|
|
28/04/2018 20:57 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ሎሚ 28--
1ይ ክፋል (28-
28/04/2018 20:57 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement. ኣብዚ ጠውቑ
28/04/2018 03:09 AM
-
ደራሲ፡-
See also related / ተወሰኽቲ ኣስተምህሮታት፡-
27/04/2018 23:85 PM
A soldier’s story – our story,
My beloved grandmother always told me to never stop being independent. She said “never count on anyone to make you walk through life. Never count on a man to feed you and your kids. Be educated. If you decide to put aside your career and raise a family, let the man beside you know that at any time you could leave and subsidize yourself”.
She made me understand that women are not irrelevant, maybe emotional but never irrelevant. A strong woman is a respected woman, …Read more
27/04/2018 23:85 PM
Eritrea’s Historic 1993 Referendum
[ tesfanews ]
This week represents the 25th anniversary of the Eritrean referendum for independence. The three-red and observed plebiscite took place April 23-
27/04/2018 23:85 PM
ምስጢራት ቃኘው ብጭብጢ፥
ኣብ 26 ጥሪ 1943 ዓ.ም. ሓደ ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ናይ ሚኒስትሪ ምክልኻል፡ ኣብ ኤርትራ (ኣስመራ) ሓደ ናይ መራኸቢታት ራድዮ ንምትካል ዘጽንዕ ጉጅለ፡ ናብ ኤርትራ ኣተወ። ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 1943 ዓ.ም. ድማ ሸውዓተ ዝኾኑ ክኢላታት ኣብቲ ኣቐዲሙ ብመንግስቲ ጣልያን ተተኺሉ ዝነበረ ራድዮ ማሪና (ራድዮ መሪናዮ) ሰፊሮም፡ መጽናዕቶምን ፈተነታቶምን ኣካየዱ። ኣብ ወርሒ ግንቦት ናይቲ ዓመት ድማ ናይ መጀመርያ ግዜ ናይ ራድዮ ርክብ ምስ ዋሽግቶን ፈተኑ።
እዚ፡ ካብታ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ 7600 ጫማ ክብ ኢላ ዝተደኰነት፡ ሰሜን ካብ ቅናት ምድሪ እትርከብ ከተማ ኣስመራ ዝተፈነወ ማዕበል፡ ኣዝዩ ንጹር ናይ ርክብ መስመር ስለ ዝፈጠረ፡ ኣመሪካውያን ተሓጐሱ። በዚ ተተባቢዖም ድማ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ናይ 1943 ዓ.ም. ኣርባዕተ መኰንናትን 50 ዕሉማት ወተሃደራትን ተወሰኽቲ ናብ ኤርትራ ብምስዳድ፡ ንራድዮ ማሪናዮ ብምስፋሕን ከምኡውን ሓድሽ መዓስከር ኣብ ቃኘው ብምኽፋትን ናይ ኣስመራ ርክባቶም ናብ ዓቢ መደበር ቀየሩዎ። ክሳዕ 1977 ዓ.ም. ድማ ብብቕዓት ኣገልገለ። ...Read more
22/04/2018 22:53 PM
ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት ቤተሰብ፡ ቅጽበታውን ነባሪን ሓደጋ
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና
ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም፡ ወትሩ ስሩዕ ኣስተምህሮ ዘቕርበልና ዘሎ ምሁር ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም ዘቕርቦ ኣርእስቲ፡-ባሪን ሓደጋ ንቐጻልነት ኤርትራ ከም ሃገርን ሕብረተ-
1ይ ክፋል (22-
3ይ ክፋል (22-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
21/04/2018 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement.
ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
21/04/2018 15:25 PM
ተመኩሮ ሰውራ፡ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣብዚ እዋን'ዚን፡
Past Experience, an analysis of current Eritrean situation, and the role of Eritreans
in the ongoing movement for justice
Seminar At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና
ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ: ብዛዕባ ዝሓለፈ ተመኩሮን፡ ህሉው ኩነታት ሃገርና ኣብዚ እዋን'ዚን ሰፊሕ ትንተናን ኣስተምህሮን ክህበና ተዳልዩ ኣሎ። Veteran Ahmed Al-
Part-
Part-
Part-
20/04/2018 20:42 PM
[ Asmarino.com -
19/04/2018 18:43 PM
ኤርትራዊ መንነትና ምዕቃብን ምኽባርን ኣብ ስደት
ናብ ትግርኛ ተርጓሚ፣ መምህር ተኽለ ስብሃቱ ተስፉ
ሃገራዊ መንነትና መቐጸልታ ናይቲ ካብ ጥንቲ ኣባሕጎታትናን ኣቦታትናን እናተወራረሰን እናተዓቀበን ዝመጸ መበቆላዊ ሰረትና ኮይኑ፣ ዝልለየሉ ከኣ ኣብ ውሱናት ክፋል ናይ ህዝቢ ወይ ሃገር፣ናይ ገዛእ ርእሳ ታሪኽ፣ቋንቋ፣ ልማድ፣ ወይ ማሕበራዊ ልምድን ባህላዊ ውርሻን ዘለዋ ኢዩ። ዝእምቶ ከኣ ንክፋል ናይ ሓደ ኣገባብ ኣተሓሳስባ፣ ኣቓልቦታት፣ ስምዒታት፣ ጠባይን ግቡእነትን ናይ ሓደ ውልቀ-
19/04/2018 18:43 PM
Eritreans Have a Profound Sense of Their Own History:
I do not want to reply to Getachew Red’s article and claims point by point as it is full of fallacies and emotional assertions. Let me explain again what my view is.
My article does not suggest peace at all cost. It is peace with justice. It is with the belief that differences that bread hostility and war can be solved on the table through negotiations and consultations. May I say that many in African, especially those living in the Horn, are prone to… Read more
15/04/2018 23:31 PM
ናይ ሰንበት መደብ፡ ብዛዕባ ዳግመ-ት፡-
1ይ ክፋል (15-
ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/04/2018 23:55 PM
[Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
መግለጺ ኣባላት ሽማግለ ንህዝባዊ ዘተ (ጀርመን)፡ ብዛዕባ መዲቦሞ ዘለዉ፡ ሃገራዊ ህዝባዊ ዘተ፡ ኣመልኪቶም ሰንበት 15 April 2018 ዝሃቡዎ ህዝባዊ ሰሚናር ኢዩ። This is a seminar conducted by a Committee members of Eritrean Public Dialogue (Germany). It is a call for Public Dialogue, to bring all concerned Eritreans into common discussion table.
1ይ ክፋል (15-
3ይ ክፋል (15-
See Related ምስዚ ዝመሳሰል፡-
14/04/2018 23:15 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ተራ መንእሰያት ኣብ ዝሓለፈ ሃገራዊ ሓርነታዊ ቃልሲን ኣብዚ ሕጂ ንፍትሒ ዝክየድ ዘሎ ቃልሲን። Role of youth during Eritrean liberation struggle and on the ongoing Justice movement.
ዝሓለፉ መደባት ፈነወ ንጋባእ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
13/04/2018 21:35 PM
ዕድመ -
By The Eritrean Detainee's Day coordination committee
Let's be Voice to the Voiceless.
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር ቪድዮ ሪፖርታጅ፡-
11/04/2018 18:58 PM
እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ ነቶም ንሓድነት ኤርትራን ልኡላዊ ግዝኣታን ከይተንከፍኩም ምእንቲ ፍትሕን ማዕርነትን ብኽብርን ርእሰ-
09/04/2018 23:38 PM
Global Initiative to Empower Eritrean Grassroots Movement (GI)
2017 Progress Report and Plans for 2018
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
المبادرة العالمية للإرتريين لتمكين الحركة الشعبية
تقرير عام 2017 والخطط لعام 2018
09/04/2018 19:50 PM
ምስ ቅድሚኡ ዝነበሩ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝተኸተሉዎ ፖሊሲ'ኸ ክተኣሳሰር ይከኣል'ዶ?
[Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ኣብዚ ናይ ዕለት 08-ተር ኢትዮጵያ፡ እዚ'ኸ ምስ ቅድሚኡ ዝነበሩ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝተኸተሉዎ ፖሊሲ'ኸ ክተኣሳሰር ይከኣል'ዶ ኣይከኣልን?" ዝብል ኢዩ። እዚ ነዊሕ ሰዓታት ዝወሰደ ክፉት ዘተ ኮይኑ፡ ተሳተፍቲ፡ ምስቲ ክሳብ ሕጂ መደምደምታ ዘይረኸበ ሕቶ ዶብ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ሕቶ ጠለብ ንቅዋማዊ ምሕደራ ኣብ ኤርትራን፡ ብምዝማድ ኣዝዩ ኣገዳሲን ሰፊሕን ክትዕ ተኻይድሉ ኣሎ።
1ይ ክፋል (08-
3ይ ክፋል (08-
5ይ ክፋል (08-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
06/04/2018 01:20 AM
Please join us in celebrating Dr. Kesete’s life on Saturday, April 7, 2018
Service: 9:00am – 10:30am First Lutheran Church of Boston, 299 Berkeley Street, Boston MA
Burial: 12:00pm – 1:00pm Lakeside Cemetery, 501 North Ave, Wakefield MA
Community Gathering: 2:00pm – 6:00pm Address: To be announced at Service and Burial …..Read more
04/04/2018 15:13 PM
The Process of Nation Building and State Construction under Arrest in Eritrea: Unmasking the Evils of the Rapacious Regime (Part-
To transform the rapacious rule into a more transparent, participatory and accountable political and economic system in Eritrea, all Eritreans should actively engage in the reconstruction of the state through a proper constitution making. A properly designed Eritrean constitution will determine the kind of incentive structure to be faced by participants in both the economic and political markets. It will provide the foundations for the establishment and the sustenance of post-
Part-
04/04/2018 15:13 PM
መንግስቲ እስራኤል፡
ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፡ ንምስጓግ ኣውጺኡዎ ዝነበረ መደብ፡ ደው ኣቢልዎ።
መንግስቲ እስራኤል፡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፡ ናብ ኣፍሪቃዊት ሃገር ንምስጓግ ኣውጺኡዎ ዝነበረ መደብ ደው ኣቢልዎ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ፡ እቲ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ እስራኤል ነቲ ዝወጸ መደብ ስለዝነጸጎ፡ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣይሁድን ኤርትራውያንን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ-
02/04/2018 10:40 AM
in the ongoing struggle for change.
[Radio Erena ራድዮ ኤረና]
ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ (ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት፡ ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ኣብዚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ ብዛዕባ ተራ ሰልፍታት ኣብዚ እነካይዶ ቃልሲ ከመይ ክኸውን ይግብኦ? Role of political parties in the ongoing struggle for change ዝብል ኢዩ። ሰናይ ምክትታል።
02/04/2018 01:40 AM
The Horn of Africa -
[መእዲ ዘተ ኤርትራውያን ሚኔሶታ (01 April 2018) ]
See also ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት:-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |