|
|
29/05/2018 23:55 PM
Interview with Mesfin Hagos, Dr Angesom Atsbeha
ቃለመሕትት ምስ ሓርበኛታት መስፍን ሓጎስ፡ ዶ/ር ኣንገሶም ኣጽባሃ፡ መሓመድ ብርሃን ብላታ።
Erimedrek 27 May 2018
See also ምስዚ ዝዛመድ ዝኽሪታት:-
29/05/2018 23:55 PM
I have read and listened to various narrations and characterizations concerning May 24, Eritrea's independence day. Although I was to submit the second part of the topic I had started in Tigrigna, concerning why the opposition has stagnated, I thought to scribble an opinion on the current topic was more pressing, considering its urgent nature (time sensitive subject). Read more
28/05/2018 12:41 PM
British parliament hears chilling reports
of religious persecution in Eritrea:
[ERITREAHUB.ORG May 24, 2018]
Religious leaders representing Eritrea’s Christians and Muslims spoke passionately about the repression their people face today.
Speaking before MPs and members of the House of Lords at a meeting chaired by Lord Alton, they gave two hours of evidence.
Dr Berhane Asmelash, a vicar in the church of England, explained how dozens of men and women he knew personally had been jailed and tortured for their faiths. Read more
28/05/2018 09:29 AM
[መእዲ ዘተ ኤርትራውያን at Tempo Afric Tv ]
See also ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት:-
TempoAfric TV Eritrea (መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን)
26/05/2018 23:49 PM
Current Political situation of
[Paltalk Hdri Jeganuna ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና]
ናይ ሕድሪ ጀጋኑና ዕዱም ጋሻ ንዕለት Saturday 26 May 2018 ገዲም ሓርበኛ ዶ/ር ሕሩይ ተድላ ባይሩ ኮይኑ፡ ሒዙልና ዝቐርብ ሰሚናርን ኣስተምህሮን ድማ፡-
1ይ ክፋል (26-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
26/05/2018 20:56 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
Special Show on the occasion of
Eritrea’s 27th Independence Day
ፍሉያት ዕዱማት ኣጋይሽና ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኢዮም። Our special guests are Mr Kibreab Tesfu and Mr Kidane Hagos.
26/05/2018 03:28 AM
[Tigrigna Social Media ]
25/05/2018 23:28 PM
ፈስቲቫል ኣትላንታ (August (ነሓሰ)-
ብመሰረት’ቲ ኣብ ዕለት 25 ዝተዋህበ ሰሚናር፡ ዕላማ ናይቲ ፈስቲቫል፡- ንምኽፋት፡-
1ይ ክፋል (25-
24/05/2018 23:53 PM
Legend Artist Veteran Tsehaytu Beraki
passed away, 24 May 2018
ህብብቲ ስነጥበባዊት
ሓርበኛዊት ጸሃይቱ በራኺ፡
ከም ዝዓረፈት ተሓቢሩ
ህብብቲ ስነጥበባዊት ኣዴና ሓርበኛዊት ጸሃይቱ በራኺ፡ ከምዝዓረፈት፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (ፊስቡክ) ሎሚ 24 ግንቦት 2018፡ ክዘውር ብዝወዓለ ሓበሬታታት ተፈሊጡ ኣሎ። ኣዴና ጸሃይቱ በራኺ፡ ካብ መጀመሪያ 1960ታት ኣትሒዛ ብዙሕ ባህላዊን ሃገራዊን ዜማታት እናዜመት፡ ሃገራዊ ወኒ ኤርትራውያን ዘበራበረት፡ ድሓር ከኣ ብኣካል ናብ ሜዳ ተሰሊፋ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ግቡኣ ዝፈጸመት ሓርበኛ ስነጥበባዊት ኣዴና ኢያ።
መንግስተ ሰማያት የዋርስኪ ሓርበኛ ጽሃይቱ በራኺ።
ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ቤተሰብን ድማ ጽንዓት ይሃብ።
24/05/2018 23:24 PM
ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
“ሞሳ ስውኣትና ብምኽፋል ድሕነት ሃገርን ሓርነት ህዝብናን መጻኢ ወለዶታትናን ክነውሕስ መብጸዓና ነሐድስ”
ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ! ብርግጽ ደም ካብ ረሃጽ ይሓፍስን ይረዝንን እዩ። ሃገራዊ ነጻነትን ህዝባዊ ሓርነትን ንምርግጋጽ፣ ኣብ ነዊሕን መሪርን ሓርነታዊ ቃልሲ ዝተኸፍለ መስዋእትን ስንክልናን፣ ምእንቲ ሓርነት ህዝቢ ንሞት ከም መርዓ፣ ንስንክልና ከም ስልማት፣ ንኸርተት ገድሊ ከም ተመኩሮ ተወሲዱ፣ በብእብረ ብሓያላን ሃገራት ዝምወል ዓርሞሸሻዊ ወታሃደራዊ ሓይሊ ስዒሩ -
24/05/2018 20:45 PM
Marking Eritrea's 27th Independence Day.
With our Senior Veterans and Compatriots
ኣብዚ መደብ’ዚ፡ ዓበይቲ ሓርበኛታት መራሕቲ ሰውራ ኤርትራ፡ ሓርበኛታት መንእሰይ ወለዶ፡ ሓርበኛታት ተቓለስቲ ሓፋሽ ውድባትን፡ ብእጋጣሚ 27 ዓመት በዓል ናጽነትና፡ ዘለዎም ዝኽርታትን ሕሉፍ ተመኩሮታትን ብምክፋል፡ ለበዋታትን ምዕዶን ብምትሕልላፍን ካብ ተሳተፍቲ ዝቐረቡ ሕቶታት ብምምላስን ነቲ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ዝተዓወትናሉ ዕለተ-
1ይ ክፋል (24-
3ይ ክፋል (24-
5ይ ክፋል (24-
24/05/2018 18:22 PM
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ መዓልቲ ናጽነት 2018
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
24/05/2018 14:23 PM
Eritrea's 27th Independence Day,
ክቡራት ተኻታተልቲ፡
ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ን መበል 27 ዓመት ናጽነትና ዝምልከት ርእይቶን ለበዋን ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን።
እወ ናጽነት! ሽማ ጥዕምቲ፡ ስለዝኾነት ድማ ኩሉ ፍጡር ወዲ ኣዳም ይብግህጋ፡ ይስዋኣላ፡ ከይትጠፍእ ይከናኸና፡ ካብ ውሉድ ወለዶ ብክብሪን ድምቀትን የሰጋግራ! ህዝቢ ኤርትራ፡ ናጽነቱ ምስተነፍገን ምስተሓድገን፡ ንሳላሳ (30) ዓመታት ብረት ኣልዒሉ ብሓባር ተጋዲሉ። ነቲ ብግዝፉን ብዓጢቑዎ ዝነበረ ዘመናዊ ኣጽዋራትን ካብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ መግዛእታዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደራዒሙ፡ ልዑላውነት ሃገሩ ኣመስኪሩ፡ ባንዴራ ኤርትራ ከም ዓለማ ኣብ መጋባእያ ሕቡራት ሃገራት ዓለም ከም እተምበልብል ገይሩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ሞሳን ነቶም ነዚ ክዉን ዝገበሩ ሓርበኛታትናን ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራን! ዮሃና! Read more
23/05/2018 13:43 PM
Eritrean Veterans – where the best began
As we celebrate our Independence Day, never should we forget about ALL Eritrean Veterans who felt the present, aimed at our future and embraced it all.
Walking parallel with our Veterans, let us remember and celebrate ALL Eritrean Martyrs who loved us then and love us still despite our mess and our flaws. They have met death and faced it standing. All died too soon. Let us honor them in unity and never let them be just a name on a memorial at which we might not pause. Read more
20/05/2018 23:15 PM
ኣብዚ መበል 27 ዓመት ልደትኪ ነብዕለሉ ዕለት፥ ብዙሕ ክብል ምደለኹ ግን ከጽብቦ። “ርሑስ በዓል ልደት ብምባል ከ ዘይጅምሮ። እቶም ድቅኺ ናብ ንቡር ጥንሲ ከይበጽሕ ዝተማወቱ፡ ምስ ምውላድኪ መይቶም። ታተ ኢልኪ ኣብ ዝተበገስክሉ ብርክኺ ቐርሲሞም ከረማስሱኺ ዝሃቀኑ፡ ሎሚ ብርኮም ይጠልሞም ኣሎ። ከጽምወክን ክጽልምተክን ዝተፋለሙ፡ ሎሚ ጸላም ይሽቦም ኣሎ። ናብ ደገ ከሕድሩኽን ንቑሪ ከሳጥሑክን ዝተጋደሉ፡ ሎሚ ጸግዒ ይደልዩ ኣለዉ። የቛርሮም ኣሎ። ንስኺ ግን፡ Read more
See Related ምስዚ ዝዛመድ:-
20/05/2018 21:58 PM
Aspirations on Eritrea’s Independence Day -
ሰሚናር ብ'ሓርበኛ ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ
Seminar by Veteran Dr. Yesuf Birhanu
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
(20-
ኣብዚ ሰሚናር'ዚ "ባህጊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ናጽነት -
1ይ ክፋል (20-
3ይ ክፋል (20-
20/05/2018 21:58 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 20 May 2018 መደብ
ፍሉይ መደብ ብምኽንያት
መበል 27 በዓል ናጽነት ኤርትራ!
‘ ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና! ’
Happy Independence Day Eritrea!
ድምጺ ኤርትራ፡ ብምኽንያት መበል 27 ዓመት መዓልቲ ናጽነትና፡ ንኹሉ ኤርትራዊ ብዘይኣፈላላይ፡ ዘዛናግዕ ካብ ኩሎም ስነ-
ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
19/05/2018 00:05 AM
SUCCESS AGAINST ALL ODDS: INSPIRATION
FOR OUR ERITREAN YOUTH IN DIASPORAS
Eritreans in Diasporas have diverse educational and career background. The majority of us came to North America, Europe, Australia, Middle East, and some African countries as refugees and we are mostly engaged in labor-
18/05/2018 21:45 PM
ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
(24 March 2001)
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea.
18/05/2018 16:47 PM
National Struggle -
Positive & Negative Experiences
See also ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኻየደ ዕላል:-
18/05/2018 16:47 PM
Discussion on the status quo of
ዘተ ብዛዕባ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኸይድ ዘሎ ምፍሕፋሕን ፖለቲካዊ ምዕባለታትን
[መእዲ ዘተ ኤርትራውያን at Tempo Afric Tv ]
See also ተመሳሰልቲ ኣርእስትታት:-
TempoAfric TV Eritrea (መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን)
17/05/2018 14:32 PM
The mission of Global Initiative
The mission of Global Initiative of Eritreans to Empower Grassroots Movement is to pave the way for all Eritreans to actively participate and contribute to the establishment of accountable and sustainable constitutional governance in Eritrea.
مهمة المبادرة العالمية لتمكين الحركة الشعبية الإرترية هي تمهيد الطريق أمام جميع الإرتريين للمشاركة بنشاط والإسهام في تأسيس إدارة دستورية مستدامة وخاضعة للمساءلة في إرتريا
ተልእኾ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ንኹሎም ኤርትራውያን ተሓታትን ነባርን ቅዋማዊ ዲሞክራስያዊ ስርዓት ንምትካል ንጡፍ ተሳትፎ ዘበርክቱሉ መንገዲ ንምጽራግ ኢዩ። Read more
13/05/2018 23:28 PM
Seminar by Mr. Abdurahmsn Sayed (Bohashem)
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ሰንበት ዕለት 13-
ናይ ሰንበት ዕለት 13-
1ይ ክፋል (13-
3ይ ክፋል (13-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
12/05/2018 23:55 PM
Seminar by Mr. Sengal-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ቀዳም ዕለት 12-
ናይ ቀዳም ዕለት 12-
1ይ ክፋል (12-
3ይ ክፋል (12-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/05/2018 12:27 PM
ውፍይቲ ደላይት ፍትሒ ተቓላሲት ተኽኣ ጸጋይ መኮነን፡ ብዝሓደራ ሕማም ሰኑይ 7 ግንቦት 2018 ኣብ እትነብረሉ ከተማ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ ዓሪፋ። ስነ-
ኣብ ኣስመራ ተወሊዳ ዝዓበየት ውፍይቲ ተቓላሲት ሓፍትና ተኽኣ ጸጋይ፡ ኣብ ፈለማ ሰብዓታት ኣብ ኤርትራ ብዝነበረ ፖለቲካዊ ኩነታት ምኽንያት ናይ ዩኒቨርሲቲ ትምህርታ ኣቋሪጻ ተሰዲዳ ናብ ሮማ ኢጥልያ ኣትያ።
ተኽኣ ልዑል ናይ ትምህርቲ ባህግን ድሌትን ስለዝነበራ፡ ነቲ ከቢድ ናይ ስደት ህይወት ገጢማ ኣብ ሮማ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሶሾዮሎጂ ኣጽኒዓ። ኣብ መፋርቕ ሰማንያታት፡ ስደት ቀጺላ ንኣመሪካ ኣትያ ትምህርታ ዛዚማቶ። ብዝነበራ ዝድነቕ ህዝባዊ ርክብን ፍልጠትን ከኣ ኣብ ዞባዊ ምምሕዳር ካሊፎርንያ ከም ሶሻል ዎርከር (Social worker) ኮይና ተቖጺራ ዝተፈላለየ ሓገዝ ንዘድልዮም ጽጉማትን ስደተኛታትን ዝደገፈት ደላይት ጽቡቕ እያ።
08/05/2018 20:43 PM
History of Eritrean Liberation Struggle
From Veteran Ibrahim Totil’s book
[Youtube channel: Anxar Amex Niqales ]
Part-
08/05/2018 16:07 PM
[Asmarino ኣዝማሪኖ]
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡ ከምይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ከመይ ኢልኩም ቂኒኹም? ኣነ እግዚኣቢሄር ይመስገን ድሓን ኣሎኹ። እምባኣር ሎሚ ማዓልቲ ኣብይ ኣሎ ሓውኻ? ኣብይ ኣላ ሓብትኻ? ኣበይ ኣላ ኣዴኻ? ኣበይ ኣሎ ኣቦኻ? ዝብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ ኣሎኹ።
ብ 2014 ዓ.ም. ጳጳሳት ናይ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን “ኣበይ ኣሎ ሐውኻ” ትብል ጽሕፍቲ ዘሎ ኩነታት ህዝቢ ኤርትራን እቲ ቅዱስ ጽሑፍ ተኸቲልካ እግዚኣቢሄር ዝፈትዎ… Read more
07/05/2018 09:59 AM
Historical Speech by Dr. Yesuf Birhanu
ብ’ዶ/ር ዩሱፍ ብርሃኑ፡ ኣብዚ ዘካየዶ ህዝባዊ ኣኼባ፡-ህሉው ኩነታት ደምበ ደለይቲ-
see full Audio clip here (ኣብዚ ጠውቑ).
07/05/2018 03:59 AM
Atlanta Justice Seekers Festival
Interview Coordinating Comttee Members
06/05/2018 23:32 PM
ሓርበኛ ተስፋልደት ኣብራሃ (ወዲ ባሻይ) (ተሓኤ) ተመኩሮኡ ኣብ ሰውራ (ጽቡቑን ሕማቑን)፡ ዘጋጠመ ወጥሪን ምፍንጫልን ኣብ ዲኣስፖራ፡ ህሉው ኩነታት ኤርትራን መፍትሒኡን። Veteran Tesfaldet Abraha (wedi Bashay) (ELF), shares his experience of ups and downs within the ELF, the dilemma and splitting of opposition groups in Diaspora, the current situation of Eritrea and its remedy.
1ይ ክፋል (21-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል-
5ይ ክፋል-
6ይ ክፋል-
7ይ ክፋል B (22-
8ይ ክፋል B (29-
ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
06/05/2018 17:05 PM
Calmness requires optimism and faith in the set goal. Our Veterans had optimism because of the motivation that sent them to war. They could see through the thick fog of all problems surrounding them. Our Veterans were constantly fighting against all odds while trying to place a free Eritrea in the world’s map.
They had faith in their people and showed us the way not to lose ourselves in the turmoil of war. They persisted through all obstacles that stood on the way to free Eritrea from the oppression of occupation. Their calmness made us reap the rewards…Read more
06/05/2018 01:55 AM
Our National problem & solutions
ብ’ዶ/ር ሓሰን ሳልማን By Dr. Hassen Salman
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ቀዳም ዕለት 05-
ናይ ቀዳም ዕለት 05-ጽእ ዘሎ ኣርእስቲ ድማ፡-
Our guest speaker on Saturday 05 May 2018 is Dr. Hassen Salman. He will deliver Seminar on: "Our National problems and its resolution." All are cordially invited to attend.
1ይ ክፋል (05-
05/05/2018 21:37 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ትርጉም ናጽነት፡ ገምጋም ዝሓለፈ 27 ዓመታትን። Eritrean Independence, Reflections and outcome over the last 27 Independence years. ኣብዚ ጠውቑ
04/05/2018 00:46 AM
ገዲም ሓርበኛ ዓሊ መሓመድ ሳልሕ፡ ካብ ጊዜ ሓራካ ጀሚሩ ዝተጋደለ፡ ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ ኢዩ። "ተዘክሮታትን ታሪኽን -ሓፍ'ዚኣ፡ ቅድሚ ሕጂ ብዓረብኛ ተሓቲማ ነይራ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ድማ ናብ ትግርኛ ተተርጒማ ኢያ ቀሪባትልኩም ዘላ።
ንዕምቆትን ትሕዝቶን ናይታ መጽሓፍ ኣመት ንምርካብ፡ ኣብ እዋን ምልላያ ዝተገብረ ጽምብል፡ ኣብዚ ጠውቑ። ነፍሲወከፍ ኤርትራዊን ካልእ ግዱስን፡ ነዛ መጽሓፍ ወኒኑ ከንብባ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ብፍላይ መንእሰይ ወለዶ ድማ፡ ሕሉፍ ታሪኽ ሓርበኛታት ኣያታቱ ክመሃረሉን ክውንኖን ስለዝግባእ፡ ነዛ መጽሓፍ ጥራይ ዘይኮነ፡ ብብዙሓት ሰነድቲ ታሪኽ ኤርትራውያንን ሓርበኛታትን ድሮ ተሓቲሙ ዘሎ መጻሕፍቲን ናይ ቭቪድዮን ድምጺን ሰነዳት እውን ክከታተሎ ከምዝግባእ፡ ስኒትና.ኮም ትላቦ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ:-
03/05/2018 01:20 AM
ሓገዝ ንናጽነት ኤርትራ ክዉን ዝገበሩ ውጉኣት ሓርነት
Invitation to help ELF Disabled Veterans
ልዕላውነት ሃገርና ኤርትራ ብከቢድ መስዋእትን ስንክልናን ከምዝተረጋገጸን ፥ ክንዕቅቦ ዘሎና ክቡር ታሪኽና ምዃኑ ዘማትእ ኣይኰነን። ንክቡራት ስዉእትና ሞጐስ ፥ ነዞም ንናጽነት ሃገር ንምውሓስ ሕይወቶም ብስንክልና ዝኸፈሉ ጀጋኑ ድማ ኣለናልኩም ክንብሎም ኤርትራዊ ሕልና እዩ። ምስዚ ልዕሊ 40 ዓመት ዕድመ ዝገበረ ናይ ኣካል ስንክልና ተደረብቲ ሕማማት ከም ሕማም ሽኮር ፣ ብዝሕን ጸቕጢ ደምን ካልኦት ናይ ውሽጣዊ ክፍለ ኣካላትን ሽግራትን እናሕለፉ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ስንኩላን ብጾት ከምዘለዉና ክንዝክር ናይ ነፍስ ወከፍ አርትራዊ ዜጋ ሓላፍነት ምዃኑ ኣይትዝንግዕዎን ንብል። …Read more
01/05/2018 22:25 PM
Alemseged Tesfai’s Trilogy of Books,
Book Review by Gebre Hiwet Tesfagiorgis*
Greetings to all Dear Brothers and Sisters,
I feel great pride to write a few words about a prolific writer and a contemporary scholar of history and culture of Eritrea who actually does not need much of an introduction. His name is Alemseghed Tesfai Voltaire, the famous French writer said, “To hold a pen is to be at war.” Though Alemseghed Tesfai might not be a great warrior at war in holding the guns and rifles, but he is a great warrior in holding the pen for the best use of it. Alemseghed is an outstanding and highly respected Eritrean scholar of wondrous …Read more
01/05/2018 22:25 PM
[Radio Erena ራድዮ ኤረና]
ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሰ፡ ኣብዚ ምስ ራድዮ ኤረና ብዕለት 30 ሚያዝያ 2018 ዘካየዶ ቃለመሕትት፡ ካብ ጋዜጠኛ ኤረና ንዝቐረቡሉ ኣገደስቲ እዋናዎያንን ኣዛረብቲን ሕቶታት መብርሂን መልሲታትን ሂቡሎም ኣሎ። ከም ዝፍልጥ፡ ዶ/ር በረኸት፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀረባ መዓልታት ኣብቲ ዋዕላ ሰላም ኢትዮ-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |