|
|
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
29/04/2019 21:49 PM
ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)
እዛ እዋናዊት ጽሕፍቶይ ፣ከም ሓውሲ ሪፖርታጅ ኣብ ክልተ ክፋል መቂለ ክትወጽእ መሪጸ ኣለኹ።
ኣነ ካብ ናይ ሓባር ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ) ብዝተገብረለይ ዕድመ እየ ነቲ ጉባኤ ተሳቲፈዮ። ኣመስጊነ ንኣመስጋኒና ኣሕሊፈዮ ኢየ። ምኽ ያቱ ኣነ ኣብ ኣዋሳ ኣይተሳተፍኩን፣ ግን ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ዝተመስረተሉ ምስ ኩሉ ሕልኽልኻቱን ኣወንታዊን ኣሉታውን ሸነኻቱ ብወገነይ ክክካታተሎን፣ ከም ግዱስ ኤርትራዊ ብኣትክሮ መጻኢ ኤርትራዊ ምስግ ጋር ስልጣን ኤርትራ ብምስውዓል ሓደ ናይ ሓባር ውደባ ንባዶነት ስልጣን ክምልስ ክኽእል ኣለዎ ዝብል እምነት ጸኒሑ እዩ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
28/04/2019 23:58 PM
Building Democracy in Eritrea Conference
ብ ERITREA FOCUS ከምኡውን ብ Institute of Commonwealth Studies ዝተወደበ፡ Building Democracy in Eritrea -ራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ካብ ዕለት 24-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
Eritrea Focus ነቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ኣንጻር `ቲ ዋዕላ ንዘካይዶ ዘሎ ናይ ጸለመ ዘመተ ብምቅዋም ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ።
28/04/2019 23:51 PM
A MARCH FOR OUR BROTHERS SAFETY AND JUSTICE
Discussion with Mr Aberham tasfay
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 28 April 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኣብርሃም ተስፋይ ኢዩ። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ብዛዕባ ጉዕዞ ንፍትሒ የሕዋትና" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ ክክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 28 April 2019, Mr Aberham Tesfay is our invited guest. Our discussion topic is: "A March for our brothers Safety and Justice" You are all welcome to participate.
1ይ ክፋል (28-
28/04/2019 23:51 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 28 Apr 2019 መደብ
ብተክኒካዊ ጸገም መደብ ኣይተፈነወን
ዘተ ምስ:-
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Salah Ibrahim, Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. We encourage your participation; You are all cordially invited.
28/04/2019 23:51 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 28 Apr 2019 መደብ Show
Discussion፡ Veteran Eyob Mengstu
ሓርበኛ ኢዮብ መንግስቱ፡ ናይ ሰንበት ጋሻና ኢዩ። ተሞኩሮኡ ኣብ ገድሊን ኣብ ስደትን ከካፍለና ኢዩ። ኢዮብ፡መስራቲ ናይ ካናዳ-
1ይ ክፋል (28-
28/04/2019 00:20 AM
POLITICAL MARATHON, OF ERITREAN YOUTH
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
27/04/2019 23:51 PM
Proposal of a Roadmap to create a Unified Democratic Forces -
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 27 Apr 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 27 April 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ገብረ ገብረማሪያም፡ ወ/ሮ. ኣምና ፍካክ፡ ኣቶ ዮሴፍ ኣስገዶም ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ስእለ-
1ይ ክፋል (27-
3ይ ክፋል (27-
26/04/2019 20:15 PM
ሰላምታ
ብትንሣኤ ንኃይሊ ሞት ስዒሩ፡ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ሰላምን ዕርቂን ዘውረደ ኢየሱስ ክርስቶስ ብብርሃን ትንሣኤኡ ይባርኸና።
መእተዊ
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሠነ 2018 ዓ.ም.ፈ. ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተበገሰን ዝተንቀሳቐሰን መደብ ሰላም፡ ከም ዘሓጐሰና እናገለጽና፡ ንኣምላኽና'ውን እናመስገንና፡ ንኹሎም'ቶም ኣብ ስደትን ኣብ ቤትማእሰርትን ዘለዉ፡ ግዳያት ጨወይትን ዓመጽትን ዝኾነ፡
– ሙሉእ ጽሑፍ: ኣብዚ ጠውቑ Full Text Read here
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
26/04/2019 20:15 PM
Charting a way forward for Eritrea
Eritrea Hub, Martin Plaut (26-
For more than four decades one figure has towered over Eritrean life. Isaias Afwerki has ruled Eritrea with a rod of iron, just as he once led the liberation movement that successfully liberated the country in 1991. Previously an enormous asset, he has become the chief obstacle to progress. But his rule, once all but unchallenged, is now questioned from all quarters. Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
23/04/2019 02:09 AM
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
22/04/2019 13:15 PM
ቀዳም ዕለት 20 ሚያዝያ 2019፡ ደለይቲ ፍትሒ ነበርቲ ከተማ ሎንዶን፡ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሰፊሕን ዕዉትን ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣካይዶም። ንዕኦም ዝውክሉዎም፡ ኣብ ልዕሊ’ቶም ንዝጸንሑ 8 ኣባላት፡ 22 ተወሰኽቲ ኣባላት ሽማግለ፡ ብዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ብምምራጽ፡ ብዓወት ዛዚሞም። ኣብ ካልኦት ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ እውን ተማሳሳሊ ስጉምቲ ይውሰድ ኣሎ። ኣብ መወዳእታ ድማ ብሃገር (ዓባይ ብሪጣንያ) ደረጃ ንኤርትራውያን ዝውክል ባይቶ ክቐውም ኢዩ። ወኪል ስኒትና ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ዝሰነዶ ናይ ቪድዮ ጸብጻብ፡ ኣብ ታሕቲ እነሆ። Eritrean Unity for Justice, residents of London UK, convened a successful public meeting on Saturday, 20 April 2019. Snitna.com had its correspondent present in the meeting and here is the video report:
Part-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
22/04/2019 13:15 PM
To my friend, Veteran Tekie Beyene
Tekie Beyene, yours’ was never a short- Your loyalty to your people was unwavering through the war for freedom from Ethiopian slavery. All you were going over personally and health wise, was camouflaged by a smile that was your eternal signature.
We met – after decades -
21/04/2019 23:55 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 21 Apr 2019 መደብ Show
Discussion፡ Veteran Maasho Solomon
ድምጺ ኤርትራ፡ ሰንበት ዕለት 21 April 2019 ምስ ሓርበኛ መዓሾ ሰለሙን ኢዩ። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ይኣክል" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 21 April 2019, Voice of Eritrea will have discussion with Veteran Solomon Maasho. He will discus with us on the topic "Yiakil". Please join and participate on our show.
1ይ ክፋል (21-
21/04/2019 15:01 PM
To rescue our People & the Nation
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 21 Apr 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 21 April 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ኢብራሂም ስራጅ፡ ዶር. ሳራ ዑቕባይ፡ ኣኦ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ሃገራዊ ስኒት፡ ንድሕነት ህዝቢን ሃገርን" ዝብል ኢዩ። ኣብዚ ኣገዳሲ ዘተ ክክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 21 April 2019, our invited guests are: Dr Ibrahim Sirage, Dr Sarah Ogbay, Mr Sengal Woldetnsae. Our discussion topic is: "NATIONAL HARMONY-
1ይ ክፋል (21-
21/04/2019 15:01 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 21 Apr 2019 መደብ
ዘተ ምስ:-
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Salah Ibrahim, Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are cordially invited to participate.
20/04/2019 23:55 PM
Artist and Veteran Neguse Haile Mensaay
ኣብ ፓልቶክ ሩም፡ ድላለት ህሌና፡
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
11pm Asmara, 9pm Berlin, 8pm UK, 3pm NY
ንቀዳም 20 ሚያዝያ 2019፡ ሰዓት 9 ምሸት ብኣቋጻጽራ በርሊን፡ ዕላል ምስ ዋ/ጸ/ ማትኣ ነበር፡ ስነ ጥበባዊ ኡስታዝ ንጉሰ ሃይለ መንሰዓይ ኣለና። ኣርእስቲ ዕላልና፡ "ታሪኽ ሙዚቃን ሙዚቀንያታትን ከተማ ከረን History of Music and Musicians of Keren” ዝብል ኢዩ። ብደሓን ምጹ! «ድላለት ሃሌና»
في ٱمسية ثقافية خاصة ضيفنا في غرفة دلالت هلينا بالبالتوك، الشاعر الاستاذ نقوسي منسعاي سكرتير جمعية الفنانين في اسمرة سابقا (ماتئا) وذالك في ندوة بعنوان "تأريخ الفن والفنانين في مدينة كرن. موعدنا يوم السبت الموافق 20/4/2019 التاسعة م/ بتوقيت برلين.
1ይ ክፋል (20-
ድላለት ህሌና ብቀጥታ ንምስማዕ፡ here ኣብዚ ጠውቑ።
20/04/2019 23:55 PM
መበል 28 ዓመተ ነጻነት
ብኸመይ ይበዓል?
How should we celebrate
28 th Independence Day?
ዘተ ምስ መራሕቲ ሃይማኖት።
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 20 Apr 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 20 April 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ካብ መራሕቲ ሃይማኖት ክኾኑ ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "መበል 28 ዓመተ ነጻነት ኤርትራ ብኸመይ ይጸንበል?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝትዩ ኢዮም። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 20 April 2019, our invited guests are, Religious leaders. They will discuss with us on the a topic "How should we celebrate our 28th Independence day?" You are all cordially invited to participate.
19/04/2019 20:02 PM
ዘተ ኣብ ፌስቡክ ናይ፡-
17/04/2019 21:15 PM UPDATED
መእተዊ (Introduction)
ብህዝባዊ ማዕበል ዝልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን፡ እቲ ኣብ'ዚ ኣዝዩ ዘስግእን፡ ዘሰክፍን ህልው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ፡ ንኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ፡ በብከተምኡ፡ ኣነቓቒሕካን፡ ኣተባቢዕካን፡ ብምጥርናፍ፡ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣብ ኣዝዩ ዝሓጸረ ግዜ ሃገሮም ንምድሓን ኣብ መኣዲ ቃልሲ ኣሳቲፉ ናብ ዓወት ዝመርሕ ሓይሊ-
ምኽንያት ኣበጋግስኣ ከኣ፡ ካብ’ቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብሰንኪ ግፍዓዊ መግዛእቲ ህግደፍ፡ ዓቐን ዘይብሉ ፡ ሕሱም ማእሰርትን፡ ህዝባዊ ህልቂትን ዘምጽኦ ኩነታት፡ ከምልጡ ኢሎም ብ13 ጥቅምቲ፡ 2013 ዓ. ም. ፈ. ኣብ ገምገም ደሴት ላምፓዱሳ፡ ዓዲ ጣልያን፡ ጥሒሎም ዝሃለቑ ኣስታት 360 ዝኾኑ ንጹሃት ህጻናትን፡ መንእሰያትን፡ ኣዴታትን፡ ኣቦታትን ኤርትራውያን፡ ብዝተሰምዖም ሓዘንን፡ Read more
17/04/2019 01:51 AM
[BBC ትግርኛ 15-
ተኪኤ በየነ ኣካያዲ ባንክ ኤርትራ ነበርን፡ ገዲም ተጋዳላይን፡ ደራስን፡ ተርጓምን፡ ናይ ስነ ቁጠባ ምሁርን ብዝሓደሮ ሕማም፡ ትማሊ ኣብ መበል 78 ዕድሚኡ ኣብ ኣስመራ ዓሪፉ። ኣቶ ተኪኤ ከም ኣቦ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
17/04/2019 01:51 AM
[Tv Sened Eritra 13-
1ይ ክፋል (13-
16/04/2019 23:59 PM
እቲ ኣብ 24 ጥቅምቲ 1945 ዓ.ም. 51 ኣባል ሃገራት ሓቊፉ ዝተመስረተ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብዕለት 2 ታሕሳስ 1950 ዓ.ም. ተጋቢኡ ንጉዳይ ኤርትራ ነዚ ዝስዕብ ውሳነ ሃበሉ፥ ኣብቲ እዋን ቊጽሪ ኣባል ሃገራት ናብ 60 ክብ ኢሉ ነበረ። በዚ መሰረት ከኣ 46 ኣባል ሃገራት፡ ኤርትራ ምስ ኢትዮጵያ ብፈደረሽን ክትሓብር ኣድመጻ፣ 10 ኣባል ሃገራት ድማ ነዚ ተቓወማ፡ እተን 4 ከኣ ድምጸን ዓቀባ። ኣብቲ እዋን ዝነበረ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ድማ ብዕለት 16 ሓምለ 1896 ዓ.ም. ኣብ ከተማ ኦስሎ ነርወይ ዚተወልደ Trygve Halvdan Lie ዚተባህለ ነርወጃዊ ነበረ።...Read more
15/04/2019 12:25 PM
A Concerted Effort is Imperative
to Abrogate PFDJ's Treason Scheme
Any legitimate government must have the sanction and consent of the governed. The power and authority of the state must be based on the consent of the governed. But Eritrea doesn't have such kind of government elected by the people. For this very reason there is an unscrupulous president at the helm of government for many, many years. By throwing to jail, all those comrades deemed threats to his authority, the president has gradually established a totalitarian regime, as Joseph Stalin of the Soviet Union did in the 1920s. To our dismay, the president has been signing treaties... Read more
15/04/2019 12:25 PM
መኣዲ ዘተ ኤርትራውያን (Tempo-
ኣካያዲ መርበብ ሓበሬታ፡ ስኒትና 14 April 2019
[ATV Asena]
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
15/04/2019 12:25 PM
دعوة لجميع الارتريين لحضور اجتماع عام بمدينة لندن
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE -
20 April 2019, Start at 2:30 pm
ንዕለት 20 ሚያዝያ 2019: ካብ ሰዓት 2:30 ድ.ቀ. ዝጅምር
Amazing Grace Worship Centre, 449 Kingsland Road, London E8 4AU ኢዩ።
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥
ብዕለት 7 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም.ፈ. ብዙሓት ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ ሰፊሕ ሕዝባዊ ኣኼባ ከምዘካየድና ዝዝከር ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ዝተሳተፈ ሕዝቢ ብዝገበሮ ጠለብ መሠረት፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ኣብ ውሽጢ 2 ሰሙን ካልእ ዝሰፍሔ ሕዝባዊ ኣኼባ ክነዳሉ ሓላፍነት ተሰኪምና ኢና ተፈላሊና። ከምቲ ቃል ዝኣቶናዮ እምበኣር፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ንቀዳም ዕለት 20 ሚያዝያ 2019 ዓ.ም.ፈ. ሰዓት 02:30 ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ መዲብና ኣለና፡፡ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ብሕዝቢ ዝተመርጸ፡ ንሕዝቢ ዜገልግል፡ ተሓታትነቱ ድማ ንሕዝቢ ጥራሕ ዝኾነ ኣካል ኢዩ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
15/04/2019 12:25 PM Post Updated
THE ERITREAN DETAINEE'S DAY EVENT
The Eritrean Detainee's Day coordination committee will be holding its annual event, which will include the launch of a new book by Ustaz Abdulfattah wad Alkhalifa on the story and life of Judge Mohammed Maranat, among other activities that depict the issue of Detainees and victims of Forced Disappearances in Eritrea.
Date: Saturday, 13th April 2019 Time: 18:00 to 21:00
Venue: The Advent Centre, 37-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
14/04/2019 23:46 PM
Enough Dictatorship! Enough to ineffective style of OPPOSITION!
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 14 Apr 2019
9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 14 April 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኢዩ። "ይኣክል ምልኪ! ይኣክል ውጽኢት ንዘይብሉ ኣገባብ ቃልሲ!" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ ክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 14 April 2019, our invited guest is Veteran Ahmed Al-
1ይ ክፋል (14-
14/04/2019 15:26 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 14 Apr 2019 መደብ
in our current and future situation?
ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Salah Ibrahim, Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. You are cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (07-
13/04/2019 22:35 PM
ምስ ኣቶ ዓብደላ ኣደም፡ ኣቶ ዳዊት ፍስሃየ፡ ኣቶ ዓብዱ ዓብደላ፡ ኣቶ ዳኒኤል ገብረስላሰ
[ATV Asena]
1ይ ክፋል (13-
3ይ ክፋል (16-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
13/04/2019 22:35 PM
Discussion with Law professional Eritreans.
1ይ ክፋል (13-
13/04/2019 22:35 PM
NOTICE ምልክታ
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ጽባሕ ሰንበት 14 ሚያዝያ 2019፡ መደብ ፈነወ ኣይክህሉን ኢዩ። ኣብ ዝቕጽል ሰንበት የራኽበና። Dear followers, there will be no show on Sunday 14 April 2019. Out normal show will continue on 20 April 2019.
13/04/2019 22:35 PM
ሰርዓት ንጉስ ሃይለ ስላሴ ምስ ካልኦት ዓቦይቲ ሃገራት መሻርኽቱ ኰይኑ ነቲ ኣብ መንጎ ኣርትራን ኢትዮጵያን ዝነበረ ውዕል ፈደረሽን ኣፍሪሱ ሃገርና ብሐይሊ ምስ ጎበጣ ህዝቢ ተወዲቡ ንናጽነቱ ክቃለስ ብጅግና ስዉእ ኢድሪስ ዓወተ ገድሊ ብ 1 መስከረም 1961 ዓ.ም. ተመስሪቱ ህዝቢ ተውዲቡ ንናጽነቱ ክቃለስ ናይ ተለዓል ምልክት መብራህቲ ጥይት ዝተጀመረትላ መዓልቲ ኢያ። ህዝቢ ድማ ጻውዒት ነጻነት ኣኽቢሩ ባዕሉ ነቍሑ ኣብ ገግዜኡ በብዝጥዕሞ ተወዲቡ ሃገር ናጻ ከውጽእ ኣብ ጽላል መሬት ሃገሩ ተዓቍቡ ኩሉ እቲ ኣብ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓቦይቲ ዝብሃል መሰናኽላት ሰጊሩ ብ24 ግንቦት 1991 ዓ ም ነጻነት ኣበሲሩ። ዘለናዮ ጊዜ ድማ ወዳቢ ወይ ተወዳቢ ሰብ ዘየድልዮ ኩሉ ሰብ ንጉዳዩ ከም ቀደሙ ባዕሉ ተላዒሉ ሐደ ሐያል ብሽኻል ዝሰጠመ ህዝባዊ ተቓውሞ ክፈጥር ኣለዎ። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
12/04/2019 23:26 PM
RECONCILIATION AND COALITION BUILDING CONFERENCE, MINNESOTA
مؤتمر توحيد وبناء التحالف ، مينيسوتا
ክቡራት ኣሕዋትን/ኣሓትን፡
“ዋዕላ ዕርቂ” ሚነሶታ -ብ ነፍሲ-
12/04/2019 13:49 PM
ጽሟቕ/መኣንፈቲ (Abstract)
እዚ መጽናዕታዊ ጽሑፍ'ዚ፡ ክልተ መሰረታዊ ዕላማታት ሒዙ ዝተበገሰ እዩ። ቀዳማይ ዕላምኡ፡ ንኩነተ-ዊ ገምጋም ፈቲሹ፡ ገለ-
12/04/2019 01:45 AM
መቸስ፡ ከምዝኸማይ እንተኾንኩም፡ እዚ ኣብ ኤርትራ እንዳማዕበለ ዝመጸ ኩነታት፡ ብትኽክል ንምግላጹን ትርጉም ንምሃቡን ኣዝዩ ኣጸጋሚ ኢዩ። ኣብ ታሪኽ ናይ ዓለምና፡ ከምዚ ዓይነት ኩነታት ዓጋጢሙ ነይሩ ዶ ኾን ይኸውን ኢለ’ውን ናይ ታሪኽ መጻሓፍቲ ከገላብጥ ፈቲነ፡ ክሳብ ሕጂ ኣይተዓወትኩን ዘለኹ። ገለ ኣጋጣሚ ዝተዓወትኩም እንተለኹም፡ ነቲ ታርኽ ከተካፍሉና ብትሕትና ኣብዚኣ እግረ-
11/04/2019 21:45 PM
[SBS Radio 11-
ኣብዚ ቅነ ጉዳይ ምምዕባል ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣዛራቢ ዛዕባ ኮይኑ ቀኒዩ ኣሎ፡ ነዚ ዝምልከት ዘተ SBS ትግርኛ ኣብዞም ዝስዕቡ ጉዳያት፦ (1) -
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/04/2019 21:45 PM
ፕረሲደንት ዑመር ኣል በሺር፡
ሎሚ 11 ሚያዝያ 2019፡ ካብ ስልጣኑ ከምዝተገለፈ፡ ምንጭታት ሓቢረን።
ዑመር በሽር ንዝሓለፈ 30 ዓመታት ስልጣን ምስ ገበተ፡ ክሳብ ሕጂ ኣብ ስልጣኑ ዝጸንሐ ኢዩ። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ህዝቢ ሱዳን ተቓውሞታቱ ይገልጽ ኳ እንተነበረ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ 4 ኣዋርሕ ግን እቲ ህዝባዊ ናዕቢ በሪኹ፡ ናብዚ ደረጃ ዚ ክበጽሕ በቒዑ ኣሎ። ዲክታቶራት ካብ ገጽ ምድሪ ተኣልዮም፡ ህዝቢ ጽሩይ ኣየር ብሰላም ከስተንፍስ፡ ናይ ኩሉ ህዝቢ ድሌትን ሃንቀውታን ኢዩ። ህዝቢ ሱዳን ካብዚ ኸ ናበይ? እቲ ህዝባዊ ማዕበል ብቑዕ ውዳበን ራእይን እንተዘይጸኒሑዎ፡ ስዉር ዝተወደበ ሓይሊ መጺኡ ነቲ ብመስዋእቲ ህዝቢ ዝተበጽሐ ዓወት ክብለጸሉ ወይ ክምንዝዖ ድዩ? ንሕና ኤርትራውያን፡ ነዚ ተመኩሮዚ ብዕቱብ ክንከታተሎን ካብኡ ክንመሃረሉን ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ምኽንያቱ፡ ብቑዕ ውዳበ ዘይብሉ ምንቅስቓስ፡ ሸቶኡ ክወቅዕ ኣጸጋሚ ኢዩ።
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/04/2019 17:00 PM
Our invited guest: Mr Samson Solomon
ኩልኹም ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። You are all cordially invited.
ዕለት 13 April 2019 ሰዓት from 14:00 to 18:00 pm
ኣድራሻ (Address):
Initiatives of Change, 24 Greencoat Pl, Westminster, London SW1P 1RD
11/04/2019 01:26 AM
ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን?
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይዚ ጽሑፍ’ዚ -ን ድንስቲ ሃገርን ዝጽበዩ ጉጅለ ገበነኛታት ከም ዘይኮነት ኢየ ከብርህ ፈቲነ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ከኣ፡ ስደት ሽግር ከም ዘይፈትሕ፡ ምእላይ መራሒ ናይታ ጭፍራ (ኢሰያስ ኣፎርቂ) እውን፡ ቀዳማይ ዘይስገር መድረኽ ንኽፉት ፖለቲካን ፖለቲካዊ ውደባን ምዃኑ ከብርህ ክፍትን ኢየ። ዝተሎግመ ልሳን ኤርትራዊ፡ ምስ ምእላይ ኢሰያስ ጥራይ ስለ ዝኽፈት። ሰናይ ንባብ።
ኤርትራውያን ኣሕዋተይ!!! ኢሰያስ ኣፎርቂ ኣብ ኤርትራ ኣሕዋት እምበር፡ ሓወቦታት የብሉን። ኣሓት እምበር ኣሞታት የብሉን። መቓብር ሓወቦታቱን ኣባሓጎታቱን’ውን ኣብ ቴምበን፡ ወሎን ጎንደርን እምበር ኣብ ኤርትራ የለን። Read more
10/04/2019 23:55 PM
Presentation Hzbawi Baito Wash DMV
ኣብዚ ትምህርታዊ ሰሚናር'ዚ፡ ምስ ህሉው ኩነታት ኣብ ስደት እንነብር ዘሎና ኤርትራውያን ዝሳነ፡ በብከባቢና ብኸመይ ኣገባብ ናይ ከተማና ወይ ከባቢና ባይቶ ከነቕውም ከምዝከኣል፡ ሰፊሕ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ንኹልና ኤርትራውያን ዘገድስ እዋናዊ ጉዳይ ብምዃኑ፡ ኩሉ ብተገዳስነት ክዕዘቦ ኣገዳሲ ኢዩ። ኣብዚ ጠውቑ።
10/04/2019 23:55 PM
in Seattle, U.S.A. 30 March 2019
ተቐማጦ ሲያትልን ከባቢኣን (ሕመኣ)፡ ብዕለት 30 መጋቢት 2019 ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዶም። ተሳተፍቲ ኣኼባ ነቲ ንሃገርና ኣንጸላልዩ ዘሎ ተኣፋፊ ኩነታት ኣልዒሎም ዘትዮም፡ ዕማማቶምን ድምጾምን ብውዳበ ኣገባብ ንምፍጻም ዝሕግዞም ኣወዳድባን ድማ ገይሮምን ሽማግለታት መዚዞምን። ኣብዚ ኣኼባ'ዚ፡ እቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ዘይንቡር ኩነታት ይኣክል! Enough! ተፋላሊኻ ምንቅስቓስ ይኣክል! ሃገርና ብልዕልና ሕጊ ትመራሕ፡ ቅዋምና ይተግበር፡ እሱራትና ይፈትሑ፡ ዝብሉ ጭርሖታት ተቓሊሖም። ብሰፊሑ፡ ሙሉእ ናይ ቪድዮ ጸብጻብ ተዓዘቡዎ፡-
10/04/2019 02:45 AM
መቸስ፡ ከምቲ ኣቦው ዝብልዎ፡ “ምብላዕካ ዝለመደስ ነንክርኤካ የምባሁቕ” ግዲ ኮይኑ፡ ኢሳያስን ስርዓቱን ካኣ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ምትላል ስለዝለመዱ፡ ሕጂ እቲ ኣብ ርእሲ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ብቀጻሊ ክገብርዎ ዝጸንሑ “ክሕደትን ጥልመትን” ተጋሊጽሉ ኣብ ዘለወሉ እዋን’ውን፡ ንህዝቢ ኤርትራ ናይ ምትላል ሽርሒታቶም ነኸተግብሩ ሸበድበድ ክብሉ ቀንዮምን ኣለዉን። ኣብ ዝሐለፈ ዳርጋ ሓደ ዓመት ምሉእ፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ ጸልማት ኣቐሚጦም፡ ንልዕላውነትን ሃገራዊ መንነትን ኤርትራ ኣብ ዕዳጋ ዘውረዱ ተግባራትን መደረታትን ኣብ ኢትዮጵያ ከይዶም ክገብሩን ክምድሩን ከምዘይጸንሑ፡ ሕጂ ህዝቢ ኤርትራ ንሽርሕታቶም ነቒሒሉስ፡ “በሉ ራኣናልኩም፡ ይኣክል”ብምባል፡ ምልኪ ብምስዓር፡ ልዕላውነትን ሃገራዊ መንነትን ኤርትራ ንምድሓንን ንምውሓስን፡ ቆሪጹ ኣብ ዝተላዕለሉ እዋን፡ Read more
09/04/2019 21:15 PM
“ልዕልና-
“ልዕልና- ኣገዳስን ዋላ’ኳ ይኹን’ምበር፡ ናይዛ ሓጻር ጽሕፍተይ ዓላማ ብዛዕብኡ ትንታነ ንምቕራብ ከምዘይኮነ ኣቐዲመ ንኣንበብቲ ክሕብር ይደሊ። ኣብ ሞንጎ “ልዕልና-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
09/04/2019 21:15 PM
Religion – Isaias Afeworki’s Eternal
Weapon to Divide and Mislead People.
The growing popular call of ‘’ ይኣክል! كفى! -e cruelties of the Asmara regime by waves of Eritreans at home and abroad is a real threat – probably the final blow – to Isaias Afeworki’s several decades old dictatorship. And when the threat is real, Isaias Afeworki always uses religion and external enemies as his most trusted and so far effective weapons to fight back. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
08/04/2019 17:03 PM
ERITREAN UNITY FOR JUSTICE -
PUBLIC MEETING -
ንዕለት 07 ሚያዝያ 2019: ካብ ሰዓት 2:00 ድ.ቀ. ዝጅምር
ትማሊ ዕለት 7 ሚያዝያ 2019፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን፡ ሰፊሕ ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ተኻይዱ። ኣብቲ ኣኼባ፡ ንኹልና ኤርትራውያን ዘሻቕሉ እዋናዊያን ጉዳያት፡ ብመልክዕ ኣስተምህሮታት፡ ሕቶን ርእይቶን ቀሪቦም ነይሮም። ወኪል ስኒትና ኣብቲ ቦታ ተረኺቡ ዝሰነዶ ናይ ቪድዮ ጸብጻብ፡ ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። A vast meeting was convened by Eritrean Unity for Justice in London UK, on 07 April 2019. The meeting was accompanied by presentations highlighting hot current Eritrean issues, and the floor was then open for questions and comments. Snitna.com had its correspondent present in the meeting and here is the video report: Part-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
07/04/2019 23:55 PM
እታ ዓባይ መርከብ ሓድነት፣ ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ዞባ ኤውሮጳ፣ብፍጥነትን ቁኑዕ ቡሶላ ሒዛ ጉዕዞኣ ትቕጽል ኣላ።
እዛ መርከብ ኣደታት ንኹሉ ህዝቢ ንፍትሕን ግዝኣተ-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
07/04/2019 21:15 PM
ድምጺ ኤርትራ ኣብ CKDU (ናዝ የማነ)
ናይ Sunday 07 April 2019 መደብ Show
Eritrean Relief and Development Association
On Sunday, 07 April 2019, Voice of Eritrea is hosting Project Manager, Eritrean Relief and Development Association, Mr. Kahsay Yehdego. He will discus about the challenges and successes of their organization.
ናይ Sunday, 07 April 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ኢዩ። ኣቶ ካሕሳይ፡ ዋና ኣካያዲ ማሕበር ረድኤትን ልምዓትን ኤርትራ፡ ኾይኑ፡ ብዛዕባ ማሕበሮም ዘካይዶ ንጥፈታት፡ ዝገጥሞ ብድሆታትን ዘሳለጦ ዓወታትን ምሳና ከዕልል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
1ይ ክፋል (07-
07/04/2019 21:15 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 07 Apr 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 07 April 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ዘርእሰናይ ግርማይ (ተዛረብ)፡ ሳባ ኪዳነ (ገጣሚት)፡ ዓንዲት ዑቕባይ (ሙዚቀኛ)፡ ቨሮኒካ ሰለሙን (ሙዚቀኛን ድምጻዊትን)፡ ገብረሂወት ወልደስላሴ -እስቲ ዘተና፡ "መበል 28 ዓመተ ነጻነት ኤርትራ ብኸመይ ይጸንበል?" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝትዩ ኢዮም። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 07 April 2019, our invited guests are፡ Zeresenay Ghirmay (Tezareb), Saba Kidane (Poet), Andit Ogbay (Artist), Veronica Solomon (Artist and Musician), Ghebrehiwet Ghebreslasie (Poet), together with Task force Eritrea Hdri Jeganuna Team. They will discuss with us on the a topic "How should we celebrate our 28th Independence day?" You are all cordially invited to participate.
06/04/2019 14:20 PM
ብሓፈሻ፡ ንኩሉ ሕብረተ-ድኽነትን፡ ናይ ጥዕና ጉድለትን ጥሜትን ክጥቀሱ ይክኣል። ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናይ ተፈጥሮ ተጻባእቲ፡ ከም ዋሕዲ ዝናብ ዘኸትሎ ድርቂ፡ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ምልኣት ውሓይዝን ኣፍላጋትን ዘኸትልዎ ምጥልቕላቓት፡ ወራር ኣንበጣ፡ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ቮልካኖ፡ ዘራጊቶ/ህቦብላ፡ ሱናሚ፡ ህሩከይን ዝኣምሰሉ ዘስዕብዎ ዕንወት ክንጠቅስ ንኽእል። ዝበዝሑ ካብዞም ዝተጠቕሱ ብጆግራዊካዊ ኣቀምምጣ እታ ሃገር ስለዝጽለዉ፡ ኣብዛ ድኻ ሃገርና ስለዘየጋጥሙ ከነመስግን ይግባእ። Read more
06/04/2019 14:20 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና 06 Apr 2019
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ Saturday, 06 April 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ተኽለ ኪዳነ (ካብ መን ሰኒፈ)፡ ወ/ሮ ገነት ብርሃነ (ጓል ዘነበሽ)፡ ከምኡውን ኣቶ ሓጎስ ኣብራሃ (ወዲ ሓይል)፡ ኢዮም። መዛተዪ ኣርእስትና "ሌላ ምስ ኤርትራዊ ሓድነት" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 06 April 2019, our invited guest are: Mr. Tekle Kidane, Ms Genet Berhane and Mr. Hagos Abraha. Our topic is "About Eritrean Unity" You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (06-
05/04/2019 23:45 PM
ንዝኽሪ መዓልቲ እሱራትን ዝተሰወሩን ኤርትራውያን
At Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018
ብምኽንያት ዝኽሪ መዓልቲ ኡሱራት አረትራውያን፡ ንዓርቢ 05 ሚያዝያ አጋይሽና፡ 1/ ሸኽ መሐመድ ጁምዓ ኣቡ 'ረሺድ (Events Committee officer) 2/ ደላዪ ፍትሒ “Activst" ሳምሶን ሰለሙን ኢዮም። አርእስቲ ዕላልና፡ "ኩነታት ኡሱራት ኤርትራውያን" ዝብል ክኸውን ኢዩ። Remembering Eritrean Prisoners on 05 April 2019. Our invited guests are (1) Sheik Mohammed Jumaa Abu-
في ذكري يوم المعتقل، ضيوفنا :
الشيخ محمد جمعة ابو الرشيد مسؤول لجنة الفعاليات بمنسقية يوم
المعتقل الاريتري والناشط "سامسون سلمون
1ይ ክፋል (05-
04/04/2019 22:58 PM
ናይቶም ንጹሃን ደቃ’ዶ፡ ወይስ ናይቶም ሰብ ገበን?
“ኤርትራ ናይ መን ትኹን”? ዝብል ሕቶ ምሕታት ቀሊል ይመስል ይኸውን። ቀሊል መልሱ’ውን “ናይ ኤርትራውያን” ዝብል ምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን። ግን ናይ ኣየኖት ኤርትራውያን? ኣብ ኤርትራ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ዝኾነት ሃገር ዝርከብ ህዝቢ፡ ዝበዝሐ ጥዑይ፡ ባህሉን ስነ-
03/04/2019 21:24 PM
ሃገሩ ዝኸሓደ፡ ካብ ህዝቡ ዘግለለ
ምስትውዓል ዝጎደሎ፡ ብማዕዶ ዝልለ
ንእሽቶ ዝተረፈቶ ንዕብዳን ጽላለ።
ሕልንኡ ዝሸጠ፡ ህዝቡ ዝጠለመ
ዕሽሽ ዝበለ፡ ናይ ኣዴታት ቁዛመ
ብሕሉፍ ዘይመሃር፥ ትምህርቲ ዝተቐስመ
ናይ ታሪኽ ጉሓፍ’ዩ፡ ፍትሒ ዝተሓስመ። Read more
03/04/2019 21:24 PM
ጎበዝ ተታሊሉ፤ ክኢላ ተባሪሩ ንቡር ተሳኢኑ ህዝቢ ተማሪሩ
ፖልፖታዊ ስርዓት ጨሪሱ ጠፊሹ ዓምቢኹ ፈጺሙ ከሲሩ
እቲ ዓቃል ህዝብና ካብ በለ ሕጂስ ይኣክል ንዓማጺ ምጻሩ
ኢደይ ኢድካ ንበል ነድሕና ነዛ ብርኽቲ ሃገር ክትነብር ንወትሩ
ይሕተት ኣሎ ኩሉ ኤሪትራዊ ኣርሒቑ ዝሓስብ ዝቃለስ ተሪሩ
ዓለምና ትሕምበብያ ዘላ እወ ከይንኸውን ጊልያ ኣብ ገዛእ ሃገሩ
02/04/2019 18:41 PM
See more ተወሰኽቲ ኣብዚ ርአ፡-
01/04/2019 17:39 PM
Operationalizing the Denver Manifesto:
EFFECTIVE PUBLIC ORGANIZATIONS
To avert the danger of losing sovereignty and national identity, and ultimately reverse the process of societal decay, it is imperative for Eritreans to fully understand the nature and characteristics of the evil force that has been at work from the get go. With an ultimate objective of weakening Eritrea and undermining its sovereignty, the regime presided over a synergetic vicious cycle of extractive political and economic institutions for more than two decades Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
01/04/2019 17:39 PM
ከም ንዝክሮ 8 መጋቢት ጀሚሩ 10 መጋቢት፣ ዝተፋላለዩ ዚጋታት ኤርትራውያን፡ቡዙሓት ውድባት፣ ሰልፍታት፣ ህዝባውያን ማሕበራት፣ ምንቕሳቓሳት፣ ሲቪካውያን ማሕበራት፣ ውልቀ ሓርበኛታት፣ ጉራማለ ህዝብና፣ ሽማግለታት-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |