|
|
30/11/2018 23:20 PM
Geneva Demonstration, the Committee elected on the 01/09/2018 meeting,
ዕለት 01/09/2018 ዝተመርጸት ሽማግለን ምዕባለታቱን፡
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 Nov 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ዓርቢ ዕለት 30/11/2018 ጋሻና፡ ተጋዳሊት ከዲጃ መሓመድ ጣሃ ኮይና፡ ብዛዕባ ናይ ዕለት 31/08/2018 ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቫ፡ ከምኡውን ኣብ ኣኼባ ዕለት 01/09/2018 ዝተመርጸት ሽማግለን ምዕባለታቱን፡ ኣመልኪታ ሰሚናር ክትህብ ኢያ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
on Friday 30/11/2018, our guest is Veteran Kedija Mohamed Taha. She will give Seminar about the 31/08/2018 Geneva Demonstration, the Committee elected on the 01/09/2018 meeting, and its progress. You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (30-
3ይ ክፋል (30-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
29/11/2018 23:46 PM
ብ’ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ by Abeba Tesfaghiorgis
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሓተይ፡ ኣሕዋተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡
ከመይ ኢልክን ቀኒኽን፡ ከመይ ኢልኩም ቀኒኹም? ኣነ ብዘይካ ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ ዝሻቀሎ ዘሎ ሻቅሎት እግዚኣቢሄር ይመስገን ድሐን ኣሎኹ። እምበኣር ሎሚ “ተልዓል ህዝቢ ኤርትራ ኣጽዋርካ ሒዝካ ትሽየጥ ኣላ ሃገርካ ምስ ህዝባ ምስ ኩሉ ኹላ” ትብል ኣርእስቲ ሒዘ እንሆ ቀሪበ ኣሎኹ። ብዛዕባ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ህልዉ ኩነታትን ክግበር ዘለዎን በቢውልቀ ሰባት ይኹን፡ ወይ ጉጅለ ወይ ማሕብር ካብ ቀደም ብዝያዳ ሎሚ ይዝረብን ይጽሓፍን ስለ ዘሎ፡ ማይ ዘይጠዓመ ሓዲስ ሓሳባት የብለይን፡ ግን ኣዝዩ ኣገዳሲ ኮይኑ ዝርኣየኒ ድማ ሓድ ሓደ ነገር ክጠቅስ’የ። ንኽልተ ሕቶ ብዙሕ ሰብ ዝሓተን መልሲ ሂበ ድማ ኣብ ቀንዲ ዘረባይ ክኣቱ’የ። Read more
See also more ተማሳሳሊ ኣስተምህሮታት:-
29/11/2018 20:09 PM
ኣብዚ ዝሓለፈ ሰሙን እቲ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ 2009 ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዝተበየነ ናይ ዕደጋ ኣጽዋር፥ መገሻ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲን ንብረቶምን ዝምልከት እገዳ ተላዒሉ፣ ብታሕጓስ ዝውቃዕ ዘሎ ከበሮን ዝረአ ዘሎ ቅጥዒ ዘይብሉ ዝላን ዕንደራን ንግዜ ምግዳፍ ይሓይሽ። እቲ እገዳ ስለምንታይን ከመይን ተወሲኑን ከመይ'ከ ተተርጉሙን ብዙሕ ተዘሪብሉን ተጻሒፍሉን ስለዝኾነ ምድጋሙ ጊዜን ጉልበትን ኣንበብቲ ምጥፋእ ከይከውን ክሰግሮ መሪጸ ኣሎኩ። እቲ ሎሚ ከተኩረሉ ደልየ ዘሎኹ ጉዳይ እቲ ሰዓብቲ ስርዓት ኢሳያስ ደጋጊሞም ዘተንብህዎን ዝትስፈውሉን ዘለዉ ናይ ለውጢ ሕቶን ቁጠባዊ ህንጸት ሃገርን ክኸውን ኢዩ። Read more
29/11/2018 14:38 PM
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲ ሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብሕዳር 2011 ኣብ ዝተካየደ ቀዳማይ ጉባኤ፣ ብብዙሓት ፖለቲካዊ ሓይልታትን፣ ሲቪክ ማሕበራትን ነጻ ሃገራውያን ባእታታን፣ ዝቖመ ጽላል ኮይ ኑ፣ ብዙሕ ተስፋታት ተነቢሩሉ ዝነበረ ፖለቲካዊ ምዕባለ ኢዩ ነይሩ ። ሃገራዊ ባይቶ ትካላቱ ኣቚሙ ክንቀሳቐስ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብ ውሽጢ ኣካላቱ ብዝተፈጥረ ዘይምርድዳኣት ንነዊሕ ግዜ ኣብ ደውታ ጸኒሑ ። ኣብዚ እዋን'ዚ ካብ ናይ ደውታ ሃዋሁ ወጺኡ፣ ክንቀሳቐስ ጀሚሩ ምህላዉ ብምሕባር፣ ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምክያድ ኣብ ዓቢ ምሽብሻብ ይርከብ ። ኣብዚ መዳይ’ዚ ፣ ንኣካይዳ ጉባኤ ዝምልከት መምርሒን፣ ናብ ጉባኤ ዝቐርብ ሰነዳትን ኣዳልዩ ናብ ኩለን ዞባታት ብምልኣኽ ዕዉት ካልኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንም ክያድ ክነጥፋ መልእኽቲ ኣማሓላሊፉ ኣሎ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
29/11/2018 14:38 PM
نشاط مكثف في أوروبا من أجل عقد المؤتمر الثاني
!!للمجلس الوطني الرترل لليير ا الدقمقراطي
بعد الخروج من حالة الجمود التي عاشها المجلس الوطني الرترل لليير ا الدقمقراطي في السنوات الأخ اة، بدأ يشهد
تحركا كب اًا من أجل إحراء مؤسساته وعقد مؤتمره الوطني الثاني. جدقر بالإشارة أن المجلس الوطني الرتر ل لليير ا
الدقمقراطي كان قد تأسس في المؤتمر الوطني الأول الذل ع قد في مدقنة أواسا الثروبرة في نوفمبا
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
28/11/2018 04:10 AM
TO DIE FOR ETHIOIPA REDEFYINING HIS ALLEGIANCE TO ERITREA:
WHAT WOULD OUR SILENCE MEAN EXCPET TACIT CONSENT?
The treacherous path of Atse Isias in Ethio-new phase with his visit to Gondar this month. It is not the visit itself that is an enormous development but the statements that negate his allegiance to the Eritrean state. No Eritrean would act surprised when it comes to the recent statements, though as shocking as they may be, after observing the significant events following the resumption of relations with Ethiopia. Read more
27/11/2018 22:48 PM
ብስም ዚግ-ዛረብ ከሎ -
27/11/2018 22:48 PM
(we shall overcome) [ማርቲን ሉተር ኪንግ]
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ተኻታተልቲ ወይብ ሳይታት፣ኣቐዲመ ዝዓዘዘ ሰላምታይ ይብጻሕኩም፣ ኣስዒበ በዛ we chall overcom ንሕና’ውን ከነሰንፍ ወይ ኻብዚ ዘለናዮ መንቀራቅሮ ክንወጽእ ንኽእል ኢና። እትብል ቃል ወይ ጭርሖ ናይ ማርቲን ሉተር ኪንግ ኣርእስቲ ጠቒሰ ክጽሕፍ ዝፍትን ዘለኹ፡ ምኽንያቱስ ኣብዚ እዋን ብዙሓት ዜጋታትና እዚ ድስቡጣዊ ስርዓት ኢሳያስ፣ ነዛ ሃገር ናበይ ገጽ እዩ ዝወስዳ ዘሎ ዝብል ሕቶ ስለ ዝስማዕን ዝዕዘብን ዘለኹ፣ንሃገርና ከነድሕን ንሕናውን ጠጠው ከንብሎ ንኽእል ካብ ዝብል ተበጊሰ እየ።
27/11/2018 22:48 PM
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 2 ታሕሳስ 2018 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር
ኣብ ግዝያዊ ኩነታት ሃገርና ኣመልኪትና ክንዛተ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኣልዕሊልና ንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥ (1) ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተእዊጁ ዘሎ ሰላምን ፍሬኡን (2) ህግደፍ ኩሉ ንኤርትራዉያን ዘገድስ ገዲፉ፡ ኣብ ጉዳይ ኢትዮጵያ ምጽማዱን ሳዕቤናቱን? (3) ህግደፍ ንኩሎም ክዋላወሉ ዝጽንሑን፡ ተዳናገጽቱን ነበር ንኤርትራ ቅንጣብ ራኢ ዘይብሉ ሓደገኛ ዕላማ ከምዘለዎ ብሩህ ኮይኑ ኣሎ፡ እሞ ሎሚ ሓቢርና እንታይ ንግበር? Read more
27/11/2018 04:02 AM
On November 13, 1962, Eritrea was annexed to Ethiopia and the Eritrean Parliament was dissolved. This date is considered a severe blow to the wishes and aspirations of the Eritrean people for freedom and independence.
There is no doubt that some Eritrean traitors have contributed to this despicable conspiracy and unfortunately they were from the high rank and rifle men of the country at that time. Read more
25/11/2018 22:44 PM
Demystifying the Treasonous Regime of Isaias
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 25 Nov 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ናይ ሰንበት 25 Nov 2018: ጋሻና ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም፡ ‘ምቅላዕ ኣዳናጋሪ ባህርያት እቲ ከዳዕ ስርዓት ኢሳይያስ፡ ነቲ መንደላይ ካብቲ ተሓቢኡሉ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳን ናይ ሃገራዊ ድሕነት ናይ ምስምስ ባዓቲ ጎቲትካ ምውጻእ።’ ዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከቕርበልና ኢዩ። ብኽብሪ ትዕደሙ።
Dr. Gebre Gebremariam will deliver Seminar on Sunday 25 Nov 2018 and the topic is ‘Demystifying the Treasonous Regime of Isaias: Dragging the Deadly Snake out of its Cave of Arms Embargo and National Security Excuses Hid Out.’ You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (25-
See also more ተማሳሳሊ ኣስተምህሮታት:-
24/11/2018 17:30 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 24 Nov 2018
ኣቶ ክፍላይ ሃይለ፡ ዓይነ-
Mr Haile Kiflai, disabled blind, is an Eritrea justice-
1ይ ክፋል (24-
3ይ ክፋል (24-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
24/11/2018 01:50 AM
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ሃንን እዚ እናገደደ ዝዐጸበ ዲክታተር ኤርትራ፡በቲ ኣብ እዚ ቐረባ እዋን ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ ወይ monologue በይኑ ዝዛረብ/በይኑ-
23/11/2018 11:48 AM
IN FRONT OF ETHIOPIAN EMBASSIES
ጥሪ፡ የተቃውሞ ሰልፍ
በኢትዮጵያ ኤምባሲዎች ፊት ለማድረግ
ቀን፡ 23 ህዳር 2018።
ጻውዒት ናይ ተቓውሞ ሰላማዊ ሰልፊ
ኣብ ኣፍ ደገ ኤንባሲታት ኢትዮጵያ ንምግባር
ዕለት: 23 ሕዳር 2018።
20/11/2018 22:25 PM
ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፣ ንህዝቢ ማእከሉ ዝገበረ፣ ነጻ ስርርዕ ተሳትፎ ሐፋሽ ክህሉ ዘተባብዕ ህዝባዊ ውደባ’ዩ። ከምቲ ስሙ ዚሕብሮ ከአ ንህዝቢ ኣላዒሉን ወዲቡን፣ ንህግደፍ ብህዝባዊ ዓመጽ አቢሉ ክስዕር ዘኽእሎ መደብ ዕዮ ዘለዎ ህዝባዊ ምንቅስቓስ ኢዩ።
መብዛሕትኦም ኣባላት ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፣ ከም ኩሉ ኤርትራዊ፣ አብ ፖለቲካውን ብረታውን መስርሕ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ዝተሳተፉን፣ አብቲ ምእንቲ ደሞክራስያዊን ሰብአዊን መሰል ኤርትራውያን ንምርግጋጽ ክሳብ ሕጂ ዝቐጸለ ሐርነታዊ ቃልሲ ከአ እጃሞም እንዳአበርከቱ ክመጹ ዝጸንሑ ኢዮም። Read more
19/11/2018 22:59 PM
[Eri-
ኤሪ-
እቲ ን9 ዓመታት ዚጸንሐ ማዕቀብ (1) እገዳ ኣጽዋር ኣብ ልዕሊ ኤርትራን (2) እገዳ መገሻን (3) ድስካለ ንብረትን ኣብ ልዕሊ እቶም ዒላማ ዚዀኑ ውልቀሰባትን የጠቓልል። ኣብቲ ዝርዝር ናይቶም እገዳ መገሻን ድስካለ ንብረትን ዚተነብረሎም ውልቀሰባት (link) ዚኣተወ፡ ስለዚ ድማ በቲ እገዳ ዚተተንከፈ፡ ዚዀነ ኤርትራዊ በዓል ስልጣን መንግስቲ ወይ ዜጋ የለን። ስግር’ቲ እገዳ ኣጽዋር፡ እቲ ማዕቀብ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ይዅን ኣብ ልዕሊ’ቲ ስርዓት ዚዀን ቍጠባዊ ሳዕቤን ኣይነበሮን። Read more
See also Related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
18/11/2018 22:59 PM
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ምልዓሉ ዝምልከት
The UN Security Council resolution of lifting the arms embargoes, against Eritrea
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 18 Nov 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ኢንጂኔር ተስፋይ ክብሮም፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ምልዓሉ ዝምልከት ሰሚናር ክህበና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። The seminar topic is: "The UN Security Council resolution of lifting the arms embargoes, against Eritrea". All are cordially invited to participate. ኢንጂኔር ተስፋይ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ facebook) እውን ነዚን ካልእን ብዝሰፍሐ ኣቕሪቡዎ ኣሎ። ብዘይካ’ዚ ንሱ፡ ኤርትራውያን ኣብ ስደት፡ ብሞያ ንክምዕብሉ ጻዕሪ ዘካይድ ዘሎ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ምሁር ኢዩ።
1ይ ክፋል (18-
18/11/2018 15:30 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 18 Nov 2018 መደብ
“Political and economic union” and adventure of Isaias Afewerki.
ዕዱማት ኣጋይሽ፡- ኪዳነ ሓጎስን ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ሎሚ ነተኩረሉ ኣርእስቲ፡ “ፖለቲካዊን ቁጠባዊን ውህደትን” ዕንደራ ኢሳይያስን፡ ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited guests are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. The Topic will be “Political and economic union” and adventure of Isaias Afewerki. All are cordially invited to participate.
17/11/2018 18:11 PM
The Isaias Mode! Reconciliation with 'Justice & constitution' OR with ‘Ethiopia' & ‘Horn Africa'?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Nov 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም፡ 17-
1ይ ክፋል (17-
17/11/2018 15:26 PM
ቦኽሪ ፈነወ - ኢዩ። ድምጺ ሰእዮብ፡ ወትሩ ዓርቢ ካብ ሰዓት 6 ክሳብ ሰዓት 7 ናይ ምሸት ብመርበብ ኣሰና ኣቢሉ ብሳትላይት ናብ ኤርትራ ዝፍኖ መደብ ኢዩ። እዚ መደብ ዚ ብ'ፓልቶክ ሩም ድላለት ህሌና ዝዳሎ መደብ ኢዩ። እዚ መደብ'ዚ ድሕሪ ፍርቂ ለይቲ ካብ ሰዓት 1 ክሳብ ሰዓት 2 ወጋሕታ፡ ከምኡውን ቀዳም ካብ ሰዓት 9 ክሳብ ሰዓትት 10 ቅድሚ ቀትሪ ብኣቆጻጽራ ኣስመራ፡ ይድገም። መርሓባ ድምጺ ሰእዮብ! Read more
15/11/2018 21:20 PM
Contribution of Eritrean Journalists
who are incommunicado detention.
[ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ]
ድሕሪ ምኽፋት ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፡ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ተራእያ። ኣብ ኤርትራ ግና እዚ መስርሕ ኣይተንጸባረቐን። ሓደ ካብቲ ኤርትራ ዓመት መጸ ብተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት እትሕተተሉ ነገር ድማ፡ ጉዳይ ነጻ ፕረስ ብፍላይ ድማ ብዛዕባ እቶም ብዘይ መስርሕ ፍርዲን ሃለዋት ምፍላጥን ኣብ ቤት ማእሰርቲ ን 17 ዓመታት ተኣሲሮም ዝርከቡ ናይ ብሕቲ ጋዜጠኛታት እዩ። ምስ ምርሓው እዚ ሓዲሽ ኩነታት እዞም ጋዜጠኛታት ምስ ካል ኦት እሱራት ፖለቲካ ክፍትሑ ትጽቢት ተገይሩ ኔሩ። እዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት እንትርፎ ስሞምን ብዝሖምን ንኣበርክቶኦም ዝምልከት ክቐርብ ኣይተሰምዐን። በዚ ምኽንያት ምስ ፐን ኤርትራ ብምትሕብባር፡ መንነትን ኣበርክቶን ናይዞም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኤርትራ ዝርከቡ ጋዜጠኛታት ኣብ ሰለስተ ክፋል ቀሪቡ ኣሎ። ምሉእ ትሕዝቶ ናይ ቀዳማይ ክፋል ኣብዚ ብምጥዋቕ ክስማዕ ይከኣል እዩ። Read more
1ይ ክፋል (13-
15/11/2018 21:20 PM
FOR PEACE, JUSTICE & HUMAN DIGNITY
Life is like a journey on a train with its passengers and stations. We are all aboard the train and travel on it until it is time for us to step down from it. The journey on the train is endless; it goes on forever. The passengers travel on the train of life until the time comes for them to step down at their respective stations to their final destination. Both the children and their parents travel on the same train of life together for some time and for some distances. However, when the time comes the parents step down from the train at some stations one after the other leaving the children behind to travel the journey on the train of life until their time comes to step down from the train at their respective stations. Read more
15/11/2018 10:42 AM
ዝኸበርካ ኣብ ውሽጢ ሃገር እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ ንግደት ቅዱስ ሚካኤል ሰገነይቲ ዝወዓልኩም ኣመንቲ ክርስትና፣
ኣባ ተኽለሚካኤልን ኣቶ ብርሃነ ኣብረሀን፡ ኣሰር ተበዓት ጉጅለ 15፡ ቢተወደድ ኣብርሃ፡ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ወዲ-
14/11/2018 20:38 PM
ምስ ኢለሪ (Eleri) ኣብ ምብጻሕ እንዳ ሓዘን ኢና በጋጣሚ ተራኺብና። ብዕድመ ክወልዳ ዝኽእል`ኳ እንተኾንኩ፡ ከም ዝተዓዘብኩዋ ምስ ኩሉ ናይ ምልጋብ ጽቡቕ ተውህቦ ስለ ዘለዋ`ያ ቀልጢፋ ዝተላልያትኒ። እዛ ሓታቲት ዑቕባ ዝኾነት ኣልባንያዊት፡ ምስ ብዙሓት ዝኸምኣ ኤርትራውያን ስለ ትራኸብ ንኹሉ ፖለትካዊ ጸገማትና፡ ባህልና፡ ኣነባብራናን ጠባያትናን ዘጽናዓትና`ያ ትመስል።
“ስመይ ኢለሪ ይበሃል ትርግሙ ናጽነት ማለት`ዩ፡ ኣብ ሃገርና ከኣ ግኑን ስም እዩ፡ ንስዂም`ከ ትጥቀምሉዶ?” በለትኒ ፍሽኽታኣ ኣሰንያ። ብወገነይ ኣጋውለኣ ተዓዚበ ንመዛረቢ ዘምጸኣቶ`ምበር ትፈልጦ ከም ዘለዋ ንምግምጋም ግዜ ኣይወሰደለይን። Read more
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
14/11/2018 19:19 PM
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ኣጽዋር፡
ሎሚ (14-
እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ጸኒዑ ዝጸንሐ እገዳ ኣጽዋር ፡ ብሰንኪ እቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ኣልሸባብ ኣለዋ ዝተባህለ ምትእስሳርን ብሰንኪ እቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ዲፕሎማሲያዊ ጸብለልታ፡ ንኤርትራ ወተሃደራዊ ዓቕማ ንምድኻም ዝተኻየደ ጎስጓስን ዝሰዓበ ኢዩ ነይሩ። ፍትሓዊ ድማ ኣይነበረን። ምኽንያቱ፡ ንክልተ ኣብ ኩናት ዝነበራ ሃገራት ብማዕረ ዝርኢ ስለዘይነበረ።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
12/11/2018 17:37 PM
THE CONSTITUTION OF ERITREA AND THE TRANSITIONAL GOVERNMENT
this Constitution as the fundamental law of our Sovereign and Independent State of Eritrea”.
– Preamble, The Eritrean Constitution
[Eri-
Drafted by a Constitutional Commission established under the auspices of the Transitional Government of Eritrea in 1993 and ratified by a duly established Constituent Assembly in May 1997, the Constitution of Eritrea entered into force upon its ratification on 23 May 1997. The Constitution thus remains legally in effect as of that date. The regime’s failure to implement, that is, to respect, adhere to and apply the Constitution upon its ratification is a calculated and deliberate political decision to pursue its own agenda of self-
See also Related. ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/11/2018 23:57 PM
መሰረታት ህዝባዊ ግንባር: ዝነበሮም እጃም ተቓዉሞ።
Seminar by Mr Mulubrhan Tewelde
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 11 Nov 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ሰንበት፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሙሉእብርሃን ተወልደ ኮይኑ፡ ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ ድማ “መሰረታት ህዝባዊ ግንባር: ዝነበሮም እጃም ተቓዉሞ።” ዝብል’ዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest speaker on this Sunday is Mr Mulubrhan Tewelde and his Seminar Topic is: “File members of EPLF -
1ይ ክፋል (11-
11/11/2018 14:20 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 11 Nov 2018 መደብ Show
ኣብ ህሉው ውዕዉዕ ኩነታት ኤርትራ፡
ዝምድናታታ ምስ ከባቢናን፡ ጽልዋኡን።
On current Eritrea issues, its regional relations and their impacts.
4ይ ክፋል ይቕጽል (P-
ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳአኤን ዶ/ር ሳልሕ ኑርን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited guest-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል-
11/11/2018 14:20 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 11 Nov 2018 መደብ
ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ፡ ታሪኹ፡ ኣተሃላልዋኡን መጻኢኡን።
2ይ ክፋል ይቕጽል (P-
Eritrean national force: its history, its present condition and it's future.
ዕዱማት ኣጋይሽ፡-
11/11/2018 11:27 AM
መገሻ ኢሰያስ ናብ ክሊ ኣምሓራ፡ ንስላም’ዶ ንሰራም ዕላማ
ነዚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ቀንዲ ምኽንያት፡ ኢሰያስ ኣብ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝገበሮ ምብጻሕ ምስ ረኣኹ ኢየ። እዚ መገሻ’ዚ ኣቐዲሙ ዝተወጠነ፡ ብመንግስቲ ክሊ ኣምሓራ ወግዓዊ ዕድመ ከም ዝተገብረሉ ካብ ዝስማዕ ነዊሕ ገይሩ ኢዩ። ዘምጽኦ ጸገምን ፖለቲካዊ ሕሜታን ንምኽዋል ከኣ ኢዩ፡ ኣብ ባህርዳር ናይ ሰለስቲኦም መራሕቲ ርክብ ክግበር ስለ ዝኾነ ንእግረ መንገዱ ዝገብሮ ዘሎ ዘምስል፡ ካልእ ውጥን ተማሂዙሉ። ኣብ መገሽኡ መራሒ ኢትዮጵያ “ኣባሓጎኡ ንኢሰያስ ዝተቐብሩላ ከተማ ኢያ” ዝበላ፡ ንታሪኻዊት ከተማ ጎንደር በጺሑ ናብ ከተማ ባህርዳር ከም ዝኸዱ’ውን ተዓዚብና። መገሻ ኢሳያስ ንሰናይ ጉርብትናን ምድልዳል ዲፕሎማስያውን ንግዳውን ዝምድናታትን እንተ ዝኸውን ምተናእደ እምበር ኣይመዛረበን። ከምኡ እንተኾይኑ ከኣ ከም መጠን መራሕ ሃገር፡ ምስ ማእከላይ መንግስቲ እምበር ምስ ክልላት ዘዛርብ የብሉን። Read more
10/11/2018 23:53 PM
ቁጠባዊ ውህደትን ምትእስሳርን ኣብ ሞንጎ ዘይማጣጠና መሻርኽቲን ማሕበረ-
ቁጠባዊ ስምምዕ ኢትዮ-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 10 Nov 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ቀዳም ዕለት 10-
1ይ ክፋል (10-
See also more ተማሳሳሊ ኣስተምህሮታት:-
09/11/2018 16:56 PM
ቃለ መጠይቕ ኢልካ ክትርደኦ ብሓቂ ዘጸግም መደረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲልካ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ክብሎ ዝደሊ ቀንዲ ሓሳባት ክትርዳእ ምፍታን "ጸሓይ ብምዕራብ ክትበርቕ ኢያ" ኢልካ ምትስፋው ዝቐልል ይመስለኒ።"ቃለ መጠይቕ" ኢሳያስ ኣፈውርቂ ከይከታተል ካብ ዝውስን ሓይሎ ዓመታት ሓሊፉ ኢዩ። ምኽንያቱ ድማ፥
1. እቶም "ጋዜጠኛታት" በቲ ንሱ ክብሎ ዝደሊ መሰረት ዝተዳለወ ሕቶታት ሒዞም ከምዝቐርቡ ብሩህ ስለዝኾነ፣ በዳሂ ሕቶታት ክለዓል ስለዘይጽበን እቲ ንሳቶም'ውን ዝጥቀምሉ ዘይሙያዊ ቃላት ንገዛእ ርእሱ ብርቱዕ ዓቕሊ ዝሓትት ስለዝኾነ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
08/11/2018 22:51 PM
The genocide of the Eritrean people
It seems that Eritreans are always at war to protect their land. A never-
06/11/2018 22:54 PM
Visit also ዩቱብ ቻነል ንምብጻሕ:-
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
04/11/2018 22:32 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 04 Nov 2018
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ሎሚ ዕለት Sunday, 04-ሳባ ተስፋዮውሃንስን ኣቶ ከማል ዓሊን ኢዮም። ብዛዕባ ዕላማን መደባትን "ዳግማይ ትንሳኤ ኤረትራ Eritrean Renaissance" መብርሂን መግሊጺን ክህቡና ተዳልዮም ኣለዉ። ብኽብሪ ትዕደሙ። Mrs Saba Tesfayohannes & Mr Kemal Ali, Members of the Eritrean Renaissance movement, will give us seminar this Sunday 04-
1ይ ክፋል (04-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
03/11/2018 22:10 PM
ቃለመጠይቕ ፕረሲደንት ኢሳይያስ
President Isaias Afewerki Interview
03-
ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል፡ ኣብ ጉዳይ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ጉዳይ ዞባናን ዘተኮረ ኢዩ። ኣብ ካልኣይ ክፋል ድማ፡ ኣብ ጉዳይ ውሽጣዊ ኩነታት ሃገር ዘተኮረ ከምዝኸውን ኣብ መእተዊ ናይዚ መደብ ወከልቲ ኤሪ-
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
02/11/2018 23:30 PM
Commemorating Asmara Adiya School Akria protest, of 31 Oct 2017.
ዓርቢ Friday 02 November 2018
ዕዱም ጋሻ፡ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፡ Guest: Mr Amanuel Eyasu
ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
ንዓርቢ 2 ሕዳር 2018 ዓዲማ ኣላ። ኩል ግዱስ ድማ መጺኡ ንኽካታተልን ሓሳቡ ንኸካፍልን ብኽብሪ ንዕድም። All are cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (04-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
02/11/2018 15:55 PM
ሓዋርያዊ ዑደት ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ
ኣብ ለንደን ዓባይ ብሪጣንያ
ቅድስት ማርያም ቤተክርስትያን ኣርችወይ
Apostolic visit Bishop Makarios, in London
St. Mary Eritrean Orthodox Church Archway
Sunday 04 November 2018
ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ 12፡00 ስርዓተ ቅዳሴ ክካየድ ኢዩ። ቀጺሉ ካብ ሰዓት 13፡00 ክሳብ ሰዓት 16፡00 ድማ መንፈሳዊ ትምህርቲን ኣባታዊ ምኽርን ክህሉ ኢዩ።
ኣድራሻ፡-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
02/11/2018 14:51 PM
Where were they all this time?
Abei nerom kissab Hiji? (ኣበይ ነይሮም ክሳብ ሕጂ?)
[Assenna.com]
The first time I heard a comment such as the above, was when a group of senior Eritrean leaders, known as G-st the dictatorial conduct of President Isaias. Instead of appreciating the bold stand of the G-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
01/11/2018 17:37 PM
to Dr. Abiy Ahmed, Prime Minister, Federal Democratic Republic of Ethiopia
[Harnet.org 31 Oct 2018]
Your Excellency Dr Abiy Ahmed, Prime Minister,
Federal Democratic Republic of Ethiopia
May you enjoy peace and have best of health.
We, the peaceful demonstrators gathered in front of the venue of the public meeting you are addressing today here in Germany, are members of the huge Eritrean diaspora dispersed all over the globe after having fled from our beloved home which is denied peace, justice, prosperity, democratic governance, and good neighborliness by the repressive regime in the country. Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
01/11/2018 13:12 PM
ብፍልይቲ ራፖርተር ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (ሚስ. ሺላ ኪታሩት) ንሕቡራት ሃገራት ዝቐረበ
[Nirayo Tesfai]
24 Oct 2018: United Nations, New York -
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |