|
|
31/07/2018 16:38 PM
"ኵናት ወያነ ኣብ ልዕሊ ምሁራት ዘሕደሮ ጽልዋ"
ካብዚ ኣስዒብና እምበኣር፡ ንሓንቲ ካብተን ኣብ ዕለት 03 February 2000 ዓም፡ "ነቢይ ፍረ ሻውል" ብዝብል ናይ ብርዒ ስም፡ እተጻሕፈት፡ መልሲ ነቲ "በረኸት ፈዳይ ንጉሰ" ብዝብል ናይ ብርዒ ስም ዝጽሕፍ ዝነበረ ተባሂላ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ ተሓቲማ ዝወጸት ጽሕፍቲ ነቕርበልኩም ኣሎና። እቲ (በረኸት ፈዳይ ንጉሰ) ብዝብል ናይ ብርዒ-
31/07/2018 16:38 PM
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
29/07/2018 23:49 PM
ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ሓጋዚ'ምበር ወሳኒ ኣይኮነነ!
"Sovereignty, Justice and Bread is Eritrean peoples’ Priority; Peace with Ethiopia only Helpful.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sunday, 29 July 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 29 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡-
1ይ ክፋል: 29-
29/07/2018 14:09 PM
ምኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ "ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ ንቡር ክምለስ'ዩ" ይብል።
ፕሮ. ጋይም፡ "እቲ ኣገልግሎት ካብ ሓደ ትካላዊ ሃጓፍ ወጻኢ ንከተስርሖ እንተ ዝፍተን ነይሩ: ሓድሽ ነግሒ ምቐደደ ነይሩ" ይብል።
[ቢቢሲ ትግርኛ 27 July 2018]
እቲ ተበጊሱ ዘሎ መስርሕ ሰላም ሽቶኡ ክሃርም ምስ ዚጅምር "ናይ ፓሊሲ ለውጢ ክህሉ ናይ ግድን'ዩ" ክብል ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ንቢቢሲ ሓቢሩ።
ፕሮ.ፈሶር ጋይም (ስእሊ ርአ)፡ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ካብ ሓደ ትካላዊ ሃጓፍ ወጻኢ ንከተስርሖ እንተ ዝፍተን ነይሩ እዛ ብእዋን ብረታዊ ቃልሲ ንሰላሳ ዓመታት ዝተደኰነት ሃገር ካብ ሓሙዅሽቲ ቦሎኽ ኢላ ከም እትወጽእ ምገበራ። እቲ ኣገልግሎት ከኣ ሓድሽ ነግሒ ምቐደደ ነይሩ ይብል። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
28/07/2018 23:58 PM
ፕረሲደንት ረፑብሊክ ሶማልያ፡ መሓመድ ዓብድላሂ መሓመድ፡ ኣስመራ ኣትዩ።
President republic Somalia, Mohammed Abdulahi Mohammed Arrives Asmara
ፕረሲደንት ረፑብሊክ ሶማልያ፡ መሓመድ ዓብድላሂ መሓመድ፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት፡ ሎሚ ዕለት 28 ሓምለ 2018 ኣስመራ ኣትዩ። ኣስመራ ኣብ ዝኣተወሉ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ሃገረ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
28/07/2018 20:18 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Saturday, 28 July 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Saturday, 28 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡-
1ይ ክፋል: 28-
28/07/2018 20:18 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Saturday 28 July 2018 መደብ
BIG Agenda-
ናይ ሎሚ ቀዳም 28 2018 ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ዓብዱረዛቕ ሙሳን ክኾኑ ኢዮም። Our pannelists are: Mr Kidane Hagos, Mr Kibreab Tesfu and Mr Abdurezak Mussa.
27/07/2018 21:52 PM
ERITREA -
Almost five (5) decades ago, one occupier following the other denied the existence of a country called Eritrea. The last one was Ethiopia, the only African country occupying another African country.
They told us we did not exists. They decided that Eritrea, as a country, should not exist and the Eritrean language never spoken. Anyone telling the contrary was evil. Anyone fighting our carved destiny by others was told to expect a call from the grim reaper. Against all these odds, came our Freedom Fighters. Read more
26/07/2018 16:11 PM
Interview with Veteran Mesfin Hagos
(Radio SBS: on 19 and 21 July 2018
& Radio Erena: on 26 July 2018)
[SBS Radio 19 July 2018]
ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡ መስፍን ሓጎስ፡ ኣብዚ ወርሒ ሓምለ 2018፡ ምስ ራድዮ ኤስቢኤስ (SBS) ከምኡውን ራድዮ ኤረና (Radio Erena)፡ ተኻታታሊ ቃለመሕትት ኣካይዱ ነይሩ። ኣብ ቃለመሕትቱ፡ ንተኻታተልቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ምስዚ ዘሎናዮ እዋናዊ ክስተት ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣዛሚድና ክንጥምቶ ዝግባኣና፡ ሓበሬታን ገምጋሙን ኣካፊሉ ኣሎ። ንምክትታሉ ክጥዕም፡ ስኒትና.ኮም ኣብ ሓደ ጠሚርና ኣቕሪብናልኩም ኣሎና፡ ሙሉእ ክፋላት ኣብዚ ጠውቑ ።
SBS Radio: (1ይ ክፋል 19-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/07/2018 15:38 PM
presented with highest UAE Award
[Shabait 25 July 2018]
In recognition of the vision, courage and statesmanship they demonstrated to end war and bring about peace between the two countries, President Isaias Afwerki and Prime Minister Abiy Ahmed have been presented by Crown Prince of UAE, Sheik Mohammed bin Zayed Al Nahyan the highest Abu Dhabi honour “The Zayed Award”. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/07/2018 15:38 PM
“ቅድሚ ናብ ዓሰብ ምጉያይ ኩሉ ስምምዓት ኣብ ጠረጴዛ ክውዳእ ነይርዎ።” ሰንጋል ወልደትንሳኤ
[SBS Radio 24 July 2018]
ወደብ ዓሰብ ንኢትዮጵያ ነጻ ወደብ እዩ፡ ምባል እንታይ ማለት እዩ? ቅድሚ ናይ ዶብ ኲናት ዝነበረ ስምም ዕ ዶብ እንታይ ይመስል ነይሩ? ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝግበር ዘሎ ስምምዓት ኣጠቓቕማ ወደብ ነባሪ ሰላም ዘምጽ እ ድዩ? ዝብሉን ካልእን ምስዚ ዝምዕብል ዘሎ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ን ኣጠቓቕማ ወደብ ብዝምልከት ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ዝተገብረ ቃለ መሕትት እዩ።
ኣቶ ሰንጋል ኣብ ሚኒስትር ንግድን ኢንዳስትሪን ዳይረክተር ኢንዳስትራዊ ልም ዓትን ምትብባዕን፡ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባቢን ዳይረክተር ምሕደራን ኣጠቓቕማ ሃብቲ ማይን፣ ኣብ ማክሮ ፖሊሲ ኤርትራ ድማ ኣማኻሪ ዝነበረ እዩ። ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኣብ ስምም ዓት ኣጠቓቕማ ወደባት ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብቐረባ ዝሰርሐ ኪኢላ ድማ እዩ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
23/07/2018 20:35 PM
Conversation with 3 Veterans and Intellectualls
[TempoAfric TV መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን]
ኣብዚ እዋናዊ ዕላል‘ዚ፡ ዶ/ር ሓመድ ኬር ዑመር፡ ኣቶ እስሄል ብጹኣምላክ፡ ከምኡውን ዶ/ር ኣሰፋው ተኸስተ፡ ኮይኖም ገምጋሞም ኣብ ህሉው ኩነታትን መጻኢናን ኣዕሊሎም ኣለዉ።
23/07/2018 20:35 PM
"መልእኽቲ ኣካየድትን ኣባላትን ሕድሪ ጀጋኑና መኣዲ ዘተ ፓልቶክ -
[Assenna ኣሰና]
ኣብዚ እዋናዊ ዕላል‘ዚ፡ ዝተሳተፉ (ጸጋም ናብ የማን)፡ ሃይለ ክፍላይ፡ ትርሓስ ወልዱ፡ ትእማር ንጉሰን፡ ዮኤል ሙሴን፡ ኮይኖም ገምጋሞም ኣብ ህሉው ኩነታትን መጻኢናን ኣዕሊሎም ኣለዉ።
23/07/2018 20:35 PM
ሃገረ ክሮአሽያ (Croatia) ኣብ ሊባ (ደቡባዊ ምብራቕ) ኣህጉር ኤውሮጳ እትርከብ፡ 56,500 ትርብዒት ኪሎ ሜተር ዝስፍሓታ፣ 4,779,000 ዝብዝሑ ህዝቢ ዝነብራ፡ ብዕለት 25/06/1991 ዓ.ም. ካብ ሃገረ ዩጎስላቭያ ተፈልያ፡ ናጽነታ ዝኣወጀትን ብማሕበረሰብ ዓለም ዝጸደቐላን መዋልዲ ሃገረ ኤርትራ ዝኾነት ሓዳስ ሃገር እያ። መዲና ክሮአሽያ ዛግረብ ትብሃል። Read more
22/07/2018 20:19 PM
[Assenna ኣሰና]
ተጋዳላይ ዳዊት ፍስሃየ: ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሒ ሓላፍነት ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ ኢዩ። ትዕዝብቱን ገምጋሙን ኣብቲ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝኸይድ ዘሎ ኩነታት ንሰማዕቲ የካፍል።
1ይ ክፋል (22-
22/07/2018 11:04 AM
Eritrean Movement For Justice (18-
እቲ ብ1998 ዝጀመረ፣ እሞ ድማ ዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቐዘፈ ናይ ዶብ ውግእ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ጠንቂ-
21/07/2018 19:55 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Saturday 21 July 2018 መደብ
ኣብዚ ኣርእስቲዚ ዝዝትዩ ኣጋይሽና ኣባላት ህዝባዊ ምልዕዓል ኮይኖም (1) ኣቶ ጸጋይ ነጋሽ (2) ኣቶ መኮነን ኣብራሃም ኢዮም። Our invited guests are Mr Tzegai Negash and Mr Mekonen Abraham. Read more
21/07/2018 16:36 PM
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ኣብ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብጽሒት ብርኪ ንምርካብ ኣብ ምውዕዓል ከምዝርከብ፡ ሮይተርስ ካብ ኣስመራ ሓቢሩ። ብተማሳሳሊ ኣገባብ፡ በዓል መዚ ማሪታይም (መጓዓዝያ ባሕሪ) ኢትዮጵያ እውን፡
21/07/2018 16:36 PM
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ-ሕልፎ ዘሎ ስነ ኣእሙራዊ ተሃዋጽነት፣ ምዕልቕላቓት ሓጎስን ጓሂን ተሓዋዊሰን፣ ዕረፍቲ-
20/07/2018 23:52 PM
All Eritrean-
20/07/2018 15:02 PM
to end border dispute with Eritrea
ኣብ ምፍታሕ ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ጅቡቲን ክተሓባበር
[ArabNews]
UNITED NATIONS: Djibouti is asking Secretary-
20/07/2018 15:02 PM
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ፡
እንዛረበሉ ዛዕባ፡-
ጉዳይ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን እዩ።
ኣድራሻ፡-
ዕለት፡-
ሰዓት፡-
20/07/2018 01:45 AM
እቲ ካብ ወርሒ ግንቦት 1998 ክሳብ 2000 ዓ.ም.ፈ. ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተኻየደ መሪር ኩናትን ካብ 2000 ክሳብ ሎሚ ጉልባብ ኮይኑ ዝጸንሐ ናይ "ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት" ሃውሁን ኣብ ህዝብና ዘውረዶ ሰብኣዊ፥ ቁጠባዊን ማሕበራውን ቅልውላውን ዘንበሮ ብርቱዕ ስነኣእምሮኣዊ ጸቕጥን ዓቕሚ ሰብ ክሰከሞ ካብ ዝኽእል ንላዕሊ ኮይኑ ጸኒሑ ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ኩነታት'ዚ ክጻወሮ ዝተገደደ ነታ ብመስዋእቲን ስንክልናን ዘይተኣደነ ተወፋይነትን ናይ ዝፈትዎም ደቁ ዝመጸት ሃገር፡ ልዑላውነታን ነጻነታን ተኸቢሩ ክነብር ዶባታ ከይድፈር ካብ ዘለዎ ጽኑዕ ድልየት ምዃኑ ሓተታ ዘድልዮ ኣይኮነን። ዕሸላት ደቁ ኣብ ገደብ ዘይብሉ "ሃገራዊ ኣገልግሎት" ተሸሚሞም Read more
18/07/2018 20:54 PM
makes historic flight to Eritrea
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ሎሚ ሮቡዕ 18 ሓምለ 2018፡ ታሪኻዊ በረራኣ ናብ ከተማ ኣስመራ ጀሚራ
[BBC News]
Roses and champagne have been given to passengers on the first commercial flight between Ethiopia and Eritrea in 20 years.
Ethiopian Airlines said its "bird of peace" flew to Eritrea, after the end of the "state of war".
Passengers sang and danced in the aisles during the 60-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
17/07/2018 04:26 AM
ኣብ`ዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብናህሪ ተጀሚሩ ዝቕጽል ዘሎ ስቱር ርክባት ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ገዛእ ጉዳዩ ተዓዛቢ ጥራሕ ኮይንዎ ኣብ ዘለወሉ ህሞትን፡ ስርዓት ኢሳያስ ከም`ቲ ልሙድ ኣሰራርሕኡ፡ ሕጂ`ውን ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ መሰርሕ ሰላም ሃገሩ ኣዋሲኑ ኣብ ጸልማት ደፊኑ ንበይኑ፡ ዕድል ኤርትራ ክውስን ላዕሊ ታሕቲ ኣብ ዝብለሉ ዘሎ ኩነታትን ኤርትራዊ ሓላፍነትና ወሲድና ክንብገስ መሪጽና።
ኣብ ሓምለ 14 2018፡ 14 ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት-
16/07/2018 23:21 PM
Current state of Eritrean Religious followers at home and Diaspora
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Mon, 16 July 2018
ናይ ሰኑይ ዕለት 16 ሓምለ 2018 ዕዱም ጋሻና ኮይኑ ምሳና ዘምሲ፡ ፓስተር ዮናታን ሕሩይ ካብ ብርሃን ሰማይ (ወንጌላዊት ቤተክርስትያን ቶሮንቶ ካናዳ) ኢዩ። ንሱ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኣመንቲ ኤርትራውያን ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ስደትን፡ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። On Monday, 16 July 2018, our invited guest is Pastor Yonathan Huruy, from Berhan Semay (Heavenly Light) Church Toronto, Canada. He will deliver seminar on Current state of Eritrean Religious followers at home and Diaspora. 1ይ ክፋል (16-
15/07/2018 20:35 PM
Ethiopian Army Awaiting Instructions
[TesfaNews]
BY NIZA MANEK | BLOOMBERG Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed said he would take action against those who may seek to block a peace declaration with Eritrea’s President Isaias Afwerki, as Ethiopia’s army awaits instructions on troop withdrawals from border areas. Isaias said both nations would work together to safeguard the newfound peace that’s ended…Read more
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/07/2018 15:52 PM
by Journalist Ahmed Sherif (15 July 2018)
See also Related / ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/07/2018 01:45 AM
ብርሂን፡ ሰባት፡ ድሮ 40 ዓመት ኮይኑ እናበሉ ኣሃዛት ይቖጽሩ ኣለዉ። ንዓይ ግን እትረፍ ኣርባዓ ዓመት፡ ኣርባዕተ ሰዓት፡ ኣርባዕተ ደቒቕ እውን ኣይመስለንን’ዩ -
ኣይሃስስን ዝኽረይ ፡ ኣብታ ጸባብ ብፍቕሪ ዝማሞቐት ቤትና፡ ምስ ደቅና ኣብ ሓደ መኣዲ ዘሕለፍናዮ ሂወት። ብዛዕባኡ እሓስብ እሞ መመሊሰ እናፍቐካ። ኣብ መኣድናን ጸሎትናን ከአ ወትሩ ምሳና ኣለኻ -
14/07/2018 11:28 AM
Eritrea President receives warm welcome as he arrives in Addis Ababa, Ethiopia
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝመርሖ ልኡኽ ኤርትራ፡ ሎሚ ዕለት 14 ሓምለ 2018፡ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ኣትዩ። ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትሒዙ ክሳብ ቢት ጽሕፈት ቤተመንግስቲ ብህዝቢን ሰበስልጣንን ኢትዮጵያ፡ ተቐማጦ ኣዲስ ኣበባን፡ ኣዝዩ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ምስ ፕረሲደንት ፈደራላዊ ረፑብሊክ ኢትዮጵያ (ፕረሲደንት ሙላቱ) ከምኡውን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ተራኺቡ፡ ኣብቲ ናይ ምሳሕ ግብጃ፡ ብኩላተን መራሕቲ ሃይማኖት ብጸሎትን ሰናይ ናይ ሰላም ምንዮት መልእኽቲን ክኽፈት ከሎ፡ ቀዳይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሓጺር ናይ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ዘረባ ድሕሪ ምሃብ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ዕድመ ኣቕሪቡሉ። ፕረሲደንት ኢሳይያስ ድማ ሓጺር ናይ እንቋዕ ሓጎሰና ቃለ-
ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
14/07/2018 20:51 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ናይ ቀዳም 14 July 2018 መደብ ብድሆታት ሰላምን ምርግጋእን
The Challenges of Peace and Stability
ናይ ቀዳም ዕለት 14 July 2018 መደብና ኣብ ህሉው ክነታት ሰላምን ብድሆታቱን ዘተኮረ ኢዩ ክኸውን። Saturday, 14 July 2018, our discussion Topic will focus on Current peace process and its challenges. Read more
14/07/2018 13:36 PM
Unity Congress of Two Afar Peoples's fronts & Current Eritrea-
Mr Nur Ahmed (from Eritrea Afar National Congress)
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
Sat, 14 July 2018
ሓው ኑር ኣሕመድ (Eritrea Afar National Congress) ናይ ሎሚ ዕዱም ጋሻና ኢዩ። ኣርእስቲ ሰሚናርና "ሓድነታዊ ጉባኤ ናይ ክልተ ውድባት ዓፋርን ህሉው ኩነታት ሰላም ኤርትራን ኢትጽያን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። Mr Nur Ahmed (from Eritrea Afar National Congress) is our guest speaker today. He will deliver seminar on "Unity Congress of Two Afar Peoples's fronts & Current Eritrea-
1ይ ክፋል (14-
3ይ ክፋል (14-
14/07/2018 13:36 PM
ናይ ሓደ ግላዊ ትካል ወይ ኩባንያ መራሒ ንምዃን ተወዳዲርካ ኢኻ ትረኽቦ፡፡ ኣወዳዲሮም ነቲ ዝበለጸ ዝመርጹ ከኣ ኣባላት ቦርድ ናይቲ ትካል ወይ ኩባንያ ኢዮም። ኣነ ኣብ ሓደ ደቀይ ዝምሃርሉ ቤት ትምህርቲ (ኣብ ዓዲ እንግሊዝ) ከም ኣባል ቦርድ ኮይነ ዘገልገልኩሉ ጊዜ ነይሩ። ሓደ እዋን እታ ሓላፊት ቤት ትምህርቲ ዝነበረት ስለዝሞተት ዝትክኣ ንምንዳይ በቲ ልሙድ ኣገባብ ክፉት ቦታ ከምዘሎ ስለዝተቓልሐ ብዙሓት ደለይቲ ስራሕ ኣመልኪቶም። ኣባላት ቦርድ በቲ ዘቕረብዎ ጽሑፋት ተመርኵሶም ንሰለስት ካብኣቶም ብቐረባ ንምግምጋም ብኣካል ክረኽብዎም ዕድመ ገይረሙሎም። ነፍሲ ወከፍ ቦርድ ኣባል ዝጥቀመለን መምዘኒ ነጥብታት፡ ደረጃ ትምህርቲ፡ ተሞክሮ፡ ወጅሃት (personality) ወዘተ ዘጠቓልሉ ነይሮም። ብኸምዚ Read more
14/07/2018 13:36 PM
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ስ ውልቀ መላኺ፣ ነዛ ኩሉ ዝምነያ ኩሉ ዝደልያ፣ ንዕኣ ኢሉ ደም ዝኸፈለ ህዝብና ሕጂ ከም ትማሊ ብሽም ሰላም ክማቓቐል ክትርኢ ከለኻ፣ ስነ-
13/07/2018 00:33 AM
ብወገን ኤርትራ ኣሳታፊ ዝኾነ ንጹር ሓበረታ የለን'
[VOA ትግርኛ]
ካብ መስረቲ ገድሊ ናጽነት ኤርትራን፡ ኣባል`ቲ ጉጅለ-ዛሕቲኡ ኣባሉ ዝተኣስረን ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ እቲ ኣዕናዊ ኩናት ምብቅዑን፡ ብኢትዮጵያ ዝተወስደ ስጉምቲ ምትግባር ኮሚሽን ዶብን ጽቡቕ `ኳ እንተኾነ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝግበር ዘሎ ኣካይዳን ዝውሃብ ዘሎ ምላሽን ግን እቲ ክንጽበዮ ዝጸናሕና ኣይኮነን ይብል ። ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል። Read more
13/07/2018 00:33 AM
A call to all my fellow Eritreans.
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
13/07/2018 00:33 AM
ኣቐዲመ ነዚ ኣብዚ ግዜ`ዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተቐልቀለ ሓድሽ ታሎቲካዊ መቐይሮ (historical change) ኣብ ግምት ብምእታው ንህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ንህዝብታት ቀርኒ ኣፍርቃን “ዮሃና ዮሃና ያሃና” ክብል ከሎኹ፡ ብፍላይ ከኣ ነቲ ኣብ ወርሒ ጉንበት ናይ 1998 ኣብ መንጎናን መንጎ ኢትዮጵያን ብምስምስ ናይ ባድመ ተባሂሉ ብወያነ ዝተኣልመን ዘበገሱዎን ዘይተደልየ ኲናት ነቲ ብሃይለ ስላሴ ይኹን ንዑኡ ዝተከአ ብመንግስቱ ሃይለማርያም ዝምራሕ ስርዓት ደርግን ኣብ …Read more
11/07/2018 16:06 PM
ሎጋሪዝም(Logarithm)ዶ፣ ወይ ኣልጎሪዝም(Algorithm)
እዚ ኣርእስቲ ሂበዮ ዘለኹ ናይ ማተማትክ/ኣልጀብራ ቃላት ኮይኑ፣ ሎጋሪዝም ርትዓዊ ኣታሓሳስባ ወይ ትንታነ/ኣፋታትሓ ዝኽተል፣ ብሓጺሩ ትኽክል ዝኽተል ፍታሕ ኣጋባብ ኮይኑ፣ እቲ ኣልጎሪዝም ዝብል ክኣ ሕልኽልኽ ዝበለን ዝተፋላለየ ምጽንባራት እናገበርካ ፍታሕ እተናድየሉን ኣሸጋሪን ጹንኩር ኣጋባብ ዝተመስረተ ኣጋባብ ዝኽተልን ዑምቀት ናይ ማተማትክ ብቕዓት ዝሓትት ኢሎም እዮም ዝገልጽዎ ናይ ሕሳብ ተማራመርቲ። እዚ ኾይኑ ካብ ግዜ ፒታጎራ ዝተጀመረ ኣልጅብራዊ ኣሳራርሓ ዝቕጽል ዘሎን ዝቕጽልን ምዃኑ ንምፍላጡ ዝኣክልን ነቲ ክስፍሖ ዝደሊ ሓሳብ ይጠቅምን ኢለ እየ። ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ ክመጸኒ ይኽእል ይኸዉን፣ መልሱ እዚ ሕጂ ገኒኑ ዝዝረበሉ ዘሎ ተደመሮ እናበልካ ዘገርም ስነ ሓሳብ ዝነቐለን፣...Read more
11/07/2018 16:06 PM
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝነብሩ ግዱሳት ገዳይም ተጋደልቲ ናይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ.) ዳግመ-
ንኽፍጠር ቅድሚ ሽዱሽተ ዓመት ብዝወሰድዎ ተበግሶ፣ በብዓመቱ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ክካየድ ጸኒሑ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ድማ ኣብ ከተማ ኦክላንድ፣ ካሊፎርንያ ንሻድሻይ እዋን ካብ 22 ክሳብ 24 ሰነ 2018 ዓ.ም. ተኻይዱ።
ናይዚ ዓመት’ዚ ዳግመ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
09/07/2018 20፡15 PM
ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣዋጅ ሓባራዊ ሰላምን ምሕዝነትን ከምዝኸተማ፡ ብመንግስታዊ መራኸቢ ብዙሓን (ኤሪ-
(1) ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ሃዋህዉ ኵናት ምብቃዕን ሓድሽ ምዕራፍ ሰላምን ምሕዝነትን ምምስራትን
(2) ክልቲኤን ሃገራት ኣብ ፖለቲካ፣ ማሕበረ-
(3) ምንቅስቓሳት ንግዲ፣ መጓዓዝያን ቴሌኮምዩኒኬሽንን ናብ ንቡር ምምላስን ዲፕሎማሲያዊ ርክባትን ንጥፈታትን ምሕዳስ
(4) ዉሳነ ኮሚሽን ዶብ ምትግባር
(5) ዞባዊ ሰላም፣ ልምዓትን ዉህደትን ከረጋግጻ ብሓባር ምስራሕ ዝብሉ ሓሙሽተ መትከላት ስምምዕ ይርከቡዎም።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ሎሚ ዕለት 09 ሓምለ 2018 ናብ ሃገሩ ተፋንዩ።
ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ናብ ዘላቒ ሰላም፡ ጉርብትናን ምዕባለን ዝመርሖም ክኸውን፡ ስኒትና.ኮም ዘለዋ ትምኒት ትገልጽ።
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
08/07/2018 19፡07 PM
Seminar by: Memhr Temesgen Kahsay
At Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ቀዳም 08 July 2018
ናይ ሰንበት 08 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡ መምህር ተመስገን ካሕሳይ ኢዩ። ተመስገን ሒዙዎ ዝመጽእ ኣስተምህሮ “ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ንቕሓት ህዝብናን ” ዝብል ኣርእስቲ ኢዩ ክኸውን። መምህር ተመስገን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Social media): ከይተሓለለ ብጽሑፍን ብቪድዮን ዝስነ ማዕዳን ኣስተምህሮታትን ክህብ ዝጸንሐ ኣብነታዊ መንእሰይ ኤርትራዊ ኢዩ። ኣብዚ ሕጂ ዘካይዶ ሰሚናር ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
1ይ ክፋል (08-
08/07/2018 17፡25 PM
ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ ክነቦን ክፈልጦን ዝግባእ እምበረመጠን ኣገዳሲ ጽሑፍ! ጉዳይ ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዘተ ዘይኮነስ ብሕጊ ጥራይ ከም ዝፍታሕ ኣነጺሩ ዘርኢ ኣዝዩ ኣገዳሲ ጽሑፍ!
‘ኣቦይን ኣባሓጐይን (ራእሲ ስዩምን ራእሲ መንገሻን) ኣብቲ ቦታ ኣንበሳ ስለ ዚቐተሉ ንኽብሮም እዚ ቦታ ብጭቅነት ከማሓድሮ’የ!’ ቃል ኣመሓዳሪ ትግራይ ነበር ዳግማይ ራእሲ መንገሻ ስዩም።
ግጭት መትበር (ዶብ) ኤርትራን ኢትዮጵያን ቅድሚ 1950 ዓ.ም. ከም ዝፈለመ’ዩ ዝፍለጥ። ሻቡ ኣብ Read more
08/07/2018 15፡27 PM
ኣቀባብላ ቐዳማይ ሚኒስተር ኢትዬጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ (08 July 2018)
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
08/07/2018 02፡32 AM
[africanews ]
Streets in the Eritrean capital Asmara have been lined with several banners welcoming the Ethiopian prime minister, Abiy Ahmed, who is expected to make a historic visit to the country.
The US Chief of Mission in Asmara, Natalie E. Brown tweeted pictures of several Ethiopian flags hoisted alongside Eritrean flags and banners reading ‘ Welcome Dear Brother Abiy Ahmed’ which she added were written in English, Amharic, Tigirinya and Oromiya. Read more
07/07/2018 22፡26 PM
ኣወንታውን ኣሉታዊን ጽልዋኡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን።
Ethiopia-
its impacts on the People of Eritrea.
At Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ቀዳም 07 July 2018
ናይ ቀዳም 07 July 2018 ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ ኢዩ። ክብሮም ዳፍላ፡ ገዲም ተጋዳላይ፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ቀንዲ ትካላት ህዝባዊ ግምባርን መንግስቲን ዘገልገለን ዝተሞኮረን፡ ኣብ ዝሓለፋ 10 ዓመታት ድማ ብቐጻሊ ህዝቡ ንምንቃሕ ዝሰርሕ ዘሎ ኤርትራዊ ምሁር ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ኣስተምህሮ “መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ኣወንታውን ኣሉታዊን ጽልዋኡ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን” ዝብል ኣርእስቲ ኢዩ ክኸውን።
1ይ ክፋል (07-
3ይ ክፋል (07-
07/07/2018 22፡26 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Mem Zeru Gebreyesus
ናይ ቀዳም 07 July 2018 መደብ
ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዓይኒ ንጋባእ Eritrea-
ናይ ቀዳም ዕለት 07 July 2018 መደብና ዕዱማት ኣጋይሽና ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። መደብና ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተኮረ ኾይኑ ንጋባእ ነዚ ብኸመይ ይርእዮ ዝብል ኢዩ። Saturday, 07 July 2018, our guests would be Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. Discussion Topic will focus on Current Eritrea-
1ይ ክፋል (30-
07/07/2018 00፡26 AM
እዚ ቪድዮ’ዚ፡ ድምጺ ኣሰና፡ ብዕለት 06 ሓምለ 2018፡ ምስ ኣብ ስደት ዝርከቡ ተወለድቲ ህዝቢ ኣኽራን ዘካየዶ ቃለመጠይቕ ኢዩ። ብተማሳሳሊ፡ ዕለት 07 ሰነ 2018፡ ራድዮ SBS ን=ምስ ተወላዳይ ህዝቢ ጾሮና ዝተኻየደ ቃለመሕትት ነይሩ (ኣብዚ ርአ)። ኣብ ሸነኽ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ህዝቢ ወረዳ ኢሮብ እቲ ውሳኔ ዶብ ኢትዮ-
ክልቲአን መንግስታት (ኤርትራን ኢትዮጵያን)፡ ህዝቢታት ክልቲኡ ሸነኽ ዝሳተፈሉ ዕድል ምስዝኸፍታ፡ ነቲ ናይ ዶብ ሽግር ክፈትሑዎ ጸገም የብሎምን። እዚ ጉዳይ ዚ፡ ጎሲኻዮ ክሕለፍ ዘይግብኦ ሕቶ ኢዩ። እቲ ኣብ ሃገረ-
ዮውሃንስ ጸጋይ
05/07/2018 22፡57 PM
ሰላም ንኹሉኹም ተኻታተልቲ ወይብ-
ብዕለት 24/ሰነ/2018 ብመገዲ ሳይበር ኣቢሉ፣ ባይቶ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብምኽንያት በዚ ኣገዳሲ ውዕውዕ ኩነታት፣ተጋሂዱ ዘሎ አብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፍሻ ብፍላይ ክኣ ኣብ ሞንጎ ጎራባቢቲ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርኤ ዘሎ ምዕባለታት፣ ካብኡ ዝነቀለ ሰልፍና ክኽተሎ ዝጸንሐን ዘሎን ኣጋባን ንዝመጽእ ከማልኦ ዘለዎ ስትራተጂን፣ ፖለቲካው ውጥንን፣ ክማላእ ዘለዎ መደበ ዕዮታት ምዝታይን፣ ሰነደ-
05/07/2018 22፡57 PM
ብዕለት 2 ሓምለ 2018 ኣኼባ ሰዲህኤ ዞባ ኤውሮጳ ተኻይዱ። ንካልኣይ ግዜ ስሩዕ ኣኼባ ዘካየደ ዞባ ኤውሮጳ ሰዲህኤ፡ ብኣቦ መንበር ዞባ ኤውሮጳ ሓው ሓምድ ድራር ንመላእ ኣባላት እንቋዕ ደሓን መጻኹም ድሕሪ ምባል ህሉው ኩነታት ሰዲህኤን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 6 ኣዋርሕ ሰልፊ ዘካየዶ ንጥፈታት መግለጺ ኣቕሪቡ ብተወሳኺ ኣብ’ቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ኣባላት ፈጻሚት ሽማግለ ተወሳኺ ምብርሂታትን ሓበሬታን ንተሳተፍቲ ሂቦም። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
05/07/2018 19:06 PM
ዳግመ-
ዳግመ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
04/07/2018 22:45 PM
ኣደታትና ናብ ሕርሲ ክቐርባ እንከለዋ እታ ባህሪ ባዕላ እያ ትነግረን። እቲ ኣብ ማህጸን ዝርከብ ዕሸል እውን መን ከም ዝነግሮ እንድዒ፡ ካብቲ ምዉቕ ሰፈሩ (ማህጸን) ክወጽእ ይዳሎ። ርእሱ ንቕድሚት ናብቲ መውጽእ ባብ የጋድሞ’ሞ ንምውጻእ ኢሉ ነቲ ባብ የንዃሕኲሕ። ቅልጥፍ ኢላ መታን ክተርሕወሉ ነታ ኣደ ጸቕጢ ይገብረላ። እታ ኣደ እውን በቲ ኣብ ሰውነታ ዝፍጠር ኣካላውን ሆርሞናውን ለውጥታት መዓልቲ ወይ ሳዓት ከም ዝቐረበት ብኣጋኡ ትፈልጥ እያ። ቀሰይ ኢላ ድማ ናብቲ ቅድመ-
04/07/2018 19:38 PM
ኣብዚ ቕንያት “ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ እዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ዘይወግዓዊ መንግስቲ ኣብ ድርድር ከይኣቱ ክዕገት ኣሎዉ” (Prime Minister Abiy Ahmed of Ethiopia should be stopped from engaging with the illegitimate regime in Eritrea) ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ መርበባት ኣሰናን ስኒትናን ብሽመይ ዝወጸ ጽሑፍ ነይሩ። ምስኡ ተታሒዙውን “ምዕባለ ኤርትራ እግሪ ንምትካል ዘድሊ ዕጥቅን ቃልስን” ዘርእስቱ ኣብ ሓምለ 1991 ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ዋዕላ/ጉባኤ ንኽቐርብ ዝተዳለወ ግንከ ብኣዳለውቲ አቲ ኣኼባ ዝተኸልከለ ኣገዳሲ ጽሑፍ ኣሎ፡፡ ኢለ ነይረ ምባል ዘይምዕሩይ ዘረባኳ እንተኾነ፡ ብድሕሪኡ ብዝሰዓበ ኩነታት ግና ሓቅነት ኣብቲ ዝተጠቐሰ ጽሑፍ ዝተላዕለ ነጥብታት ተረጋጊጹ ኣሎ፡፡ Read more
02/07/2018 20:18 PM
ብ’ ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፡ Mr Redie Kifle (Bashay)
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Monday, 02 July 2018
ሓውና ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)፡ ሎሚ ሰኑይ 02 July 2018: “እዋናዊ መድርኽ ኤርትራ” ብዝብል ኣርእስቲ ሰፊሕን እዋናዊን ኣስተምህሮ ሂቡ። ኣብዚ መደብ ዚ፡ ነቲ ኤርትራ በጺሓቶ ዘላ ህሉው መድርኽ (ኩነታት)፡ እንከላይ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝምልከት እዋናዊ ምዕባለታት፡ ብመንጽር፡ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊን ዲፕሎማሲያዊን መዳያት ድሕሪ ምትንታን፡ ናብቲ እንታይ’ከ ክንገብር ኣሎና ዝብል ኣተኲሩ መብርሂታት ሂቡ። Mr Redie Kifle (Bashay) gave Educational Seminar, on Current Stage of Eritrea, at Eritrea Hdri Jeganuna, on 02 July 2018. In his seminar, He looked at Current stage (situation) of Eritrea and gave detailed political, social, economic and diplomatic analyses, including on current Eritrea and Ethiopia relations. In his final session, he indicated gave his views on WHAT IS TO BE DONE.
1ይ ክፋል (02-
01/07/2018 22:18 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 01 July 2018 መደብ
ሓርበኛ ገረዝጊሄር ወልዱ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ኣብ 1965-ለ ምስ በዓል ወልዳይ ካሕሳይ ዝነበረን ምስቶም ብ"ሓሙሻይ መስርዕ" ተባሂሎም ዝጥቀሱን ኢዩ። ብዙሕ ዘይተነግረሉ ታሪኽን ተሞኩሮኡን የዕልል።
Veteran Gherezghiher Woldu, joined ELF in 1965-
1ይ ክፋል (01-
ንምስታፍን ዝሓለፈ ንምስማዕን፡ ኣብዚ ጠውቑ።
01/07/2018 22:18 PM
and new developments in The Horn
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና
Sunday, 01 July 2018
ኣያናን ኣቦናን ሓርበኛ መሓመድ ብርሃን ብላታ፡ ሎሚ ሰንበት 01 ሓምለ 2018፡ ዕዱም ጋሻና ኮይኑ፡ "ህሉው ኩነታት ኤርትራ -ብርሃን ብላታ፡ ካብ 1963 ናብ ሜዳ ዝተሰለፈ ገዲም ሓርበኛ ኢዩ።
Our guest today 01 July 2018 is Veteran Mohammed Berhan Blata. He delivered seminar on: Current Eritrean situation, and new developments in The Horn. M.B. Blata is long serving veteran who joined the liberation struggle, since 1963.
1ይ ክፋል (01-
01/07/2018 14:38 PM
ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት (ኣቶ ስዩም ተስፋይ) ከምኡውን ቢልዮነር በዓል ጸጋ (ኣቶ ዳዊት ገብረእግዚኣብሄር)
ምስ ራድዮ ጽናት (TSENAT RADIO)፡ ኣብ ህሉው ምዕባለታት ኢትዮ-
[Solomon Tekaligne]
TSENAT RADIO የሰብአዊ መብት ተከራካሪዉ ስዩም ተስፋዬ እና ቢልየነሩ ዳዊት ገብረእግዚያብሄር ከፅናት ራድዮ ጋር ያደረጉትን ቃለምልልስ እናዳምጥ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |