይ ክፋል (15-
16/12/2017 08:25 AM
ዝኾነ ኤርትራዊ ካብ ጊዜ ንእስነቱ ኣትሒዙ ኣብ ሃገሩ እናተማህረ፡ ከምኡ።ውን ኣብ ዘበነ ቃልሲ ብረቱ ኣልዒሉ እናተቓለሰ እንከሎ ዘሕለፎ ተጋድሎ፡ ኣንጻር ጸላእን ሓድሕድ ውግኣትን፡ ካብ ዘካየዶ ቃልሲ ዝቐሰሞ ተሞኵሮን፡ ጸኒሑ'ውን ኣብ ስደት ካብ ዘሕለፎ ናብራ ዝቐሰሞ ትምህርትን፡ ነዚ ኩሉ ምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ሃገሩ ብዘካየዶ ዘይሕለል ጻዕሪ፡ ነቲ ዝነበረ ከቢድ ዕንቅፋታትን ሽግራትን በታቲኹ፡ ሕቶ ሃገራዊ ነጻነቱ፡ ቅድም ብሓይሉ ጸኒሑ'ውን ብመንገዲ ርእሰ-
መጻኢ ወለዶ፡ ቀደም እንታይ ከም ዝነበረ ንክፈልጥ ይሕግዞ እዩ ብምባል፡ …… እቲ ኣብ ቃልስን ስደትን ዝረኣኹዎን ዝተዓዘብኩዎን፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ተመኵሮ ምስ ናይ ትንሳአ ተመሳሳሊ ብምዃኑ ከም ታሪኽ ብጽሑፍ ንክቐርብ ኣገዳስነቱ ስለዝተራእየኒ እዩ ክሸባሸብ ዝጀመርኩ። [ቃል ደራሲ]
ደራሲ መጽሓፍ፡ ትንሳአ፡ ሓርበኛ ዘርኡ ኪነስላሴ፡ ብመንገዲ መርበብ ስኒትና፡ ንኹሉ ኣንባቢ ክትዝርጋሕ ምፍቃድካ፡ ብስም በጻሕቲ መርበብ ስኒትና.ኮም ዕዙዝ ምስጋና ይብጻሕካ። ከማኻ ድማ ይብዝሑ ንብል። ንኹልኹም በጻሕቲ መርበብና ድማ ሰናይ ንባብ! [ቃል ስኒትና] .. Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
15/12/2017 0:33 AM
እስከ ንሕተታ እስከ ንወከሳ
እንተ ክንበኽየላ እንተ ክንውድሳ
ነዊሕ ዝዕድሚኣ ክልተ ሓሙሳ
ንኹሉ መጋቢት ሺሻያ ኣፍሲሳ
እንጀራኣ ፈትፊታ ቅጫኣ ቆሪሳ
ውጽዕቲ ኣደ ወላዲት ኣንበሳ
ጀጋኑ ዘፍረየት በዓል ጠሓሒሳ
.. Read more
13/12/2017 13:29 PM
ብኣጋጣሚ መበል 17 ዓመት ውዕል ውሳኔ ኮሚሽን ዶብ፡ ኲናት ኢትዮ-
ኣብ መግለጺኡ፡ ኤርትራዊ መድርኽ ንሃገራዊ ዘተ፡ እቲ ውዕል ዶብ ክኽበርን ብመሰረት ውዕል ክሕንጸጽን ጸዊዑ ኣሎ። ዝርዝር ዝወጸ መግለጺ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።
13/12/2017 13:29 PM
If anyone asks you if you count as a mother, tell them yes.
You are the mother to my own children.
If anyone asks you if you held a child and listened to his first breath,
Tell them yes, you heard the breath of all our children.
If anyone asks you if you count as mother whose belly grew and heard a heartbeat. ...Read more
13/12/2017 13:29 PM
ሓጺር ጸብጻብ፡ ኣኼባ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፡ ከምቲ ብመራኸቢ ብዙኃን ዝበልናዮ፡ ዝሓለፈ ሰንበት 03 ታኅሳስ 2017 ዓ.ም.ፈ. ናይ ሓድነት ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፡ ነዚ ዝስዕብ ሓሳብ ከኣ ኣሕጺርና ኣቕሪብናዮ ኔርና።
ንጉዳይ ሃገርና ብዚምልከት፡ ቅድሚ ኩሉ ነገር ክንሠርዖ ዘለና ነገር፦ ናይ ሓባር ዕላማ ክህልወና ኣለዎ፡ ኩላትና ድማ ሓደ መዝሙር ክንዝምር ኣለና። ኩላትና ግዱሳት ኤርትራውያን ብሓድነት፥ “ሕጊ ይግዝኣና” ክንብል ኣለና። ቃልስና ኬተኩረሉ ዘለዎ ጉዳይ፡ ግዝኣተ ሕጊን፡ ክብሪ ዜጋታትን ክኸውን ኢዩ ዝግባእ። ናይ ሓባር ዕላማ ድሕሪ ዘይብልካ ኴንካ፥ ናይ ሓባር ጸላኢ ስለ ዘለካ ብሓደ ክትስጉምን ሃገር ክትሃንጽን ኣይከኣልን ኢዩ። ...Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
13/12/2017 13:29 PM
New initiative to face foreign interests in Red Sea countries
ንምውህሃድ ናይተን ምስ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝዳወባ 9 ሃገራት ዝዓለመ፡ ብዕለት 11 ታሕሳስ 2017፥ ኣብ ግብጺ ኣኼባ ተኻይዱ።
[ egypttoday.com ]
CAIRO –12 December 2017: Egypt launched an initiative to establish a framework of cooperation between the Arab and African countries bordering the Red Sea, to face foreign interests besetting Red Sea countries on Monday December 11.
This occurred during a conference titled “Peace, Security and Prosperity in the Red Sea: Towards an Arab-
12/12/2017 06:18 AM
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ ጽሑፋተይ!
ካብ ዕለት 11 ታሕሳስ 2017 ጀሚሩ፡ በቲ ውሩይ ኣንባባይ መደባት ትግርኛ ናይ "ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ" እናተነበበ፡ እቲ ኣብ 3ይ ጉባኤ ህግደፍ፡ ኣብ ናቕፋ ካብ 10 -
ናይ ለካቲት 1994 መሰጋገሪ ሃገራዊ ቻርተር ኤርትራ ድሕሪ ምጽዳቑ፡ ኣብኡ መሰረት ገይሩ ስዒቡ ዝመጸ ምምስራት 'ኮሚሽን ቅዋም ኤርትራ' ኢዩ። Read more
10/12/2017 17:29 PM
Domestic Violence ቤታዊ ህስየት (P-
[Adhanet TV -
ሎሚ፡ ካብ መደባት Adhanet TV -ኣዝዩ መሃሪ ስለዝኾነ፡ ሰሚዕኩም ክትትግብርዎን ንኻልኦት ከተማኽሩን ኣድላዪ ኢዩ። ኣድሓነት ዘርኣብሩክ፡ በዚ ሞያዚ ሰልጢና ንሕብረተሰባን ካልኦትን እተገልግል ዘላ፡ ሓንቲ ካብተን እንሕበነለን ዕዉታት ደቀንስትዮና ኢያ። ሓዳራን ደቃን እናኣለየት፡ ኣብዚ ምብቃዓ፡ ዮሃና! ንብላ። ኣብቲ ናታ ዩቱብ-
Adhanet Zerabruk, Studied Human Development Counseling-
Past: Blackburn College and St. Elizabeth Academy (St. Louis). Many topics have been covered in her Youtube channel, hence worth visiting.
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
09/12/2017 19:45 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ By Mem Zeru Gebreyesus
Ambassador Andebrhan Woldeghiorgis.
ሓርበኛ ኣምባሳዶር ዓንደብርሃን፡ ኣብ ገድሊ (ህግሓኤ) ነዊሕ ኣገልጊሉ፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ላዕለዋይ ጽፍሒ ሓላፍነት ተመዲቡ ሰሪሑ ኢዩ። ኣብዚ እዋንዚ፡ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ንምርግጋጽ፡ ብንጥፈት ካብ ዝዋስኡ ዘለዉ፡ ሓደ ኢዩ። እዚ ቃለመጠይቕ ድማ፡ ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ሃገርናን መፍትሒኡን ዘተኮረ ኢዩ።
Amba. Andebrhan is veteran of EPLF, served for many years before independence, and after that he was assigned in senior posts until lately became Ambassador; now he is actively working to fight against injustices in Eritrea. Interview focuses on Current Eritrean political issues and its solutions. 1ይ ክፋል (09-
07/12/2017 02:56 AM
[ Assenna.com ኣሰና ]
ባህሊ ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ማተሪያላውን ማሕበራውን መንፈሳውን መንነት ዘንጸባርቕ ብምዃኑ፡ ዓድን ማይቤትን ሃገርን ከይተፈጥረ ኸሎ ዝነበረን፡ ኩሉ ግዜ ድማ ንወድሰብ ከም ጽላሎቱ ኾይኑ ዘሰንዮ ዝነበረን ዘሎን ተርእዮ እዩ። ባህሊ ዘይብሉ ሕብረተሰብ ኪህሉ ኣይክእልን። ባህሉ ዘጥፍእን ናይ ካልእ ዚልቃሕ ወይ ዚርዕም ሕብረተሰብ ግን,, Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
04/12/2017 23:53 PM
Yemen’s ex-
ፕረሲደንት የመን-
[ english.alarabiya.net ]
ሚሊሺያታት ሑቲ፡ ነቲ ሬሳ ናይቲ ዝተቐትለ ፕረሲደንት፡ ኣብ ኮቦርታ ተሰኪሞሞ እናኸዱን ብታሕጓስ እናጨርሑን ዘርኢ ስእሊ ዘርጊሖም።
Sources from Yemen's General People's Congress confirmed their leader and ex-
A video showed Saleh lying on blanket surrounded by Houthi militias celebrating his death. Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና፡-
03/12/2017 23:55 PM
[መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን (ሚነሶታ) Tempo Afric Tv]
ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር፡ ሰንበት 03 ታሕሳስ 2017፡ ኣብ ቲቪ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን (ሚነሶታ) ቀሪቡ፡ ብዛዕባ ስነኣእሙራዊ ሽግራትን ብዛዕባ ጭንቀትን ዝምልከት፡ ሞያዊ ቃለምልልስ ከካይድ ኢዩ። ኣቶ ዮውሃንስ ድራር፡ በዚ ሞያዚ ዝሰልጠነን፡ ተሞኩሮ ዘለዎን ምሁር ኮይኑ፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዝተፈላለያ ሚድያታት እናቐረበ እውን ኣስተምህሮ ክህብ ጸኒሑ ኢዩ። ገለ ካብቲ ንሱ ዝህቦ ዝነበረ ኣስተምህሮታት፡ ኣብ መርበብ ስኒትና ብምብጻሕ ክትሰምዑዎ ትኽእሉ ኢኹም። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
03/12/2017 23:45 PM
ድምጺ ኤርትራ (Voice of Eritrea) ናዝ የማነ
Interview with Veteran Abed Tesfay
ገዲም ሓርበኛ ኣበድ ተስፋይ፡ ካብ 1971 -
ሰንኪሉ ዓዲ ዝኣተወ ሓርበኛ ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመት፡ እታ "ጻማከ ለከንቱ" እተሰምየት መጽሓፉ ናብ ኣንበብቲ ዘብቅዐ ኤርትራዊ እውን ኢዩ። ካብ ኣበድ እንመሃሮ ተመኩሮ ታሪኽ ሰውራ ኤርትራን ድሕሪ ናጽነት ዝተፈትጥረ ኩነታትን፡ ኣዝዩ ብዙሕ ኢዩ ክኸውን። ብኽብሪ ትዕደሙ። Voice of Eritrea is pleased to hold exclusive interview with Veteran Abed Tesfay from Netherland. Veteran Abed joined the ELF at his younger age in 1971-
1ይ ክፋል (22-
3ይ ክፋል (05-
02/12/2017 23:55 PM
ትንታነ ማሕበረ-
by Dr G. Gebremariam ብ’ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም
[Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡-
1ይ ክፋል (02-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
02/12/2017 05:05 AM
ሓባራዊ ዘተ ምስ፡-ብ ህሉው ኩነታት ሃገርና።) Panel discussion with Veterans Nouri Mohammed Abdalla and Berhane Gebrezgiher, (On Current Eritrean issues).
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |