|
|
31/08/2018 20:45 PM
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
31/08/2018 20:45 PM
Eritreans are known to speak truth to power and look straight at the mortar of the enemy and die standing.
Speaking truth to power can be morphed. But speaking the truth of one’s convictions means to say something those in authority might not like and do not want to hear. Can we successfully speak truth to power? I have no doubts when it comes to Eritreans. Read more
31/08/2018 20:45 PM
Russia plans investment in Eritrean port
ሩስያ፡ ድሕሪ ርክብ ሚኒስተራት ወጻኢ ምግባሮም፡ ኣብ ወደባት ኤርትራ ወፍሪ ክትገብር ትውጥን ኣላ።
[www.africanews.com]
Russia is set to make investments in a port in Eritrea as Moscow enters talks to set up a logistics centre in the Horn of Africa nation.
RIA news agency cited Foreign Minister Sergei Lavrov as disclosing the move on Friday during a meeting with his Eritrean counterpart Osman Saleh. Read more
31/08/2018 02:53 AM
Demonstration in Geneva, Switzerland
ጸብጻባት ኣብ ዝበጽሓና እዋን ተኻታቲልና ከነቕርበልኩም ኢና፡ ተማላሊስኩም ናብዚ ገጽ'ዚ ብጽሑ።
We will follow the event and share the live reports as received, keep visiting this link. Read more ኣብዚ ጠውቑ።
29/08/2018 04:50 AM
[One Nation Eritrea -
The Ethio- peace talks are encouraging but for a lasting peace to take root, it must be based on clear understanding and respect for each other's values. Here is One Nation's video message to Ethiopian PM, Dr. Abiy Ahmed.
28/08/2018 23:50 PM
ዘተ ምስ ኣቦወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃነስ፣ ኣብ ኣጋዳሲ ዝኾነ ዛዕባ፣ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝዛተየሉን ዝዋስእሉን ዘሎ ክኸዉን እዩ፡፡
ከም ኣርእስቲ ውዳበ እንታይ ማለት እዩ? ጠቕሚ’ኸ ኣለዎ ድዩ? ምስ እዚ ሕጂ ገኒኑ ዝዝረበሉ ዘሎ ሓበራዉን ሓድነታዉን ቃልሲ ብኸመይ ይዛመድ ?
እተን ተወዲበን ዘለዋ ውድባትን ዘለዋ ውድባትን፣ ምንቅስቓስን፣ ሲቪካዊ ማሕበራት ብዙሕ ተቐባልነት ኣይረኽባን ስለምንታይ? ዝብል ክኸዉን ከሎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይን ካልኣይን ምይይጥ/ዘተ ብኣንበብቲ ተገዳስነት ከም ዝረኸበ ዝሳሓት ኣይኮነን። Read more
1ይ ክፋል (08-
27/08/2018 22:55 PM
ብዛዕባ፡-
ኣብ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ኣትላንታ(Aug 2018)
ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት (Dec 2010)፡ 'ኪኖ’ቲ ጸቢብ ኣጠማምታ ከነማዕዱ ኣሎና' ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ሓጺር ጽሑፈይ ኣብ መርበብ ሓበሬታ፡ መስከረም.ኔት ከምኡውን መርበብ ኣሰና.ኮም ወጺኡ ነይሩ። ገለ ካብቲ ሽዑ ዝነበረኒ ትምኒት ኣብቲ ጽሑፈይ ተንጸባሪቑ ነይሩ፡-
26/08/2018 20:53 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 26 Aug 2018 መደብ
The Meaning of Change in Our Situation
ኣብዚ ኣርእስቲ'ዚ ምስ ሰማዕቲ ዝዝቲ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ኢዩ። Our invited guest discussing on the above topic is Mr Kidane Hagos.
23/08/2018 23:53 PM
ቅድሚ ሓሳበይ ምጅማር፡ ንድምጺ ኣመሪካ መደብ ትግርኛ ከመስግኖም ይደሊ። ነዚ መበገሲየይ ዝኾነ ቃለመሕትት ምስ ናትናኤል ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ምክያድኩም፡ ንብዙሓት ኤርትራውያንን ኣብ ስደት እንርከብን ከተባብዕ ዝኽእል ኣብነት ኢዩ። ቀጽሉዎ ድማ እብለኩም። ካብዚ ብዘይፍለ ድማ ንወለዲን ስድራቤትን ናትናኤል እንቋዕ ደስ በለኩም ክብል ኣፍቅዱለይ። ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ንመንፈሰይ ዘረስርስ ብምዃኑ ድማ ደስ ኢሉኒ። ኣብ ፈቐዶ መራኸቢ ብዙሓን ከምዚ ክርኢ ከሎኹ፡ ብተማሳሳሊ እሕጎስ። ብማዕረኡ ድማ፡ ዝኽሰሩ ክርኢ ከሎኹ ኣዝየ እሓዝን። Read more
19/08/2018 22:20 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 19 August 2018 መደብ Show
The Ethio-
ተኻታተልትና ከመይ ወሪሕኩም? ኣብዚ ናይ ሰንበት ዕለት 19 August 2018 መደብና፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክሕብርን ክዝቲን ምሳና ቀሪቡ ዘሎ፡ ናይ ሕጊ ምሁር ኣቶ ዮሴፍ ኣልኣዛር ካብ ቶሮንቶ ኦንታሪዮ ካናዳ፡ ኢዩ። Welcome all listeners. Today, Sunday 19 August 2018, our guest speaker is Mr Yosief Alazar from Toronto Ontario Canada. Mr Alazar is a Law professional and he will give us account of the recent Festival in Toronto and he will also discus about The Ethio-
1ይ ክፋል: (19-
19/08/2018 13:40 PM
ERI-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና Sunday, 19 August 2018
9pm Asmara, 8pm Berlin, 7pm UK, 2pm NY
ሎሚ ሰንበት ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና፡-
1ይ ክፋል: (19-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
19/08/2018 13:40 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 19 Aug 2018 መደብ
በዓል 5 ነጥቢ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡
ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ዝዛተዩ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ኪዳነ ተስፉን ኢዮም። Our invited guests discussing on the topic above are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu.
18/08/2018 22:55 PM
Briefing about ‘Denver Manifesto’
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 18 August 2018
ሎሚ ቀዳም ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና፡- ወልደትንሳኤ፡ ሰለስተ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣለዉና። ብዛዕባ ማኒፈስቶ ደንቨር መግለጺ ክህቡና ኢዮም። ከምዝፍለጥ፡ ኣብ ወርሒ ሓምለ 2018፡ ኣብ ኣጋጣሚ ፈስቲቫል ደንቨር፡ ናይ ፖለቲካዊያን ውድባት ርክባት እውን ተኻይዱ ምንባሩ ዝዝከር ኢዩ። We have three invited guests on Saturday 18 Aug 2018: Dr Saleh, Dr Gebre Gebremariam and Mr Sengal Weldetnsae. They will brief us and discus about THE DENVER MANIFESTO. 1ይ ክፋል: (18-
2ይ ክፋል: (18-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
(English) (Tigrinya) (Arabic).
18/08/2018 04:13 AM
As a country and people, where were we? Where are we now? And where are we heading?
Thursday 16 August 2018 5.30 to 8.00 pm
You are cordially invited for a talk by Abeba Tesfagiorgis:
Topic: As a country and people, where were we? Where are we now? And where are we heading?
Organised jointly by Initiative of change, Network of Eritrean Women, Eritrean Education and Publication Trust (EEPT) and Eritrea Focus. See invitation here:…Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/08/2018 20:31 PM
Premier Abiy should draw a definitive line
between what is morally and legally
By Michael Abraha (14 Aug 2018)
TPLF/EPRDF have modernized Ethiopia. TPLF's enterprising plans to rebuild and beautify Addis Ababa, Bahir Dar, Adama, Hawasa and many other cities is one successful outcome of its endeavors. It is one proud legacy that can only be associated with the reign of TPLF just as the building of beautiful Asmara will always be attributed to Italian colonizers. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/08/2018 19.37 PM
My goal in writing this article is to make a case for the change of the undemocratic government led by Isaias Afeworki, the self-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/08/2018 18.57 PM
ግዝያዊት ጀነቫ ሰላማዊ ሰልፊ ኣዋሃሃዲት ኮሜቴ ሎንዶን
by "The Geneva Demo Adhoc Organising Committee, London-
Sunday 19 August 2018 (3:30 -
ብመሰረት እታ ናይ ጀነቫ እዋሃሃዲት ሽማግለ ብዝገበረቶ ጻዊዒት፣ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ ኣዋሃሃዲት ሽማግለ ሎንዶን ሕዝባዊ ኣኼባ ትጽውዕ ኣላ። ዕላምኡ ድማ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫን ግዜያዊ ወከልትኹም ንምምራጽን ምምያጥን ክኸውን ኢዩ። ኹላትኩም ግዱሳት ኣሓትን የሕዋትን ኤርትራውያን ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉን ንእትፈልጡዎም ሰባት ክትዕድሙን፡ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
12/08/2018 21:31 PM
ትማሊ ዕለት፡ 11 August 2018፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ እንርከብ ኤርትራውያን፡ "መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2018" ብክብ ዝበለ ኣገባብ ጸምቢልናዮ ውዒልና። እቲ ጽምብል፡ ኣብ ኣዳራሽ Initiatives of Change ዝተኻየደ ኾይኑ፡ ሰዓት 2 ድሕሪ-
12/08/2018 13.54 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 12 Aug 2018 መደብ
ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ዝዛተዩ ዕዱማት ኣጋይሽ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። Our invited guests discussing on the topic above are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu.
12/08/2018 02:35 AM
ኣብ ፓልቶክ ሩም Eritrean Dilalet Hallena
ኣብዚ ቀረባ ዓመታት፡ ብዙሓት ገዳይም ሓርበኛታትና፡ ሓደ ድሕሪ ሓደ፡ ተሞክሮኦምን ፍቕሮምን ከነስተማቕሮ ዕድል ከይረኸብና ይፍለዩና ኣለዉ። ዝበዝሑ ካብኣቶም፡ ዝውረስ ታሪኽ ብጽሑፍ ኮነ ብድምጺ ሰኒዶም ዝሓደጉ ኣዝዮም ውሑዳት ኢዮም ክኾኑ ዝኽእሉ። ሓርበኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ፡ ካብ 1963 ኣትሒዙ ምስ ተሓኤ ተወዲቡ ዝተቓለሰ፡ ኣብ 1966 ድማ ሜዳ ኤርትራ ዝተሰለፈ ሓርበኛ ኢዩ። ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ኣብ ትሕቲ ሕክምና ኣብ ጀርመን ብዕለት 30-
1ይ ክፋል (11-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/08/2018 07:03 AM
on the Ethio-
أصوات الإريتريين الذين يعيشون في تورونتو كندا
على اتفاق السلام من إثيوبيا -
Sunday July 22, 2018 (Report ጸብጻብ)
All Eritrean-d Eritreans living in the environs of Toronto are strongly urged to attend the event so that we act in unison to the most recent developments in our country and the dangers hovering over it these days. For details, please note the following: Read more
09/08/2018 14:24 PM
[BBC ትግርኛ]
ኣብ ኣመሪካን ኣውሮጳን ዝነብሩ ተመሳሳሊ ሓሳብ ዝጸንሖም ተጋደልትን ውፉያት ሓፋሽ ውድባትን ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባርን ሃገራውያን ተቓለስቲ ኣብ ሰነ 2016 ሃገራዊ መዓልቲ ሓርበኛታት ክህሉ ወሲኖም ፈላሚ ዝኽሪ ጸምቢሎም ዓመታዊ ይቕጽሉዎ ኣለው። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
08/08/2018 17:46 PM
Eritrea Festival Frankfurt 2018
[ERI-
ኣብ መጀመሪያ ሰሙን ወርሒ ነሓሰ 2018 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት (ጀርመን)፡ ብ’EPDP ዝተወደበ ልሙድ ዓመታዊ ፈስቲቫል ተኻይዱ። እዚ ፈስቲቫልዚ፡ ወከልቲ ዝተፈላለያ ውድባትን ማሕበራትን ዝተሳተፉዎ ኾይኑ፡ ኣገደስቲ ሰሚናራትን ጽሑፋትን እውን ቀሪቡ ነይሩ። ገለ ካብቲ ዝረኸብናዮ ጸብጻባት፡ ኣብዚ ጠሚርና ኣቕሪብናልኩም ኣሎና፡-
08/08/2018 17:46 PM
[Radio Erena ]
ኣብቲ ብተኽታታሊ ሰኑይ ሰኑይ ኣብ ራድዮ ኤረና ዘቕርቦ መደባት፡ ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት ሓበሬታ ኣስተምህሮን የቕርበልና ኢዩ። ኣብዚ ናይ ሰኑይ ዕለት 06 August 2018 መደብ፡ ንህሉው ክነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ፡ ኣብዚ እዋንዚ ኤርትራዊ ከልዕሎ ዝግባእ ጭርሖታት ዘርዚሩ ኣቕሪቡዎ ኣሎ። …Read more
08/08/2018 17:46 PM
[Asmarino.com ]
08/08/2018 17:46 PM
25/03 ዓለምለኻዊ መዓልቲ፡ ግዳይ ንግዲ-ት ዝጠሓሉላን፣ ንኣስታት 400 ዓመት ብዘይምቁራጽ ዝቕጽል ዝነበረ፡ ብቓልሲ እቶም ብሓይሊ ባሮት ዝኾኑ ዝተቛረጸ፣ ግናኸ መልክዑ ለዊጡ ዝቕጽል ዘሎ፣ ነዚ ነገር ንምቅላሱን፣ ነቲ ዝተቛረጸ ንምዝካርን እዛ ኣብ ላዕሊ ተጻሒፋ ዘላ ዕለት ክትብዕልን፣ መዓልቲ ዘተን ዝኽርን መተሓሳስቢን ክትከዉን ወሲኑስ ዓመት መጸ፣ አብ ኹሉ ሃገራትን መጋባእያታትን፡ ድርጅታት ኣዳባባይን፣ ብመልክዕ ዘተ ይኹን ቲያትር፣ መደረታት፣ ሰላማዊ ሰልፍታት፣ ብምዝውታር ብዕምቆት በቢ ዓይነቱ ምውሳእ ይርአ። …Read more
07/08/2018 22:41 PM
ዕድመ ንጽንብል
ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ
رسالة دعوة
"يوم المحاربين الإريتريين 2018"
يوم السبت 11 أغسطس 2018
لندن، المملكة المتحدة
Invitation
London, UK
On Saturday 11th August 2018
(2:00 to 6:00 PM)
05/08/2018 23:52 PM
መልእኽቲ ናብ ፌስቲቫል ስቶኮልም ዝተሳተፉ ፖለቲካዊ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን
ካብ ዕለት 20 ክሳብ ዕለት 22 ሓምለ ኣብ ስቶኮልም ብዙሓት ወከልቲ ውድባትን፥ በርጌሳውያን ማሕበራትን ምሁራትን ዝተሳተፍዎ ፈስቲቫል ከምዝተኻየደን ከም ውጽኢት ናይቲ ኣብኡ ዝተካየደ ምርድዳእ ድማ ኩሎም ዝተሰማምዕሉ ናይ ሓባር መግለጺ ኣውጺኦም ኣብ ናይ ዜና ማዕከናት ኣንቢበ። ኣብ ፈስቲቫል ስቶኮልም ዝተሰታፉ ውድባትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ቁጽሮም ብርክት ዝበለ ምንባሩ ካብቲ ዝሓለፈ ፈስቲቫላት ፍሉይነት ከምዝነበሮ ዝሕብር'ኳ እንተኾነ እቲ ቀንዲ ፍሉይነት መሲሉ ዝተራእየኒ ግን ካብቲ ፈስቲቫል ብናይ ሓባር መግለጺ ምውጽኦም ኢዩ።" ...Read more
04/08/2018 21:22 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Saturday 04 Aug 2018 መደብ
ቃልሲ ንጋባእ፡ ኣብዚ ህሉዊ ኩነታት ሃገርናን መስርሕ ሓድነት ህዝብናን፡
Ngabae on the process of our unity and the Current stage of Eritrea.
ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኣቶ ያዕቆብ እድሪስን ኢዮም። Our invited guests are Mr Kidane Hagos, Mr Kibreab Tesfu and Mr Yacob Idris.
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
04/08/2018 17:34 PM
[epdparty.com]
እዚ ክሳብ ሕጂ ብክልተ መንግስታት ተበጺሑ ዘሎ ውዕላትን ስምምዕን ሓደን ኣገዳስን ወፍሪ ርእሰማል ብዝምልከት’ዩ። እዚ ጉዳይ ብወገን ኤርትራ ክረአ እንከሎ ምድላዋት ዘይተገብረሉ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ንኢትዮጵያዊ ርእሰ ማል ክወዳደር ዝኽእል ክፋል ህዝቢ ኤርትራ ዘይምህላዉ እዩ። ምኽንያቱ ኣብ’ዚ ዝሓለፈ 27 ዓመታት ብሕታዊ ወፍሪ ርእሰማል ብዝተፈላልየ ምኽንያታት ተደቝሱ ዝተዳኸመን፡ ብሰንኪ ምሕደራ ህግዲፍ ኣብ ዘይሕጋዊ ነጻ ዕዳጋ ውድድር ተሳዒሩ ዝወጸ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኤርትራዊ ብሕታዊ ወፍሪ ንምድኻ ብህግዲፍ ዝወጸ ፖለቲካዊ መደብ ዝተገለፈ’ውን’ዩ። ምልካዊ ስርዓት ህግዲፍ ኣብ ኩሉ ጽፍሕታት ወፍሪ ብሕታዊ ርእሰማል ኣብ ገገለ ብሙሉእ ኣብ ገገለ ብሽርክነት ኢድ ኣእታውነትን ብምውድዳር ኣደዳ ክሳራን ዕዳን ገይርዎ’ዩ።
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
04/08/2018 13:15 PM
ሓርበኛ ተለዓል ኣልዕሎ ሻምላኻ፡
ክማላእ ኣለዎ ፍረ ናይ ቃልስኻ፡
ጠላማት ህ.ግ.ዲ.ፍ ቆጽዮሞ ሸቶኻ፡
ፍጹም ንኽኸዉን ጽኑዕ ዕላማኻ፡ Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
03/08/2018 20:25 PM
ምቕናይ ማሕረዶ ግናይ?
ኣብ ኣጋ መወዳእታ ናይ 1982 ዓ/ም ሓደ ብውትድርና ዘይሕመ ግን ከኣ ኣዝዩ ኣሸጋሪ ጠባይ ዝነበሮ ተጋዳላይ ካብ ዞባ ምብራቕ ሃዲሙ ስዑዲ ይኣትወልኩም። ኣብ 1988 ዓ/ም ድማ ይጥረዝ`ሞ እንደገና ኣብ መሳርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ይጽንበር። ድሕሪ ምፍራስ ናዶው እዝ ምስ ገለ ክፍልታት ናይ ውድብ ናብ`ቲ ኣሃዱና ዝነበረቶ ቦታ ስለ ዝተንቀሳቐሰ ንገለ ንጣር ካብ ኣባላት መበቈል ደቂ ኣሃድኡ ነበር ዝኾና ይረኽበና። ናይ ብሓቂ ድማ ይሕጐስ`ሞ `ኣነ ዕድለኛ እየ ምስዂም ናይ ቀደም ብጾተይ ምርኻበይ ደስ ኢሉኒ እናበለ ሽኸርከር ይብል። Read more
02/08/2018 20:36 PM
Challenges of Peace and Friendship between Eritrea and Ethiopia
[Eri-
Eritrea- change from a protracted state of bitter hostility into a state of overzealous peace and friendship. This is the outcome of a series of sudden and dramatic events:
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
02/08/2018 19:24 PM
ክቡር ዶ/ር ዓቢይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚኒስተር ፈደራል ዲሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ፣ ኢትዮጵያ
ክቡር ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ታሕቲ ክታምና ዘንበርና፣ ኣብ ዲያስፖራ እንርከብ በርጌሳዊ ማሕበራትን ህዝባዊ ምንቅስቓሳትን ኤርትራ፣ ነዚ ዝስዕብ መልእኽቲ ብኽብሪ ነቕርብ፦ Read more
02/08/2018 19:24 PM
رئيس وزراء جمهورية إثيوبيا الاتحادية الديمقراطية
نحن منظمات المجتمع المدني والحركات الشعبية الإرترية
في المهجر الموقعون على هذا الخطاب نود أن
02/08/2018 19:24 PM
Eritrean Civil Society Organizations and Grassroots Movements -
Your Excellency:
We, the undersigned Eritrean diaspora civil society organizations and grassroots movements, are writing, first, to express….Read more
01/08/2018 23:22 PM
in London, UK In-
ነዚ ኣብ መንጎ ህግደፍን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝግበር ዘሎ ዘይንጹር ርክባትን ዘሎና ስክፍታታት ንምግላጽ ንዕለት 4/08/2018 ካብ ስዓት 14:00 ስጋብ 17:00 ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ብኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ከተማ ሎንዶን፣ ኣብ ኣፍደገ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተዳልዩ ኣሎ። ኩላትኩም ኤርትራውያን የዕሩኽ ኤርትራን ናብዚ ሰላማዊ ሰልፊዚ ክትጽምበሩና ንዕድም። Read more
01/08/2018 23:22 PM
THE OBJECTIVE REALITY OF OUR SURROUNDING
Life in this world has become uncertain erratic and unpredictable and subsequently people get confused and puzzled by the way things and situations have been happening around us. The way we perceive the world is entirely up to us. The reality we perceive is the reality we want to perceive and it is posible that what is perceived has nothing to do with the truth. Our perception of objective reality is dependent on how we choose to use our vital senses and mind effectively...Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |