|
|
30/06/2018 20:29 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ናይ ቀዳም 30 June 2018 መደብ
ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓይኒ ንጋባእ Eritrea-
ናይ ቀዳም ዕለት 30 June 2018 መደብና ዕዱማት ኣጋይሽና ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። መደብና ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተኮረ ኾይኑ ንጋባእ ነዚ ብኸመይ ይርእዮ ዝብል ኢዩ። Saturday, 30 June 2018, our guests would be Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. Discussion Topic will focus on Current Eritrea-
30/06/2018 14:29 PM
To: The Honourable Dr. Abiy Ahmed
Prime Minister of the Federal Democratic Republic of Ethiopia (FDRE)
CC: Ambassador Hailemichael Afework Aberra
From: The Eritrean Unity for Justice – UK
Your Honourable Dr Abiy Ahmed,
At the outset, we the committee of Eritrean Unity for Justice, express our appreciation for Your Excellency’s clarion call for peace, reconciliation and development in the Horn of Africa. It is indeed refreshing and encouraging, particularly for us Eritreans, to see an Ethiopian leader offering olive branch to reconcile the two peoples after such intractable conflict between our two sisterly countries. ….Read more
30/06/2018 14:29 PM
SNIT -
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና
Saturday, 30 June 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም ዕለት Saturday, 30 June 2018 ዕዱማት ኣጋይሽና፡-ፈስቲቫል ኤርትራ 2018 ኮይኖም፡ ብዛዕባ ምድላዋትን ዕላማን ናይቲ ካብ ዕለት 4 -
1ይ ክፋል (30-
30/06/2018 10:14 PM
ዘተ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት መስርሕ ሰላም፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን። ኣብ ባይታ ክመጽእ ዝኽእል ለውጥታት።
Rond-
1ይ ክፋል (30-
3ይ ክፋል (30-
27/06/2018 15:53 PM
Call it seismic or Tsunami, Ethiopia is engulfed in waves of change. The dominance of TPLF is ending faster than most people expected it. Barriers that TPLF had created to divide Ethiopians are crumbling everywhere, including in the diaspora. The masterwork of its walls, the one dividing Eritrea and Ethiopia, the wall of hate, or the "black curtain" as PM Dr. Abiy Ahmed called it, is about to be dismantled.
As I write this piece, I am watching live feeds from Ethiopia where the reception party for the Eritrean delegation is in full swing. Read more
26/06/2018 22:38 PM
መእተዊ
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ዋእል ኣትሒዘን ከም(ርእሰ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
26/06/2018 20:51 PM
ID: SR on Human Rights in Eritrea -
26 Jun 2018 -
-
human rights in Eritrea A/HRC/38/50
Under Agenda Item:4 Human rights situations that require the Council’s attention-ኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ ኣብ መበል 17 ኣኼባ፡ መበል 38 ስሩዕ ዋዕላ ናይ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ፡ ጸብጻብን ዝርርብን ምስ ፍልይቲ ጸብጻቢት ውሕሃ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (ሚስ ሸይላ ኪታሩት)፡ 26 ሰነ 2018። ኣብዚ ኣኼባ’ዚ፡ ዝተፈላለያ ተጣበቕቲ ማሕበራትን ውልቀ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
26/06/2018 20:51 PM
to Eritrean Delegation to Addis Ababa
ልኡኽ ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ዕለት 26 ሰነ 2018 ኣብ ዝኣተዉሉ መዓልቲ፡ ምዉቕ ኣቀባብላ ተገይሩሎም። EBC ዘቕረቦ ጸብጻባት ኣብ ታሕቲ ጠውቑ። Eritrean Peace delegation to Ethiopia received a warm welcome. See EBC report on links below:
25/06/2018 01:16 PM
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ትማሊ ዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ብዛዕባ ጉዳይ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝዘተየ ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና።
ብሰንኪ ዶባዊ ግጭት፥ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ኣደራዕ ብሓጺር ቃላት ክግለጽ ዝከኣል ኣይኮነን። እቲ ግጭት ብልዝብ፡ ብጥበብ፡ ብሕጋዊ ኣገባብ ስለዘይተፈትሔ፥ ኣብ ከቢድ ህልቂት ወዲቕና። እቲ ክትርድኦ ዜጸግም ኣዕናዊ ኩናት፡ ደው ካብ ዝብል እነሆ 16 ዓመት ኮይኑ። ንኽንድዚ ዝነውሕ ግዜ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ተጠንቀቕ ኣለኻ ተባሂሉ፥ ብረት ከልዕል ዝኽእል ዘበለ ኣብ ዕርድታት ክነብር ጸኒሑ።….Read more
24/06/2018 23:23 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 24 June 2018 መደብ
Current crises among
Eritrean Immigrants in Israel
ህሉው ኩነታት ተጻብኦ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ እስራኤል (መወዳእታ ይቕጽል)
ንህሉው ኩነታት መብርሂን መግለጺን ክህቡና ናብ ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ) ዝቐርቡ ዘለዉ፡ ኣቶ ተስፋይ ኣለምን ኣቶ ብሉጽ ኢያሱን (ካብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ) ኢዮም። Our guests (1) Mr Tesfay Alem and (2) Mr Buluts Iyasu from Israel, members of Unity of Eritreans for Justice and Law, are going to speak with about the current crises among Eritrean Immigrants in Israel.
1ይ ክፋል (17-
1ይ ክፋል (24-
ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
24/06/2018 02:47 AM
መእተዊ
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብሳይትታት፣ ሎሚ ፤ ሃገራዊ ልእላውነት፣ህዝብዊ ሓድነት ኢለ ኣርእስቲ ከልዕል ዝደረኸኒ፡ኣብዚ እዋን እዚ ብመሰረት መሪሕነት ኢ.ህ.ወ.ገ.ድ. ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ሲዒቡ ብሃገራአዊ ባይቶ ኢትዮጵያ ዝጸደቐን፣ብመራሕ መንግስቲ ድ/ር ኣብይ ኣሕመድ ዝተማሓላለፈ ኣዋጅ ፡ ዝውሕዝ ዘሎ መቓልሓት፣ ገለን ደጋፍቲ ገለን ምጉርዕራዕ ዝርኣየሉ፡ዝተፋላለዩ መደረታት ዝስማዓሉ፣ ገሊኦም ናይ ደገፍ መግለጺ ዘውጽኡን፣ገሊኦም ክኣ ምንም-
23/06/2018 23:47 PM
Seminar: Amba. Andebrhan Welde Giorgis
ሰሚናር ብ’ኣምባሳደር ዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sat, 23 June 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም ዕለት Saturday, 23 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡-ዎ ዝቐርብ ዘሎ እዋናዊ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ፡ "ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን -
1ይ ክፋል (23-
3ይ ክፋል (23-
5ይ ክፋል (23-
23/06/2018 21:47 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ናይ ቀዳም 23 June 2018 መደብ
ፈስቲቫል ኣትላንታ (August ነሓሰ)-
with members of the Festival Atlanta 2018
Mr Jemal Mohammed & Mr Isaias Seyoum
ምስ ሓው ጀማል መሓመድን ምስ ሓው ኢሳይያስ ስዩምን
ምስ ካብ ዕለት 3 -ድ እተዳሉ ዘላ ኮሚቴ፡ ዕላል ክህልወና ኢዩ። Our invited guests this Saturday are members of the Festival Atlanta 2018 organizing committee. ኣብዚ ጠውቑ።
22/06/2018 13:20 PM
ሰሚናር (Seminar) ብኣዳላዊት ሽማግለ ሰልፊ
ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ፡ ምስ ኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤውሮጳ ብምትሕብባር፡ ኣብ ከተማ ጀነቫ፡ ኣብ ፊት ቤት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት ንሰብኣዊ መሰላት፡ ንሳልሳይ ጊዜ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ምድላዋት ትገብር ኣላ። እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዕለት 22 June 2018 ካብ ሰዓት 12፡00 -
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/06/2018 19:20 PM
President Isaias Afwerki Speech 20 June 2018
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣብ መግለጺኡ፡ እቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝምልከት ኣብ ቀረባ እዋን ዝወጸ መግለጺ ኣወንታዊ ኢዩ ኢሉ። ንናይ ክልቲኦም ህዝብታት ዝምድና ንምምሕያሽ ድማ ካብ ቀዳምነታትና ኢዩ ድሕሪ ምባል፡ ናብ ቀንዲ ጽምዶታት ንምእታው ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ነበግስ ኣሎና ኢሉ። ንሙሉእ መግለጺ ኣብዚ ጠውቑ Read more
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
20/06/2018 19:20 PM
LEARNING TO RESOLVE OUR CONFLICTS THROUGH HUMILITY
ብእንግሊዝኛ ደራሲ፣-
20/06/2018 14:20 PM
Dr Abiy Ahmed is a man in a rush to solve Ethiopia’s many problems. He is to be admired for his incredible energy and intellectual capacity; in just over two months since he came to power, he has taken some bold and radical steps to transform the political landscape in Ethiopia. He has freed journalists and all political prisoners and allowed them to conduct their activities freely and within the parameters of the law; he has tackled head on some serious ethnic grievances that had threatened the very unity of Ethiopia and his diplomatic skills were there for all to see when he visited Ethiopia’s neighbouring countries Read more
20/06/2018 00:25 AM
ኣንታ ገንሸል ሃገር ትሰምዕዶ ኣለኻ
እቶም ጠለምቲ ሕድሪ ስምካ ዘሕሰሩኻ
እናበታተኑ ብምልኪ ህዝብኻ
ሎሚውን ከም ወትሩ ቅሰንድዮም ክብሉኻ!?
20 ሰነ 2018 -
Eternal Glory to our Martyrs!
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና!
19/06/2018 20:25 PM
History of Eritrean Liberation Struggle
From Veteran Ibrahim Totil’s book
[Youtube channel: Anxar Amex Niqales ]
Part-
19/06/2018 20:25 PM
“ተመሃራይ ምእሳር ንመንግስቲ ዘነውር’ዩ! ንሕናውን ንደቅና ክንማጐት መሰል ኣለና።”
ናይ መጀመርያን ናይ መወዳእታን ንመንግስቲ ዘርዓደ ኣድማ ኣደታት ኤርትራ! ብዕለት 22/05/1957 ዓ.ም.
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ግዜ ፈደረሽን፡ ዋላ’ኳ ከምዚ ናይ ሎሚ ብዘይሕጊ መሰሉን ክብሩን ዝረግጽ ምልካዊ ስርዓት ኣይንበሮ፡ ሽቕለት ኣልቦነት ነጊሱ፡ መነባብሮኡ ንድኽነት ስለ ዝወደቐን ከም ሳዕቤኑ ድማ ንስደትን ንስድራቤታዊ ምብትታንን ስለ ዝተቓልዐን ግን ዝሓሸ ግዜ ዝምነየሉን ነቲ ዝሓለፈ መግዛእቲ ኢጣልያ ዝናፍቐሉን ኣጋጣሚ ተኸሲቱ ምንባሩ ይፍለጥ። ...Read more
18/06/2018 23:25 PM
ተጋዳላይ ካብ ስድራኡ፡ ኣሕዋቱን ቤተ-ን ድሕነትን ገዛእ ርእሱ፡ ወይ እቲ ህይወት ዝበልዕ ገድሊ ሃብትን ስልጣንን ስለ ዝርከቦ ኣይኮነን። ወታደራዊ ታዕሊም ወሲዱ/ዳ፡ ኣብ ኣሃዱታት ናይቲ ኣሚኑ ዝተጸንበሮ ውድብ ምስ ኣተወ ከኣ፡ ኣብ ዝኾነ እዋን ብዝፍጠር ዓበይትን ናእሽቱን ውግኣት፡ ወይ ብናይ ባሕርን ምድርን ኣየርን ደብዳባት ናይ መስዋእቲ ዕድል ከጋጥሞ ምዃኑ ኣጸቢቑ ይፈልጥ ነይሩ ኢዩ። ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ ኢዩ ብዛዕባ ኣበይን መዓስን ይስዋእ ዘይኮነስ፡ እንታይ ቁም ነገር ፈጺሙ ይስዋእ -
17/06/2018 23:53 PM
መግለጺ: ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ
ድሕሪ እቲ ብዙሕ መስዋእቲ ህይወትን ከቢድ ዕንወትን ዘኸተለ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዓ.ም. ዝተኻየድ ደማዊ ናይ ዶብ ውግእ ፣ ኤርትራን ኢትዮጲያን ብመንጎኛነትን ውሕስነትን ሕብረተሰብ ዓለም ማለት ሕቡራት ሃገራትን፣ ኣፍሪቃዊ ሕብረትን፣ ካልኦትን፣ መጀመሪያ ናይ ተጻብኦታት ምቁራጽ፣ ስዒቡ ብስም ኣልጀርስ ዝጽዋዕ -
ብመሰረት ውዑል ኣልጀርስን፣ ብስምምዕ ኤርትራን ኢትዮጲያን፣ ውሕስነት ማሕበረሰብ ዓለምን ከኣ ናይ ኤርትራን ኢትዮጲያን ናይ ዶብ ኮሚሺን ቆይሙ። እቲ ኮሚሺን፣ ደቂቕ መጽናዕቲ ብምክያድን፣ ናይ ክልቲአን ሃገራት ናይ ይግባኣኒ መርትዖታት ኣኪቡ፣ ብመሰረት ዓለምለኻዊ ሕግን፣...Read more
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
17/06/2018 21:33 PM
መሰልን ግዴታን እንታይ ኢዩ? ተራ ኤርትራዊ’ኸ?
What is Rights and Obligations mean? What is the Role of an Eritrean?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sunday, 17 June 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 17 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡-
1ይ ክፋል (17-
16/06/2018 23:15 PM
On the Ethiopia’s Statement to accept the Ethiopia-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Saturday, 16 June 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Saturday, 16 June 2018 ዕዱም ጋሻና፡- ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሂቡዎ ዘሎ ንዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት መግለጺ፡ ሰፊሕ ትንተናን ኣስተምህሮን ሂቡ ኣሎ። Veteran Ahmed Al-
1ይ ክፋል (16-
16/06/2018 20:15 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ናይ ቀዳም 16 June 2018 መደብ
The need for peoples’ engagement;
Achievements or failures over the past 27 years
after independence of Eritrea.
Our invited guest is Mr Abubakar Ali from Melbourne Australia. Our today’s Topic is about “The need for peoples’ engagement; Achievements or failures over the past 27 years after independence of Eritrea.” ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኣቡበከር ዓሊ ካብ ኣውስትራልያ (መልበርን) ኮይኑ፡ “ኣድላይነት ምግባእ ህዝቢ፡ ገምጋም 27 ዓመታት ድሕሪ ናጽነት፡ ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ዘትዩ ኣሎ። 1ይ ክፋል (16-
16/06/2018 15:55 PM
Doing the right thing involves a fundamental set of ethics and morals based on the conscience that all humans innately possess. Doing what we feel right based on emotions and sentiments is the start of many problems because other people may not agree with what we feel right. Doing the right thing based on logic and moral is usually the start of many blessings because it is difficult to disagree with people doing the right thing. Doing the right thing is usually the right thing to do relative to the influence of existing situations and conditions. The right thing to do is either negatively or...Read more
15/06/2018 22:55 PM
New Developments in the Ethiopia Eritrea Relations
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ዓርቢ ዕለት 15-
ኣብ ናይ ሎሚ ሕድሪ ጀጋኑና መደብ፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሰለሙን ገብረእየሱስ Mr Solomon Gebreyesus (ካብ One Nation Eritrea) ኮይኑ፡ “መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ብመሰረት ውዕል ኣልጀርስ፡ ንውሳነ ኮሚሽን ዶባት ኢትዮ-
1ይ ክፋል (15-
15/06/2018 14:25 PM
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE–UK PUBLIC MEETING IN LONDON
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 23 ሰነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥ (1) ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ኩነታት፥ (2) ዕማም ወኪል ሕቡራት መንግሥታት ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት፥ (3) ኣብ ሞንጎ ኤርትራውያን ዝርኤ ዘሎ ሓደ-
ኩልኻትኩም ኣሓትናን ኣሕዋትናን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ክትሳተፉን፡ እጃምኩም ክተበርክቱን፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ብኽብሪ ንዕድም። Read more
See also ምስዚ ዝዛመድ፡-
14/06/2018 20:35 PM
Dear Eritrean Woman holding some make-
That can make adversity meet solidarity
While addressing my letter to some, I should start by saying “Your Excellency; to others I would say “Madame the Minister”, or Dear Professor or dear Ms. So-
My name is Kiki Tzeggai and I am an Eritrean woman like you all. I first heard your names through many field-
14/06/2018 20:35 PM
Invitation -
for discussion session on the Eritrean national service.
ን’ዘተ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ኣገልግሎት
Wednesday 27 June, 6.30pm
Eritrea’s National Service; past promises and young peoples’ experiences. What next?
Gaim Kibreab, Professor of Refugee Studies at South Bank University, London, is the author of numerous publications on migration and refugees as well as Eritrea’s political history. “The Eritrean National Service: Servitude for "the common good" and the Youth Exodus” was published by James Currey in 2017.
He is inviting all interested Eritreans to attend a discussion session on the Eritrean national service.
Discussant: Huruy Kidane, a former participant of the Eritrean National Service
Wednesday 27 June, 6.30pm
Birkbeck College, Malet St, Room G16, WC1E 7HX
14/06/2018 16:19 PM
Ethiopia-
ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እዋናዊ ምዕባለታት።
Snitna.com
Dear visitors, here on the link above, we have compiled information on the recent developments of the Ethiopia-
13/06/2018 01:14 AM
By Abeba Tesfagiorgis ብ’ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ
See also recent releases ናይ ቀረባ እዋን ኣስተምህሮታት፡-
10/06/2018 23:45 PM
ሓርበኛ መሓሪ ጋሮይ፡ ካብ እዋን ንእስነቱ ጀሚሩ ዝነበሮ ፍሉይ ተዘክሮን ኣፍልጦን ብዛዕባ ተሓኤ ከምኡውን ህዝባዊ ግንባር፡ ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ 2ይ ክፋል መደብ ተዛረብ ብዛዕባ ህሉው ምዕባለታት ክኸውን ኢዩ፡ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday the 13th of May, our guest will be Veteran Mehari Garey, speaking from his cumulative knowledge of ELF and EPLF, since his younger age. Second part of Today’s Let’s Talk, will focus on current situation. All are cordially invited. መደወሊ ቴለፎን (Tel): +(902) 494-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል A (10-
ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
09/06/2018 23:35 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Saturday 09 June 2018 መደብ
A call for Decisive popular movement for Justice (PART-
With Mr Abdurezak Mohammed Mussa
ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻና፡ ሓው ዓብዱረዛቕ መሓመድ ሙሳ ካብ ሃገረ-
1ይ ክፋል (12-
09/06/2018 23:35 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና (ቀዳም ዕለት 09-
ናይ ቀዳም ዕለት 09-
1ይ ክፋል (09-
09/06/2018 16:55 PM
I feel proud whenever I observe that
one of us is recognized and honored.
Selam Brothers and Sisters,
As usual I feel proud whenever I observe that one of us is recognized and honored, I believe CONGRATULATIONS to Abiel Zewolday is in its appropriate and proper order. Abiel is a graduate from the University of Washington Foster Business School in Seattle. Interesting enough, he serves as a deacon in our Eritrean Orthodox Christian Church. I am very happy and proud to share with you and I feel specially the greatest pleasure to see Abiel Zewolday honored because he is one of our younger generation. Please listen to his amazing speech by clicking the link below. He was the keynote speaker at the graduation ceremony during his graduation. Congratulations again and God bless him.
Dr. Tesfa G. Gebremedhin Read more
07/06/2018 23:15 PM
እዞም መጥፋእቲ ህዝቢ ሓራግጽ ኤርትራ
ህዝቢ በታቲኖም ዘዘኽተሙ ስድራ
ዕድመኦም ክሓጽር ናይ ምልኮም ዕንደራ
ነበረ ክብሃል ሽግር ምስ መከራ
ባድመ ፈቒድካ ክሕንጸጽ መስመራ
ጸፊዕካዮም ጅግና ንጉጅለ ኣስመራ! Read more
07/06/2018 19:21 PM
ምምሓው ኤርትራዊት ያታዊ ኣሃዳዊት (ተርሞኑክሌሳዊ) ቤተ-
Uprooting the Eritrean Traditional Nuclear Family
ሻዱሻይ ክፋል ፡
ኣብ ሓሙሻይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ እዚ፡ ብዛዕባ መርዓት በቕላ ሰሪራ ኣብ ዓዲ እንዳ የሕማኣ ምስበጽሐት ዝግበር ኣቀባብላ መርዓት፣ ኣቀባብላ ዓርከ-
1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡ 5ይ ክፋል፡
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
07/06/2018 19:21 PM
[As I finalize this piece, I have not come across an official response from Eritrea]
The Ethiopian People's Revolutionary Democratic Front's executive committee has finally and officially accepted the Algiers accord and said it is committed to fully implementing it. The EPRDF executive committee's statement said that it has accepted and is committed to "fully implement the Algiers agreement and decisions of the Eritrea–Ethiopia Boundary Commission to restore peace and stability."[1] Read more
06/06/2018 23:23 PM
ኢንተርናሽናል መገሻ ዑፈይ
ሓደ ዓርከይ ካብ ኣስመራ ንወላዲቱ ንለንደን ሒዝወን ይገሸልኩም። ኣየር ምስ ዓለበት ካብ ነፋሪት ኣይወረደን Wheel Chair ክመጾ ይጽበ ነበረ።
ኣደ ኣብ Wheel Chair ኮፍ ኢለን ጉዕዘኤን ይጅምራ ኣውቶማቲክ ማዕጾ ኤርፓርት ይዕዘባ እሞ፡ ሰብ ዘይብሉ ባዕሉ ክኽፈት ክዕጸው ኣስተውዓላሉ። ወዲ ሓደ ሓሳብ መጸሉ፣ ኣደይ ይብለን ድማ ንወላዲቱ እዛ ኣፍ-
መእተዊ፡ 1ይ ክፋል፡ 2ይ ክፋል፡ 3ይ ክፋል፡ 4ይ ክፋል፡
5ይ ክፋል፡ 6ይ ክፋል፡ 7ይ ክፋል፡ 8ይ ክፋል፡ 9ይ ክፋል፡
10ይ ክፋል፡ 11 ክፋል፡ 12 ክፋል፡ 13 ክፋል፡
06/06/2018 20:06 PM
Honoring ALL Eritrean Veterans
I was told you are not a soldier. I was told you and many like you, are not soldiers. They told me you were a bit above helpers during our war for freedom from occupation by Ethiopia.
They asked me to stop talking about a man deceased for the last four (4) decades. I told them you are the son that came running to lift a mother’s head bowing for long. Read more
05/06/2018 18:53 PM
The Call for Peace by the Ethiopian Prime Minister Dr. Abiy Ahmed
[ eritreahub.org ]
The call by the new Ethiopian Prime Minister, Dr Abiy Ahmed, for peace with the Government of Eritrea is an opportunity not to be missed. Eritreans must support the move, while campaigning for a peace that puts the welfare of the people centre stage. An Eritrean woman, on returning from a visit to Eritrea, said: “In Asmara after the Ethiopian PM’s call, peace has become the daily topic of conversation. People have become extremely hopeful.” Read more
04/06/2018 23:53 PM
Eritrea’s Socio-
[Awate.com ዓዋተ]
Human societies owe their perpetuity to the dynamic process of generational succession in which societal legacy is handed down from one generation to the next often seamlessly and imperceptibly. The legacy that gets transmitted down the generations by this ‘passing-
04/06/2018 23:53 PM
[እዚ ክፋላት’ዚ ብፍላይ ነቶም ንወያነ ጸግዒ ገሮም ንፖለቲካዊ መስርሕ ኤርትራ ሓላሊኾም ዘለዉ መራሕቲ ተቓውሞ ጥራይ ይምልከት። ጎኒ-ራ ዝሓሸ ፖለቲካዊ ኩነታት ንምፍጣር ዝጽዕሩ ዘለዉ ሃገራውያን ባእታታትን ውድባትን ዝትንክፍ ኣይኮነን። ምቕዋም መሰል ናይ ኩሉ እዩ። ሓላፍነታዊ ተቓውሞ ምህናጽ ድማ ኣማራጺ ዘይብሉ ጽምዶ ኣዩ]።
ኣባላት ህ.ግ. ነበር ንሕመን ንኽሰስን ኢና። ስለምንታይ ንህግድፍ ወሊድኩም ንበሃል። ገለ ሰብ ጽቡቕ ድሌት ድማ፡ “ዘንጊዕኩም፡ስለምንታይ ጸሪኹም ኣስመራ ዘይኣተኹም፡ ስለምታይ ድሕሪ ናጽነት ከጓንፍ ንዝኽእል ሓርጎጽጎጻትን ብደሆታትን ኣቐዲምኩም ክትርእይዎ ዘይከኣልኩም” ይብሉና። …Read more
1ይ ክፋል (13-
03/06/2018 23:35 PM
PLEASE DONATE ሓገዝ ንውጉኣት ሓርነት
Fundraising event show, for Disabled ELF Eritrean Veterans in Kasela
This is Voice of Eritrea having Fundraising event for Disabled ELF Eritrean Veterans in Kasela. The chairman and treasurer of the group also were on the show to update the situation and answer questions of the public.
ድምጺ ኤርትራ (ናዝ የማነ)፡ እዚ ፍሉይ መደብ ንምሕጋዝ ውጉኣት ሓርነት -
ዝሓለፈ መደባት ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
02/06/2018 23:03 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Saturday 02 June 2018 መደብ
"ህዝባዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ መቐጸልታ ናይ`ቲ ህዝቢ ኤርትራ ንራህዋ፡ ንፍትሒን፡ ግዝኣተ-
02/06/2018 13:25 PM
One day I confronted my husband about “friends” visiting our house and leaving as soon as I turned the key knob to get in.
Berhane is a man of courage. However, that particular night he had to gather his courage and answer when I told him that I searched the entire house and could not find any sign of Tegadeltys' papers or weapons. His Adam apple moving up and down like a shaft. His eyes looking at mine and his voice whispering so the kids would not wake up. He eventually opened up under my barrage of questions. But all he said was a rhetorical talking. At one point, he stopped and accepted that women can see through any intention and any un-
01/06/2018 21:37 PM
ኣብ ተስዓታት ዝተኸስተ ፖለቲካዊ ለውጢን፡ ጽልዋኡ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን
Horn Africa: Political changes of 1990's
[SBS Radio ራድዮ SBS Tigrinya -
ቅድሚ 27 ዓመታት ኣብዚ ቕነ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ኤርትራን ዓቢ ለውጢ ዝተራእየሉ ቅነ እዩ። ነዚ ኣመልኪትና በቲ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝመጸ ለውጢን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን እቲ ዞባ እንታይ መልክዕ ሒዙ ከምዝቐጸለ፣ ዶክተር ኣማኒኤል ኤልያስ (Dr. Amanuel Elias) ካብ ዲክንስ ዩኒቨርሲቲ ከምኡውን ዶክተር ኢብራሂም ዓሊ (Dr. Ibrahim Ali) ካብ ኤስ.ቢ.ኤስ ተንቲኖም ኣለዉ። ኣብዚ ዘተ፣ ኣብተን ሃገራት ዝመጸ ለውጢን ዝሰዓቡ ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ኣካይዳ እተን ሃገራት ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብኸመይ ጸልይዎ ዝብሉ ብሰፊሑ ተተንቲኖም ኣለዉ። Read more
See Related ምስዚ ዝዛመድ:-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |