|
|
29/10/2018 18:18 PM
ERISAT First Live Satelite TV Broacast
ኤሪ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
29/10/2018 17:20 PM
ኣብዚ መልእኽቲ'ዚ፡ ኣቦን ኣባ ተኽለሚካኤል ተወልደ፡ ንህሉው ኩነታኣት ሃገርናን ህዝብናን ኣመልኪቶም፡ ንመላእ ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ ዝምልከት ኣገዳሲ እዋናዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎሙልና ኣለዉ። ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ብ3 ኣቦታት ካቶሊካዊት ቤት-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
29/10/2018 13:39 PM
ምሁራት ሓንቲ ሃገር፡ ንህዝቦም እቲ ሓቀኛ ትንታነ ናይ ኩነታት ሃገሮም ከምዝፈልጡን፡ ብዛዕባ ንሃገር ዘርብሕ ስጉምቲ ኣየናይ ምዃኑን፡ ወዘተ፡ ኣጽኒዖም ናይ ምሕባር ሓላፍነት ኣለዎም። ብዘይካ'ዚ፡ ምሁራት፡ ነቲ ዝተማህሩሉ ሞያ ብቕንዕና ናይ ምጥቃምን ናይ ምግልጋልን ሞራላዊን ሞያዊን ግዴታ ኣለዎም። ሃገርና ኤርትራ፡ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ምሁራትና እውን ብሰንኪ ፖለቲካዊ መርገጺኦም ኣንጻር እቲ ክኸውን ዝግብኦ ሞያዊን ሞራላዊን ግዴታ ክሰርሑ ኢና ክንዕዘብ ጸኒሕና። ዶ/ር በርሀ ሃብተገርግሽ፡ በዚ ኣብ ፓልቶክ ሩም ህግደፍ ዘቕረቦ መግለጺን ሓቀኛ ትንታኔን፡ ዓቢ ሞገስ ዝግብኦ ኢዩ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
ዳግማይ ሰሚናር ዶ/ር በርሀ ሃብተገርግሽ ኣብ ፓልቶክ ሩም ህግደፍ (04-
29/10/2018 13:39 PM
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
28/10/2018 22:32 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 28 Oct 2018 መደብ Show
ናይ ሰንበት 28- ርእይቶን ንተኻታተልቲ ከካፍል ኢዩ። ከማል ዓሚቕ ተመኩሮን ትዕዝብቲን ዘለዎ ሓርበኛ ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday, 28-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል-
5ይ ክፋል-
28/10/2018 22:32 PM
Seminar by Veteran Ahmed Al-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Oct 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 28 October 2018 ዕዱም ጋሻና፡-
1ይ ክፋል (28-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
27/10/2018 14:39 PM
Our Struggle at this Challenging Stage
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 27 Oct 2018
ቢንያም ደበሳይ፡ ቅድሚ ናብ ስደት ምምርሑ፡ ንኣንበብቲ ዝበቕዐት መጽሓፍ ‘ህያው ቀስቲ’፡ ዘበርከተን ኣብዚ እዋንዚ ድማ እጃሙ ኣብ ቃልሲ ዘበርክት ዘሎ መንእሰይ ኢዩ። ኣብዚ ናይ ቀዳም 27 October 2018 ዝህበና ሰሚናር፡-
1ይ ክፋል (27-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
26/10/2018 13:27 PM
A Call for Eritrean Renaissance through Peace,
Prepared by concerned citizens of Eritrea
Summary Independent concerned Eritreans from inside and outside the country are calling for peace and reconciliation within our community. For too long, we have been deeply divided along regional, religious, political and other disruptive lines. The time is now for us to achieve the dream of a peaceful and prosperous Eritrea.
To achieve this dream, we need to band together to ensure we safeguard the following rights that have been disregarded by the current establishment. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/10/2018 00:15 AM
[Moadsf.org]
MOAD (Museum of the African Diaspora) ፈላሚ ሙዚየምን ቀዳማይ ናይ ዌስት ኮስት ምርኢትን፡ ናይ ቅበኣ ስእልታት ናይቲ ውሩይ ኤርትራዊ-
Ficre was a poet, an artist, a chef, an entrepreneur, and many other things. Ficre was a progressive who fought for social justice, liberation, education and peace. Issayas will discuss the implementation of Ficre’s extraordinary visions. Issayas Tesfamariam will lead a one-
See also ብተወሳኺ:-
23/10/2018 02:11 AM
6ይ ክፋል: ምህላው ኤርትራ ብኸመይ?
ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ኢትዮጵያን ጐረባብቲ ጥራይ ዘይኮናስ መምስ መዳውብትና ብደም ዝምድና ዘሎና ኣህዛብ ከም ምኳንና መጠን ብሰላምን ፍቕሪን ብጽቡቕ ጉርብትና እንነብረሉ ምኽንያት ብብዝሒ ስለ ዝዓዝዝ፡ ዝተጀመረ ናይ ሰላምን ዕርቂን ኣብ እዋኑ ብምዃኑ፡ ስክፍታ ብዝሓዘለ ሓጐስ ይስሞዓኒ።
ስክፍታይ ከኣ፡ ናይ ጥንቲ ኣህዛብ ብምኻንና ንነዊሕ እዋን ብዝሓለፈ ምፍሕፋሕ ዘኸተሎም ዘይምስምማዕን ዘይምትእምማንን ብቐጻሊ ዝነበረ ጽልኢ ብፍቕሪ ንኽዛዘም፡ ብኣገባብ፡ ጠለብ ናይ ኩሉ ኣህዛብ ዝምልስ ዘተን ኣሳታፊ ባይታን ብኽልቲኡ ወገን በብህዝቦም ዝተወከሉ ልኡኻትን መራሕትን፡ ብግሉጽነት ዘካይድዎ ናይ ካብ ውግእ ንሰላምን ዕቱብ መርገጺ፡ ብኺነኡ ዝመጹ ዛዕባታትን ተዘትዮም ኣብ ስምምዕ ምስ ተበጽሐ ዳኣ ናይ ሓቢርካ ምስራሕን ው.ዘ.ተ. ብብተራኡ ይስጐም እምበር፣ ብፖለቲካ ከም ዝጥዕመካ እናተገላበጥካ፡ Read more
1ይ ክፋል (20-
23/10/2018 02:11 AM
Prime Minister Abiy Ahmed and the Ethiopian people kindly.
When the government of Ethiopia and Eritrea signed peace the people of Eritrea were over the moon. Many Eritreans took PM Abiy Ahmed (PMAA) as a peace messenger sent by God. Indeed for the people of Eritrea peace is priceless. They hoped that Isaias will end the indefinite national service and other forms of human rights violations so that they can build their shattered life of poverty and degradation.
To understand the fundamentals of peace in the Eritrean context do matter a lot. It means not only… Read more
21/10/2018 23:55 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 21 Oct 2018
ሓገዝኩም ብ’ፐይፓል ከተወፍዩሎም ምስ እትደልዩ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
ናብ ፌስቡክ ናይዚ ምንቅስቓስ ንምብጻሕ ወይ ንምርካቦምን ንምውካሶምን ምስ እትደልዩ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
21/10/2018 22:28 PM
ندوة عامة لجميع الإريتريين المقيمين في المملكة المتحدة من قبل السيد
Current Political Situation and Proposed solution
ሕዝባዊ ሰሚናር ንኹሉ ኤርትራዊ ነባሪ ዓባይ ብሪጣንያ
ብኣቶ ሰንጋል ውልደትንሳኤ Sunday 21 Oct 2018
Public Seminar for All Eritreans residing in the UK by Mr. Sengal Weldetnsae
Address: Initiatives of Change, 24 Green coat Place, London SW1P 1RD Date: 21 Oct 2018 Time: 3:00 PM to 7:00 PM. ናይ ቪድዮ ጸብጻብ፡-
21/10/2018 15:13 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 21 Oct 2018 መደብ
Eritrean Nationalism, Eritrean Identity, & Eritrean Nationality መዛዘሚ
ናይ ሰንበት 21-፡ ኤርትራዊ መንነትን ኤርትራዊ ዜግነትን"። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ’ዚ፡ ዝተሳተፉ ዕዱማት ኣጋይሽ፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday 21-
20/10/2018 17:42 PM
The Dialectics of “Father-
Political Transition in Eritrea
Over the last quarter of a century, Issaias has consolidated immense personal power through neo-clientilism at the expense of nation-
19/10/2018 22:07 PM
ሰሚናር Seminar
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena
ዓርቢ Friday 19 October 2018
15/10/2018 11:30 AM
ትማሊ ዕለት 14 October 2018፡ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ ኢትዮጵያ ንካልኣይ ጊዜ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ምብጻሕ፡ ብመሰረት ብኢትዮጵያ ዝተገብረሉ ናይ ስራሕ ዕድመ ምዃኑ ኤሪቲቪ ዘውጽኣቶ ዜና ይሕብር። ኣብ ካልእ ዜና፡ ቤት ምኽሪ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኤርትራ ከም ሓዳስ ኣባል ገይሩ ጸምቢሩዋ። ኤርትራ፡ ብግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሳ፡ ጉዳያ ኣብዚ ውድብ’ዚ ተታሒዙ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። እዚ ሕጂ ንኤርትራ ናብ ሽማግለ ቤት ምኽሪ ናይዚ ውድብ’ዚ ምጽምባራ ድማ ብብዙሓት ኣካታዒ ገይሩዎ ኣሎ፡ ገለ ተንተንቲ ድማ፡ ንኤርትራ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ንከተማሓይሽ ክደፋፍኣ ይሕግዝ ኢዩ ይብሉ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
14/10/2018 23:15 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 14 Oct 2018 መደብ
ናይ ሰንበት 14-Oct-
14/10/2018 23:15 PM
Eritrean Constitution 23 May 1997
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 14 Oct 2018
ኢንጂኔር ተስፋይ ክብሮም፡ ንቅዋም ኤርትራ ናይ 23 May 1997 ኣመልኪቱ፡ ትምህርታዊን ኣበራባሪን ዝኾነ ሰሚናር ኣካይዱ። እዚ ብሕቶታትን መልስታትን ዝተሰነየ ትምህርታዊ ሰሚናር ኢዩ ነይሩ። ኢንጂኔር ተስፋይ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ facebook) እውን ነዚን ካልእን ብዝሰፍሐ ኣቕሪቡዎ ኣሎ። ብዘይካ’ዚ ንሱ፡ ኤርትራውያን ኣብ ስደት፡ ብሞያ ንክምዕብሉ ጻዕሪ ዘካይድ ዘሎ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ምሁር ኢዩ።
1ይ ክፋል (14-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
13/10/2018 23:55 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 13 Oct 2018
ወዲ ጣባ መሰል አለካ መጺእካ ግብረመልሲ ክትህብ
1ይ ክፋል (13-
13/10/2018 02:38 AM
IN FRONT OF ETHIOPIAN EMBASSIES
ጥሪ፡ የተቃውሞ ሰልፍ
በኢትዮጵያ ኤምባሲዎች ፊት ለማድረግ
ቀን፡ 23 ህዳር 2018።
ጻውዒት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ
ኣብ ኣፍ ደገ ኤንባሲታት ኢትዮጵያ ንምግባር
ዕለት: 23 ሕዳር 2018።
12/10/2018 13:46 PM
'2018 Desmond Tutu Reconciliation Fellowship Award'
[SBS Radio -
ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደንን ኣብ ውጥን ምዕባለ፡ ሕርሻ ደረቕ ከባቢታት፡ ፖሊሲታት ኣጠቓቕማ መሬት፡ ደቀባታዊ ስርዓተ ፍልጠት፡ ተራ ደቀንስትዮ ኣብ ምፍራይን ምምሕዳርን መግቢ፡ ውሕስነት መግቢን ብዙሕ ካልእን መጽናዕቲ ዝገብር፡ ተጣባቒ ኣከባቢ ናይ ብጉስነት ዝናበሩ ሰበኽ ሳግማዊ ሕብረተሰባት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ። ዝሓለፈ ሓሙስ 4 ጥቅምቲ 2018 ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበን፡ ኣውስትራልያ፡ ናይ 2018 ናይ ክብሪ ኣባል ደስሞንድ ቱቱ ሪኮንሲሊየሽን ፈሎውሺፕ ኮይኑ ስልማት ተቐቢሉ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/10/2018 19:57 PM
ኣስካሕካሒ ዘለማ ህዝቢ ትግረን ኣመጻጽእኡን፥
እቲ ብድርብ መግዛእቲ ማለት ብዘቤታውን ግዳማውን ዝሳቐ ዝነበረ መብዛሕትኡ ህዝቢ ትግረ፡ ኣብ 1920 ዓ.ም. ቤት ኣልመደ መንሳዕ፡ ናታብን ቤኒ ዓምርን ኣንጻር’ቲ ድርብ ዝኸፍሉዎ ዝነበሩ ግብሪ፡ ብፍላይ ድማ ኣንጻር ዘለምቱ (ጨቈንቱ) መሳፍንቲ ቤት ኣስገደ፡ ናዕቢ ምስ ኣልዓሉ፡ ኣብቲ እዋን’ቲ ኣመሓዳሪ ኤርትራ ዚነበረ፡ ጋስፓሪኒ ዝተባህለ ኢጣልያዊ፡ ገለ ለውጥታት ገይሩሎም ነበረ። እቲ ምምሕያሽ ግብሪ ድማ ‘ነፍሲ ወከፍ ኣልመዳዊ ትግረ፡ ወትሩ ካብ 24 ኣሓ፡ ሓንቲ ትሕለብ ላም፣ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዒድ ሓጅ ድማ ሓንቲ ጤል፣ ከምኡውን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ጉዕዞ ሓንቲ ገመል ንቤት ኣስገደ ኪኸፍል’ ዝብል ነበረ። ...Read more
11/10/2018 16:43 PM
Eritrean Army፡ quest for Democracy
ኤርትራዊ ኩነትናን ፍታሑን -
እዋናዊ መልእኽቲ ብገዲም ሓርበኛ ዮውሃንስ ሃብተስላሰ
By Veteran Yohannes Habteselassie
Also visit his YouTube channel ዩቱብ ቻነል ኣብዚ ጠውቑ
11/10/2018 02:42 AM
ንምእላይ ውልቀ-
ህዝቢ ኤርትራ ነቲ ብሰላማዊ መንገዲ ሃገራዊ ልኡላውነቱ ንምርግጋጽ ዘካየዶ ቃልሲ ስለ ዘይተዓወተን ካልእ መንገዲ ስለ ዘይነበሮን ኢዩ ናብ ጎነጻዊ ቃልሲ ዝሰገረ። እቲ ኣብ 1961 ዓ.ም ዝጀመሮ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ብዙሕ ሓጎጽጎጽ ኢዩ ሓሊፉ። እቲ ቃልሲ ናይ ብምሉኡ’ቲ ህዝብን፡ ድምር ዓወታት ኩሎም ተጋደልትን እኳ እንተነበረ፡ ኣብ 1991 ዓ.ም ነቲ ብረታዊ ቃልሲ መሪሑ መንግስታዊ ስርዓት ዝተኸለ ግን ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ኢዩ። ናይ ሎሚ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ከኣ ነቲ ድሕሪ ናጽነት ዝተተኽለ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሕ ዝበቕዐ፡ መራሒ ናይቲ ሽዑ ብዓወት ዝኣተወ ህዝባዊ ግምባር፡ ስለ ዝነበረ ጥራይ ኢዩ። Read more
08/10/2018 22:59 PM
The final death trap by Ethiopia
As per last frantic media reports, it seems that Ethiopia is advancing well towards annexing Eritrea and take hold of our Red Sea. The latter has been a bone wedged in Ethiopia throat for the last six (6) decades.
What the neighbor to our south continues to forget -
Thousands of Eritrean soldiers are still deployed and thousands of Ethiopian tourist are invading our sea, dancing in our beaches. Read more
07/10/2018 23:46 PM
Eritrea: Diplomacy Changes, but Political Prisoners Remain
"ኤርትራ፡ ለውጢ ኣብ ዲፕሎማሲ፡ ኣብ እሱራት ፖለቲካ ዝመጸ ለውጢ ግን የለን።"
[ HUMAN RIGHTS WATCH ]
(Nairobi) -g sign that repressive tactics continue despite changes in Eritrea’s diplomatic engagements. Human Rights Watch released a video about Eritrean political prisoners including 21 senior government officials and journalists detained in 2001 after they criticized President Isaias Afewerki. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
07/10/2018 14:46 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 07 Oct 2018 መደብ
Eritrean Nationalism, Eritrean Identity, & Eritrean Nationality መዛዘሚ
ናይ ሰንበት 07-t-
06/10/2018 22:35 PM
Current Eritrea Situation & its benefits in our struggle
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
1ይ ክፋል (06-
05/10/2018 23:57 PM
Urgent call to the People of Eritrea and Members of Eritrean Defense Forces!
03/10/2018 19:10 PM
ጸብጻብ ሕዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ -
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK
London Meeting Report (30-
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ብዕለት 30 መስከረም 2018 ዓ.ም.ፈ. ሕዝባዊ ኣኼባ ኣካዪድና፥ ግዱሳት ኤርትራውያን ካብ ሎንዶንን ከባቢኣን ተሳቲፎሞ፣ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት ዘቲናሎም፡-
1. ሕዝብናን ሃገርናን ዝርከቡዎ ዘለዉ ህልው ኩነታት ዳህሲስናን፣ ከመይ ጌርና ተሓባቢርና ዜድምዕ ስጉምትታት ክንወስድ ዝብል ዛዕባ ኣልዒልና ተዛቲና። Read more
03/10/2018 19:10 PM
ናብ መላእ ደለይቲ ፍትሕን ሕግን፡ ብሃገሮምን ህዝቦምን ዝግደሱ ኤርትራዉያን፡ ነበርቲ ኤዉሮጳ፣ ኤሜሪካ፣ ካናዳ፣ አፍሪቃ፣ ኤሽያ፣ ማእከላይ ምብራቕን ብሓበራ፣
ብርግጽ አብዚ እዋን እዚ ንኤርትራ ሃገርና ወሪድዋ ዘሎ ጸበባን ጭቆናን፣ ካብ 1891 ኤርትራ ተብሂላ ካብ ትጽዋዕ፡ ብገዛእቲ ባዕዳዉያን እዉን በጺሕጅዋ ዘይፈልጥ በደላት፣ ጸገማት፣ ጭቆናን፣ ግፍዕን፣ ስደትን፣ ሕብረተሰብአዊ ምብትታንን ብዉድብ ህግደፍ በጺሕዋን ይበጽሓን አሎ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
03/10/2018 00:57 AM
5TH Anniversary of Lampedusa Victims
ሰላም ንኹልኹም ኤርትራውያን ተኻታተልቲ ጽሑፈይ! እዛ ዓመት'ዚኣ፡ መወዳእታ ናይ ኩሉ ሕሰምና ክትከውን ዘሎኒ ምንዮት ወሰን የብሉን።
ዕለት 03 ጥቅቅምቲ 2013፡ 365 ኤርትራውያን፡ ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ኢጣልያ ብኣዝዩ ኣስካሕካሒ ኩነታት ኣብ ባሕሪ ብምጥሓል ሃሊቖም። እዛ ዕለት'ዚኣ መላእ ዓለም ዝሓዘነላ ዕለት ኢያ ነይራ። መንግስቲ ኢጣልያ፡ ነታ ዕለት ባንዴራ ኣብ ፍርቂ ዘንጊ ብምንብልባል ሃገራዊ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኣዊጁ። ከምኡ'ውን ሓድነት ኣፍሪቃ፡ ነታ ዕለት ብተማሳሳሊ ኣገባብ ሓዘኑ ገሊጹ፡ ነታ መዓልቲ እውን ዓመታዊ ክትዝከር ኣዊጁ። ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኤርትራዊ ሓዘኑ ብእኩብ ገሊጹ፡ ነቲ ናብዚ ኩነታት ክበጽሑ ዝደፋፍአ ግጉይ ፖሊሲን ምልካዊ ምሕደራን ኤርትራ ድማ ብዕእውታ ኮኒኑ። Read more
02/10/2018 1:57 PM
02/10/2018 1:57 PM
ዕድመ ብምምሕዳር ማሕበር ኣካለ ጽጉማን ኤርትራን፥ ብፍቓድ ማሕበረ ሰብ ኮለንን ከባቢኣን
ንዕለት10.11.2018 ካብ ሰዓት 14.30 ዝጅምር
ናብ ክቡራንን ክቡራትን ግዱሳት ኤርትራውያን፡ ነበርቲ ኣብ ከተማ ኮለንን ቦንን ከባቢኡን ከምኡውን ኖርድ ራይን ቨስትፋለንን ሃገረ ጀርመን።
ብምኽንያት ሓገዝ ነቶም ንልዕሊ 40 ዓመታት ብውግእ ዝሰንከሉ'ሞ ኣብ መደበር ከሰላ ሃገር ሱዳን ዘለዉ ብናይ ቁስልን ቃንዛን፥ ብሕማም ሽኮርን፥ጸቕጢ ደምን፥ ካልእ ተወሳኺ ሕማማትን፥ ብደሮናን ሙቐትን እንዳተሳቐዩ ዝነብሩ ዘለዉ ጀጋኑ ውጉኣት ሓርነት፡ ኣሕዋትናን ብጾትናን ሓገዝ ንምግባር መዲብና ስለ ዘለና ምሳኻትኩም ብምርድዳእ ዘቕረብናዮ ሓሳብ ቅቡል ብምዃኑ ትጽቢትና ዓቢ ኢዩ፥ Read more
01/10/2018 13:57 PM
[Eri-
ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ (ትንሳኤ) ከም ሃገራዊ ፖለቲካዊ ሓይሊ ናይ ገዛእ ርእሱ ፖለቲካዊ መበገሲ ሰረት፣ መንነት፡ ኤርትራዊ ራእይ፡ መትከላትን ዕላማታትን ብንጹር ዘቐመጠ፣ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ፖለቲካዊ፡ ማሕበራዊ፡ ቍጠባዊ፡ ባህላውን ካልኦት ጕዳያትን ብዝግባእ ሃገራዊ መፍትሒ ክርክበሉ ከምዘለዎ ብመትከል ብምእማን ዝተላዕለ ህዝባዊ ሓይሊ እዩ። ብገዛእ ጻዕሩ ብኽቡር ዋጋ ሃገራዊ ነጻነቱ ዘረጋገጸ ህዝቢ፡ ብዘይካ ኣብ ምሉእ ህዝባዊ ሓርነትን ብልጽግናን ኣብ ካልእ ኵነት ክነብር ኣየፍቅድን፣ ንሃገራዊ ነጻነቱ ሕድገት ዘይገበረ ህዝቢ፡ ንሰብኣዊ ሓርነቱ ሕድገት ክገብር ወይ ንካልኦት ሓርነት ከልብስዎ ክልምንን ክመጻደቕን ዘኽእል ሕልና የብሉን። ክንድዝኾነ ድማ ህዝባዊ ተላዕሎ ንትንሳኤ ኤርትራ ካብ'ዚ መንፈስ'ዚ ዝፈልፈለ ሃገራዊ ሓይሊ ንሃገራዊ መልሲ ኰይኑ፡ እዚ ሰነድ'ዚ ንሰረቱ ከነጽር፡ መንነቱ ከብርህ፡ ራእዩ ክሕብር፡ መትከላቱን ዕላማታቱን ክእውጅ ዘቕረቦ እዩ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |