|
|
31/01/2019 10:18 AM
32nd Session of Universal Periodic Review
ኣድማሳዊ ወቕታዊ ግምገማ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ (28 ጥሪ 2019 ጀነቫ)
[UN Web-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
30/01/2019 17:54 PM
ብ/ጀነራል ካሳየ እናኣዘከርኩ ክሓተካ። ካልእ`ሞ ንግደፎ፡ እቲ ባዕልኻ ትኣምነሉ ጒዳይ መበገሲ ሰውራ ኤርትራ፡ ጃንሆይ ብገዛእ ስልጣኑ ንፈደረሽን ስለ ዘፍረሶ ምዃኑ፡ ንእግረ መንገድኻ በጨቕ ኣቢልካዮ ኣለኻ። ምስኡ ልቅብ ኣቢልካ`ውን `ካብዚ ኲሉ እንታይ ነይርዎ እቲ ፈደረሽን ከይተተንከፈ እንተ ዝቕጽል` ኢልካ። እንተኾነ ግን፡ ንስኻ ነዚ እናፈለጥካ ምስ`ቶም `እምቢ ያለ ሰው ጥይት ኣጒርሶው ኣፈር ኣልብሶው` እናበሉ ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ጦር ሰራዊት ኣቲኻ ጥራሕ ዘኮነ፡ ምሉእ ናይ ውትድርና ዘመንካ ንዕኡ ኣብ ምትግባር ኣሕሊፍካዮ። ሞሳ ናይ`ቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ንምጒዕጻጽ ዘፈጸምካዮ ኣረሜናዊ ግፍዒ ድማ ክሳብ ናይ ብርጌደር ጀነራል መዓርግ በጺሕካ። እዚ ወታደራዊ መዓርግ`ዚ እምበኣር ብምጒዕጻጽ ፍትሓዊ ሕቶ ዝተረኽበ ስለ ዝኾነ…Read more
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-ዋኑ ዝጠልቦ ዝነበረን ጠለቦም፡ ከም ገበን ተቖጺሩ ኸኣ፡ ካብ 18 መስከረም 2001 ኣትሒዞም፡ ኣብ ማሕዩር ክበልዩን ሃለዋቶም ተሸሪቡን ይርከብ። ብዙሓት ካብኣቶም ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዝተፈላለዩ ሓበሬታታት እኳ እንተፍለጡ፡ ብወገን መንግስቲ ኤርትራ ግን ዝኾነ ወግዓዊ መልሲ ኣይተዋህበን።
"An Open Letter to All PFDJ Members" is a historic document released by Senior Government Ministers and Members of Eritrean Parliament. 24 March 2001. These signatories have been under incommunicado prison since 2001. Many are feared to have died, despite this has not been confirmed by the Government of Eritrea. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
27/01/2019 21:49 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 27 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት ዕለት 27 January 2019፡ ዕዱም ጋሻና ወ/ሮ ኣልማዝ በየነ ኢያ። ኣልማዝ በየነ፡ "ዶብና ክሕንጸጽ፡ እሱራትና ክፍትሑ፡ ቅዋምና ክትግበር፡ ምባል፡ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ እዋናዊ ሕቶ ኢዩ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢያ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 27 January 2019, our invited guest is Ms Almaz Beyene. She will discuss with us on the a topic "Calling for Border demarcation, Release of prisoners and Implementation of Constitution, is every Eritrean' urgent request." You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (27-
27/01/2019 23:24 PM
The Ethio-
Time: From 2:30PM to 6:00PM
Eritrean Education and Publication Trust (EEPT) would like to invite you for a Panel Discussion on the Ethio-
Venue: Initiatives of Change
Address: Initiatives of Change, 24 Greencoat Place, Victoria, London SW1P 1RD Date: -
27/01/2019 21:49 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 27 Jan 2019 መደብ
Towards Durable Peace & Justice in Eritrea
Our invited guest discussing the topic above is Dr. Salah Ibrahim, from Australia. Dr. Salah is coming for a second time to our show. You are all cordially invited to participate. ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ካብ ኣውስትራልያ ኢዩ። ዶር. ሰላሕ ንካልኣይ ግዚኡ ኢዩ ዝቐርብ ዘሎ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ሕቶ ወይ ርእይቶ ብቀጥታ ናብ ስቱድዮ ከተቕርቡ ምስእትደልዩ፡ ቁጽሪ ቴለፎን፡ Call direct to our Live Studio, to share your opinions:
27/01/2019 06:25 AM
[Radio Erena Shekortet.com]
ህቡብ ስነጥበባዊን ሓርበኛን ኣብራር ዑስማን፡ ንሕሉፍን ህሉውን ኩነታት ኤርትራ ዝድህስስ፡ ባህጉ ንህዝቢን ሃገርን ኤርትራ ዝገልጽ፡ ሰፊሕ ዕላል ምስ ራድዮ ኤረና (ምስ ጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ) ኣካይዱ ኣሎ። ኣብራር ዑስማን፡ ገዲም ስነጥበባዊን ተጋዳላይ ተሓኤ'ን ኮይኑ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ብስነጥበባዊ ሞያኡ ህዝቢ ኣብ ምንቕቓሕ፡ ብውልቁን ምስ ካልኦት ብምትሕብባርን ከይተሓለለ ዝነጥፍ ዘሎ ኤርትራዊ ኢዩ። እዚ መደብ ራድዮ ኤረና'ዚ፡ ካልእ ኣዝዩ ኣገዳሲን እዋናዊን ትሕዝቶ አውን ስለዘለዎ ክሳብ መጨረሻ ክትሰምዑዎ ኣድላዩ ኢዩ። Read more
27/01/2019 06:25 AM
ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ -
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK
ዝኸበኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ዓመታዊ ኣኼባ፡ ኣብ ከተማ በርሚንግሃም ኣካዪዳ። ኣብዚ ኣኼባዚ ካብ ዝተፈላላያ ከተማታት ሃገር ብሪጣንያ ዝርከቡ ኣባላት ኮሚቴ ተኻፊሎም። ኮሚቴና ኣብዘን ዝሓለፋ ኣዋርሕ ተወሰኽቲ ኣባላት ብሕዝቢ ተመሪጾም ከምዝተጸምበሩዋ ዝዝከር ኢዩ።
ኣባላት ኮሚቴ፡ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ዝዓመመቶም ዕዮታት ብዕቱብ ገምጊምና፥ ነቶም እወታዊ ጎድንታትና ክነሔይል፡ ነቶም ዝጎድሉና መዳያት ድማ ክንምልእ ተሰማሚዕና፡ ዝተመሓየሸ መደብ ኣውጺኣ ኣላ። እዚ መደባት እዚ፡ ህልው ኩነታት ሃገርናን ሕዝብናን ኣብ ግምት ዘእተወ ኢዩ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
27/01/2019 06:25 AM
እቲ ኣብ 1941 ዓ.ም. ዝጀመረ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ናጽነትን ደለይቲ ሕብረትን ዝነበረ ናይ ኣስታት 9 ዓመታት ሓርጎጽጐጽ፡ ብዕለት 31/08/1950 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ኣስመራ፡ ኣብ ውሽጢ ሲነማ ኢምፔሮ፡ ኣስታት 4000 ህዝቢ ብኣካል ኣብ ዝተሳተፎ ኣጋጣሚ፡ ናይ ሰላምን ዕርቅን ጉባኤ ብምክያድ ከም ዝተዛዘመ ይፍለጥ።
ሎሚ ድሕሪ 68 ዓመታትከ ነዚ ዘሎ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ሓርነትን ከምኡውን ተመለኽትን ኣምለኽትን ጉጅለ ህግደፍ ናይ ኣስታት 20 ዓመታት ዘይምርድዳእ ጸገም ዝፈትሕ ናይ ዕርቅን ሰላምን ናይ ፍርድን ምሕረትን ኣጋጣሚ ዝፈጥር ጉባኤ ሰላም ይጽዋዕዶ ይኸውን? እስከ ብዛዕባ’ዚ ቅድሚ ገለ ምባልና ንገለ ጠንቅታት ወይውን ንኤርትራውያን ንኣስታት ሓደ ዘመን ሰላምን ምርግጋእን ከሊኡና ዘሎ ጉዳይ ብኸፊል ክንድህስሶ ንፈትን፥ ...Read more
26/01/2019 23:55 PM
እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቒ ዘሎ ስርዓት ህግደፍን፡
The EPLF that fought for our Independence and The PFDJ that persecutes our people.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 26 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም ዕለት 26 January 2019፡ ዕዱም ጋሻና ትግስቲ ካሕሳይ ኢያ። ትዕግስቲ ካሕሳይ፡ "ሃገር ዘውሓሰ ህዝባዊ ግምባርን፡ እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሳቒ ዘሎ ስርዓት ህግደፍን፡ ሓደ ድዮም?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክትዝቲ ኢያ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 26 January 2019, our invited guest is Ms Tigisti Kahsay. Her discusion topic is "Are they the same? The EPLF that fought for our Independence and The PFDJ that persecutes our people." You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (26-
3ይ ክፋል (26-
26/01/2019 00:35 AM updated
Eritrea Symposium 2018: The Imperative for Common Action
Frankfurt, 14 -
ሲምፖዝዩም ኤርትራ 2018: ብ Eri-ረ-
Eritrea Symposium 2018 was organised by Eri-
24/01/2019 23:50 PM
Interview with Prof. Gaim Kibreab,
on Current Eritrean Refugees and Eritrea situation, Jan 24, 2019
[ATV -
ፕሮ.ፈሶር ጋይም ክብርኣብ፡ ኣብ London South Bank University ኣብ ክፍሊ መጽናዕቲ ስደተኛታት ዳይረክተር ኮይኑ ዘገልግል ዘሎ ኢዩ። ንሱ፡ ንስደተኛታት ኣብ ዝምልከት ጉዳያት ከም ኣማኻሪ ኮይኑ ኣብ ኣህጉራዊ ርክባትን መንግስታትን ክሳተፍ ዝጸንሐን፡ ንኤርትራ ዝምልከት ብርክት ዝበሉ መጻሕፍቲ ዘበርከተን ኢዩ። ኣብዚ ምስ ተለቪጅን ኣሰና ዝገበሮ ዕላል፡ ንኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንኩነታት ጉዳይ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ ፖሊሲ መንግስቲ ኤርትራን ሳዕቤናቱን፡ ዘለዎ ገምጋምን ርእይቶን ኣካፊሉ ኣሎ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
21/01/2019 21:32 PM
to the People of Tigray and the TPLF
21/01/2019 00:01 AM
ዝኽሪ ስርሒት ፎርቶ -
In Memory of Operation FORTO, 21 Jan 2013
ስዒድ ዓሊ ሕጃይ (ወዲ ዓሊ) ምስ ብጾቱ፡ ኣብ ፎርቶ ኣስመራ ብምውጻእ፡-ራ ክትግበር፡ ኩሎም ናይ ፖለቲካን ሕልናን እሱራት ናጻ ክልቀቑ ዝጸውዑሉን መስዋእቲ ዝኸፈሉሉን ዕለት (21 ጥሪ 2013) ኢዩ። Col. Sied Ali Hijay and his comrades, requested: Implementation of Eritrea's Constitution, Release of all political and conscience prisoners; paid their sacrifice on 21 Jan 2013.
ምስዚ ዝተኣሳሰር Related፡
20/01/2019 18:20 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 20 Jan 2019 መደብ
ዋህማት ኢትዮጵያ ገና ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ይዝንቢ ኣሎ።
Challenging Ethiopia -
(With Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu)
ኣብዚ ዘተዚ ዝለዓሉ ኣርእስትታት፡-ዝምድና ኢትዮ-
20/01/2019 00:10 AM
ብኸመይ ከ ብሓባር ንሃገራዊን ህዝባዊን ረብሓ ክንሰርሕ ንኽእል?
ዘተ ምስ ኣቶ ሃይለ ክፍላይን ኣቶ ፍስሃየ ኣስመሮምን
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 20 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ሰንበት ዕለት 20 January 2019፡ ንኤርትራ ሃገርና ብኽልተ ዝተፈላለየ ኩርናዕ ካብ ዝጥምቱዋ ኤርትራውያን "ኣብ መንጎ ደቂ ሃገር ክፈላልየና ዝጸንሐ እንታይ ኢዩ?
ብኸመይ ከ ብሓባር ንሃገራዊን ህዝባዊን ረብሓ ክንሰርሕ ንኽእል?" ዝብል ኣርእስቲ ብሓባር ንኸዛትዩና ናይ ክብሪ ኣጋይሽና ኮይኖም ከምስዩ ስለዝኾኑ፡ ኩልኹም ኤርትርውያን፡ ፍልልይና ብዘየገድስ፡ ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተዚ ክንሳተፍ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣሎኹም። On Sunday 20 January 2019, we will host special invited guests who have different outlook on the situation of Eritrea. They will discuss on the a topic "What has been a dividing factor between us? How can we work together in the benefit of our Nation and our people?" You are all cordially invited to participate.
19/01/2019 23:45 PM
Current stage of Eritrea and the need for timely information.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 19 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም ዕለት 19 January 2019፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ማሕሙድ ሳልሕ ኢዩ። ኣቶ ማሕሙድ፡ "ኣቲናዮ ዘሎና ታሪኻዊ መድረኽን ኣገዳስነት እዋናዊ ሓበሬታን" ዝብል ኣርእስቲ ብሓባር ምሳና ክዝቲ ተዳልዩ ኣሎ።ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ትዕደሙ ኣሎኹም። On Saturday 19 January 2019, our invited guest is Mr Mahmud Saleh. He will discuss with us on the a topic "Current stage of Eritrea and the need for timely information." You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (19-
18/01/2019 23:55 PM
ምስረታ ‘ባይቶ ቤት-
The Establishment of The Eritrean Ulama’a League and its objectives
ዓርቢ Friday 18-
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"
11pm Asmara, 9pm Berlin, 8pm UK, 3pm NY
ሓበሬታ ካብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ን’ዓርቢ 18 ጥሪ 2019፡ ኣብ ቱርኪ ዝተጋብኤ ዋዕላን ምኽፋት ቤትጽሕፈትን፡ 'ባይቶ ቤት-
1ይ ክፋል (18-
3ይ ክፋል (18-
See related news ምስዚ ዝተኣሳሰር ዜና፡-
13/01/2019 23:55 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 13 Jan 2019 መደብ
ጉዳይ ምኽፋትን ምዕጻውን ዶባት፡ ኣብ ዝምድና ኢትዮጵያን ኤርትራን እንታይ ማለት ኢዩ?
What does the openning and closing of borders mean for Eritrea?
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም።። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.
13/01/2019 23:55 PM
ናይ Sunday 13 Jan 2019 መደብ Show
ድምጺ ኤርትራ፡ ድሕሪ በዓላት ሓድሽ ዓመት፡ ስሩዕ መደባቱ ብምቕጻል፡ ንሰንበት 13 January 2019፡ ገምጋም 2018 ምስ ዝተፈላለዩ ኣዘናጋዕቲ ምሩጻት ደርፍታት ሒዝናልኩም ክንቀር ኢና። ኣብ ዝቕጽል ሰንበት ዕለት 20 January 2019 ድማ ገዲም ተጋዳላይን ተቓላሳይን ረድኢ ክፍለ ጋሻና ኮይኑ ክቐርብ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Voice of Eritrea resumes the regular show effective January 13 2019 by reviewing 2018 shows and various Eritran musics and follows on 20 January 2019 interview with Veteran and political activist Redie Kifle. All are cordially invited to join.
13/01/2019 23:55 PM
ኣብጋግሳ ዓመጻዊ መርሆ ኣብ ልዕሊ ጓል-
The advent of Coercive attitude towards women, and the forms it takes.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 13 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት 13 January 2019 ጋሻና፡ ወ/ሮ ኑርያ ሑሴን ኢያ። 'ኣብጋግሳ ዓመጻዊ መርሆ ኣብ ልዕሊ ጓል-
1ይ ክፋል (13-
13/01/2019 02:15 AM
By Abeba Tesfaghiorgis ብ'ኣበባ ተስፋጊዮርጊስ
[Asmarino ኣዝማሪኖ]
ክቡር ህዝቢ ኤርትራ፡ ክቡራት ኣሕዋተይ፡ ኣሓተይ፡ ደቀይ፡ ደቂ ደቀይ፡
ከምዚ ንሪኦ ዘለና ህዝቢ ብጽሑፍ ይኹን ብቃል ናይ ሓዲስ ዓመት ትምኒቱ ይገልጽ ኣሎ። እንሆ ድማ ኣነ ብወገነይ 2019 ዓመት ምሕረት እሱራትና ዝፍትሑላ፡ ዝሓቀቁ መኣስን፡ ከምይን ኣበይን ከም ዝሞቱ -
See also more ተማሳሳሊ ኣስተምህሮታት:-
12/01/2019 23:55 PM
Non-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 12 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም 12 January 2019 ጋሻና፡ ኣቶ ሳምሶን ሰለሙን ኢዩ። 'ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ኣብ እርትራ፡ ብኸመይ?' ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። ሳምሶን፡ ወዱ ንስዉእ ሰለሙን ሃብተ ኢዩ። ተጋ/ሰለሙን ሃብተ ኣብ ኢድ ማሕዩር ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ ከሎ፡ ድሕሪ 14 ዓመት ዝተሰውአ ገዲምን ምሁርን ሓርበኛ ኢዩ። Our Guest on Saturday, 12 January 2019, is Mr Samson Solomon. He will discus on a topic:'Non-
1ይ ክፋል (12-
12/01/2019 14:15 PM
A SPLINTER AVOIDING THE FOREVER!
I am often asked if Eritreans have a problem marrying between different religions. My genuine answer is NO! We marry and respect each other’s’ faith. In fact, I add, Eritreans might have a problem for each letter of the alphabet but the letter “R” for religion needs to be skipped.
The next question I am asked -
09/01/2019 23:40 PM
ንቕሎ ኣደታት ኤርትራ፡ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን
ሓበሬታ ንኹሎም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዞባ ኤውሮጳ
Rescuing Eritrea and its people.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 09 Jan 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሮቡዕ 09 January 2019 ኣጋይሽና ወ/ሮ ፍረወይኒ ባይረ ካብ ጀርመን፡ ከምኡውን ወ/ሮ ሪም ነሰረ ካብ ኖርወይ ኢየን። "ንቕሎ ኣደታት ኤርትራ፡ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ካብ 8 -
To support the Seminar expenses, please Click here.
ነቲ ሰሚናር ዘድሊ ወጻኢታት ሓገዝ ንምግባር፡ ኣብዚ ጠውቑ።
1ይ ክፋል (09-
09/01/2019 16:40 PM
THE PARABLES OF TWO FLYING INSECTS
In relation to Eritreans in Diasporas.
When thinking about the current situation of our Eritrean communities, religious institutions and Eritrean political groups in Diasporas, there is a parable of two flying insects that comes to mind. Honey bees (ንህቢ) and houseflies (ሃመማ) are both insects that belong to the same fly species. However, they have fundamental differences in terms of their lifestyle, social behaviors, and institutional formation. It is essential to illustrate the moral and social order of the tale of these two flying insects as related to the social behaviors and institutional norms of our Eritrean communities, religious institutions and Eritrean political groups in Diasporas. Read more
07/01/2019 14:57 PM
ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መስመር ኡምሓጀርን ሑመራን፡ ሎሚ 07 ጥሪ 2019 ብወግዒ ተኸፊቱ
Eritrea-
ንኤርትራን ኢትዮጵያን ዘራኽብ፡ መስመር ኡምሓጀርን ሑመራን፡ ሎሚ 07 ጥሪ 2019 ብወግዒ ተኸፊቱ። ኣብዚ ናይ ዶብ ምኽፋት ጽምብል፡ ርእሰ-
06/01/2019 23:27 PM
ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ፡ ፓልቶክ፡ ዩቱብ)፡ ብኸመይ ንሃገራዊን ሓርነታዊን መነቓቕሒ ክንጥቀመሉ ከም እንኽእልን?
Social Media: how we can benefit from in raising our National Liberation consciousness.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 06 Jan 2019
ናይ ሰንበት 06 January 2019 ጋሻና መንእሰይ ዮኤል ሊኖ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጽእ ዘሎ ኣርእስቲ 'ማሕበራዊ ሚድያ (ፌስቡክ፡ ፓልቶክ፡ ዩቱብ)፡ ብኸመይ ንሃገራዊን ሓርነታዊን መነቓቕሒ ክንጥቀመሉ ከም እንኽእልን?' ዝብል ናይ ዘተ ኣርእስቲ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest Sunday, 06 January 2019, is Youth Yoel Lino. He will deliver discussion topic on 'Social Media: how we can benefit from in raising our National Liberation consciousness.' You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (06-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
06/01/2019 17:42 PM
[Assenna ኣሰና]
ፍግረ-ት! ንኹሉኹም ተቓለስቲ ብሓፈሻ ብፍላይ ክኣ ጀጋኑ ውፉያት ናይ ዜና ማዕከናትና ንኹልና ዘተኣናገድኩምና ብዙሕ ነመስግን። ከም ፍሉይ ኣጋጣሚ ድማ ርሑስ ሓድሽ ዝርግሐ ቲቪ ኣሰና(ATV) እንቛዕ ንኹልና ደስ በለና። ነቶም ለይትን ምዓልትን ከይተሓለልኩም ዝጸዓርኩም ክኣ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ይዘክርኩም። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
06/01/2019 13:49 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 06 Jan 2019 መደብ
Peoples movement: its importance and means of interpretation.
Our invited guest discussing the topic above is Mr Abubakar Ali Osman, from Melbourne Australia. You are all cordially invited to participate. ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኣቡበከር ዓሊ ዑስማን፡ ካብ ኣውስትራልያ (መልበርን) ኮይኑ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
06/01/2019 03:28 AM
እቲ ብ1965 ብመንግስቲ ኢትዮጵያን፡ ናይ ኣመሪካ ጸጥታዊ ስለላ (CIA)ን: ነቲ ክካየድ ዝጸንሔ ኣንጻር መግዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍሻል ዝተላእከ፡ ኢሳያስ ኣፈዎርቂ ዝተባህለ ዕሱብ ሰብ፡ ኣብ ሰውራ ኤርትራ፡ ተቓላሲ ተመሲሉ ካብ ዝተሓወሰላ ዕለት ጀሚሩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብገርሁ ከሎ፡ ክምክቱኒ ይኽእሉ እዮም ኢሉ ንዝጠርጠሮም ብሉጻት ተጋደልቲ፡ ብኣብርሃም ተወልደ ጀሚሩ፡ ብርቱዕ ቅንጸላን፡ ኣዝዩ ሃሳዪ፡ ሃገራዊ ዕንወትን፡ ብስቱር ምስጢራት፡ ፈጺሙ እዩ። ኤርትራ ሃገርና ነጻነታ ቅድሚ 27 ዓመት ካብ ዝተጎናጸፈትሉ ዕለት ጀሚሩ፡ ብዘይ ሕግን፡ ፍርድን፡ ሓታቲ ብዘይብሉ ኩነታት ፡ ንመላእ ሃገር ራዕዲ ብምእታው፡ ሕሱም ማእሰርትን፡ ቅትለትን፡ ጥሜትን ኣካይዱ። Read more
05/01/2019 23:47 PM
ንዜግነት መሰረት ዝገበረ ስርዓተ-
ضرورة بناء دولة المواطنة في ارتريا
Civic State and its importance in Eritrea
ቀዳም Saturday 05-
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018"
12pm Asmara, 10pm Berlin, 9pm UK, 4pm NY
ንቀዳም 05 ጥሪ 2019፡ ዘተ ምስ ተንታኒ ፖለቲካን ኣባል መሪሕነት መድረኽን ኡስታዝ ስለማን ሑሴን፡ እንዛራረበሉ ዛዕባ 'ንዜግነት መሰረት ዝገበረ ስርዓተ-
تستضيف "دلالت هلينا 2018" بالبالتوك المحلل السياسي والقيادي في مدرخ الاستاذ سليمان حسين في ندوة بعنوان" ضرورة بناء دولة المواطنة في ارتريا" موعدكم يوم السبت الموافق 05/01/2019 في العاشرة م/ بتوقيت برلين.
1ይ ክፋል (05-
05/01/2019 23:47 PM
ተራ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ምድንፋዕ ፍትሒ፡
ሰላምን ዕርቂን ሕብረተሰብ።
The Role of women, in promoting Justice, Peace and Harmony within Society.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 05 Jan 2019
ናይ ቀዳም 05 January 2019 ጋሻና፡ ነብያት ከፋሊ ኢያ። 'ተራ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ምድንፋዕ ፍትሒ፡ ሰላምን ዕርቂን ሕብረተሰብ።' ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክትዝቲ ስለዝኾነት፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our Guest on Saturday, 05 January 2019, is Ms Nebiat Kefali. She will discus on a topic:'The Role of women, in promoting Justice, Peace and Harmony within Society.' You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (05-
04/01/2019 23:27 PM
ህዝቢ ኤርትራ ባዕዳዊ መግዛእቲ ተቃሊሱን ጸሪጉን፣ ስርዓተ- ዝኸብረላ፣ ሂወት ሕብረተ ሰብ ኤርትራ ብትካላት ተሰርዑ፣ ንህዝቡ ኣገልግሎት ዝህብ መንግስቲ ተመስሪቱ፣ ብምዕብልና እትስጉም: ዶባ ዝተኸለለን ልዑላዊት: ዘበናዊት: ሲቭካዊት ኤርትራ ንምምስራት እዩ ነይሩ´ቲ ዕላማ። ግን ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ እቲ ንሃገራዊ ነጻነት ንሰባዊ ክብርን ዘካየዶ መሪርን ነዊሕን ቃልሲ፣ ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ ተዓዊትሉዓ´ኳ እንተኾነ ጌና ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ውልቃዊ ምልኪ ተቆሪኑን ባርነታዊ ሂወት የሕልፍ ምህላዉ ንተቃላሳይ ፍትሒ ዘካትዕ ኣይኮነን። Read more
03/01/2018 19:25 PM
ኣብ ኣጋጣሚ ሓዳስ ዓመት 2019
ዮሃና ንተዓወትቲ!
1ይ ክፋል (29-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
01/01/2018 23:53 PM
01/01/2018 23:53 PM
Launch of Assenna TV (ATV Asena)
ኣሰና ቲቪ (ATV)፡ ሎሚ 01 ጥሪ 2019፡ መዓልታዊ ን24 ሰዓት ዝኸይድ፡ ፈላሚ ናይ ሳተላይት ቲቪ ፈነወኣ ጀሚራ። ንተወሳኺ ሓበሬታን ፈነወኣ ንምስማዕን ኣብ ATV Asena ኣብዚ ጠውቑ። መርሓባ ቲቪ ኣሰና!
ATV Asena started its first Satellite TV on 01 January 2019. The TV broadcast goes on 24 ours a day. For more information, please visit the ATV Asena Channel. Congratulations ATV Asena!
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |