|
|
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
31/05/2019 20:55 PM
“ሃይማኖትና ሕማቅ ክግበር እንዳረኣኻ ሱቅ ኣይትበል እዩ ዝብል።” ኣምና ኢድሪስ ፍኻኽ
ጸለሎ ጸላኢ
ክፉእን ድሑርን ኣተሓሳስባ፦ ጸላኢ ጸላኢ እዩ። ናይ ጸላኢ ደቂቅ፣ ናይ ጽልኢ ኢሚንት የለን። ዓይነት ጸላኢብዙሕ እዩ። ቀዳማይ ጸላኢ ክፉእን ድሑርን ኣተሓሳስባኻ እዩ። ክፉእ ኣተሓሳስባ ምስካልኦት ኣየሳንየካን። ሲኒት እንተዘይብልካ ከኣ ሓድነት የብልካን። ምንጻል እዩ ዘስዕብ። ከም ጉርሒ ምቕናት፣ እንታይነትካ ዘይምቅባልን ምሕባእን፣ ዓቕምኻ ዘይምፍላጥ፣ ምጽያቕ፣ ኣብ ካልኦት ምሕንጋጥ፣ ዘይናትካ ምድላይ፣ እምነት ካልኦት ምቁንጻብ፣ ወ.ዘ.ተ. ክኾኑ ይኽእሉ። ድሑር ኣተሓሳስባ ምስጊዜ ተዓጻጻፍነት ዘይምህላውን ምስ ሕሉፍ ነፍስኻ ምቁራን እዩ። ኣብነት፡ …Read more
30/05/2019 01:37 AM
You left school benches and asked for your mothers’ blessings. The enemy was coming back to our borders. The Eritrean mother’s prayer was one wishing you a good journey. She prayed that the hot sun would not burn you. She prayed that the rain would not be too cold. She asked heaven not to let you fall on stones and never let you step on landmines. The weight of a free Eritrea on your shoulders, you never bowed your head nor did you give a promise you could not keep. Read more
29/05/2019 01:12 AM
لماذا نتمسك بدستور ارتريا 1952م الشرعي؟
WHY DO WE ADHERE TO THE CONSTITUTION OF ERITREA IN 1952?
[Samadit.com]
إعداد: اعلام جبهة الثوابت الوطنية الارترية
مقدمة: هذه محاولة لإعادة نشر الوعي الدستوري وسط الجماهير لاسيما الشباب الذي يجهل بحكم العمر الكثير عن تاريخ بلاده
Prepared by the National Front of the Eritrean National Front:
Introduction: This is an attempt to re-
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
(a) DENVER MANIFESTO (ብዛዕባ ማኒፈስቶ ደንቨር): Part-
(b) NATIONAL HARMONY-
(c) Proposal of a Roadmap to create a Unified Democratic Forces -
(d) REPARATION -
28/05/2019 23:11 PM
ብደቀንስትዮ ስያትልን ከባቢኣን (ሕመኣ) ዝተወደበ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ግንቦት 24, 2019
THE INDEPENDENCE DAY CELEBRATION BY ERITREAN WOMEN IN SEATTLE USA.
1ይ ክፋል (24-
28/05/2019 23:11 PM updated
BY JUSTICE-
ሰላማዊ ሰልፊን ኣኼባን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ (24-
During the Washington DC Meeting, they Elected the Eritrean Congress, representing Eritreans of North America. ኣኼባ ዋሽንግቶን ዲሲ፡-
Live Video Reports here below (ብቀጥታ ዝተማሓላለፈ ናይ ቪድዮ ጸብጻባት ኣብዚ ዝስዕብ ርአ):
Part-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
Enough is enough! ይኣክል ምልኪ! ማዕበል ድምጺ ህዝቢ لقد طفح الكيل
28/05/2019 21:26 PM
ምንጪ ዕጥቅን ስንቅን ሰውራ ኤርትራ፡ ሰለስተ ኣካላት’ዮም ነይሮም። ንሳቶም ድማ፥ 1ይ. ተጋዳላይ ዑስማን ሳልሕ ሰበ፡ 2ይ. ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ወጻእን፡ 3ይ. ገዛእቲ ኤርትራ እዮም ነይሮም። ገለ ካብቲ ንሰውራ ኤርትራ ዘዐወተ ኣገዳሲ ነብጥብታት ድማ እዚ ዝስዕብ’ዩ ነይሩ፥ ካብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ተ.ሓ.ኤ) ተፈንጪሎም ይኹኑ፡ ካብ ዝተፈላለየ ቦታታት ኤርትራን ዓለምን መጺኦም፡ ኣብ መስርዕ “ሰልፊ ናጽነት” ዝተሰለፉ ገዳይም ተጋደልቲ፡ መሰረት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ኣደልዲሎም ዝሰረቱ ውፉያት ብምንባሮም’ዩ ቃልሲ ሰውራ ኤርትራ ብዓወት ክዛዘም ክኢሉ።
እዞም ገዳይም ተጋደልቲ’ዚኣቶም ካብ ፈለማኡ ንዝጸንከረ ቦታ ሰባት ልኢኾም ዘይኮነስ ባዕላቶም እናኣተዉ’ዮም ተወፍዮም ዘርህዉዎ ነይሮም።...Read more
27/05/2019 03:07 AM
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብማሕበራዊ ሚድያ ፓልቶክ፡ ገዛ ሕድሪ ጀጋኑና (Eritrea Hdri jeganuna Paltalk Room) ዝተወስደ ፍሉይ ተበግሶ፡ ማለት፡ ንኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ንኤርትራና ልሉይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሓያሎ ኤርትራውያን፡ ኣፍልጦ ዝህብ፡ ፍሉይ ሽልማታት ክዕደል ምጽንሑ ዝፍለጥ ኢዩ (link ኣብዚ ርአ)። እዚ ናይ ሓርበኛ ኣያና ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) ጽሑፍ’ዚ ድማ፡ ንዕኡ ምርኩስ ብምግባርን ምስ ሃገራዊን ውድባዊን ዕርቂ ዝህልዎ ዝምድናን፡ ዘብርህ ኣገዳሲ መልእኽቲ ዝሓዘለ ኢዩ። ረድኢ ክፍለ፡ ንህዝብና፡ ብፍላይ ከኣ መንእሰያት ንምንቕቓሕ፡ ብቐጻሊ ኣስተምህሮ ክህብ ዝጸንሐን ዘሎን ኣብነታዊ ኣያና ኢዩ። ነዚ መልእኽቱ፡ ተገዲስኩም ክትሰምዑዎ ድማ ንላቦ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
ጽሑፋትን ሰሚናራትን ብ’ረድኢ ክፍለ (ባሻይ) (Snitna Archives)
26/05/2019 23:58 PM
THE RELATIONSHIP OF INDEPENDENCE AND POWER TO THE PEOPLE
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 26 May 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ወልደስላሰ ዑቕበ ተስፋይ ኢዩ። ኣቶ ወልደስላሰ "ዝምድና ናጽነትን ህዝባዊ ስልጣንን" ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና አዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 26 May 2019, our invited guest is Mr. Weldeselassie Ogbe Tesfay. He will deliver seminar on "The Relationship of Independence and Power to the People". You are all welcome to participate.
1ይ ክፋል (26-
26/05/2019 16:46 PM
SUCCESSFUL ERITREA 28TH INDEPENDENCE FESTIVAL IN LONDON UK
ትማሊ ዕለት 25 ግንቦት 2019፡ ዕዉት ጽምብል መበል 28 ዓመተ-ምናን) ምስተኸፍተ፡ ንሕሉፍ ቃልስና፡ ስዉኣትናን ሓርበኛታትናን ዘሞጉስ፡ ንጥልመት ሕድሪ ስዉኣት ብምልካዊ ስርዓት ዘርኢን፡ ከም ሳዕቤኑ ኣብ ህዝብና ወሪዱ ዘሎ ወጽዓን ዘንጸባርቕ ሓጺር ብስላይድ ቪድዮ ተሰንዩ መግለጺ ቀሪቡ። ቀጺሉ፡ Diversity in Unity (ብዙሕነት ኣብ ሓድነት) ብዝብል ኣርእስቲ ብስላይድ ቪድዮ ተሰንዩ ኣስተምህሮ ቀሪቡ። ስዒቡ፡ “ሒቕታ HIKTA” ዘርእስታ ንኹሉ ተዓዛቢ ዘንብዐትን ተስፋ ዝሃበትን ድራማ ምስ ድሕረባይታዊ ድምጺን ምንቅስቓስን ተሰንያ ቀሪባ። ኣብ መንጎ ሓሓሊፉ እውን ናይ ሰናይ ምንዮት መግለጺታት ን መዛነዪን ቀሪቡ። ብድሕሪኡ እቲ መድርኽ ብሃገራዊን ኣበራባሪን ዜማታት ስነጥበባዊያን ክሳብ ኣስታት 11 ናይ ምሸት ቀጺሉ። ኣዝዩ ዕዉት ጽምብል ነይሩ። ዮሃና ንህዝቢ ኤርትራ! ከምኡውን ንኣዳለውቲ ጽምብላትና! ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ብተማሳሳሊ ኣገባብ እተብዕሉዎ ዘሎኹም። (ስኒትና.ኮም) …Read more
25/05/2019 13:52 PM
WHERE IS LIBERTY? ሓርነት ኣበይ ኣላ!!!
[ራድዮ ሰእዮብ Radio Saeob, 24 May 2019]
See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/05/2019 00:25 AM
እዚ ኣብ ሶሻል ሜድያ ዝከይድ ዘሎ ናይ ጸለመን ኣፈላላይን ዘመተ ከተንብብ ከሎኻ ስለምንታይ ኣብዚ እዋንዚ ብናህሪ ተዋፊሩ ይረአ ኣሎ ዝብል ሕቶ ከተልዕል ትግደድ። መበገሲኡ እቲ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ውሽጢ ደለይቲ ፍትሒ ተፈጢሩ ዘሎ ውህደትን ፣ሃገርን ህዝብን ንምድሓን ካብ ዝብል መንፈስ ዝተበገሰ ምልዕዓልን ከተተኣሳስሮ ትግደድ፣፣ኣብዚ ተፈጢሩ ዘሎ ውዕዉዕ ናይ ምልዕዓልን ምውድዳብን ሃዋሁ ህላዌኡ ዘጠራጥሮን ረብሓኡ ዝትንከፍን፣ እቲ እከይ ስርዓት ኢሳያስ ጥራይ ምኳኑ ዝከሓድ ኣይኮነን። ብዝተፈላለየ መገዲ ነቲ ዝርአ ዘሎ ውዕውዕ ሃዋሁ ደለይቲ ፍትሒ ንምዝራግን ንምዕንቃፍን ከይደቀሰ ከምዝሓድር'ውን ዘጠራጥር ኣይኮነን። እቲ ዝጥቀመሉ ሜላታት ድማ …Read more
24/05/2019 23:07 PM
ERi-
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
24/05/2019 17:13 PM
يتم تخليد ابناء ارتريا الأوفياء الأبطال في الذكرى الثامنة والعشرون للاستقلال
1ይ ክፋል (24-
23/05/2019 13:44 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 12PM Asmara, 11PM Berlin, 10PM UK, 5PM NY
ናይ ሓሙስ Thursday 23 May 2019 ዕዱም ጋሻና፡- ባይሩ ኢዩ። ኣያና ሕሩይ፡ ወግዓዊ መኽፈቲ መደረ ኣብ መበል 28 ዓመት ጽምብል ናጽነት ሃገረ-
1ይ ክፋል (23-
3ይ ክፋል (23-
23/05/2019 13:25 PM
ህዝባዊ ባይቶ ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቭርጅንያ
ናብ፣ ኣሰናዳእቲ ህዝባዊ ዋዕላ ሰሜን ኣመሪካ 24-
ቅዳሕ፣ ናብ ዝምልከተን ህዝባዊ ባይቶ ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ
ሕውነታውን ሃገራውን ሰላምታና ብምቕዳም ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ንምድሓን ዝካየድ ዓቢ ብድሆ ብዓወት ንምግጣም ጥርናፈ ኩሎም ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ ወሳኒ ስለዝኾነ ህዝባዊ ዋዕላ ሰሜን ኣመሪካ ንምዕዋት እትገብርዎ ጻዕሪ ነመስግን።
ህዝባዊ ዋዕላ ሰሜን ኣመሪካ ንምዕዋት ኩሎም ከተማታት ሰሜን ኣመሪካ ብብቕዓት ክካፈልዎን ክዋስኡሉን ከም ዝግባእ ርዱእ እዩ። ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ መሪላንድ ቭርጅንያ ዋና ከተማ ናይ ኣመሪካ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ብዙሓት ኤርትራውያን ዝነብሩሉ ኣከባቢ ብምዃኑ፣ ምሉእ ተሳትፎ ከረጋግጽ ግቡእ እዩ። Read more
22/05/2019 21:22 PM
INTRODUCTION
(1) Between December 2018 and May 2019, a diverse group of Eritrean professionals met in Nairobi, Kenya and online to evaluate developments since the rapprochement between Eritrea and Ethiopia (“ERITREAN THOUGHT LEADERS ON THE PRESENT DYNAMICS IN THE HORN OF AFRICA”). While we welcome the Eritrea-
22/05/2019 21:22 PM
መእተዊ
(1) ካብ ታሕሳስ 2018 ክሳብ ግንቦት 2019 ኣብ ዝነበረ ግዜ: ዝተፈላለየ ድሕረ-ንተርኔት ዓሚቚ ዘተታት ኣካይድና። ነቲ መስርሕ ምቅርራባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓንጎፋይ ኢልና ንቕበሎን ነቲ ቅድሚ ዓመታት ኪውሰድ ዝግብኦ እሞ ሎሚ ዝተወስደ ተበግሶ መራሕቲ ኢትዮጵያ እነድንቖን እንተኾንና ኣብ ኤርትራ ንቡር ምምሕዳር ናይ ምምላስ ዘእንፍት ምልክታት ዛጊት ዘይምርኣይና ንሓዝንን በቲ ድሕሪ ምቅርራራባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ስዒቡ ዝተኸስተ ምንሃር ፍልሰት ኣሻሓት ዜጋታት ሻቕሎትና ንገልጽን። እዚ ናይ ግዜ ‘ሰላም’ ፍልሰት ምልክት ናይቲ ብጠንቂ ስርዓት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዝርከብ መዋጽኦ ዝተሳእኖ ቀቢጸ-
22/05/2019 21:22 PM
1. في الفترة ما بین دیسمبر عام 2018 ومایو عام 2019، التقت مجموعات مختلفة من المھنیین الارتریین في العاصمة الكینیة نیروبي وعبر الانترنت للوقوف على التطورات التي اعقبت التقارب الارتري -
22/05/2019 21:22 PM
Statement of creation of Montreal’s
Eritrean Justice Seekers Institution
Our independence was not achieved by charity or permission; indeed, it was by courage and determination of our Eritrean people. We fought a good fight as one unit, which was proven by the dedication of our men’s and women’s selfless sacrifices. All this sacrifice was ultimately to build a democratic nation. However, we did not get what we deserve, and we were rather robbed, eroded of our wishes by a brutal regime. On the contrary, every citizen faced or is facing unimaginable injustices, including arbitrary and extrajudicial executions, Read more
22/05/2019 21:22 PM
ሓጺር ጸብጻብ ምምስራት ህዝባዊ ጥርናፈ ኤርትራውያን ንፍትሒ ሞንትርያል
እቲ ዘይጸዓድ ልቢ ኤርትራዊ ከም ሓደ ኣካል ሰውነት ኾይኑ ሃገራውነት ጨንጒዑ፡ ዲሞክራሲ ከስተንፍስ፡ ዲሕሪ ኸቢድ ዋጋ ኣሻሓት ስውኣት ከፊሉ። እንተኾነ ግን፡ ባህጉ ተመንጢሉ፡ ሰብኣዊ መሰላቱ ተቐንጢጡ፡ ሃገር ብሃገራ ኣብ ፍጹም ምልኪ ወዲቓ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርዶ ዘሎ ግፍዒን ኣደራዕን፡ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ገጽ መሬት ተራእዩ ብዘይፈልጥ፣ ስደት እንዳቐጸለ። ዕሸላት ህጻውንቲ፣ ኣብ ክንዲ ትምህርቲ ናብ ስደት ተጓሕጊሖም፣ ኣደዳ ስደትን ዘይሕጋውያን ዓመጺቲን ኾይኖም እንዳሃለው፣ ነዚ ዘሕመሞም ነበርቲ ከተማ ሞንትርያል ደለይቲ ፍትሒ፡ “ይኣኽል” ዝብል ማዕበል ሓይሊ ህዝቢ ኣብ መላእ ዓለም ድምጺ ኤርትራውያን ካብ ጻት-
22/05/2019 18:05 PM Updated
Eritrean Independence Day Celebration
London UK -
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፥ ንዕለት 25 ግንቦት 2019: መዓልቲ ናጽነት ሃገርና ክነብዕል ስለዝኾንና፡ ኩልኻትኩም ኤርትራውያን ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ህዝቢ `ይኣክል!` ኢሉ ተላዒሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ ኩላትና ተኣኪብና ትርጉም ናጽነትና ክነስተንትን፡ መጻኢ ዕድልና ድማ ክንማኸር፡ ሓቢርና መዓልቲ ናጽነትና ክንዝክር ኢና። ጽምብል ናጽነትና፥ እቲ ናይ በሓቂ ናትና ናይ ህዝቢ ኤርትራ ናይ ሓበን መዓልቲ ከም ዝኾነት ክንገልጽ ኢና።
Starts at (ዝጅምረሉ ሰዓት)፡ 12:30 PM
Venue (ቦታ): The Lighthouse Theatre, 262-
LIMITED TICKETS (ውሱን ቲኬታት ኢዩ)! Buy Tickets here (click link) ቲኬት ንምዕዳግ ኣብዚ ጠውቑ።
For more information, please visit:
22/05/2019 18:05 PM
To protest 17 years of persecution against Christians in Eritrea.
When: Thursday 23rd May at 3:00 pm
Where: Eritrean Embassy in London,
96 White Lion Street, N1 9PF
Thanks. Read more
22/05/2019 18:05 PM
20/05/2019 16:06 PM
الحركة المدنية الديمقراطية الارترية
Eritrean Civic Democratic Movement
Revered members of Eritrean Defence Force and National Security
ንኩቡራት ሓይልታት ምክልኻልን ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ!
أعضاء قوّات الدفاع الإرترية والأمن القومي الموقرون
20/05/2019 16:06 PM
ህዝብን ሃገርን ንምድሓን፣ ኢለን ጽውዒት ዝገበራ ኣደታት፣ ቁኑዑን ሉዑሉን ራኢ፣ ብጉቡእ-ሳ) ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ታላዒሉ ተዘትይሉስ፣ ስጋብ እዛ እዋን እዚኣ፣ ነቲ ሽዑ ዝተዋህበ መልሲ ዘፍርስ እኳ እንተዘይ-
19/05/2019 23:51 PM
ብኣኽባሪ ሕግን ደራስን ኤርትራዊ ተጋዳላይ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)
[BBC Tigrinya 19-
ሓደ ሕብረተሰብ ኣብ ኩሉ መዳያት ህይወት፡ ካብ ተመኩሮኡ እናተማህረ፡ ንጸገማቱ እናሰዓረ፡ እዩ ዝዓብን ዝቕጽልን -
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ኣብ ኤርትራ ኣኽባሪ ሕጊ ኮይኑ ዘገልገለ ገዲም ተጋዳላይ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)፡ " ምምልላእ -ንቅታት ዘይምቅዳው መጻምድትን ኣተኣላልይኡን" ዝብላ፡ ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ንዝረአ ጸገማት ብዕምቆት ዳህሲሰን ፍታሕ ዝእምማ ክልተ ማናቱ መጻሕፍቲ፡ ኣብ ዓዲ እንሊግዘሊ ከተማ ማንቸስተር ኣሕቲሙ ኣመሪቑ። Read more
19/05/2019 23:51 PM
on Current Eritrea Political Situation
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 19 May 2019 ዕዱማት ኣጋይሽና፡-
1ይ ክፋል (19-
3ይ ክፋል (19-
19/05/2019 00:47
Eritrea 28 Independence Day Celebrations From Eri-
19/05/2019 00:47
[BBC Tigrinya 18-
"ንእስነተይ ትማል- ሓሳበይ ትመላለሰኒ።
ተቐማጦ ናይ'ዛ ካብ ምዕራብ ዓዲ ቀይሕ 12-
18/05/2019 23:58 PM
Current Eritrean Unity and Mobilisation
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday 18 May 2019 ዕዱምቲ ጋሻና ወ/ሮ እሙና ዓብደልቃድር በያን ኢያ። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ሁሉው ኩነታት ሓድነትናን ጥርናፈናን፡ ከም ኤርትራውያን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 18 May 2019, our invited guest is Mrs Emuna Abdelkader Beyan. Our discussion Topic is "on Current Eritrean Unity and Mobilisation". You are all welcome to participate.
1ይ ክፋል (18-
18/05/2019 22:48 PM
እታ ኣፍሪቃዊት ኾኸብ ክትከውን ብዙሕ ተስፋ ተነቢሩላ ዝነበረት ኤርትራ፡ ሎሚ ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰላት ዜጋታታ ዘይሕለወላ፡ ልዕልና-
17/05/2019 19:16 PM
(ሕዩር ጋዜጠኛ ጅምዕ ከሜል፡ ዕጫ ቀዳሞትን ዳሕረዎትን)
Remembering Journalist Jimie Kimeil,
who disappeared in PFDJ prison.
[ክርን ሰእዮብ Radio Saeyob 17-
ንዝኽሪ ገዲም ጋዚጠኛ ጅምዕ ከሜል ኣብ ራድዮ ሳእዮብ ዝቐረበ መደብ ኢዩ። ጅምዕ ክሜል፡ ኣብ ዓዱ ግዝግዛ (ሳሕል) ተወሊዱ፡ ብንእስነቱ ናብ ሱዳን ብምኻድ፡ ኣብ ሱዳን ከምኡውን ሊብያ ክሳብ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ተማሂሩ። ካብኡ ንኽጋደል ሜዳ ኣትዮ ክሳብ ናጽነት ኣብ ራድዮ ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ዘገልገለ፡ ድሕሪ ናጽነት እውን ኣብ መደብ ስፖርት ከም ጋዜጠኛ ዘገልገለ ሓርበኛ ኢዩ። እንተኾነ፡ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ከም ብዙሓት ጋዜጠኛታት፡ ንጅምዕ ውን፡ ምስ ፍሉጥ ስነጥበባዊ እድሪስ መሓመድ ዓሊ ዝርከቦም ኣብ 2005 ምስ ሓየሮ፡ ክሳብ ሕጂ ሃለዋቱ ኣይፍለጥን። ስድራቤት ጅምዕ፡ ሓደ ኣክራም ዝተባህለ ወዲ ከምኡውን እታ ክሕየር ከሎ ኣብ ማህጸን ኣዲኣ ዝገደፋ ጓሉ፡ እክራም፡ ምስ ኣዲኦም፡ ንልዕሊ 14 ዓመታት ሃለዋት ወላዲኦም ከይፈለጡ ብጭንቀት ይነብሩ ኣለዉ። ናይዚ ኣዝዩ ዘሕዝን ታሪኽ ዝርዝር ኣብ መደብ ራድዮ ሳእዮብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ Read more።
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
1ይ ክፋል (13-
1ይ ክፋል (14-
17/05/2019 11:19 AM
Song by Hani Mihereteab and Many Artists
ብሃኒ ምኽረትኣብን ብዙሓት ኣርቲስት ዝተሳተፍዎን
ኣብዛ ሓዳስ እዋናዊት ዜማ፡ ወናማት ስነጥበባዊያን ከም፡-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
17/05/2019 11:19 AM
ንዓርቢ 24 ግንቦት 2019 ነቲ ብመስዋእቲ ጀጋኑ ደቂ ሃገር ዝተረኽበ ነጻነት ሃገርና ንምኽባር ኣብ ዝግበር ጽንብል ክትርከቡ ብኽብሪ ትዕደሙ።
Eritrea Independence Day 2019 Celebration, in Leicester, UK, on 24 May 2019 -
ዝግበረሉ ቦታ፡ (Venue)-
ጽምብል ዝጅመረሉ ሰዓት (Time)፡-
ብደሓን ምጹ።
ኣዳላዊት ሽማግለ። Read more
15/05/2019 02:01 AM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ሎሚ ሰሉስ Tuesday 14 May 2019 ዕዱም ኣጋይሽና ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ኢዩ። መደብና፡ ነቲ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ፡ ብኣጋጣሚ ዝኽሪ እሱራትን ሕዩራትን ኤርትራውያን፡ ኣብ 23 መስከረም 2018፡ ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ዝሃቦ መግለጺ፡ ካብ መግለጺኡ ብምቑንጫልን፡ ብግጉይ ብምትርጓምን፡ ይኸይድ ንዘሎ ናይ ጸለመ ጎስጓስ ንምእራም አዩ። On Tuesday 14 May 2019, our invited guest is Mr Sengal Woldetnsae. He will be with us to clarify the blackmail circulating against the talk he delivered on the rememberance day of imprisoned and dissapeared Eritreans, that was arranged at Paltalk Eritrea Hdri Jeganuna, on 23 September 2018.
1ይ ክፋል (14-
13/05/2019 22:31 PM
[ATV ኣሰና 12 May 2919]
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
12/05/2019 23:39 PM
about the Demonstrations and Forum that will be held May 24th and 25th, 2019
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday 12 May 2019 ዕዱም ኣጋይሽና 1. ዶ/ር ሃይለሚካኤል ዮሴፍ 2. ኣቶ ግርማይ ወልዱ 3. ኣቶ መልኣከ ዘርኣይ 4. ዶ/ር ወይኒ በየነ ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ብዛዕባ'ቲ ኣብ 24ን 25ን ግንቦት ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፊን ኣኼባን ዝምልከት " አዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday 12 May 2019, our invited guests are 1. Dr hailemichael Yosief 2. Girmay Woldu 3. Melake Zeray 4. Dr Weyni Beyene. Our discussion topic is: "about the Washington DC Demonstration and Forum that will be held May 24th and 25th 2019" You are all welcome to participate.
1ይ ክፋል (12-
12/05/2019 23:39 PM
ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ጹሑፍ፣ እታ ዓባይ መርከብ ሓድነት፣ ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን ዞባ ኤውሮጳ፡ ከምቲ ዝተበገሰቶ ንቕሎኣ፣ ብቑኑዕ መገድን ሓባሪ ቡሶላን ብምስፋፍ፡ ንህዝብኻ ጎስጓስን ተወዲቡ ክዋሳእን፣ ኣብ ናይ ሓባር መኣዲ-
እተን ዝተፋላለያ ሓይሊ ዕማማት ነቲ ራኢን ዕላማን ሽቶን ንምትግባሩ፣ ንተልእኾ ጉባኤ ፍራንክፈርት፣ ብዓቕመን ብዘፍቅዶ ንምትርጓሙ ይዋስኣ ምህላወን ይሕበር። Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
1ይ ክፋል (03-
12/05/2019 21:20 PM
ናይ Sunday 12 May 2019 መደብ Show
ምስ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን ዶ/ር ሳልሕ ኑርን
ናይ ሰንበት May 12, 2019 ኣጋይሽና፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን ዶ/ር ሳልሕ ኑርን ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡-
1ይ ክፋል (12-
11/05/2019 16:55 PM
Meeting: Eritreans in Leicester UK
ጸብጻብ ኣብ 06 ግንቦት 2019 ናይ ዝተኻየደ ኣኼባ
ኣኼባ ለስተር ልዕሊ ሚእቲ ተሳተፍቲ ዝተረኽብሉ ብውዕዉዕ ሃገራዊ ስሚዕት ኢዩ ተኻዪዱ። ዳርጋ መብዛሕትኦም ሓደስቲ ስደተኛታ ኰይኖም ጣዕሚ ህይወት ተነፊግዎም ኣብ ባርነት ኣገልግሎት ዝነበሩ ኣጓብዝ ኢዮም።
ባህልና ብምኽታል ኣኼባ ለስተር ብጸሎት ኢዩ ተጀሚሩ -
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/05/2019 12:25 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
NOTICE ሓበሬታ
ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ጽባሕ ሰንበትን ዝቕጽል ሰንበትን፡ ፈነወ ንጋባእ ኣይክህሉን ኢዩ። ኣብ ዕለት 26 May 2019 ግን ስሩዕ መደብ ክቕጽል ምዃኑ ብትሕትና ንሕብር። Dear viewers, Ngabae Broadcasting will not be on Air until 26 May 2019.
11/05/2019 03:43 AM Updated
Building Democracy in Eritrea Conference
ብ ERITREA FOCUS ከምኡውን ብ Institute of Commonwealth Studies ዝተወደበ፡ Building Democracy in Eritrea -ራ" ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ካብ ዕለት 24-
11/05/2019 03:43 AM
ውዕሎ ካላኣይ ጉባኤ 'ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)'
About 2nd Congress of the 'Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC)'
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም 11 May 2019 ዕዱም ኣጋይሽና 1.ኣቶ ወልደስላሰ ዑቕበ ተስፋይ 2.ኣቶ ተወልደ ሃብተ (ሓዘት)ን ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ውዕሎ ካላኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ (ኤሃባደለ)" ዝብል አዩ። On Saturday 11 May 2019, our invited guests are Mr. Weldeselassie Ogbe Tesfay and Mr. Tewelde Habte (Hazet). Our discussion topic is: " About 2nd Congress of the 'Eritrean National Congress for Democratic Change (ENCDC)'"
1ይ ክፋል (11-
3ይ ክፋል (11-
10/05/2019 13:21 PM
[Eritreadigest.com 06-
Of late, the government of President Isaias Afwerki has been issuing a series of Red Sea Doctrine papers. These are supposed to outline the government’s assessment of how Eritrea, other Red Sea states and their neighbors can optimize its use to maximize trade and security while maintaining paramount autonomy and sovereignty. “Surely,” will say some dead-
10/05/2019 13:21 PM
[ATV 09 May 2019]
1ይ ክፋል (09-
10/05/2019 01:15 AM
ህዝባዊ መጸዋዕታ ንኤርትራውያን ተቐማጦ ዋሽንግተን ዲሲ፣ መሪላንድ ቪርጂንያ
Public Meeting of all Eritreans living in Washington DC, Maryland and Virginia
ندعو جميع الإريتريين الذين يعيشون في واشنطن العاصمة وماريلاند وفرجينيا لحضور اجتماع عام
ንልዑላውነት ኤርትራ ዝፈታተን ሽርሕታት ንምፍሻልን፣ ምሉእ ሓርነትን፣ሰላምን ርግኣትን ራህዋን ንምርግጋጽን -
ندعو جميع الإريتريين الذين يعيشون في واشنطن العاصمة وماريلاند وفرجينيا لحضور اجتماع عام لمناقشة القضايا الحالية المتعلقة ببلدنا بشكل عام ومدينتنا بشكل خاص Read more ورسم المشاريع والأنشطة المستقبلية.
We invite all Eritreans living in Washington DC, Maryland and Virginia for a public meeting to discuss current issues related to our nation in general and our city in particular and to chart future projects and activities. Read more
10/05/2019 01:15 AM
Public Meeting Call to Eritrean-
All Eritreans and Eritrean-ange County, San Diego, Riverside, San Bernardino and Adjoining Counties) are cordially invited to attend and discuss the current situation in our country and join the worldwide #Enough movement to bring change in Eritrea. We will also be electing our representatives.
ዕላማ ኣኼባ፡ ብዛዕባ ህሉው ኩነታ ሃገርና ንምዝታይ፡ ለውጢ ንምምጻእ ምዝታይ፡ ኣብ ዓለምለኻዊ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ ተጸምቢርና ድምጽና ንምስማዕ፡ ከምኡውን ኣካየድቲ ሽማግለ ንምምራጽን ኢዩ። Read more
07/05/2019 23:11 PM
IN SUPPORT OF ‘ENOUGH IS ENOUGH’ MOVEMENT
In Eritrea, 1991 was the year of jubilation and rejoicing of the victory of the 30-ph and majestic advance and entry of the gallant EPLF army to Asmara. It was the agony of defeat and humiliation of the huge Ethiopian army and its supporters and it was the end of the final chapter of colonial occupation and aggression in Eritrea. 1993 was equally the year of joy and celebration of the beginning of the national independence and the official recognition of Eritrea as a sovereign state by the United Nation. Read more
07/05/2019 00:38 AM
[Awate.com ]
It is long overdue to discuss the need for building democracy in Eritrea, a country which has the notoriety of being perhaps the only country in Africa that does not have a functioning constitution, a legitimate/elected government, or legitimate and functioning governance institutions that ensure accountability. Since gaining independence, Eritrea has been ruled by a militaristic one-
06/05/2019 23:43 PM
ሓይሊ ዕማም ጎስጓስን ውዳበን ንቕሎ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገረን ዞባ ኤውሮጳ ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና ኦፊቻል ሩም፣ ወግዓዊ ዕድመ ብዝተገብረሎም ኣጋባብ፣ ነቲ ተዐጢቖም ሒዞሞ ዘለዉ ህዝብኻ ምጥርናፍን ምጉስጓስን ሓቢርካ ምስራሕን፡ ምስ ኣብ ሶቻል ሚድያ ዝዋስኡ ህዝብና ነቲ ቁኑዕ ተበግሶ ኣደታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን ዞባ ኤውሮጳ ከበስሩን ከብርሁን ዑቱብ ስራሕ ኣማሊኦም። ከም ኩሉ ግዜ ሕድሪ ጀጋኑና ኣቃራርቡኡ ብኣኽብሮትን ኣጋባብ ዝሓዘለ ጸዋዕን ሃገራዉን ባህላዊ ደርፊ ብምኽፋት ነቲ ዘይሕለል ስኒትና ብቐጥታ ክማሓላለፍን ይስነድን ምህላዉ ድሕሪ ምክትታል፣ ነጋይሽ ሒዞሞ መጺኦም ዘለዉ አርእስቲ ብኑጹር ድሕሪ ምሕባር ብክፉት ልብናን ኑጡፍ ድልየትን ተኻታቲልና ንዘይተነጸረልና ክንሓትትን በሪሁልና ነቲ በደታትና በሕዋትና ተበጊሱ ንቕሎኡ ኣብ ጉዕዞ ዝርከብን፣
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
06/05/2019 16:43 PM
ኣብ`ዚ ንልኡላውነት ኤርትራ ብኣሉታ ዝፈታትን ዘሎ ህሞት፡ ኩሎም ሓርበኛታት ኤርትራ፡ ንዝተቓለስሉ ዕላማ ከውሕሱ ሓላፍነቶም ከም`ቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዕዙዝ ምዃኑ ነስምረሉ። ንናጽነት ኤርትራ ኩዉን ንምግባር ዝተገበረ ጻዕርን ዝተኸፍለ ክቡር መስዋእትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ዝለዓለ ክብሪ ሂብና፡ ንትስፍው መጻኢ ኣብ ምውሓስ`ውን እቲ ጾር ጌና ኣይወረደን ኣሎ።
ህዝብና፡ ድሕሪ`ቲ ነዊሕ፡ ናይ ኣሽሓት ደቁ መስዋእትን መቑሰልትን፡ ማእለያ ዘይብሉ ንዋታዊ ክሳራ ዝኸፈለሉ ሓርነታዊ ውግእ፡ ካብ ዚነበሮ ዓበይቲ ትጽቢታት፡ ሓደ፡ እፎይታ ሰላማዊ ሂወት ከስተማቕር`ዩ። Read more
05/05/2019 23:55 PM
Information about the Fronkurt Conference
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት 05 May 2019 Berlin Time 09:00 PM Asmera Time 010:00 PM Uk Time 08:00 PM New York 03:00 ዕዱማት ኣጋይሽና 1.ኣቶ ሶሎሞን ግበረየሱስ 2.ዳኒኤል ገብረመስቀል ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ሓብሬታ ብዛዕባ ኮንፍረንስ ፍራንክፈርት" አዩ On Sunday 05 May 2019, our invited guests are 1. Solomon Ghebreyesus 2.Daniel G.Mikael Our discussion topic is: " Information about the Fronkurt Conference "
1ይ ክፋል (05-
3ይ ክፋል (05-
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
05/05/2019 23:55 PM
Enough Is Enough: What Is Next?
[Awate.com]
Amanuel Kifle (Doha), the young man from the Washington DC area, has ignited Eritreans everywhere by his powerful, “Yiaakle” (Enough) message that is spreading like wildfire. Even those silent Eritreans who have given up on Eritrea and many of those who have been supporting the regime are now awakened. Read more
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
05/05/2019 23:55 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 05 May 2019 መደብ
ዘተ ምስ:-
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Salah Ibrahim, Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu. We encourage your participation; You are all cordially invited.
05/05/2019 23:55 PM
[ATV ኣሰና 03 May 2019]
See also ከምኡውን፡-
05/05/2019 23:55 PM
[ATV ኣሰና 29 Apr 2019]
05/05/2019 15:10 PM
بقلم المناضل: علي محمد صالح شوم -
في مساء يوم السبت الموافق 13 ابريل 2019م احيت الجالية الارترية في بريطانيا يوم المعتقل الارتري،
By the fighter: Ali Mohamed Saleh Choum -
[www.samadit.com]
او,لئك القابعين في غياهب سجون الزمرة الحاكمة في ارنزيا، الاعتقالات التي بدا تنفيذها منن الايوم الاول للتحرير في العام 1991 ام وقبل التحرير. حتى، لمن تشك السلطة في ولاتهم لها، وذلك لارهاب كل من يفكر في معارضة النظام. استمرأت الزمرة الانعزالية تصر.فاتها الاجرامية واستمر,ت في الاعتقالات لعدم وجود مواجهة حقيقية تر.دع افعالها الاجرامية، وهي ترى ان ذلك افضل الوسائل لاسكات الاصوات المعارضة، وفي تقديرنا هناك عدم اكتراث لما يعانيه المعتقلون في سجون الز,مرة الانعزالية ومعانات اسرهم جراء الغياب وعدم معر.فة Read more مصيرهم منن يوم الاختفاء والى يومنا هذا.
05/05/2019 13:48 PM
خبر منشورات الكنيسة الكاثوليكية في تصاعد فهل تنفذ الكنسية تهديدها؟
[www.farajat.net]
بيانات الكنسية الكاثوليكية الارترية من اسمرا لا تزال تستحوذ اهتمام صفحات التواصل الاجتماعي الارترية لما ابدته من لهجة تحدى لنظام الطاغية من العاصمة اسمرا بأنها ستضطر اذا لم يستجيب لندائها في اجراء مصالحة وطنية مع الشعب انزال اتباعها الى الشارع في تظاهرات مهما كلفها ذلك من تضحيات وهذا بالطبع اذا نفذت تهديدها من شانه ان يشكل تحديا صعبا لنظام الطاغية افورقي لأنه قد يكون بداية شرارة ويبدو ان بيان الكنيسة الذي وزع على
05/05/2019 13:03 PM
Press release: United Eritrean Voices in Germany
بيان صحفي: منظمة توحيد الأصوات الإريترية في ألمانيا
أعداد؛ منظمة توحيد الأصوات الإريترية في ألمائيا
[www.samadit.com]
إنعقد في برلين في 2019/4/29، إجتماع الجمعية التاسيسية لمنظمة (توحيد الأصوات الإريترية في المانيا) مظله جامعة للشتات
الإريتري في المانيا.
تعرف .المنظمه المسجلة UEVG/DEDD، والتي تكونت بمشاركة العديد من المنظمات والجمعيات الإريترية، التي تنشط في المانيا -
04/05/2019 23:54 PM
putting in working order again
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 04 May 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ጋሻና፡ ዶ/ር ኢብራሂም ስራጅ፡ ሓርበኛ ኤልሳ መድፍን፡ ኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤን ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ካሕሳ -
1ይ ክፋል (04-
3ይ ክፋል (04-
03/05/2019 23:59 PM
See also Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡
03/05/2019 23:59 PM
Accomplished tasks and Future plans
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ዓርቢ Friday, 03 May 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና ጋሻና፡ ካብ ንቕሎ ኣዴታት ኤርትራውያን ኮይኖም፡ 1 ሓርበኛ ተቃላሲት ኣስገደት (ሞሞና )፡ 2 ሓርበኛ ተቃላሲ ኣቶ ተወልደ ሃብተ ከምኡውን 3 ዘዉዲ ገብረሚካአኤል ኢዮም። ኣርእስቲ ዘተና፡ "ንቕሎ ኣዴታት ኤውሮጳ ዘሳለጦ ዕማምን መጻኢ መደባትን" ዝብል ኢዩ። On Friday, 03 May 2019, our invited guests are members of the Womens Initiative in Europe: (1) Veteran Asghedet (Momona), (2) Veteran Tewelde Habte and (3) Ms Zewdi Ghebremichael. Our discussion topic is: "Womens' initiateve: Accomplished tasks and Future plans"
1ይ ክፋል (03-
See Related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
03/05/2019 01:23 AM
THE SO-
[EriPlatform: 02 May 2019]
The peace process between Eritrea and Ethiopia is about ten months old. After eighteen years of obfuscation by his predecessors, Prime Minister (PM) Abiy Ahmed declared that he will comply with the final and binding peace deal from the year 2000, based on the Algiers Agreement. What has happened since? Enough time has elapsed to take at least partial stock. Who gained and who lost? Read more
03/05/2019 00:33 AM
Eritrean Public Meeting in Minnesota.
For all Eritrean living in Minnesota and surrounding areas
Date: May 5, 2019 Time: 4:00 PM
PlaceL Highland Picnic Pavilion, 1200 Montreal Ave St, Paul, MN 55116 Read more
02/05/2019 18:21 PM
ዶ/ር ሞጎስ ያቆብ፡ ኣብዚ ጽሑፍ'ዚ፡ ሰፊሕ ገምጋም ናይዚ ኣብ መላእ ዓለም ዝኸይድ ዘሎ ገስጋስ "ይኣክል!" ገይሩልና ኣሎ። ብተወሳኺ፡ እዚ ጎስጓስ ዚ ቀጻልነቱ ንምውሓስን ናብቲ ዝለ ሸቶ ንክበጽሕን፡ እንታይ ክግበር ከምዘለዎ ኣሚቱልና ኣሎ። ንባብ፡ ብኣኽበረት ስዩም።
Dr. Mogos Yakob, has given us deep analysis on the "Enough" campaign of Eritreans going on world-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
01/05/2019 23:12 PM
ከም ኤርትራዊ ዜጋ ሕልናውን ሃገራውን ሓላፍነት ስለዝስመዓኒ፡ ንዘሎኒ ውልቃዊ መሰል እውን ተጠቒመ፥ እዚ ኣብ ጉንበት 24 – 25 ኣብ ዋሽንግተን- ተሓሲቡ ዘሎ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዕዉት ኮይኑ ንክወጽእ ዘሎኒ ባህጊ ብግልጺ ንምግላጽን፡ ዓቕመይ ዘፍቅዶ ኣወንታዊ ኣስተውጽኦ ንምግባር ካብ ዝብል ሓልዮት ዝብገስ ምዃኑ ኣቐዲመ ክሕብር ይፈቱ። እቲ ተሓሲቡ ዘሎ ኮንፈረንስ እቶም ኣዳለውቲ መደብ ነዚ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዘርጊሖምዎ ዘሎዎ ሓርፋፍ ዞባዊ ቅዋማዊ ሰነድ ኣዳልዮም ህዝቢ ክካታዓሉን ርእይቶ ህዝቢ ንክሰምዑን ንክመሓየሽን ዝዓለመ እንተኾይኑ ጸገም ዘሎዎ ክይኑ ኣይስምዓንን። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |