|
|
30/12/2018 14:35 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 30 Dec 2018 መደብ
Understanding Driven by Common Interest.
Our invited guest discussing the topic above is Dr. Salah Ibrahim, You are all cordially invited to participate. ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
30/12/2018 04:35 AM
ሕጂ፡ ቀንድን ወሳንን ጥርናፈ የድሊየና ኣሎ። ማሕበራዊ ሚዲያታትና ሓቢሩ ክሰርሕ ኣለዎ።
Core and Decisive Eritrean Unity is a timely request.
Our social media activists have to cooperate and coordinate their efforts.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት 30 December 2018 ጋሻና ኣቶ የዕብዮ ሃብተጽዮን ብርሃነ ኢዩ። 'ሕጂ፡ ቀንድን ወሳንን ጥርናፈ የድሊየና ኣሎ። ማሕበራዊ ሚዲያታትና ሓቢሩ ክሰርሕ ኣለዎ።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከካይደልና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 30 December 2018, is Mr Yeibio Habtezion Berhane. He will deliver seminar on 'Core and Decisive Eritrean Unity is a timely request. Our social media activists have to cooperate and coordinate their efforts.' You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (30-
3ይ ክፋል (30-
29/12/2018 23:53 PM
Frankfurt Symposium and its outcome
ንቀዳም Saturday 29-
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"
12pm Asmara, 10pm Berlin, 9pm UK, 4pm NY
ሓበሬታ ካብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ንቀዳም 29-
1ይ ክፋል (29-
29/12/2018 23:53 PM
ኣብ ኢድና ዘሎ ዕድላትን ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋታትን
Opportunities at hand and Overshadowing Risk
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 29 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም 29 December 2018 ጋሻና ገዲም ተጋ. ጸጋዘኣብ ዮሓንስ ኢዩ። 'ኣብ ኢድና ዘሎ ዕድላትን ዘንጸላልወና ዘሎ ሓደጋታትን።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ሂቡ። Our Guest Saturday, 29 December 2018, is Veteran Tsegazeab Yohannes. He will deliver seminar on 'Opportunities at hand and Overshadowing Risk.'
1ይ ክፋል (29-
28/12/2018 23:53 PM
ሕጋዊ-
ዓርቢ Friday 28-
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"
12pm Asmara, 10pm Berlin, 9pm UK, 4pm NY
ሓበሬታ ካብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ንዓርቢ 28-
1ይ ክፋል (28-
28/12/2018 23:53 PM
Live message to the People of Eritrea,
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Dec 2018
ናይ ዓርቢ 28 December 2018 ቀጥታዊ መልእኽቲ ናብ ህዝቢ ኤርትራ፡ ካብ ሕድሪ ጀጋኑና። Live message to the People of Eritrea, from Hdri-
1ይ ክፋል (28-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
27/12/2018 16:15 PM
Stop the hate-
internalise the spirit of reconciliation and Go win-
In the Amhara owned social media there is an awful hate campaign against the TPLF and the People of Tigray such as: ኣስደሳች ዜና፡ ወያነ ዳግም ሞተች : Pleasant news TPLF died for the second time. It is simply a death wish. It is sawing the seeds of violence gripping Ethiopia every day. The hate-
The campaign is of epidemic proportion and the standard of decency is shamefully low. It is provocative, threatening and may lead to armed clashes, ...Read more
26/12/2018 20:41 PM
እዚ ኣረስቲ እዚ ከልዕሎ ዝደለኹ: ኣብ መራኸቢ ቡዙሃን ሓሓሊፉ ውዑይ ክትዓት ብዛዕባ መበቆል ህዝቢ ኤርትራን ባህልታቱን እምነቱን[ሃይማኖት] ኻብኡ ሓሊፉ መሰረት ዘይብሉ ፖለቲካዊን ማሕበራዉን ትንታነታት ክካየድ ክትሰምዕ ከለኻ ዝመጸካ ዘይቁርጣዊ ሓሳብን እትዕዘቦ በቢዓይነቱ ፖለትካዊን-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
26/12/2018 21:22 PM
መኣዝኑ ዝሰሓተን፡ ቀላሲ ዝሰኣነን ሓርነታዊ ቃልሲ
ብስም ዚግ-ር ስእነት ግዜ ዘይምህላው ዘይኮነስ፡ መኣዝን ምስሓት ኢዩ” በለ። ጆን ማክስወል እውን ብዛዕባ ንፉዕ መራሒ ክዛረብ ከሎ “መራሒ ዝበሃል ዝጉዓዘሉ መንገዲ ዝፈልጥን፡ ብኡኡ ዝጉዓዝን ንካልኦት ከኣ ምስኡ ብኡኡ ከምዝኸዱ ዝገብር ኢዩ” ይብል። እቲ ትሕዝቶ ናይ’ዘን ክልተ ጥቕስታት ብግቡእ ምስ እንርደአን፡ እተን ክልተ ወሰንቲ ንዓወት ናይ ሓርነትዊ ቃልሲ ኢየን። ግን ከኣ፡ ኣብ’ዚ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ከነረጋግጽ እንካይዶ ዘሎና ቃልሲ፡ ዓበይቲ ብኩራት ወይ ከኣ ጎዲለናና ዘሎዋ እየን። ...Read more
24/12/2018 20:20 PM
The following Christmas message (see below) is from Mother Camel. Please read it with great interest and sincerity for its full understanding.
Greetings to all Dear Members of the Human Race,
As a humble mother of the camel family, it is my pleasure to inform you that when Jesus Christ was born in Bethlehem of Judaea in the days of King Herod, three wise men ridding on the back of decorated Camels, guided by a bright light of the star from the sky, came to worship and honor the birth of Little Jesus, the son of God. Read more
24/12/2018 03:55 AM
Interview with Member of EPDP Central committe and Ex-
[Tv Sened Eritra]
Tv Sened Eritra 23 Dec 2018 Interview with Member of EPDP Central committe and Ex-Hagos. ኣብዚ ዕላልዚ፡ ተጋ/መስፍን ሓጎስ፡ ኣብ ዝሓለፈ ታሪኽ ሰውራን፡ ኣብ ህሉው ኩነታን ዝምልከት ዝቐረበሉ ኣገደስቲ ሕቶታት መልሲን መብርሂን ሂቡሎም ኣሎ። ገዲም ተጋዳላይን መራሒን፡ ኣቶ መስፍን ሓጎስ፡ ካብ 1966 ኣብ ተሓኤ ቀጺሉ ድማ ካብቶም ንህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝመስረቱ ገዳይም ተጋደልቲ ኾይኑ፡ ኣዛዚ ግምባር ኮይኑ ኣብ ከም ምድምሳስ ግምባር ናደው እዝ (1988) ዘገልገለን፡ ድሕሪ ናጽነት ድማ ክሳብ ሚኒስተር ምክልኻል ጽፍሒ ሓላፍነት ዝነበሮ ኢዩ። ኣብ መስከረም 2001 ሓደ ካብቶም ንትግባረ ቅዋም ዝጠለቡን፡ ኣብ ስደት ኮይኑ ቃልሱ ዝቕጽልን ዘሎ ኣያና ኢዩ።
Part-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
23/12/2018 13:55 PM
Eritrean Women: as in yesterday,
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት 23 December 2018 ጋሻና መንእሰይ ዮርዳኖስ ዘርኣብሩኽ ኢያ። 'ኤርትራዊት ጓልኣንስተይቲ፡ ከም ትማሊ፡ ሎሚ'ውን ሞቶረ ንፍትሒ።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከተካይደልና ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 23 December 2018, is young Yordanos Zeraburk. She will deliver seminar on 'Eritrean Women: as in yesterday, a Motor for Justice.' You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (23-
3ይ ክፋል (23-
22/12/2018 23:46 PM
ዕላል ምስ ኣምባሳደር መምህር መሓመድኑር ኣሕመድ With Amba. Mohammed Nur Ahmed
At Paltalk Room Dilalet hallena 2018
Saturday 22-
10 PM Berlin Time
እዚ መደብ’ዚ፡ ብቋንቋታት፡ ዓረብ፡ ትግርኛን ትግረን ዝተኻየደ ኣገዳሲን ትምህርታዊን መደብ ኢዩ። Presented in Three languages: Arabic, Tigrinya and Tigre, this is very educational historical presentation. Read more
22/12/2018 16:16 PM
ኢሳይያስ ሓይሉ ዘይኮነስ፡ ኣብ ድኻምና ኢዩ ዝነብር ዘሎ። ቅዋም ድማ፡ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራ'ምበር ኢሳይያስ ኣይኮነን።
Isaias lives on our weaknesses; Constitution is a property of Eritrean people-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 22 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም 22 December 2018 ጋሻና መንእሰይ መንእሰይ ያዕቆብ ቃለኣብ ኢዩ። 'ኢሳይያስ ሓይሉ ዘይኮነስ፡ ኣብ ድኻምና ኢዩ ዝነብር ዘሎ። ቅዋም ድማ፡ ዋናኡ ህዝቢ ኤርትራ'ምበር ኢሳይያስ ኣይኮነን።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከካይደልና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Saturday, 22 December 2018, is young Yacob Kaleab. He will deliver seminar on 'Isaias lives on our weaknesses; Constitution is a property of Eritrean people-
1ይ ክፋል (22-
18/12/2018 20:46 PM
ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተምነዎ፡ ኣብዚ ሎሚ ዕለት 20 December 2018 ብመንገዲ ፌስቡክ ኣቢሉ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ውድባት ተቓውሞ ኤርትራ፡ ከምኡውን ንመንእሰያት ኤርትራ፡ ዘመሓላለፎ ናይ ቪድዮ መልእኽቲ፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራ፡ ንህሉው ስግኣታትን ኣድላይነት ህጹጽ ስጉምቲ ንምፍትሑን ብዝርዝር ኣመሓላሊፉ ኣሎ። ኩሉ ኤርትራዊ ብጽሞና ሰሚዑ፡ ካብኡ ዝጥለብ ስጉምቲ ክወስድ፡ ኣገዳሲ ኢዩ። ተስፋይ ተምነዎ፡ ደራሲ ናይታ ‘ንኣርብዓ ዓመታት ዝተቐብረ ጉድ’ ዘርእስታ መጽሓፍን ኣብ ዝተፈላለየ እዋናት ሰሚናራትን ቃለመጠይቓትን ዝገበረ ገዲም ኤርትራዊ ተጋዳላይ ኢዩ።
18/12/2018 18:46 PM
Seasons Greetings -
ብምኽንያት በዓላት፡ ካብ 17 ታሕሳስ ክሳብ 13 ጥሪ 2019 ፈነወ ድምጺ ኤርትራ፡ ኣይክህሉን ኢዩ። ንኹልኹም ተኻታተልቲ ድምጺ ኤርትራን ስኒትና.ኮምን፡ ሰናይ ናይ ዕረፍቲ ግዚ ክኾነልኩም ንምነ። ዓመት 2018 ኣብ ድምጺ ኤርትራ ዝነኣድ መደባትን ተሳትፎን ዝነበራ ዓመት ኢያ። እዛ ዓመት'ዚኣ፡ ብፍላይ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝነብር ህዝብና ስግኣታት ዝተራእየላ ዓመት እውን ኢያ ነይራ። ሓዳስ ዓመት 2019፡ ዝበለጸት ዓመት፡ ዓመት ናይ ሓድነትን ብልጽግናን ክትኮነልናን ሰናይ ምንዮትና ኢዩ።
Merry Christmas and Happy New Year, to all listeners of voice of Eritrea and snitna.com. 2018 thanks as pleasant years in terms of the show, it was also full uncertainty and difficult year for Eritreans back home. It is the wish of all of us the year 2019 will be better year, a year of unity and prosperity. Due to the holiday seasons voice of Eritrea will be off the show from December 17-
18/12/2018 18:05 PM
[Assenna ኣሰና]
ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡ ኣብዚ ምስ ድምጺ ኣሰና፡ ብዕለት 17 December 2018 ዝገበሮ ቃለመሕትት፡ ንህሉው ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ናይ ዓይኒ ትዕዝብትታቱን ምስክርነቱን ሂቡ ኣሎ። ኩልና ኤርትራውያን ሃገራዊያን፡ ነዚ ብጽሞና ሰሚዕና፡ ካባና ዝድለ ግዴታ ክንፍጽምን ንድሕነት ህዝብና ሃገርናን ክንሰርሕን ዝጽውዕ እዋናዊ መልእኽቲ ኣለዎ። ንዝርዝሩ፡ Read more
See related ምስዚ ዝዛመድ፡-
18/12/2018 18:46 PM
ወድሰብ ክቃለስ እንከሎ፣ ዕላማ ሃልይዎ ንሓሳቡ ዝሳማምዑ መቃልስቲ ከናዲ ይግደድ፤ ምትእኽኻብ ተጀሚሩ ዕላማታትካ ተነጺሩ፣ ናይ ሓባር ስራሕ ንምክያድ ተዋሃሂዱ፣ ንስራሕ ንበገስ ኣብ ዝባሃሃለሉ፣ ፖሮግራም ትነድፍ፣ ነዚ ፖግራም ዘካይዱ [ቢሮ-
17/12/2018 16:52 PM
The Imperative for Common Action
Frankfurt, 14 -
ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018: ብ Eri-ረ-
Eritrea Symposium 2018 was organised by Eri-
16/12/2018 23:52 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት 16 December 2018 ጋሻና መንእሰይ ዳኒኤል ጎይቶኦም (ችና) ኢዩ። 'ደጊም ክፈላልየና ዝጸንሐ ሓጹር ተቐንጢጡ ኢዩ። ኣብ ሃገርና ንቡር ንምምላስ፡ ሰሚርና እንሰርሓሉ እዋን ሕጂ ኢዩ።' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከካይደልና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 16 December 2018, is young Daniel Goituom (China). He will deliver seminar on 'Time has come where the dividing line is no more there. It is time to work in unity towards normality.' You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (16-
3ይ ክፋል (16-
16/12/2018 23:55 PM
its importance in fighting the Dictatorship.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 15 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም 15 December 2018 ጋሻና ጋዜጠኛን ጻሓፊትን ኤደን ኢያሱ ኢያ። 'ኤርትራዊ ሃገራውነትን ኣድላይነቱን፡ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር ውልቀ ምልኪ' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ከተካይደልና ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Saturday, 15 December 2018, is Journails writer, Eden Eyasu. She will deliver seminar on 'Eritrean Nationalism: its importance in fighting the Dictatorship.' You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (15-
3ይ ክፋል (15-
16/12/2018 23:52 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 16 Dec 2018 መደብ
On Current Eritrea Political Situation
ኣብ ናይ ሎሚ መደብና፡ ኣብ ህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ኮይኑ፡ ሓው ጀማል ሑመድ ካብ ኣውስትራልያ፡ ምስ ሓጅ ዓብደልኑር ዝተኻየደ ቃለመጠይቕ ኢዩ። ብጽሞና ክትከታተሉዎ ንዕድም። Mr. Jemal Humed interviews Haaj Abdulnoor, from Australia. All are cordially invited to listen.
14/12/2018 01:22 AM
ቅዋም መዓስ ክትግበር’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!
እሱራት መዓስ ክፍትሑ’ዮም? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!
ሃገራዊ ምርጫ መዓስ ክካየድ’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!
ናጻ ፕረስ መዓስ ክፍቀድ’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!
ግዱድ ዕስክርና መዓስ ከብቅዕ’ዩ? ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን!
14/12/2018 01:22 AM
[BBC ትግርኛ]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ (ፋርማጆ) ብዝተገብረሉ ዕድመ፡ ሎሚ ናብ ከተማ ሞቓዲሾ ሶማልያ ኣብ ዝኣተወሉ፡ ፕረዚደንት ሶማል ዝርከቦም ላዕለዎት ሰበስልጣን ድሙቕ ኣቀባብላ ገይሮምሉ።
ሚኒስተር ዜና፡ የማነ ገብረመስቀል እዚ ታሪኻዊ ዑደት ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣካል ናይቲ ስሉሳዊ ርክብ መራሕትን መንግስታትን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልን ኢዩ ኢሉ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
13/12/2018 21:49 PM
“We the People: Peace in the Horn & the Safety and Future of the Eritrean People.”
Brussels Conference, 12-
[Assenna ]
(Brussels, 13 December) As European Union leaders present their bid for a responsible common migration policy, a conference of over 200 members and spokespersons of the Eritrean diaspora on the old continent taking place this week in Brussels calls for the evacuation and resettlement of Eritrean refugees from Libya and their protection. Despite the rapprochement between Eritrea and Ethiopia there are no changes in Eritrea as serious human right violations continue and Eritreans as a consequence continue to flee. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር:-
11/12/2018 12:54 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 08 Dec 2018
“መረብ- ዕለት 08 December 2018 ኣብ ፓልቶክ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና ተረኺቡ፡ ምስ ተሳተፍቲ ፓልቶክ ስፍሕ ዝበለ ዕላል ናይ እንካን ሃባን ኣካይዱ። ንህሉው ኩነታት ናይ ውሽጢ ሃገርና ዝምልከት ተመኩሮኡን ትዕዝብትታቱን፡ ድሕሪቲ ሓድሽ ምዕባለታት ኢትዮ-
1ይ ክፋል (08-
3ይ ክፋል (08-
10/12/2018 21:45 PM
[Assenna -
10/12/2018 19:20 PM
“ክትጽሕፍ ምኽኣልን ዘይምኽኣልን ዘይኮነስ፡ ሕቶ ምህላውን ዘይምህላውን እዩ ዘሎ ኣብ ዓድና።” ጸሓፊት ይርጋኣለም ፍስሃ
[ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ December 5, 2018]
ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ᎓ ሓንቲ ካብተን ብቐዳምነት ዝጥቀሳ ደቀንስትዮ ገጠምቲ ኤርትራ’ያ። ይርጋኣለም᎓ ካብ መስከረም 2003 ኣትሒዛ ኣብ ትምህርታዊ ረድዮ ባና ክትሰርሕ ድሕሪ ምጽናሕ᎓ ምስ ምዕጻውን ዝሰዓበ ሃድን ጋዜጠኛታትን እታ መደበር ረድዮ᎓ ኣብ ወርሒ ለካቲት 2009᎓ ምስ ካልኦት መሳርሕታ ተገፊፋ ኣብ ቤት-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
1ይ ክፋል (13-
1ይ ክፋል (14-
10/12/2018 19:20 PM
ብቀዳምነት፡ ከም ደቂ-
ኣብ ፖለቲካዊ ሂወት፡ ምድጋፍን ምቅዋምን ከም ባህርያዊ መባእታዊ መሰል ዜጋታት ንቡር ምዃኑ ኩላትና እንሰማማዓሉ ሓቂ ኢዩ። ስለዝኾነ ከኣ፡ ንስርዓት ህግደፍ ምድጋፍኩም ዋላ ዕረ እንዳጠዓመንን እንዳኣገረመንን ከሎ፡ መሰልኩም ምዃኑ፡ ክውሕጦን ክርዕሞን ዘሎኒ ጉዳይ ምዃኑ ይኣምን። እቲ ዕረ ዝጥዕመኒ ምኽንያት ከኣ፡ እቲ ናትኩም ህግደፋዊ ደገፍ፡ ንምልክን ሕሰምን ጭቆናን ኤርትራዊ ስድራ-
10/12/2018 19:20 PM
ጸብጻብ ህዝባዊ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ኣብ ከተማ ለንደን፡
ስሩዕ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ከተማ ለንደን፡ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ናይዚ ዓመትዚ ናይ መወዳእታ ስሩዕ ሕዝባዊ ኣኬባኣ ኣብ ሕምብርቲ ከተማ ለንደን ሰንበት 02 ታሕሳስ 2018 ኣካይዳ። ኣብዚ ብርክት ዝበሉ ሽማግለታት ደቀንስትዮን ደቂተባዕትዮን መንእሰያትን ዝተረኽብሉ ኣኼባ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርና ኩነታት ሰላምን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃ ስፍሕ ዝበለ መግለጽን ሓበሬታን ቀሪቡ። ፈለማ ካብ ኣባል መሪሕነት ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ኣቶ ያቆብ ገብረትንሳኤ እመሰራርታን ዕላማታት እቲ ኮሚቴን፡ ዛጊት እተሰላስሎ ዘላ ንጥፈታትን ሓፈሻዊ መግለጺ ቀሪቡ። ኣቶ ያቆብ ኣብ መግለጺኡ …. Read more
09/12/2018 21:10 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 09 Dec 2018 መደብ Show
ናይ ሰንበት 09-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል-
5ይ ክፋል-
6ይ ክፋል-
7ይ ክፋል-
8ይ ክፋል-
9ይ ክፋል-
09/12/2018 15:52 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 09 Dec 2018 መደብ
Sectarianism and the question of representation in the Eritrean Politics.
ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። መዛተዪ ኣርእስትና፡ (1) ዘቤታዊ ታሪኽና ብተሰራረዝቲ ሓይልታት ዝጨቀወ እዩ። ሓድሽ ታሪኽ ከመይ ንጅምር? (2) ሲቪካዊ ሃገርነት መተካእታ ዘየብሉ መድሕን ህዝብን ሃገርን'ዩ። (3) ንግዝኣት ኢሳይያስ ናይ መጨረስታ ዘይሕጋውን ዘይፍትሓውን ምሕደራ ንክኸውን እንታይ ንግበር። Our panellist are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. Our topic is: (1) Our history is littered with liquidationist forces; how do we start a new chapter? (2) Civic Nationalism is the only way. (3) How do we make the Isaiias regime the last illegal and unjust rule? ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። All are cordially invited to participate.
09/12/2018 14:54 PM
ዕለት 01/09/2018 ዝተመርጸት ሽማግለን ምዕባለታቱን፡
Geneva Demonstration, the Committee elected on the 01/09/2018 meeting,
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣብራሃም ኢያሱ፡ ምዕባለታትን ንጥፈታትን ሽማግለ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ ከብርሃልና ተዳልዩ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ሩም ሕድሪ ጀጋኑና፡ ብዛዕባዚ ጉዳይ'ዚ ብኻልኦት ኣባላት ሽማግለ ከም ኣርእስቲ ተላዒሉ ሰሚናር ተኻይዱሉ ምንባሩ ዝዝከር ኢዩ። ሎሚ ዝያዳ መብርሂ ክቐርብ ትጽቢት ይግበር። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest today, is Veteran. Abraham Eyasu. He is member of the Geneva Task Force Committee. He is going to give seminar on the activities and current developments of the Task-
1ይ ክፋል (09-
3ይ ክፋል (09-
08/12/2018 23:20 PM
JUSTICE CAMP: FOR DEMOCRACY OR TO UNDERMINE THE HISTORY OF ERITREAN PEOPLES' STRUGGLE?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 08 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ምርኩስ ገይሩ ሰሚናር ዝህበና ዕዱም ጋሻና፡ መንእሰይ ግርማይ ጉርጃ ኣስፋሃ (ወዲ ጉርጃ) ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited guest, delivering seminar on the topic above is: young Grmay Gurja Asfaha (wedi Gurja). You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (08-
07/12/2018 22:46 PM
ሰላምም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ንታን ኣቦታትና ንኸተል፣ ዝብል ኮይኑ እቲ ጽንዓትን ኒሕን፡ አንጻር ኩሎም መግዛእታት ዝተቓለሱ ወለድና፣ ጹኑዕ ባህሊ ኣውሪሶሙና። ኣብ ኤርትራዊ ኒሕ ተሞርኲስና፣ ንዲሞክራሲያዊ ባህሊ ከነጣጥሕ፣ ፍትሒ ክህሉ ክጽዓርን፣ ግዝኣተ-
06/12/2018 23:25 PM
How Eritreans should not fight
Eritreans were raised with a deep sense of humanity. We grew up watching our parents trying to understand others and understand the surrounding problems. We saw humanity from people that were not rich financially, because even the poor shared all they had. Humanity is a pinch from our inner soul, and every faith we belong to tell us about peace, love and to keep humanity at the same level as the prayers we believed in. In Eritrea, we all tried to live by anybody’s happiness and never did we dance because of someone else’s misery. Read more
05/12/2018 21:37 PM
Important public meeting in Toronto
Sunday December 9, 2018 4:00 PM
This is to invite all justice seekers to attend a crucial public meeting that is to be held on SUNDAY DECEMBER 9TH, 2018.
LOCATION (ቦታ):
847 DOVERCOURT TORONTO, ON M6H 2X4
TOPIC (ዛዕባ):
Discussing the current political development and sellout of the Nation of Eritrea.
Every concerned individual and activist is cordially invited.
05/12/2018 17:22 PM
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣመሪካዊ በዓል-
[Shabait.com]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ንተሓጋጋዚ ጉዳያት ኣፍሪቃ ሚስተር ቲቦር ናዥ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ።
ኣብ’ቲ ትማሊ 4 ታሕሳስ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
04/12/2018 16:17 PM
ህዝባዊ መጸዋዕታ ኣኼባ ኤርትራውያን ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቪርጂንያን ከባቢኡን
اجتماع عام لإرتترتون في ناشنط ، مرتولاند ، فرتجونوا نما حنلها
Public Meeting of Eritreans in Washington DC, Maryland and Virginia and its surrounding.
08 December 2018 (2:00 -
ንኤርትራን ህዝባን ኣጓኒፎም ዘለው ብድሆታት ንምግጣምን፣ ስግኣታትን ሓደጋታትን ንምውጋድን፣ ነቶም ዘለው ዕዳላት ንረብሓ ሃገርና ህዝብናን ንምቕያር ኣብ ዝካየድ ልዝብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም።
سي العمل. نطلب من جميع الإريتريين في واشنطن العاصمة وماريلاند وفيرجينيا والمناطق المحيطة بها حضور ودعوة أسرهم وأصدقائهم إلى الاجتماع.
We request all Eritreans in Washington DC, Maryland and Virginia and its surrounding to attend and to invite their families and friends to the meeting.
04/12/2018 16:17 PM
‘ኤርትራ ንኤርትራውያን” ዝብል ንናጽነት ኤርትራ ዝጠልብ ማሕበር እናሃለወ ንምንታይ “ኣልራቢጣ ኣል እስላምያ ኣልኤረትሪያ” ዝብል ካልእ ሓድሽ ማሕበር ተመስሪቱ? ንምንታይከ ከምቲ ከም ብዓል ከንቲባይ ዑስማን ህዳድ፡ ሸኽ ሱሌማን ኣልዲን፡ ሳልሕ ኬክያ ፓሻን ፊተውራሪ ዓሊ በኺትን ዝኣመሰሉ ፍሉጣት ሰባት ኣብ ሰልፊ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ዝተጸንበሩ? እቶም ዝተረፉ መራሕቲ እስላምከ ምስ ሰልፊ ኤርትራ ንኤርትራውያን ንምንታይ ዘይተጸንበሩ? ኢልካ ምሕታትን ምምላሱን ግቡእ’ዩ።
ኣብቲ ብዕለት 24/11/1946 ዓ.ም. ኣብ ቤት ጊዮርጊስ (ኣስመራ) ዝተኻይደ ካልኣይ ዋዕላ ቤት ጊዮርጊስ፡ ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን ምስ ገለ ሰዓብቶም ቊሩብ ደንጒዮም ናብ ቦታ ዋዕላ ምስ መጹ፡ ኣብቲ ዋዕላ ዳርጋ ኣስላም ኣይጸንሑዎምን። ...Read more
02/12/2018 23:20 PM
ገድሊ ኤርትራ: ምእንቲ ናጽነትን ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ'ዶ ወይስ ንሽፍትነት?
The Struggle of Eritrea: For Independence and Liberation OR for Banditry?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት ዕለት 02/12/2018 ጋሻና፡ መንእሰይ ኣማኑኤል የማነ ኮይኑ፡ "ገድሊ ኤርትራ ምእንቲ ናጽነትን ሓርነትን ህዝቢ ኤርትራ'ዶ ወይስ ንሽፍትነት?" ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። ክትሳተፉ ብክብሪ ትዕደሙ። On Sunday 02/12/2018, our guest is Youth Amanuel Yemane. He will give a Seminar Topic "The Struggle of Eritrea: For Independence and Liberation OR for Banditry?" All are cordially invited to join.
1ይ ክፋል (02-
02/12/2018 16:16 PM
ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ነባሪ ሰላም፡ ምክብባርን ክልተኣዊ ጡዑይ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ክረጋገጽ ዝኽእል።
ቅድሚን ድሕሪን ምርግጋጽ ናጻ (Independent) ኤርትራ፡ መተካእታ ዘይብላ ሂወቶም ዝኸፈሉ ልዕሊ 100000 ዝግመቱ ስዉኣት ኤርትራዉያን፡ ንኤርትራን ህዝባን ግምጃ ሉዕላዉነት ንምስላም ቢሎም ዝሓለፉ ስለዝኾኑ፡ ቅድም -
01/12/2018 23:54 PM
ራድዮ ስኒት ኤርትራ፡ ሎሚ Dec 1, 2018፡ ፈላሚ ናይ ፈተነ ፈነወኣ ጀሚራ። ረድዮ ስኒት ኤርትራ፡ ወትሩ ቀዳም ካብ ሰዓት 8፡00 ክሳብ ሰዓት 9፡00 ንግሆ ብኣቆጻጽራ ኤርትራ፡ ብቋንቋታት ትግርኛን ዓረብን፡ ብሓጺር ማዕበር ብ9540 ጂሎሄርዝ ኣብ 31 ሜትር ባንድ ዝመሓላለፍ ናይ ራድዮ ፈነወ እዩ።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
01/12/2018 23:46 PM
ፍታሕ ናይ ኤርትራዊ ሽግር፡ ንኤርትራ ዝመስል ኣወዳድባ ምስ እንገብር ኢዩ
The solution to Eritrean problem comes when we establish an Eritrean organisation.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 01 Dec 2018
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም ዕለት 1/12/2018 ጋሻና፡ በረኽት ገዛኢ ገብሩ ኮይኑ፡ 'ፍታሕ ናይ ኤርትራዊ ሽግር ንኤርትራ ዝመስል ኣወዳድባ ምስ እንገብር ኢዩ' ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ኢዩ። On Saturday 1/12/2018, our guest is Mr Bereket Gebru. He will give a Seminar Topic "The solution to Eritrean problem comes when we establish an Eritrean organisation."
1ይ ክፋል (01-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |