|
|
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
31/03/2019 23:15 PM
The fall of a Dictatorial regime
Is ascertained through united arm of justice-
Discussion with Mr. Isaias Asmelash
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 31 Mar 2019
ናይ Sunday, 31 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኢሳያስ ኣስመላሽ (ወዲሽሜ) ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ምልካዊ ስርዓት ዝወድቕ፡ ብሓድነት ምስ እንገጥሞ ጥራይ ኢዩ።" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 31 March 2019, our invited guest is: Mr. Isaias-
1ይ ክፋል (31-
31/03/2019 21:41 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 31 Mar 2019 መደብ Show
Discussion፡ Veteran Asgede Bereket
ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 31 March 2019 ምስ ሓርበኛ ኣስገደ (ፊተውራሪ) በረኸት፡ ካብ ካልጋሪ ካናዳ ዕላል ክህልወና ኢዩ። ኣስገደ፡ ኣብ ባድመ ዝተወልደ፡ ዝዓበየን ዝተዋግአን ኢዩ። ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። 31 March 2019, Voice of Eritrea will have discussion with Veteran Asgede ( Fitewrari) Bereket from Calgary Canada. Asgede was born, raised and fought in Badme. He will share with us why wanted claim Badme as theirs. Please join and participate on our show.
1ይ ክፋል (31-
31/03/2019 13:15 PM
ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኒውዮርክን ከባቢኡን
Eritrean Justice-
Public Meeting Call to all Eritreans
in New-
Saturday 13 April 2019, 2:00pm
ማሕበር ኤርትራውያን ንፍትሒ ኒውዮርክን ከባቢኡን ኣብ 2013 ተመስሪቱ ብዙሕ ዝናኣድ ስራሓት እኳ ኣቃኒዑ እንተኾነ፡ ኣብዚ እዋን'ዚ ንጥፈታቱ ካብ ትጽቢት ንታሕቲ’ዩ ዘሎ። ልኡላውነት ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኣሰካፊ ኩነታት በጺሑሉ ኣብ ዘሎ እዋን ዳግማይ ተንሲእና፡ ደገፍትን ዘይደፍትን ከይተብሃሃልና ሃገርና ንምድሓን ብሓድነት ክንሰርሕ ይግባኣና እዩ። ካልኦት ከተማታት ተኣኪቦም ኣንታይ ንግበር ኣብዝብል ዘተ ጀሚሮም ኣለዉ ፡ ስለዚ ንሕና ከኣ ቅዱስ ቅንኢ ሓዲሩና ተኣኪብናን ተጠሚርናን ወከልትና ብምምራጽ ተሳትፎና ክነዕዝዝ ንበገስ።
31/03/2019 13:15 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 31 Mar 2019 መደብ
Eritrean youth and its national obligation
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ፍጹም ኣይጽገብ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Fitsum Aytsigeb. You are all cordially invited to participate.
30/03/2019 23:51 PM
ታሪኽ ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ፡ ኣወንታዊ ኣበርክቶኡ ኣብ ቃልሲ ንሃገራዊ ናጽነት፡
History of Eritrean Music, its impact on Eritrea’s Liberation Struggle
ዘተ ምስ ገዲም ስነጥበባዊ ሓርበኛ ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ
Discussion with Mr. Neguse Haile Mensaay
Legend Eritrean Artist and Veteran
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 30 Mar 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ Saturday, 30 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ገዲም ስነጥበባዊ ሓርበኛ ንጉሰ ሃይለ መንሳዓይ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ታሪኽ ሙዚቃ ኣብ ኤርትራ፡ ኣወንታዊ ኣበርክቶኡ ኣብ ቃልሲ ንሃገራዊ ናጽነት፡" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 30 March 2019, our invited guest is: Mr. Neguse Haile Mensaay, Legend Eritrean Artist and Veteran. Our topic is "History of Eritrean Music, its impact on Eritrea’s Liberation Struggle" You are all cordially invited to participate.
30/03/2019 16:12 PM
[Radio Erena 30-
30/03/2019 16:12 PM
During the Ethiopian occupation of Eritrea, we stored water in bathtubs, in buckets and thermos. We boiled the precious water to make tea or prepare milk for the kids. There was no electricity and the flickering candle light became our trusted friend. We read under the candle light, our voices a whisper and that light followed us from room to room and to the kitchen when it was time to share a meal. My grandmother grew herbs she believed could cure a headache or a decayed tooth. The buildings’ walls were tattered with constant shrapnel’s from the enemy. Read more
29/03/2019 13:20 PM
[One Nation Eritrea (ONE) 28-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
29/03/2019 13:20 PM
[Radio Erena 28-
1ይ ክፋል (Radio Erena 28-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
29/03/2019 01:36 AM
Inspirational speech by Dr Salah Nur
ዶር ሳልሕ ኑር፡ ኣብቲ ካብ ዕለት 16 ክሳብ 17 መጋቢት 2019 ኣብ ኣትላንታ ቪርጂንያ፡ ሕመኣ ዝተኻየደ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣዝዩ መሳጢን ኣበራባሪን ዝኾነ መደረ ኣስሚዑ። ንኹሉ ኤርትራዊ ትምህርታዊ ብምዃኑ፡ ኣብዚ ኣብ ታሕቲ ኣቕሪብናዮ ኣሎና። በዚ ኣጋጣሚ'ዚ፡ ብጽሞና ክትከታተሉዎን ከተስተንትኑዎን መርበብ ስኒትና.ኮም ትላቦ። ብተወሳኺ፡ ዋዕላ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ንምዕዛብ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። ሰናይ ምክትታል! Read more
29/03/2019 01:36 AM
ዶር ገብረመስቀል፡ ብቐጻሊ ኣስተምህሮታት ዘበርክት፡ ፍልጠቱን ተሞኩሮኡን ከይበቐቐ ንደቂ ኤርትራ ዘካፍልን፡ ኣብነታዊ ኤርትራዊ ኢዩ። ዶር ገብረ፡ ንነዊሕ ዓመታት ክሳብ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብቲ ጽንኩር ቤት-
28/03/2019 23:57 PM
Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC) Activities and its near future plans
Discussion with Mr. Negash Osman
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 28 Mar 2019
ናይ Thursday, 28 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ነጋሽ ዑስማን፡ ኣቦ መንበር ኮሚቴ-
1ይ ክፋል (28-
3ይ ክፋል (28-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
27/03/2019 15:54 PM
ብ'ጎይትኦም ኢማም (ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ)
ዓመተ 2019፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራን ኣብ ስደትን ዝነብር ህዝብና ብሰንኪ ጉጅለ መሪሕነት ህግደፍ፡ ሃገርን ህዝብን ኣትዮሞ ዘለዉ ሓደጋ ብምስትብሃል ትዕግስቱ ጸንቂቑ “ይኣክል” ዝብል ጭርሖ ሒዙ ንናይ መወዳእታ ምዕራፍ ቃልሲ ዝተዓጥቀ ይመስል። እቲ “ይኣክል” ምባል ደንጉዩ ይምጻእ እምበር፡ ነዚ ነድሪ ቁጠዐ ስምዒታት ናይ ህዝቢ ጠርኒፍካ፡ ምልኪ ህግደፍ ኣብ 2019 ከብቅዕ ሓቢርና ተግባራዊ ዝኾነ ቃልሲ ምስ እነካይድ ጥራሕ ኢዩ። ብህጹጽ ሕሰም ህዝብና ዘብቅዓሉ፥ ፖለቲካዊ እሱራትን ዝፍትሕሉ፥ ልዑላውነት ሃገርና ካብ ኣንጸላሊዋ ዘሎ ሓደጋ ኣድሒንካ ነጻነታ ብምውሓስ፡ ህዝብና ዳግማይ ከይጥለም ፍትሓዊ ህዝባዊ ስርዓት ንክረጋገጽ ምንጻፍ ከነንጽፍ የድሊ። Read more
27/03/2019 02:48 AM
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
27/03/2019 02:48 AM
بيان لقاء القوى السياسية الإرترية في فرانكفورت
ضمن فعاليات الاحتفال بذكرى الثامن من مارس )يوم المرأة العالمي(، والذي أقيم بمبادرة من النساء الإرتريات المناضلات تحت شعار "انطلاقة الأمهات الإرتريات لإنقاذ الشعب والوطن"، شارك ممثلون عن خمسة عشر تنظيمًا وحزبًا سياسيًا إرتريًّا، فضلا عن ممثلين للمجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي. وبناء على توصية الأخوات المنظمات للاحتفال، عقد ممثلو القوى السياسة لقاءً خاصًا ناقشوا فيها الأوضاع التي تمر بها إرتريا في الوقت الراهن وأهمية تصعيد النضال المشترك من أجل التغيير الديمقراطي في إرتريا.
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
27/03/2019 02:48 AM
መግለጺ ርክብ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ -
ብምኽንያት "ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፡ 8 መጋቢት" "ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን" ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት፣ ኣብ ኤውሮጳ ብዝነብራ ተቓለስቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝተኻየደ ጽንብል፣ ወከልቲ 15 ሃገራውያን ፖለቲካዊ ውድባትን ሰልፍታትን ከምኡ’ውን ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ተረኺቦሞ ምንባሮም ዝተፈልጠ ኮይኑ፣ ብመሰረት ካብ ኣዳለውቲ ጽንብል፣ ወከልቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ፍሉይ ኣኼባ ብምክያድ፣ ኤርትራ ሃገርናን ህዝባን ኣብዚ እዋን’ዚ ዘሕልፍዎ ዘለዉ ተሃዋሲ ኩነታት ብምስትብሃል፣ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ፣ ሓባራዊ ቃልሲ ተቓውሞ ደምበ ብኸመይ ይድንፍዕ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ሃናጺ ልዝብ ኣካይዶም። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
25/03/2019 22:53 PM
ERITREAN DEMOCRATIC ASSOCIATION, INC.
A Nonprofit Public Benefit Corporation
March 25, 2019, Dear Mr. Girmai Bokre,
On behalf of all of us at the Board of Directors of Eritrean Democratic Association, Inc (EDA, Inc.), thank you for your generous donation of $465.00 US dollars to support The Wedisherifey Eritrean Refugee School in Kassala, Sudan. Read more
ጅግና ተጋዳላይ መልአከ ተኽለ ኣብ ራሳይ ኢደይ ኣይህብን ኢሉ ብጅክንነት ዝተሰውኣላ ዕለት'ያ። ካብቲ ንዝኽሩ ዝዘርጋሕክዎ መጽሓፍ ሽያጥ ኣታዊ፡ ክሳብ ሕጂ ልዕሊ ክልተ ሽሕ ዶላር ንኣካለ-
24/03/2019 19:40 PM
30th of March, 2019, Time 3PM-
ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲ፡ መሪላንድ፡ ቪርጂንያን።
ندعو جميع الإرتريين الذين يعيشون في واشنطن العاصمة وماريلاند
We invite all Eritrean living in Washington DC, Maryland and Virginia for a public meeting to establish a united Eritrean People's Council to defend and preserve Eritrean national sovereignty and to achieve liberty, peace and prosperity for our people. Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
24/03/2019 19:40 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 24 Mar 2019 መደብ
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተ ዝቐርብ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ኪዳነ መንግስትኣብ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Kidane Mengisteab. You are all cordially invited to participate.
24/03/2019 19:40 PM
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE -
07 April 2019, Start at 1:30 pm
ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019: ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ. ዝጅምር
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም.ፈ. ካብ ሰዓት 1:30 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ሃገናን ክንዝቲ ኢና። ኩላትና ከም እንፈልጦ፡ እዚ ዘለናዮ እዋን ተሃዋሲ ኢዩ። ንሕና ኤርትራውያን ነዚ ኣብ ሃገርና ወሪዱ ዘሎ ሓደጋ ዝመጣጠን ምላሽ ክንህብ እንግደደሉ ታሪኻዊ ሓላፍነት ኣለና። ``ድሕሪ ኣቦኻ፡ ሞት ጊደኻ!`` Read more
24/03/2019 19:40 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 24 Mar 2019 መደብ Show
ጉዳይ ኣብ ሩስያ ኣብ ካምፕ ተኣሲረን ጸበባ ዝርከባ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ
Discussion with four Eritrea girls from detention camp in Rusia
ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 24 March 2019 ምስ ኣብ ሩስያ ኣብ ካምፕ ተኣሲረን ጸበባ ዝርከባ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ፡-
1ይ ክፋል (24-
24/03/2019 19:40 PM
(ኣቦ መንበር ሰዲህኤ) by Veteran Mengisteab Asmerom (EPDP Chairman)
At Paltalk Eritrean EPDP Youth Discussion Corner Room
ቀዳም ዕለት 23-ኣስመሮም ኣብ ገበላ ፓልቶክ EPDP Eritrean Youth Discussion Corner Room ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ዘተኮረ ኣገዳሲን ሰፊሕን መብርሂ ሂቡ። ብተሳተፍቲ ንዝቐረቡ ኣገደስቲ ሕቶታት እውን ሰፊሕ መልሲ ሂቡሎም ኣሎ። ብመንገዲ ስኒትና ብቀጥታ ዝተቐድሐ እነሆልኩም።
1ይ ክፋል (23-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
23/03/2019 23:58 PM
Eritrean Nahda Party (E.N.P.) -
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 23 Mar 2019
ናይ Saturday, 23 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዓብዱራሕማን ጣሃ፡ ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ፡ ዕላምኣ፡ ከምኡውን ዘተ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርና።" ዝብል ኮይኑ፡ ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 23 March 2019, our invited guest is: Mr. Abdurahman Taha, Chairman of Eritrean Nahda Party (E.N.P.). Our topic is "Eritrean Nahda Party (E.N.P.) -
1ይ ክፋል (23-
22/03/2019 23:55 PM
Heroes & Heroine of our Revolution
By Veteran Idris Omer (Beriray)
ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
Friday, 22 March 2019
ሓርበኛ እድሪስ ብሪራይ፡ ኣብ እዋን ንእስነቱ ብ1967 ናብ ተሓኤ ዝተሰለፈ፡ ኣብ ምምስራት ህሓሓኤ ድማ ካብቶም ቀዳሞት ዝነበረ፡ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ብጅግንነት መሪሑ ዘዐወተ ፍቱውን ምቕሉልን ተጋዳላይ ኢዩ። ኣብዚ እዋን'ዚ ከም ብዙሓት ሓርበኛታት ኣብ ስደት ይነብር ኣሎ። ኩልኹም ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። You are all cordially invited to participate.
نستضيف دلالت هلينا بالبالتوك، المقاتل ادريس بريراي في برنامج "ابطال ثورتنا" وذالك في يوم الجمعة الموافق 22/3/2019 في الساعة 9 م/بتوقيت برلين
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
22/03/2019 23:55 PM
እዚ ብሓልዮት “ትንሳኤ ኤርትራ” ዝተዳለወ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ እዩ።
ዕላማ እዚ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ፡ ንምድንፋዕ ህዝባዊ ተሳትፎ ኣብ ምህናጽን ምውሓስን ልኡላዊትን ብግዝኣተ ሕጊ እትመሓደርን ሃገር በቲ ሓደ ወገን፡ ንመኽላእትታት ህዝባዊ ተሳትፎ ንምልላይን በቲ ኻልእ ወገን ድማ ንምውጋድን ዝድህስስ መጽናዕቲ ንምክያድ እዩ። ስለዚ ውልቃውን ቅኑዕን ተሳትፎኹም ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ነቲ ናይ መጽናዕቲ ፎርም ንምምላእ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
22/03/2019 18:16 PM
ኣብ ህልው ኩነታት ዘተኮረ ብውድብ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ጨንፈር ኣሜሪካን ካናዳን ዝተወደበ ወርክሾፕ ካብ 16-ት ከተማ ኣትላንታ ጆርጅያ ተኻይዱ ። ኣብ'ቲ ኣስታት 200 ተሳተፍቲ ዝተኻፈልዎ ኣኼባ ብኣቦ መንበር ብጻይ ተወልደ ኪዳነ መደረ ዝተኸፍተ ክኸውን ከሎ ድሕረ ባይታን መጻኢ መደባትን ውድብ ዝገልጽ ጽሑፍ ድማ ብኣባል ባይቶ ብጻይ ዮሴፍ ኣስገዶም ተነቢቡ። ክልቲኦም ኣባላት መሪሕነት ኣብ መደረኦም ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ 5 ውድባት ኣስሚሩ ካብዝተበገሰሉ ሚያዝያ 2017 እንዳዓበየን እንዳጎልበተን ይኸይድ ምህላውን ተቂሶም ከም ውጽኢት ከኣ ብዙሓት መንእሰያት ይውደቡ ምህላዎም ንተጋባእቲ ገሊጾም። Read more
21/03/2019 17:55 PM
ማሕበረኮም ኤርትራውያን ንፍትሒ ዋሺንግቶን-ኤርትራ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ መደብ ኣዳልዩ ከም ዝሎ ብሓጎስ ይገልጽ።
እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ ኣብ መላእ ኣሜሪካ ተመስሪተን ብዘለዋ ማሕበረኮም ኤርትራውያንን ጉጂለታትን ዝግበር ዘሎ እዩ። እዚ ንህላወ ሃገረ ኤርትራ ዘስግኡ ፍጻመታትን ክስተታትን ዝርኣየሉ እዋን ይግበር ስለ ዘሎ፡ ታሪኻዊ ፍጻመ የብሎ። ኣብ ሞንጎና ኣትዮም ክሓላልኹና ዝጸንሑ ፍልልያትና ገዲፍና፡ ናብ ዋሺንግቶን-
21/03/2019 01:43 AM
ዕላል ምስ ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ᎓
Interview with Ms Yirgaalem Fessaha,
Victim of 6 years imprisonement.
[LYE.tv -
ሓንቲ ካብተን ካብ ዕድመ ንእስነተን ህቡብነት ዘጥረያ ኤርትራውያን ደቀንስትዮ ገጠምቲ ኢያ። ኣብቲ ሞያ ኣዝዩ ልዑል ፍቕሪን ተውህቦን ከምዘለዋ ኣብተን ኣብ ኤርትራ ዓምቢበን ዝነበራ ናጻ ብሕታዊያን ጋዜጣታት ዝወጽእ ዝነበረ ፍርያታን ዕላላን የመልክት። ድሕሪ ግቡእ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኣብ ሳዋ ምፍጻማ፡ ካብ መስከረም 2003 ኣትሒዛ ኣብታ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንምንቕቓሕ ዕላማ ዝነበራ፡ መደበር ራድዮ ባና ተመዲባ፡ ክሳብ ወርሒ ለካቲት 2009 እናገልገለት ከላ፡ ብዘይ ዝኾነ ክሲ ምስ መሳርሕታ ተገፊፋ፡ ክሳብ ጥሪ 2015 ኣብ ማአሰርቲ ጸኒሓ፡ ድሕሪ ሽዱሽተ ዓመት ተለቒቓ። ኣብ ወርሒ መጋቢት 2018፡ ካብታ እትፈትዋ ወላዲት ሃገራ ናብ ስደት ከተምርሕ ተገዲዳ። ቅድም ምስ ራድዮ SBS፡ ሕጂ ድማ ምስ ወይኒ ስሌማን፡ ሰፊሕ ቃለመጠይቕ ኣካይዳ ስለዘላ ናባኹም ነብሎ፡-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/03/2019 01:56 AM
بقلم المناضل الأستاذ: علي محمد صالح شوم -
By veteran: Ali Muhammad Saleh Shum,
Former Eritrean diplomat, Kuwait
[www.Samadit.com]
19/03/2019 22:55 PM
ብ-019 ጽምብል መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ፣ ብ-
ነዚ ኣገዳሲን ህጹጽ እዋን ጽዊዒት ኣዴታት፣ ሃገርን ህዝብን ንምድሓን፣ዝብል ንምኽባር ንፍትሕን ግዝኣተሕግን ዝቃለሱ ኤርትራውያን፣ከካብ ዝቕመጡለን ሃገራት ብምብጋስ፣ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገረ ጀርመን ክትኣኻኸብ ኺኢሉ። Read more
19/03/2019 18:27 PM
[saay]
Welcome to Eritrea. Everybody has freedom of expression: not a single citizen was arrested for saying the wrong things. Here, we have no torture of citizens because if there is an independent judge will interview them and find out. Our patriarch lives in subsidized housing under gov car because he was fired by his church..
18/03/2019 00:22 AM
ካላኣይ ክፋል
ኣብ ቀዳምይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ እዚ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝነብሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ተወዲቦም ካብ ርሑቕ ናጽነት ኤርትራ ንምርግጋጽ ከምዝተቃለሱን ኣገዳሲ ተራ’ውን ከምዝተጻወቱን፣ ምስ ኣብ ሜዳ ዝነበረ መሪሕነት ውድባት፡ ኣብ ማዕርነት ዘይተመርኾሰ ርክባት ከምዝነበሮምን፣ እዚ ዓይነት ኣገባብ ቃልሲ እዚ ዝፈጠሮምን ኣብ ዝተናወሐ ናይ ቃልሲ ጊዜ ዝማዕበሉን ዘይቁዱሳንን ሃሰይትን ባህርያት ኣብ ሕብረተ-
1ይ ክፋል (13-
17/03/2019 20:48 PM
ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ-.ፈ ኣብ ከተማ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ብኽብሪ ተዘኪሩ ኣምስዩ። እቲ በዓል ብሓልዮት እቲ ንዅሎም ኤርትራውያን ዘጽልል “ማሕበር በይ-
17/03/2019 20:48 PM
ምልኪ የብቅዕ፣ ስልጣን ኣብ ኢድ ህዝቢ ይረከብ!
ኤርትራውያን ተቐማጦ በይ- ኣብ ቤት ጽሕፈት ማሕበር፣ ከተማ ኦክላንድ ሰፊሕ ኣኼባ ብምክያድ ንህልዊ ኵነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣልዒሎም ዕቱብን ዓሚቝን ምይይጥ ኣካይዶም። ኣብ ኣኼባ ዝተረኽቡ ንፖሊቲካውን ማሕበራውን ብዙሕነት ኤርትራ ዝወከሉ፡ መብዝሕትኦም'ውን ኣብ ፖሊቲካውን ዕጥቃውን ቃልሲ ንናጽነትን ሓርነትን እጃሞም ዘበርከቱን ገና'ውን ሃገሮም ልዑላውነታ ተኸቢሩ ክነብር ብልዑል ሃገራዊ ሕልና ዝቃለሱ እዮም። Read more
17/03/2019 20:48 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 17 Mar 2019 መደብ Show
ናይ ሰንበት 17-ህግሓኤን ኮይኑ ዘገልገለ ኾይኑ፡ ናይ ክልቲኡ ሸነኽ ሃብታም ተሞኩሮ ስለዘለዎ፡ ከካፍለና ተዳልዩ ኣሎ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። For Sunday 17-
1ይ ክፋል-
2ይ ክፋል-
17/03/2019 20:48 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 17 Mar 2019 መደብ Show
ኣብ ሽግር ወዲቖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት
Discussion with Eritrean Refugees in Russia
ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 17 March 2019 ምስ ኣብ ሩስያ ኣብ ጸበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዕላል ክህልወና ኢዩ። ጸገማቶም ንምስማዕን ንምሕጋዞምን፡ ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። Voice of Eritrea will have discussion with Eritrean refugees in Russia who are seeking support of all human rights organisations. Please join and participate on our show, on Sunday 10 March 2019. Read more
17/03/2019 13:48 PM
ኢሳይያስ፡ ልዕላውነት ኤርትራ ናይ ምፍራስ ዕላምኡ፡ መዓስን ብኸመይን ተታሓሒዙዎ?
How and when did Isaias started conspiring against Eritrea's sovereignty?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 17 Mar 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
17/03/2019 13:48 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 17 Mar 2019 መደብ
ዘተ: ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.
16/03/2019 23:45 PM
Togoruba: its Historical Heritage in our Liberation Struggle
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 16 Mar 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday 16 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ኢዩ። ሓርበኛ ተስፋይ "ቶጎርባ፡ ዕዙዝ ቦትኣ ኣብ ታሪኽ ቃልስና" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 16 March 2019, our invited guest is veteran Tesfay Tekle. He will discuss with us on the a topic "Togoruba: its Historical Heritage in our Liberation Struggle" You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (16-
16/03/2019 00:38 AM
March 8 is International Women’s Day. We all have an obligation to celebrate and cherish this important day in memory of our daughters, sisters and mothers who have fallen and disabled for independence, equality and social justice. It is evident that Eritrean women made an extraordinary sacrifice and contribution to the struggle for independence; they threw away their veils and skirts to carry guns and fight the national colonial enemy. After independence, Read more
14/03/2019 14:52 PM
መእተዊ (Introduction)
ብህዝባዊ ማዕበል ትልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን ፡ እታ ኣብ'ዚ ኣዝዩ ዘስግእን፡ ዘሰክፍን ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ፡ ንኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ በብከተምኡ ፡ ኣነቓቒሓ፡ ኣተባቢዓን፡ ብምጥርናፍ፡ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ፡ ሃገሩ ንምድሓን እተሓይል ሓይሊ ዕማም (task force) እያ።
ምኽንያት ኣበጋግስኣ ከኣ፡ ካብ’ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሰንኪ ግፍዓዊ መግዛእቲ ህግደፍ፡ ዓቐን ዘይብሉ ፡ ሕሱም ማእሰርትን፡ ህዝባዊ ህልቂትን ዘምጽኦ ኩነታት፡ ከምልጡ ኢሎም ብ13 ጥቅምቲ፡ 2013 ዓ. ም. ፈ. ኣብ ገምገም ደሴት ላምፓዱሳ፡ ዓዲ ጣልያን፡ ጥሒሎም ዝሃለቑ ኣስታት 360 ዝኾኑ ንጹሃት ህጻናትን፡ መንእሰያትን፡ ኣዴታትን፡ ኣቦታትን ኤርትራውያን፡ ብዝተሰምዖም ሓዘንን፡ Read more
14/03/2019 14:52 PM
ገምጋም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ኣብ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ. (11 -
Enhanced ID: SR on Human Rights in Eritrea -
11 Mar 2019 -d interactive dialogue on the situation of human rights in Eritrea
Item 4: Human rights situations that require the Council’s attention 40th Regular Session of the Human Rights Council. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
14/03/2019 14:52 PM
مبادرة الامهات لسلامة الشعب والوطن
ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ብዝብል ኣርእስቲ፡ ዕለት 08.-ersität) ብልዙብን ዕዉትን ኣገባብ ሰሚናር ተኻዪዱ። ሰሚናር ብቛንቛታት ዓረብን ትግርኛን ተኻይዱ።
ብመጀመርያ ዓርቢ ዕለት 8. መጋቢት ነታ ዓለም ለኻዊትን ታሪኻዊትን መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ከም ልምድን ክብርን ባህልና ብመራሕቲ ሃይማኖት እስልምናን ክርስትናን፡ ብገዳይም ተቓለስቲ ኣዴታትን ብጸሎትን ተኸፊቱ። ኣስዒበን ወከልቲ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮ ዞባ ኣውሮጳን ኣዳላውቲ ሽማግለን ነታ ክቡር መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ዘንጸባርቕ ቃል ሂበን። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
10/03/2019 23:25 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 10 Mar 2019 መደብ Show
ጉዳይ ኣብ ዩክሬይን ኣብ ሽግር ወዲቖም ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት
Discussion with Eritrean Refugees
ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 10 March 2019 ምስ ካብ ሩስያ ተሶጒጎም ኣብ ዩክረይን ኣብ ጸበባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዕላል ክህልወና ኢዩ። ጸገማቶም ንምስማዕን ንምሕጋዞምን፡ ኣብቲ እነካይዶ መደብ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። Voice of Eritrea will have discussion with Eritrean refugees in Ukraine who are seeking support of all human rights organisations. Please join and participate on our show, on Sunday 10 March 2019.
10/03/2019 14:05 PM
ታሪኽ ሽፍትነት ኣብ ኤርትራ፥
ሽፍትነት ኣብ ኤርትራ ነዊሕ’ዩ ታሪኹ። ኣብ ሰበ- ደግያት ሃይሉ ተወልደምድህን ካብ ጸዓዘጋ (ኣውራጃ ሓማሴን) ካልእ ብዓደቦኡ (ህዝቢ ጸዓዘጋ) ተመሪጹን ብመላእ ህዝቢ ኤርትራ ተቐባልነት ረኺቡን ንህዝቢ ኤርትራ ዘመሓደረ ብዓል ስልጣን ኣይነበረን። እዞም ኩሎም ሰበ-
10/03/2019 14:05 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 10 Mar 2019 መደብ
ዘተ: ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are all cordially invited to participate.
09/03/2019 21:48 PM updated
Sat, 9 March 2019 (16:00 – 23:30 GMT)
ኣበዓዕላ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ፡ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ዓባይ ብሪጣንያ። ኣብዚ እዚ ብእኽለ-ያንን፡ ከምኡውን ወናማት ገዳይም ስነጥበባዊያን ኣብራር ዑስማን፡ ሃኒ ምሕረትኣብን ካልኦት ሙዚቀኛታትን ዝተሳተፉዎ ኣዘናጋዒን መሃሪን ኣጋጣሚ ኢዩ ነይሩ። Celebration of International Women’s Day in London, at the Amba Hotel with a three course dinner, accompanied by musical entertainment by renowned Eritrean artists and presentations from inspirational women changemakers. Read more ቀጥታዊ ፈነወ ኣብዚ ጠውቑ። Live show here
08/03/2019 21:36 PM
An Open Message to Eritrean Women Ministers and senior officials
On the Occasion of Womens Day,
08/03/2019 03:45 AM
“ ሕበሩ ተሳ ማምዑ ሰብ ናኣሽቱ ሃዳሙ ፡ እንተዘይኮነ ሓቢርኩም ኢኹም ክትዝኽትሙ ”
The Context: Eritrean is a shared identity that has been shaped by a common long history of social, economic, and political struggle of the people, who today constitute the Sate of Eritrea. This shared identity has been particularly forged and solidified during the war of liberation where Eritreans of all ethnicities, nationalities, and social groups coalesced into one entity in search of freedom, liberty and national sovereignty. Read more
07/03/2019 23:10 PM
Dear Ciham,
The old dictum said, “Prison is for men”. This only explains the association of virility and land. Prison in our beloved country is for children too. It becomes an issue of honor betrayed. Of moral and social order lost.
Ciham Abdu, you were a child when you were arrested by the regime in Eritrea. At your age then, others go to the movies, transition from the feelings of young girls meet young boys. Of fathers taking a walk with daughters and mothers teaching the family’s secret kitchen recipes. Read more
07/03/2019 04:28 AM
ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (8 መጋቢት)፡ ኣብ መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ሰብኣዊ ክብርን ፍትሒን ንምርግጋጽ ኣብ ዘካየድ ቃልሲ፡ ተመኩሮኤን ገምጊመን ንሕድሪ ሰማእታት፡ ኣሓተን ኣሕዋተን ንምርግጋጽ መብጽዓ ዘሐድሳላ፡ ቃልሰን ዝግምግማላ መዓልቲ`ያ። ህግደፍ ንስለ ምብዓልን ተባሂሉ ጓይላን ዳንከራን ብምግበር ዘይኮነነ ንፍትሒን ማዕርነትን ንምርግጋጽ ዕላሜን ዘነጽራላ ኢያ። ስለ ዝኾነ ድማ ሎሚ ዓመት'ውን 8 መጋቢት .2019 ዕውቲ ኮይና ክትብዕል፡ ኤርትራውያን ደቂ-
06/03/2019 15:57 PM
እቲ "ይኣክል" ክበሃል ዘለዎ ግን እንታይ ኢዩ?
"ሓንቲያ ዘዲኦም’ስ፡ እቲ ሓደ ቆሎ ይብል፡ እቲ ሓደ ጥጡቖ ይብል"
ኣብዚ እዋን'ዚ፣ እዛ "ይኣክል" ትብል ቃል ብደገፍቲ መንግስቲ ኢሳያስ ይኹን ብተቓወምቲ መንግስቲ ኢስያስ እዋናዊት ጭርሖ ኮይና ብተደጋጋሚ ክትቃላሕ ትስማዕ ኣላ። እዛ ቃል እዚኣ ብክልቲኡ ወገን ዝውትርቲ ምዃና፣ ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ከቢድ መዋጥርን ፈታኒ ኩነታትን ኣትዮም ምህላዎም ዘመልክት ኢዩ። ስለዚ ኩሉ በብወገኑ ኣብ ልብና ንመለስ፣ ሃገርናን ህዝብናን ነድሕን ይብል ከምዘሎ ገሚትካን ተተስፍኻን ነዚ "ይኣክል" ጭርሖ፣ ከም ጽቡቅ ኣንፈት ናይ ዘተ ክወስዶ ዝኽእል ኮይኑ ይስማዕ። ኰነታት ሃገርናን ህዝብናን ብቐሊሉ ክትርድኦም ዘጸግሙ፣ ሰላም ዝመስሉ ኣንፈት ኩናታት፣ ምዕባሌ ዝመስሉ ሽርሕታት፣ፈተወቲ ዝመስሉ ጸላእቲ፣ሓለይቲ ዝመስሉ ተመጻደቕቲ ተሓዋዊሶም የዘምብዉ ኣለዉ፡ እዚ እዋንዚ ብሓቂ ፈታኒ እዋን ኢዩ። Read more
05/03/2019 23:05 PM
ኣቦይ ባሻይ ዘርኣይ ወለንኪኤል፡ ኣብ ሰገነይቲ ብንግድን ሸቐጥን ዝናበሩ፡ ድግሳ ዝዓዶም ሳልሳይ ወለድኦም ዝረኣዩ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ ኢዮም። ቁሩብ ዓመታት ድሕሪ ምሕራር መላእ ኤርትራ ኢዩ። ናይ ናጽነት ሆይ-
See Also ካልኦት ጽሑፋት፡-
05/03/2019 14:30 PM
ዕላማይ ንኩሉ ሓበሻና መሰረታዊ ፍልጠት ናይ ፋይናንስ (Saving & Investing) ንምምሃር እዩ:: ከሙ ድማ ነዚ አብዚ ግዘና ዘሎ ምዕባለ (Financial Innovation (Finntech)) አብ ረብሓና ነውዕለሉ ባይታ ንምፍጣር እዩ::
My objective is to educate my fellow habesha community 1) the basics of saving & investing using financial innovation (Finntech) 2) to simplify the complexity that lies in the investing world for normal people 3) finally, to help them get started with investing.
"The journey of a thousand miles begins with one step." -
05/03/2019 03:30 AM
I remember 1991 as if it was yesterday. I was almost 16 then. The six years that followed were the only glimmer of peace and hope for a whole three generations of us Eritreans. And so, every now and then, my thoughts fly back nostalgically to those first 6 years of independence. Back then, when hope was alive, we had no doubt in our minds that we could heal a war-
04/03/2019 02:53 AM
Eritrea under Ethiopian Suzerainty1: REGRESSION AND THE REVERSAL OF ERITREAN SOVEREIGNTY IN ACTION
A cursory revisit to the politico-riod of time and it still features armed conflicts and political and social instability. It is important to note that instability has been occasioned not only by internal conflicts and by those that flow across borders but also by the clashes of national interests of big and small, near and far international power players. Read more
03/03/2019 23:55 PM
ደቀንስትዮ ዞባ ኤውሮጳ፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8ተ)
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 03 Mar 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 03 March 2019፡ ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8ተ) ዕዱማት ኣጋይሽና ወ/ሮ ኽድጃ መሓመድ ጣሃ ከምኡውን ወ/ሮ ጽገ ግርማይ ካብ ደቀንስትዮ ኣባላት ናጻ ማሕበር ደቂ አንስትዮ ንሰላምን ደሞክራሲን -
1ይ ክፋል (03-
03/03/2019 17:36 PM
Eritrea’s Hard-
[Liberty -
Deep suspicions and anxieties are growing among Eritreans, including former regime supporters at home and abroad. It is eight months now since a "peace accord" was signed between the one-
02/03/2019 22:22 PM
Current situation of the Opposition Camp
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 02 Mar 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday 02 March 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገገዲም ተጋዳላይ ተኽለብርሃን ተስፋሚካኤል (ቅሱን) ኢዩ። ሓርበኛ ተኽለብርሃን፡ "ህሉው ኩነታት ደምበ ተቓውሞ" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On aturday 02 March 2019, our invited guest is eteran Teclebrhan Tesfamicael (qesun). He will discuss with us on the a topic "Current situation of the Opposition Camp" You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (02-
02/03/2019 15:47 PM
Like her, I am Eritrean woman. Like her, I saw my husband taken away from home to the unknown jail. That is all we have in common. The differences are enormous:
-
-
01/03/2019 23:01 PM
ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
11pm Asmara, 9pm Berlin, 8pm UK, 3pm NY
01/03/2019 18:30 PM
SUSTAINING THE CONTINUITY OF OUR GENERATIONS
It is a normal and natural process to get married, form a family and have children. The children grow up, get married, form a family and have children of their own. The first generation continues to grow from one generation to another over time. As the result, the name and continuity of the family remains secured and protected from generation to generation. The presence and survival of a family consisting of the parents and its children is essential in maintaining and sustaining the continuity and survival of generations to come. Read more
01/03/2019 02:38 AM
ካብ ቀዳሞት ጀጋኑ ንነጻነት ሃገሮም ደሞም ዘፍሰሱ።
ኣብቲ ኤርትራ፡ ንጣልያንዶ፣ ንእንግሊዝ መግዛእቲ? ንኢትዮጵያ'ዶ ንሱዳን ትመቐል? ኣብ ዝተባህለሉ ወቕቲ፡ ብ18 ለካቲት 1947 ዓ.ም "ኤርትራ ንኤርትራውያን" ካብ ዝመስረቱ ሓደ ኣዝማች በርሀ ኢዮም፡፡ ብፕረሲደንተ ማሕበር ኣንድነት ደጊያት በየነ በራኺ ንዝተጻሕፈሎም ምሕጽንታ ብምንጻግ ድማ ብ 26-ትራ ካብ ዘቖሙ ተባዓት ደቂ ሃገር ሐደ ኣዝማች በርሀ እዮም ነይሮም። ጅግና ኣዝማች በርሀ ብውግዘት አቡነ ማርቆስ ከይተዳናገሩ ብፈኸራ መራሕቲ ኣንድነትን ሸፋትኦምን ከይተሸበሩ፤ ብናይ እንግሊዝን ኢትዮጵያን ሽርሕታት ከይተዳህሉ ኣባ መርዚ እምቢ ንሃገር ኣይሕበልን ኢሎም ብ10 መጋቢት 1950 ዓ.ም ውዲታቶም ብቓልን ብጽሑፍን ብምቅላዕ፡ መትከል ሃገራዊ ናጽነት ውድቦም፡ ብትሪ ዘነጸሩ ሐርበኛ ኢዮም፡፡ ስለዝኾነ ድማ ብ 16 ጉንበት 1950 ዓ.ም ወጋሕታ፡ ባንደራ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም ብአስረሰሄይ እምባየ ዕባይ ዓረዛ (ትግራዋይ) ተመሪሖም ኣብ መንበሪ ቤቶም ሐደጋ ስለዝወደቑዎም ኣብ 58 ዕድሜኦም፡ ምስ ብላታ ገብረኣብ ተወልደብርሃንን ብርሃነ ገብሩን፡ ሳልሳይ ርእሶም ጽዋእ መስዋእቲ ተቐበሉ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |