|
|
30/09/2018 23:40 PM
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
27/09/2018 01:12 AM
ሳልሳይ ክፋል
ንጉስ ምንሊክ ቀንዲ መጻርርቲ ሃጸይ ዮሃንስ ብምዃን፡ ሃጸይነት መላእ ኢትዮጵያ ንምውራስ፡ ዘየካየዶ ጐስጓሰ ኣይነበርን፡ ሕሉፍ ሓሊፉ ብትግራዋይ ኣይግዛእን ብምባል ሸፈተ፡ ሃጸይ ዮሃንስ ከምበርክኾ ንሽዋ ኣምርሐ፡ግንቦት 1879 ሰራዊት ክልቲኦም ምስ ተፋጠጡ፡ እምኒ ኣብ ክሳዱ ተሸኪሙ ብበጠብጥ ምሓሩኒ ክብል ናብ ቅድሚ ሃጽይ ኣምበርከኸ። ነዚ ስጉምቲ ኣይግብርን ኢልካ ድሓር ምሕረት ምሕታት፡ ሓይሊ ሃጸይ ዮሃንስ ብምብራቕ ብጥላያን፡ ብሰሜየን ብግብጺ፡ ብምዕራብ ብማህዲ እናተጋፈጠ እንከሎ ንምድኻም፡ ናይ ሃጸይነት ሕልሙ ንምትግባር ዘውጽኦ ስልቲ ኢዩ ዝነበረ።ሃጸይ ዮሃንስ ግን ርህሩህን ሃይማንታዊ ስለ ዝነበረ ይቕረየልካ ኢሉ ንግስነት ናይ ሽዋ ይጠበቐልካ ብምባል፡ ንግስነት ኢትዮጵያ ንደቡብ ከስፋሕፍሕ ንምንሊክ ኣዘዞ። (14)
1ይ ክፋል (20-
24/09/2018 19:19 PM
ኩልኹም ተወከልቲ ከተማታት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን፡
Dear justice seekers with good consciousness,
condially invite representatives of all cities/localities in USA and Canada.
دعوة عامة من اللجنة الموقتة الى ممثلى المدن المحلية فى كل من امريكه وكندا
that will be held on
Friday, September 28th
at 9:00 PM Eastern time.
23/09/2018 23:08 PM
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት ክልተ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ ሃገናን ክንዛተን ብተወሳኺ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ክንድህስስ ኢና። ብተወሳኺ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተገብረ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዝተሳተፉዎ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፣ ውጻኢት እኼባን ንምዕዋቱ ዝተዋጸኤ ገንዘብ ጸብጻብን ክቐርብ ኢዩ። እኼባ ዝካየደሉ ኣዳራሽ፥-
Hargrave Hall Community Centre Hargrave Road, Hargrave Rd, London N19 5SP
(Nearest tube station: Archway Station (Northern line) Read more
23/09/2018 21:30 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 23 Sep 2018 መደብ Show
ናይ ሰንበት 23-መሪካ ኢዩ ክኸውን። ከማል፡ ተመኩሮኡ ኣብ ተሓኤ ከምኡውን ኣብ ህሉው ኩነታት ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ንተኻታተልቲ ከካፍል ኢዩ። ከማል ዓሚቕ ተመኩሮን ትዕዝብቲን ዘለዎ ሓርበኛ ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday, 23-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
23/09/2018 21:30 PM
ፍሉይ መደብ SPECIAL PROGRAM
Sunday 23 September 2018
Remembering Dissapeared Eritrean Prisoners.
Reflections of family members & friends
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
1ይ ክፋል (23-
22/09/2018 23:23 PM
ዘተ ምስ ኣቦወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
ሰላም ኩቡራት ተኻፈልቲ ወይብ-ኽ፣ ሓፈሻውን ብመጠኑ ክበርህ ዘለዎ ኣጋባብ ክኸዉን እዩ።
ከምቲ ልሙድ ሓ) ሓታቲ ወይ ጸሓፊ ክኸዉን ከሎ፡ መ) ክኣ ብ-
ሓ) ሰላም ኩቡር ኣቶ ተስፋሚካኤል፣ኣቦ ወንበር ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ከመይ ቀኒኻ፣ ከምዚ እትርእዮ ዘሎኻ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብቲ ናይ ቅድም ዝነበረ ዘይርጉእን ሓድሕዳዊ ግርጭት/ግጭት ዙሑል ኲናት ክካየድ ድሕሪ ምጽንሑ፡ካብ-
1ይ ክፋል (08-
3ይ ክፋል (28-
21/09/2018 15:30 PM
ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ምንዳፍን ምጽዳቕን ቅዋም ኤርትራ፡ ቅዋም ኤርትራ ናይ ህዝቢ'ምበር ናይ ኢሳያስ ኣይኮነን፡ ንሕና'ውን ንወንኖ።
መእተዊ – እዛ ንቅዋም ትምልከት ጽሕፍቲ'ዚኣ ከዳሉ ዝደፋፋኣኒ ምኽንያት፣ኣብዚ እዋንዚ ተቓውሞና ገጢምዎ ዘሎ በዳሂ ኩነታት ንክስገር ናይ ሓባር ባይታ ምፍጣር ቀዳማይ ረቛሒ ቀጻልነትን ዓወትን ናይዚ ቃልሲ ምዃኑ ኩሉ ዝኣምነሉ ይመስለኒ። እዚ ሽቶ'ዚ ንምውቃዕ ትምኒት ጥራይ እኹል ክኸውን ከምዘይክእል ብሩህ ኢዩ። ነብሲ ወከፍ ውድብ፣ጉጅለ፣ውልቀስብ. . . . ወዘተ ዓሚቕ ገምጋም ናይ ሕሉፍ ቃልሱ ከካይድን ኣብ ኣረዳድኣን ኣናብባን ናይ ቀረባን ርሑቕን ናይ ቃልሲ ጉዕዞና ክቕየር እንተዘይክኢሉ ብኩነታትን ብግዜን ተቐዲምና ኣብ ደውታ ክነብር ንግደድ ምኳና ምርዳእ የድሊ። እዛ ጽሕፍቲ'ዚኣ ብዝርዝር ከቕርባ ዝተገደድኩሉ ምኽንያት ድማ እቲ ኣብ 1997 ዝጸደቐ ቅዋም ከም ሰነድ መጠን ናይ ሓባር ቃልሲ ከነካይድ ከም መበገሲ ክጠቅም ይኽእል ኢዩ ኢለ ስለዝኣምን ናይ ዘተ ባይታ ከፊትና ኣዎንታውን ኣሉታውን መዳያቱ መሚና ክንሪኦ ብማለት ምዃኑ የዘኻኽር። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
21/09/2018 15:30 PM
Remembering and Celebrating the Life of
The heroic veteran freedom fighter and leader who selflessly dedicated and sacrificed his life to free and serve the people of Eritrea.
Sunday 23 September 2018 from 5:00pm.
Venue: The Adventist Church Centre, 39 Brendon Street, London W1H 5JE
(the street behind Caffe Nero and Argos on Edgware Road) Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/09/2018 23:56 PM
What do we expect our child to know, after completing education?
ኣብ ብሪታንያ ዝነብሩ ኤርትራውያን ሕጻውንቲ(ቆልዑ) ከም ካልኦት ሕብረተሰብ፡ መባእታ ትምህርቲ ምስ ወድኡ ክቐስምዎ ንጽበዮም ፍልጠት እንታይ ምዃኑ ምፍላጥ ኣገባሲ እዩ። ነዚ ምዝርዛር ምኽንያት ዝኸውን ከኣ፥ 1. ስድራቤታት ዕላማ ትምህርቲ ደቆም ተረዲኦም፡ ዝግባእ ሓገዝ ክገብሩሎም 2. እቲ ዝኸድዎ ቤት/ት ንደቆም ዝግባእ ትምህርቲ የቅስሞም ምህላዉ ንምክትታል ይሕግዝ …Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/09/2018 17:49 PM
ስምምዕ ሰላምን ምሕዝነትን ኵለንትናዊ ምትሕግጋዝን፡
ኣብ መንጎ ፈደራላዊት ደሞክራሲያዊት ኢትዮጵያን ሃገረ-
16 መስከረም 2018 ዓ.ም. ጅዳ -
[ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.15]
ኣብ መንጎ ክልተአን ሃገራትን ህዝብታተንን ጥቡቕ ናይ ጂኦግራፍ፡ ታሪኽ፡ ባህልን ሃይማኖትን፡ ምትእስሳር ከምዘሎ መሰረት ብምግባር፣
ናይ ሓድሕዶም ናጽነት፡ ልኡላውነትን ግዝኣታዊ ሓድነትን ብምኽባር፣
ነባሪ ሰላም ንምርግጋጽን ታሪኻዊ ምትእስሳሮም ንምድራዕን ካብ ዘለዎም ሃረርታ ብምብጋስ፣
ኣብ ተመላላእነትን ውህደትን ዝተመርኰሰ ኵለንትናዊ ምትሕብባር ንምህናጽ ቆሪጾም ብምብጋስ፣ …Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
19/09/2018 18:43 PM
USA appeal: “human rights abuses must stop, perpetrators brought to justice”
Letter to the Honorable Tibor Nagy – United States, Assistant Secretary of Africa, from Eritrean People’s Movement for Justice, (a civic society of different cities in the US).
[Eritrea Hub, 18-
Dear Assistant Secretary Nagy:
The Eritrean-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
18/09/2018 23:55 PM
[EriMedrek]
We, the undersigned exiled members of the Eritrean National Assembly, strongly condemn the arrest of Ato Berhane Abrehe Kidane yesterday 17 September 2018 by security agents of Ato Isaias Afwerki’s authoritarian regime. He was arrested for writing a two-
18/09/2018 23:55 PM
FOR ALL ERITREANS IN DIASPORAS!
History has taught us that unity is strength. When we are united, we are strong and we can win in any struggle, but when we are divided, we are weak and we can lose in a simple battle. Even the weak ones become strong when they are united. As we know each finger of our hand separately is weak; together the fingers become one strong fist as the image shown below. The unity of faith and integrity…Read more
18/09/2018 18:49 PM
ናይ መበል 40 ዓመታት ዝኽሪ ናይ ስውእ በዓል ቃል ኪዳንኪ፡ ኣቦ ደቅኺ ብርሃነ ተስፋማርያም ዝጽሓፍክያ ጽሕፍትኺ ካብ ዘንብባ ሓያሎይ ኮይኑ፡ ግን እንተብዚ እንተበቲ ክስብ እዛ ሰዓት እዚኣ “ኣጆኺ ከመዮ ዝበልክዮ ብርሃነ ወትሮ ህያው እዩ፡ ንዓኺ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ከምኡ’ውን ኩላቶም ስውኣት ሓርበኛታትና -
18/09/2018 13:42 PM
مظاهرة عالمية ، في 18 سبتمبر 2018 ، لاستدعاء إطلاق سراح السجناء الإريتريين.
ጸብጻባት ኣብዝበጽሓና እዋን ኣብ ታሕቲ ከነቕርበልኩም ኢና፡ ተማላሊስኩም ናብዚ ገጽ'ዚ ብጽሑ። ኣብዚ ጠውቑ Read more
ስኒትና www.snitna.com
18/09/2018 02:28 AM
Berhane Abrehe Kidane
ሓጺር ታሪኽ ሂወት
ኣብ ግንቦት 1945 ኣብ ኳንደባ (ኤርትራ) ተወሊደ። ናይ መባእታን ማእከላይን ደረጃታት ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ፡ ናይ ላዕለዋይን ዩኒቨርሲቲን ደረጃታት ትምህርቲ ኣብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ካልኣይ ዲግሪ ትምህርቲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ወዲአ። ኣብ 1963 ኣብ ጂማ (ኢትዮጵያ) ኣባል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተሓኤ) ኮይነ። ኣብ 1970 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕመኣ) መስራቲ ኣባል ኤርትራውያን ናጽነት ኣብ ሰሜን ኣመሪካ (ኤናሰኣ) ብምዃን ኣባል ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ህግሓኤ) ኮይነ። Read more
17/09/2018 25:55 PM
ሓርበኛ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ፡
ብኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ
ናብ ዘይፍሉጥ ማእሰርቲ ተወሲዱ
Minister Berhane Abrehe arrested
ሓርበኛ ሚኒስተር ብርሃነ ኣብርሀ፡ ንፕረሲደንት ንኣመራርሓ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝብድህን፡ መልእኽቲ ዘለዎ ናይ ቃል መልእኽቲ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ባሕቲ መስከረም ምምሕልላፉ ዝዝከር ኢዩ። ንሱ ዝደረሳ "ሃገረይ ኤርትራ" ዘርእስታ መጽሓፍ እውን፡ ኣብዚ ወርሒ'ዚ ኣብ ወጻኢ ተሓቲማ ተዘርጊሓ ኣላ። ሎሚ ንግሆ፡ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ፡ ንብርሃነ ኣብርሀ ናብ ዘይፍሉጥ ቦታ ከምዝወሰዱዎ፡ ስኒትና.ኮም፡ ካብ ቤተሰቡ ከተረጋግጽ ኪኢላ ኣላ።
እዚ ስጉምቲ'ዚ፡ ነቲ ኣብ 18 መስከረም 2001 ኣንጻር ሓሳብካ ናይ ናይ ምግላጽን ምዝራብን ናጽነት ብመንግስቲ ዝተገብረ እገዳ፡ "ሕጂ'ውን" ጸኒዑ ከምዘሎ ዘመልክት ኢዩ። ኣብ ጎረቤትና ሃገር ኢትዮጵያ፡-
ምግሃስ መሰል ናይ ሓደ ውልቀሰብ፡ ምግሃስ መሰል መላእ ህዝቢ ማለት ኢዩ። መሰሉ ዝተጋህሰ ህዝቢ፡ ንመሰሉ ክለዓል ድማ፡ ሕጋውን ፍትሓዊን ኢዩ። ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣኽሊል ናጽነቱ ብቕልጽሙ ኣረጋጊጹ፡ ሓርነቱ’ውን ብህዝባዊ ቃልሱ ኢዩ ከረጋግጾ ዘለዎ። ቅዋማዊ ስርዓት ጥራይ ኢዩ ድማ ነዚ ሓርነት’ዚ ከረጋግጽ ዝኽእል። ስኒትና።
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
17/09/2018 01:48 AM
ኣንጻር ዘይሕጋዊ ማእሰርቲን ምስዋርን ኤርትራውያን
against enforced disappearances of Eritreans
16/09/2018 21:31 PM
ሰሚናር -
Eritrea -
ብ'ገዲም ተጋዳላይ ዓብደላ ኣድም By Veteran Abdalla Adem
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Sep 2018
ሓርበኛ ኣምባሳደር ዓብደላ ኣድም፡ ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ናብ ተሓኤ ተሰሊፉ። ካብኡ ድሕሪ ገለ ዓመታት፡ ምስ ምፍላይ ህሓሓኤ ናብ ህሓሓኤ ተፈልዩ። ኣብ ህሓሓኤ /ህግሓኤ ክሳብ ዝለዓለ ደረጃ ወተሃደራዊ መሪሕነት ከምኡውን ብደረጃ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ግምባር ኣገልጊሉ። ኣብ ወጻኢ ጉዳያት'ውን ሰሪሑ። ድሕሪ ናጽነት ኤርትራ ድማ፡ ኣማሓዳሪ ዞባ ከምኡ'ውን ኣብ መወዳእታ ከም ኣምባሳደር ከገልግል ድሕሪ ምጽናሕ፡ ንስርዓት ኤርትራ ገዲፉ፡ ክሳብ ሕጂ ንፍትሒ ክቃለስ ዝጸንሐ፡ ሓርበኛ ኢዩ። ሎሚ፡ ተሞክሮኡን ገምጋማቱን ብዛዕባ ሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ኤርትራ ኣካፊሉና ኣሎ።
1ይ ክፋል (16-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
ዝርርብ ምስ ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ: ብዛዕባ ሎሚ ዝካየድ ዘሎ ስሉሳዊ ርከብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጀዳ -
15/09/2018 22:46 PM
Mental Health issue among Eritreans in the Diaspora
ብ'ኣቶ ዮውሃንስ ፈ. ድራር by Mr Yohannes F. Drar
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 Sep 2018
ኣቶ ዮውሃንስ ፈርዲናንዶ ድራር: ናይ ልዕሊ 20 ዓመታት ናይ ጥዕና ኣእምሮ ምኩር ኢዩ። ምስ ኣእምሮ ዝትእኣሳሰር ጥዕናዊ ጸገማት፡ ምስ ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ስደትን፡ ተመኩሮ ካልኦት ሃገራትን ብምዝማድ፡ ኣገዳሲ ኣስተምህሮ ኣቕሪቡልና ኣሎ። Mr Yohannes Ferdinando Drar is specialist in Mental Health issues for over 20 years. In this clip series, he discusses Mental health issues among Eritreans in the Diaspora, and how these could be handled and how we should help those affected.
1ይ ክፋል (15-
14/09/2018 23:03 PM
This we believe! September 18th
And the young Eritrean generation.
Whenever we think about heroic acts – we Eritreans – turn towards our own people and our Freedom Fighters. In other societies, a hero might be a person that runs towards a building in flames to save strangers. Such heroic acts are rare, but they happen when performed by non-
14/09/2018 00:43 AM
Worldwide DEMO
A Call to Evacuate Eritreans From Libya
ዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ
14 September 2018
13/09/2018 22:25 PM
[EriMedrek]
We, the undersigned exiled members of the Eritrean National Assembly, would like to express our strong support to the courageous act taken by our colleague, Ato Berhane Abrehe Kidane, the former Minister of Finance, against the dictatorial regime of Ato Isaias Afwerki. Read more
11/09/2018 19:23 PM
The Bure & Zalambesa Eri-
ብሽነኽ ቡሬን ዛላምበሳን ግንባራት ዝነበረ ናይ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዶባት፡ ሎሚ ሰሉስ (ዕለት 11 መስከረም 2018)፡ ብወግዒ፡ ብተሳትፎ መራሕቲ ናይ ክልቲአን ሃገራት፡ ብክብ ዝበለ ድምቀት ተኸፊቱ።
ናይ ቪድዮ ጸብጻባት እነሆ Video Report here፡-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/09/2018 23:55 PM
Evacuate Eritreans From Libya -
ኣብ ሊብያ: ኣብ ጸበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን: ጻውዒት ንዓለምለኻዊ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ንድሕነቶም።
Dear friends in London, the address of the demonstration about Libya in London has changed. It will be in front of the UNHCR office. The address is (UNHCR, LONDON), 10 Furnival St, London EC4A 1AB. Read more
We will still be approaching bodies such as the EU to ask them to help, but the reason for the change is in consideration of the UNHCR's mandate to aid refugees, and we will be asking for urgent action from them as a first point of action. Read more
09/09/2018 13:45 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 09 Sep 2018 መደብ
Eritrean Nationhood & Eritrean Identity
ናይ ሰንበት 09- ኣገዳሲ ዘተ’ዚ፡ ዝተሳተፉ፡-
08/09/2018 23:52 PM
Eritrea in the News exhibition’s
[EritreaHub]
Tuesday evening saw a packed opening for ‘Eritrea in the News’ – at Resources for London.
The exhibition, which tells the story of Eritrea from the days of colonialism to the current rapprochement with Ethiopia, was opened by Lord David Alton and Habte Hagos.
It has been put on by Eritrea Focus. Read more
08/09/2018 22:40 PM
About Minister Berhane Abrehe’s New Book
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
1ይ ክፋል (08-
08/09/2018 17:25 PM
In the light of recent events and anxious expectations for Veteran Berhane Abrehe’s books, we hear his recorded message and his constant call for courage by a man that was once a Veteran and – God forbid -
07/09/2018 00:15 AM
07/09/2018 00:15 AM
ነጸብራቕ/ስንጸት (reflection) ሰላማዊ ሰልፊ ጊነቭራ
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ተኻታተልቲ ወይብ- ሰላማዊሰልፊ ጂነቭራ፡ከመይ ነይሩ-
06/09/2018 13:30 PM
ሚኒስተር ፋይናንስ ኤርትራ-ት ክትዝርጋሕ ትጽቢት ጌርናላ ከምዝጸናሕና ዝፍለጥ ኢዩ። እነሆ ድማ ሓርበኛ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ኣብ ዕለተ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
06/09/2018 15:07 PM
ሓጸርቲ እዋናዊ ዜናታት
ሩስያ፡ ድሕሪ'ቲ ኣብ ቀረባ መዓልታት ዝተገብረ ርክብ ሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት፡ ኣብ ወደባት ኤርትራ ናይ ሎጂስቲክስ ማእከል ንክህነጽ ወፍሪ ክትገብር መዲባ ኣላ። ብዘይካ’ዚ ሩስያ፡ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሰንኪ ምትእስሳር ኣልሸባብ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ክለዓል ትጽውዕ ኣላ። ድሮ ከም በዓል ቻይናን ሃገራት ኣዕራብን ኣብ ኤርትራ ወፍሪን ምትእትታውን ገይረን ምጽንሐን ዝፍለጥ ኢዩ። በዚ ኸኣ፡ ዞባና ብፍላይ ከኣ ኤርትራ፡ ምትእትታው ናይ ደገ ሓይልታት እናዓበየ ይመጽእ ምህላዉን፡ ኩነታት ዝምድና ሓያላን ኣብዚ ዞባና እናተቐየረ ይመጽእ ምህላዉን ኤርትራ ድማ መረጋገጺ ሕምብርቲ ናይዚ ድሌታት’ዚ እናኾነት ትኸይድ ምህላዋን ዘመልክት ኢዩ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዜና፡ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበራ ኤምባሲ፡ ዳግማይ ከፊታቶ። ኣብቲ ናይ ምኽፋት ስነ-
እዚ ብኸምዚ ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ዝርአ ዘሎ ቅልጡፍ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናታትን ውዕላትን፡ ባይቶ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን ዘይዘተየሉን ግሉጽነት ዝጎደሎን ብምዃኑ፡ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ደለይቲ-
02/09/2018 21:25 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 02 September 2018 መደብ Show
ኣብ ናይ ጽባሕ ሰንበት 02 September 2018 መደብና ዕዱም ጋሻና ኣቶ ተወልደ ስእለ ካብ ኣመሪካ ኢዩ። ተወልደ፡ ሓደ ካብ መስረትቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ (ዓ.ተ.) ኮይኑ፡ ኣብ ሃገርና ንምምጻእ ፍትሒ ብንጥፈት ካብ ዝዋስኡ ዘለዉ ሓደ ኢዩ። ብጉዳይ መስርሕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ እዋናዊ ኩነታት ንፍትሒ ዝካየድ ቃልሲን ብዝምልከት፡ ምስ ሰማዕቲ ኣዕሊሉ። On Sunday 02 September 2018 Mr. Tewolde Siele, one of the founders of Global Initiative and an activist for human right and justice for Eritrea, shared his views with our listeners about the current Eritrea-
1ይ ክፋል: (26-
1ይ ክፋል: (02-
02/09/2018 15:45 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 02 Sep 2018 መደብ
ኣብዚ ኣርእስቲ’ዚ ንዘተ ዝቐረቡ ዕዱማት ኣጋይሽ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። Our invited guests discussing on the topic above are Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu.
01/09/2018 22:52 PM
ኤርትራ ሃገርና ምስ በዝሓ መግዛእቲ
ብቱርኪ ብግብጺ ብጥልያን ወዘተ ጨኮንቲ
ህዝቢ ተኣከበ ብሓባር ክዝቲ
ንሃገር ንኽትድሕን ካብዞም ጎዛዘይቲ
01/09/2018 14:26 PM
ባሕቲ መስከረም 1961፡ እታ ወትሩ ብሓበን እንዝክራ፡ ንቃንዛን ወጽዓን ህዝቢ ኤርትራ ሓንሳብን ንሓዋሩን ንምእላይ፡ በቲ ጅግና ሓርበኛ ስዉእ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ፡ ፈላሚት ሽግ-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |