|
|
28/02/2019 21:56 PM
To prevent looming annexation conspiracy
1950s Conspiracy
Eritrea derives its name from the Greek word for red, eruthros: thus pontôi t’ eruthrôi referred to the Red Sea/s in classical Greek, also known as Erythrean Sea, Bahri Értra in Biblical Tigrinya and Ge’ez. The geographical boundaries of modern day Eritrea were defined by a series of treaties agreed during the early 1900s between three European colonial powers -
27/02/2019 13:45 PM
The Work of a Well-
Introduction: The history of the Eritrean liberation struggle is replete with secrecies, lack of transparencies and accountabilities, mistrusts, internecine warfare, wide spread disappearances of nationally important figures under very suspicious circumstances, deep-
See Also ካልኦት ጽሑፋት፡-
26/02/2019 23:55 PM
[Radio Erena 23-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
25/02/2019 12:06 PM
بيان صحفي إريتريا : التغيير الآن
[ Eri-
We, the taskforce established at the Eritrea Symposium 2018, reconvened on 22-
Noting the evolving geopolitical dynamics in the Red Sea Basin and the Horn of Africa;
Deeply concerned by the apparent dire threat to the sovereignty and territorial integrity of
Eritrea; …Read more ትግርኛ English عربى
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/02/2019 11:45 AM
ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኤርትራን ተራ ደቂ ኣንስትዮን።
ሰላም ኪዳነ -
[ATV ኣሰና 24 Feb 2019]
24/02/2019 16:20 PM
ብ' ገ. ወልደሚካኤል -
ወታሃደራዊ ሓይልን ጸጥታዊ ድሕንነት ሃገርን፥ እዚ ስርዓት ኮነ ኢሉ ነቲ ዝተመኮረ ዝናዊ ትካል ስለያ በመደብ ከም ከም ዘፍረሶ ይዝከር። ንገለ ምኩራት ወታሃደራዊ መራሕቲ ዝነበሩ ካብ ስልጣን ድሕሪ ምእላዩ፡ ንኩለን ዞባታት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ እቶም ዝተረፉ ዝኣምኖም ወተሃደራዊ መራሕቲ ክማሓደራ ገይሩወን። መንእሰያት ከምቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብዘን ወታሃደራዊ ክፍልታት ተወዚዖም ኣብ ጁባ እቶም መራሕቲ ዝኣቱ ሕርሻዊ ማእቶታት ንኸገልግሉ ተቐሲቦም ብዘይ ረብሕ ደሞዝ ክደኽሙን ክግብሩን ተራእዮም። ስለዚ ወታሃደራዊ ሓለፍቲ ኣብ ነጋዶ ተቐይሮም ኣብ ሃብቲ ምኽዕባት ተዋፊሮም Read more
1ይ ክፋል (13-
24/02/2019 14:17 PM
The current pressing and sensitive moment
demands our engagement on practical steps.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 24 Feb 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 24 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ሓርበኛ መዓሾ ሰሎሙን ኢዩ። ሓርበኛ መዓሾ፡ "እዚ ትንፋስ ዘይህብ ተኣፋፊ ህሞት፡ ናብ ተግባራዊ ዕዮ ክንጽመድ ይሓተና ኣሎ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 24 February 2019, our invited guest is Veteran Maasho Solomon. He will discuss with us on the a topic "The current pressing and sensitive moment demands our engagement on practical steps." You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (24-
24/02/2019 14:17 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 24 Feb 2019 መደብ
ዘተ: ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ዝለዓሉ ኣርእስቲታት፡-
1ይ ክፋል (03-
3ይ ክፋል (17-
23/02/2019 23:55 PM
እቲ ዉጹዕ ህዝብን መንእሰይን ኤርትራ 'ዶ ወይስ ተቓለስቲ ደምበ-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Feb 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም 23 February 2019 ጋሻና መንእሰይ ዮርዳኖስ ዘርኣብሩኽ ኢያ። 'መን'ዩ ተሞኪሩ? እቲ ዉጹዕ ህዝብን መንእሰይን ኤርትራ 'ዶ ወይስ ተቓለስቲ ደምበ-
1ይ ክፋል (23-
22/02/2019 23:41 PM
ምስ'ዚ ሓድሽ ኣብ ኤርትራን ዞባናን ዝኸይድ ዘሎ ምዕባለታት'ከ ብኽመይ ንርእዮ?
From where to where? How does it look at the Current Zonal Developments?
الحركة الفيدرالية الديمقراطية الاريترية من اين والي اين؟
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
"ድላለት ህሌና 2018"
Time ሰዓት: 11PM Asmara, 9PM Berlin, 8PM UK, 3PM NY
ዘተ ምስ ኡስታዝ ሳልሕ ሰባሕ
Discussion With Stuz Salah Sabaah.
عنوان ندوة اليوم في غرفة دلالت هلينا 2018 مع رئيس الحركة الاستاذ صالح صباح. موعدنا التاسعة م/ بتوقيت برلين.
1ይ ክፋል (22-
22/02/2019 18:05 PM
ውዲት ንትግባረ ኢትዮጵያዊ ኢስትራተጂ “ኤርትራ መሬታ’ ምበር ህዝባ ኣይድልየናን ኢዩ”
ኣብቲ ንናጽነት ዝተገብረ ነዊሕን ጽንኩሩን ተጋድሎ፡ ኣብ ገጠር ይኹን ኣብ ከተማ ዝነብር ዝነበረ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ዝተጻወቶ ተራ መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ እንተተባህለ ምግናን ኣይኮነን። ቑልዒ ሓዊ ገድሊ ከይጠፍእ ደጒሉ ዘሕደረ፣ ሰውራ ዘዕቖበ፣ ተጋዳላይ ዘዐንገለ፣ ምስጢር ሰውራ ዝዓቀበ፣ ሂወት ደቁን ሂወቱን ንሰውራ ዝለገሰ፣ ንጸላኢ ብዘይዕጥቂ፡ ብጥበብን ብልቦናን ዝመከተን ዝሳዓረን፣ ኮታ ብሓፈሽኡ፡ ንሰውራ ኣብ ማእገሩ ሓንጊሩ ናጽነት ኤርትራ ክውን ዝገበረ ህዝቢ ኢዩ። ኣብዚ ጽንኩሩን ነዊሕን ጉዕዞ ሰውራ እዚ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ-
1ይ ክፋል (18-
18/02/2019 23:22 PM
ሕማም ደግሲ ህይወት ብዙሓት ዝቐዝፍ፡ ሓደገኛ ሳዕቤን ናይ ቀዳማይ ኣብ ዳሕራይ ዝኽሰት ተርእዮ እዩ። እቶም ነዚ ሕማም`ዚ ዘምጽኡ ህዋሳት ኣብ ሰብነት ተደጊሎም ስለ ዝጸንሑ ነቲ መድሃኒት ይለምድዎ። ናይ ምክልኻል (immunity) ብቕዓት ድማ በቲ ቀዳማይ መጥቓዕቲ ተዳኺሙ ስለ ዝጸንሕ፡ ምስ ተኸስአ ክድሕን ኣይክእልን። ምኽንያቱ፡ እቲ ኣቐዲሙ ተፈዊሱ ዝነበረ ዝመስል ግን ከኣ፡ ተላሒጉ ዝጸንሐ ክብገስ ከሎ ፡ ንበይኑ ዘይኮነ ካልኦት ዓቕሚ ብምስኣን ተኸዊሎም ምቹእ ግዜ ክጽበዩ ዝጸንሑ ኣሰንዩ እዩ ዘጥቅዕ። ሕማም ደግሲ`ምበኣር ብኸምዚ ተርኒዑ ብዘይ ንሕስያ ዕምሪ ሰብነት የሕጽሮ። Read more
18/02/2019 20:17 PM
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK
PUBLIC MEETING CALL, IN LONDON UK
ንዕለት 24 የካቲት 2019 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 24 የካቲት 2019 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 2 ድ.ቀ. ዝጅምር ኣብ ግዝያዊ ኩነታት ሃገርና ኣመልኪትና ክንዛተ፡ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ እንዝትየሎም ነጥብታት እዞም ዝስዕቡ የጠቓልል፥
1. ኣብ ሞንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተኣዊጁ ዘሎ ሰላምን፥ ንሕዝቢ ኤርትራ ዜሻቕሎ ምኽንያታት፣ 2. ኣካዪዳ መንግሥቲ ኤርትራ ገምጊምና፥ ንሕና ኤርትራውያን ኣብዚ እዋን እዚ እንታይ ክንገብር ከምዝግብኣና፣ 3. ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራዉያን ዘካይድዎ ዘለዉ ምትእኽኻብን ምልዕዓልን፣ ኮሚቴ ሓድነትከ ኣብዚ ምዕባሌታት`ዚ እንታይ እጃም ተበርክት ኣላ፣ ካብ ሕዝቢ ኤርትራኸ እንታይ ትጽቢት ኣለና...Read more
17/02/2019 21:25 PM
ናይ Sunday 17 Feb 2019 መደብ Show
With Veteran Redie Kifle (Bashay)
ድምጺ ኤርትራ፡ ንሰንበት 03 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይን ተቓላሳይን ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጋሻና ኮይኑ፡ ሰፊሕ ገድላዊ ተሞክሮኡን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ምሳና ከዕልል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Sunday 03 February 2019 voice of Eritrea is presenting veteran Redie Kifle (Bashay) to learn from his wisdom past and current Eritrea situation. All are cordially invited to join.
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
3ይ ክፋል-
4ይ ክፋል A (10-
5ይ ክፋል-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
17/02/2019 02:08 AM
The Role of Eritrean Diaspora, during the Liberation Struggle and Today.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Feb 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 17 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኢዩ። ኣቶ ደስበለ፡ "ተራ ዲያስፖራ ኤርትራውያን፡ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልስን፡ ሎሚን።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 17 February 2019, our invited guest is Mr Desbele Mehari. He will discuss with us on the a topic "The Role of Eritrean Diaspora, during the Liberation Struggle and Today." You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (17-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
16/02/2019 23:55 PM
ዕላል ምስ መንእሰያት ኤርትራውያን ደቀይ
Sharing my Experience
with my young Eritreans
ዘተ ምስ ወ/ሮ ሙሉ በየነ
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Feb 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም ዕድምቲ ጋሻና ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ሙሉ በየነ ኢያ። ንሳ ሓንቲ ካብ ገዳይም ነርሳት ኤርትራን ውፍይቲ ሓፋሽ ውድባት ዝነበረትን፡ ኣብዚ ሕጂ ድማ ውፍይቲ ደላይት ፍትሒን ኢያ። ዘለዋ ውህሉል ተመኩሮ ከተካፍል ምስና ከተምሲ ስለዝኮነት ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። On Saturday 16 February 2019, our invited guest is our mother, Mulu Beyene, a veteran Nurse and dedicated member of Eritrea mass organisation in diaspora, during the liberation struggle and after, and now a devoted justice-
1ይ ክፋል (16-
3ይ ክፋል (16-
14/02/2019 13:46 PM
ብዕለት 2 የካቲት 2019 ኣብ ጆርጅታውን ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ፡ ኣብ መንጎ ናይ ከባቢና ሽማግለታትን መንእስያትን ብዝተበጽሔ ስምምዕ ፡ ነዚ ንነዊሕ እዋን ብፈላላይን የዕናውን ሜላታት መራሕቲ ህግደፍን፡ ገለ ካብ ሰቦም ንላዕሊ ተገደስቲ ብምምሳል ዝንቀሳቀሱ ውልቀሰባትን፡ ፋሕ ኢሉ ዝነበረ ናይ`ዚ ከባቢና ኤርትራዊ ፡ ሓደ ስሉጥን ሓያልን ባይቶ ንኽህልዎ ብዘቖመን ስለስተ ኣካላት ፡ እቲ ሓይሊ ዕማም ኣብ ስራሕ ይርከብ። Read more
13/02/2019 00:20 AM
ኣብ መፋርቕ 2018 ዓም ዝተኸስተ ሃንደበታዊን መበገሲኡን መዕለቢኡን ዘይተነጸረ ሰላማዊ ምሕዝነት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ብመሰረቱ እቲ ምቅርራብ፡ ብወገን ክልቲኡ ህዝብታት ዘይጽላእን ዝምነዩዎ ዝነበሩ ይኹን እምበር፣ ሕጋዊን ፖለቲካውን ቁጠባውን ማሕበራውን ቅጥዕታትን ኣገባባትን ዘይሓለወ ስለዝኾነ፡ ብውሕዱ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ሕቶታትን ስግኣትን ፈጢሩ'ሎ። ዝሓለፉ ስርዓታት ኢትዮጵያ፡ ናይ ሃጸይ ሃይለስላሴ፡ ደርጊ ከምኡ'ውን ኢሂወደግ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ነናቶም ዘይሃስስ ናይ ቁስሊ ስምብራት ከም ዝሓደጉ ዘካትዕ ኣይኮነን። ስለዚ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ዝተኣሳሰሩ ዝኾነ ይኹኑ ዝምድናታትን ውዕላትን፡ .. Read more
12/02/2019 21:22 PM
[www.eritreadigest.com]
መን'ዩ ዝኸድዐ?
ጉጅለ-s to be head of a foreign government, that effective immediately he has given him full authority to represent his country on all matters. There is a videotape of him saying that. And lest you think he was just being polite or hyperbolic, he said, “no, I am not being just polite or hyperbolic: I mean it.” And there is a videotape of that too. Read more
12/02/2019 13:38 PM
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ብሓበራ፥ ሎምዘመን ሓድሽ ታሪኻዊ ግድል ኣንጠጥዩና ኣሎ። ጉዳይ ሕዝብናን፡ ፖሊቲካዊ ኩነታት ሃገርናን፡ ካብ ሕማቕ ናብ ዝኸፍኤ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ።
ንሕና ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ -
11/02/2019 17:05 PM
ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ።
LIVE Eritrean Demonstration in U.S.A.
ኤርትራውያን ተቐማጦ ሕ.መ.ኣ. ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ዘይንጹር ዝምድናታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዘለዎም ተቓውሞ ንምስማዕ፡ እቲ ማይን ቀዝሒ ዛሕሊን ዝመልኦ ኩነታት ከይዓገቶም ናብ ኤምባሲ ኤርትራን መንግስታዊ ቤት-
10/02/2019 22:44 PM
ዘተ ብ’ ኣባላት ሕድሪ ጀጋኑና
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 10 Feb 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 10 February 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ኣባላት ሕድሪ ጀጋኑና ኢዮም። "መበል 28 ዓመተ ነጻነት ኤርትራ ብኸመይ ይጸንበል?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝትዩ ኢዮም። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 10 February 2019, our invited guests are from Eritrea Hdri Jeganuna Team. They will discuss with us on the a topic "How should we celebrate our 28th Independence day?" You are all cordially invited to participate. You may Donate to the PROJECT via PayPal to: paulo2@hotmail.ca
1ይ ክፋል (10-
10/02/2019 17:31 PM
THE ROMANTIC REWRITING OF HAILE SELASSIE’S LEGACY MUST STOP
[Eri-
Emperor Haile Selassie, who ruled Ethiopia from 1930 to 1974, died in 1975, but he lives on through the romantic lyrics of the late Jamaican reggae star Bob Marley and Ethiopian pop star, Tewedros Kassahun, better known as Teddy Afro.
Yet there is a wide range of views of the man whose full official title was: “His Imperial Majesty Haile Selassie I, Conquering Lion of the Tribe of Judah, King of Kings and Elect of God.” Some remember him as… Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
09/02/2019 22:05 PM
AT THIS CRITICAL MOMENT, WHAT SHOULD EVERY ERITREAN DO, TO BE EFFECTIVE
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday 09 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ኣቶ ዑቕባይ ገብረመድህን ኢዩ። ኣቶ ዑቕባይ፡ "ኣብዚ ፈታኒ እዋን፡ ኣብ ቃልሲ ንፍትሒ ኣድማዒ ንኺኸውን ነፍስ ወከፍ ኤርትራዊ እንታይ ኪገብር ኣሎዎ?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢያ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 09 February 2019, our invited guest is Mr Ukbai Ghebremedhin. He will discuss with us on the a topic "AT THIS CRITICAL MOMENT WHAT SHOULD EVERY ERITREAN DO TO BE EFFECTIVE IN THE STRUGGLE FOR JUSTICE" You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (09-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
09/02/2019 22:05 PM
ኣብ ትሕቲ ረዚን እዋናዊ ሃገራዊ ዜጋዊ ሓላፍነት
ጽባሕ 10 ለካቲት 2019፡ መበል 29 ዓመት ዝኽሪ ቅያ ስርሒት ፈንቅል ኢዩ። ንዝኽሪ ፈንቅል፡ ኣብ ከመይ ዝበለ ኩነትት ኢና ነብዕላ ዘሎና ዝብል ሕቶ ግን ኩልና ኤርትራውያን ከነስተብህለሉ ዝግባእ ኩነታት ኣሎ። ገና ልዑላዊ መረትና ብሕጊ ተበይኑልና ከብቅዕ ክሳብ ሕጂ መዕለቢ ኣብዘይተገብረሉን ዘይተሓንጸጸሉን እዋን፡ ብድሕሪኡ ክምዕብል ዝነበሮ ጉዳያት ጉያ ጉያ ክበሃል ንዕዘብ ኣሎና። እዚ ኣቲናዮ ዘሎና ሃገራዊ መድርኽ፡ ደጋሲ ሕልሚ ምስፍሕፋሕ ገዛእቲ ኢትዮጵያ፡ ብመንገዲ ጀነራላቶም-
08/02/2019 16:54 PM
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
Time ሰዓት: 11PM Asmara, 9PM Berlin, 8PM UK, 3PM NY
دور الشعراء في توعية الشعب" امسية خاصة تستضيف فيها غرفة دلالت هلينا بالبالتوك، مجموعة نيرة من الشباب الشعراء الاريتريين، وذالك يوم الجمعة الموافق 8/2/2019 في تمام الساعة 9 مساءا بتوقيت برلين
Discussion with: famous poets, on At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018, today Friday 08, February 2019. Welcome all to Participate. ዕላል ምስ ብሉጻት ኤርትራውያን ገጠምቲ ኣብ ፓልቶክ "ድላለት ህሌና 2018" ሎሚ ዓርቢ 08, February 2019. ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
PART-
08/02/2019 13:13 PM
THE SURVIVAL OF OUR ERITREAN IDENTITY IN DIASPORAS
Once upon a time there was a majestic tree named Momona located in front of our village in Eritrea. It was situated on a flat plain land surrounded by other small trees, short shrubs, and fertile farm lands. The green large leaves and beautiful flowers of the tree used to give a special grace and sweet aroma, respectively, to the surrounding area. Momona was home for all kinds of singing birds and crickets and its beautiful flowers were the main sources...Read more
06/02/2019 19:25 PM
ኣብ ምብጋስ መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዘስመዖ መደረን ዘርኣዮ ዘይንቡር ባህርያትን ዘይሓለፍነታዊን ዕሸላዊን ኣገባብን፣ ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ከምዘገረመን ከምዘሰክፈን ግሁድ እንዳኮነ ክኸይድ ጸኒሑ ኣሎ። ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ዝሃቦ ንሃገረ ኤርትራ ዝምልከት መግለጺታት ምስቲ ዝተራእየ ናይ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ጠገለ ዝሰኣነ ሸብዳዕዳዕ ተደሚሩ ኣብቶም ደገፍትና ኢዮም ዝብልዎም ኤትራውያን ዜጋታት'ውን ከይተረፈ ዓቢ ቁጠዐን ተስፋ ምቑራጽን ከምዝፈጠረ ስለዝተረድኡ፣ ኣምባሰደራት ኢሳያስ "ሰሚናራት" ከካይዱ ክጓየዩ ይረኣዩ ኣለዉ። Read more
06/02/2019 13.44 PM
ንሓፈሻዊ ህዝባዊ ኣኼባ፡ ኣብ ለንደን ዓ/ብሪጣንያ
from 2 pm to 6 pm
ኣብ At INITIATIVE OF CHANGE, 24 GREENCOAT PLACE, SW1P 1DR, London
05/02/2019 20:10 PM
[Eri-
መእተዊ:-(link)፡ ኣብ መፋርቕ 2018 ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተራእየ ሃንደበታዊ ሕዳሰ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
05/02/2019 20:10 PM
"ቋንቋ ትግረ ዝዛረብ ህዝቢ ብቛንቋኡ እምበር ብዓረብ ወይ ብትግርኛ ክዛረብ/ክሰምዕ ኣይኮነን ዝመርጽ፣ ሳእዮብ ድማ ነዚ ክትምልእ እያ።"
[SBS Radio-
ራዲዮ ሳእዩብ ካብ ወጻኢ ክሳብ ናብ ዉሽጢ ኤርትራን ዓለምን ብቛንቋ ትግረ መደባት ሰሪዓ ብሳተላይት ተመሓላልፍ ራዲዮ፣ እያ። እዛ ራዲዮ ብኸመይ ትመሓላለፍ፡ ትሕዝቶ መደባታ፡ ኣብ ኣተሓሳስባ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግረ ዝህልዋ ጽልዋን፡ ዛጊት ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ዘሎ ዝርጋሐኣን ብዝምልከት ምስ ካብ ኣባላት እታ ራዲዮ ኣቶ ዓድል ሳልሕ ዝተገብረ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል እዩ።
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
04/02/2019 23:54 PM
ብዙሓት ግዱሳት፡ መጽሓፍ ሓርበኛ ብርሃነ ኣብርሀ ብኸመይ ክትዕድጉ ከም እትኽእሉ ክትሓቱ ምጽናሕኩም ዝፍለጥ ኢዩ። እነሆ እምበኣር፡ ኣብ ኤውሮጳ ተሓቲማ ተዳልያትልኩም ኣላ። ኣብ ቀረባኹም ዘሎ ኣከፋፋሊ መሪጽኩም ብምውካስ ክትዕድጉ ትኽእሉ። ኣብዚ ጠውቑ። ሰናይ ንባብ ይግበረልኩም።
04/02/2019 13:05 PM
Important Call to All Eritreans World-
دعوة هامة لجميع الإرتريين في جميع أنحاء العالم من
25 January 2019
Read more:
03/02/2019 22:50 PM
Emergence of huge political changes is calling for a new approach of mobilisation
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Feb 2019
9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ናይ ሰንበት ዕለት 03 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኢዩ። "ምቕልቃል ገዘፍቲ ፖለቲካዊ ምዕባለታት፡ ሓድሽ ሜላ ኣቀላልሳ ኢዩ ዝጠልበና ዘሎ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 03 February 2019, our invited guest is Veteran Ahmed Al-
1ይ ክፋል (03-
02/02/2019 23:55 PM
Come forward together, in search of a solution.
Discussion Mr Solomon Woldemichael
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Feb 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም ዕለት 02 February 2019፡ ዕዱም ጋሻና ሰሎሙን ወልደሚኬኢል ኢዩ። ሰሎሙን ወልደሚኬኢል፡ "ኣሎኹ በል፡ ሰብ ክእከብ፡ መፍትሒ ኸኣ ክርከብ።" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 02 February 2019, our invited guest is Mr Solomon Woldemichael. His discussion topic is: "Come forward together, In search of a solution." You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (02-
02/02/2019 09:50 AM
መግለጺ ኮሚቴ መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን ንፍትሒ ስዊዝ -
ኣብ ዕለት 27/01/2019 ብኮሚቴ መኣዲ ዘተ ንፍትሒ ስዊዘርላንድ፣ ዝተጸውዐ ኣኼባ፣ ኣብ ከተማ ኣረው ተኻይዱ። ኣብዚ ኣኼባዚ ዝተፋላለያ ውድብት፣ ምንቅስቓሳት፣ ሰልፍታት፣ ሲቪካዊ-
01/02/2019 23:55 PM
ዘይምህላው ውሽጣዊ ሰላም ዶስ ግዳማዊ ዘይምርግጋእ? እንታይ'ከ እዩ እቲ ዘላቒ ፍታሕ?
The source of Eritrean crisis:
Lack of internal peace or External instability? What would be the sustainable solution?
Discussion With Stuz Abdulrazak Shawer
ዓርቢ Friday 01-
1ይ ክፋል (01-
01/02/2019 03:47 AM
ሞት ሓረበኛ ጀግና መምህር ኢብራሂም ዩንስ መሓመድኑር ምስ ሰማዕና ዝተሰማዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ሓርበና መምህር ኢብራሂም ዩንስ ድሕሪ’ቲ ኣብ ጥቅሚት 2017 ዝተላዕለ ናይ ቤት ትምህርቲ ድያእ ኣል-
ሓረበኛ መምህር ኢብራሒም ዩንስ ብ 25/12/1949 ኣብ ኣስመራ ተወሊዶም ዓብዮም። ስውእ መምህር ኢብራሂም ኣብ ምምሕዻር ንግዲ ብዲግሪ ዝተመረቁ ነጋዳይን ኣቦ ኣርባዕተ ቆልዑ እዮም
ነይሮም። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |