|
|
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
30/06/2019 22:30 PM
ናይ Sunday 30 June 2019 show መደብ
ኣብ 30 ዓመታት ዘጋጠመ ማሕበረ-
ኣብ 30 ዓመታት ዘጋጠመ ማሕበረ-ንፍውሶ? ዕላል ምስ ፕሮፈ. መንግስትኣብ ዮውሃንስ። How are we going to repair the damage of 30 years of socio-
1ይ ክፋል (30-
30/06/2019 20:36 PM
Some Critical Remarks on Eritrea Constitution 1997
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 30 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ርስ ጸጋዘኣብ ገብረጊዮርጊስ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ነቐፌታዊ (ህየሳዊ) ገምጋምን ርእይቶን ኣብ ልዕሊ ቅዋም ኤርትራ 1997" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 30 June 2019, our invited guest is: Drs Tsegezab Gebregergis. Our topic is "Some Critical Remarks on the Legitimacy and Applicability of the 1997 PFDJ-
30/06/2019 16:55 PM
መቕድም
ኤርትራ ከም ሃገር ካብ እትምስረት፡ ህዝባ ግዳይ ብዙሕ ጸገማት ኮይኑ ጸኒሑ እዩ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ንኣስታት ሰላሳ ዓመታት መሪር ቃልሲ ንናጽነትን ፍትሕን ከም ዘካየደ ዝዝከር እዩ፡፡ ድሕሪ ምርግጋጽ ናጽነትን ሉኣላውነትን ሃገረ ኤርትራ ግን እቲ ኩሉ ዝተጸበዮ ምሉእ ሓርነት ህዝባ ኣይተረጋገጸን፡፡ ምስ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተኻየደ፡ ዘየድልን ኣዕናውን ኲናት ከኣ ኤርትራ ኣብ ሕማቕ ፖለቲካዊን ቁጠባውን ማሕበራውን ቁልውላው ትርከብ ኣላ፡፡ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ ዘይፍትሓውን ዘይሕጋውን ምሕደራ: ግዳይ ብዙሕ ማሕበራዊውን ሰብኣውን ጥሕሰት ፍትሒ ኮይኑ ኣሎ፡፡ … Read more
29/06/2019 17:35 PM
THE IMPERATIVES OF A VIGILANT ORGANIZED RESISTANCE
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 29 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ተደላይነት ትኩር፡ ውዱብ ተቓውሞ፡ ምስ መላኺ ስርዓት ብምዝርራብ፡ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ምስግጋር ከረጋግጽ ይካኣል ዶ? ብኸመይ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 29 June 2019, our invited guest is: Dr. Gebre Gebremariam. Our topic is "The Imperatives of a Vigilant Organized Resistance: Can Negotiations with the Dictatorial Regime Achieve a Democratic Transition in Eritrea? How?" You are all cordially invited to participate. … Read more
29/06/2019 13:45 PM
ABORTING THE POLITICAL ASPIRATION
When a house is destined for sale, the owner of the house makes the necessary preparation on the house before it is put on the market. The owner removes all the furniture out of the house. The house must be clean and painted both the inside and outside to make it attractive to potential buyers. If it is prepared well, it would appeal to buyers and it should also sell fast and at a reasonable price. In view of what could happen in the preparation of a house for sale in the market, a similar situation has been taking place in the preparation of giving away Eritrea to Ethiopia by the PFDJ leadership. It seems obvious that the PFDJ leader has been in a mission … Read more
29/06/2019 13:45 PM
ኣብ ቀዳማይ ክፋል በዚ ናይ ኣዴና ኣደይ ለተየሱስዘረባ እየ ተፈንየኩም “እንተኾነ እቲ ምግዳልሲ ንዓኹም`ውን ኣይገደፈን ብኣኹም ድኣ ይወዳእ እንበር በላና” ኣደይ ለተየሱስ። ከም ቃለን እንተዝወዳእ ክንደይ ኮን ምጥዓመ ነይሩ፧ ኣበይ እሞ ምስ ሕልሚ ልጅ ሃጸይ ኢሳይያስ።እትብል እየ ተፋንየኩም ነይረ፡ ሕጂ ድማ ናይ መወዳእታ ክፋል የቅርበልኩም፤
ብወገን ማማ ሰውራ ብመደበር ዑቁባት ኣቢላ ኣብ መሰርዕ ህዝባዊ ሰራዊት ተሰሊፋ ኣብ ጨንፈር መጓዓዝያ ሙዉፋር ተመዲባ ክሳብ ዕለተ መስዋእታ ብተወፋይነት ነብሳን ደቃን ተቃሊሳ። እቶም ተሓዚሎምን ተሓንጊሮም ዝወጹ ደቃ ድማ … Read more
1ይ ክፋል (27-
28/06/2019 23:22 PM
[www.mdrebahri.com]
Introduction
At a time when the World Wide Yiakil (Enough Is Enough) Movement, led by the Eritrean youth, has reached its apex and is getting valuable attention and support from the international community, there are some Eritrean groups and individuals in the Diaspora leading idle discussions and debates on whether or not to use the 1997 constitution in its present or amended form for the transition period from dictatorship to democracy and after. Read more
28/06/2019 23:22 PM
members of Eritrean Sinit Study Group (ESSG)
AT PALTALK ERITREAN DILALET HALLENA 2018
Seminar by Dr. Salah Nur and Stuz Zen'lAbdin Shokay members of Eritrean Sinit Study Group (ESSG), ኣባላት ኤርትራዊ ስኒት መጽናዕታዊ ጉጅለ, at Paltalk Eritrean Dilalet Hallena 2018, Friday, 28 June 2019.
ضيوفنا ليوم الجمعة الموافق 28/6/2019 اعضاء جماعة الوفاق الاريترية
حول عملية الانتقال الدبمقراطي في ارتريا كل من ESSG للدراسات
الدكتور صلاح نور والاستاذ زين العابدبن شوكاي، التاسعة م/ بتوقيت برلين. Read more
28/06/2019 23:22 PM
IN SOLIDARITY WITH THE ERITREAN BISHOPS PROTEST LETTER
AND WITNESS THE TRUTH IN CHARITY
To show our solidarity with and in support of the Eritrean Catholic Bishops protest letter and to witness the truth in Charity, we concerned Eritreans in the UK are cordially invitind a public meeting on Sunday 30 June 2019 from 4:00 -
ንሕና ግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ዓዲ-
Venue and Time (ቦታን ሰዓትን) ፡-
The Rugby Portobello Trust, 221 Walmer Road, London W11 4EY . Sunday, 30 June 2019, from 4:00 -
28/06/2019 05:09 AM
“ኣባላት ጉጅለ 15 ብጥንቃቐ ዝተታሕዘን ጣልቃ ሰራዊት ዘይብሉን ዓይነት ምንቅስቓስ ክኸ
ውን ኣለዎ ተባሃሂሎም ”
መንእሰይ ሳምሶን ሰሎሞን ደራስን ተጣባቒ መሰልን'ዩ።፡ አብ ዝተፈላለየ ቦታታት እናኸደ ንመንእሰያት ሰሚናራት ዝህብ፡ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ፖለቲካዊ ኩነታት እናተኸታተለ መጻኢን አብ’ዚ ዘሎ እዋንን ከመይ ክመስል ከምዝግብኦን አስተምህሮታት ዝህብ ዘሎ ንጡፍ መንእሰይ’ዩ፡፡ ናይ ሎሚ ዘተና፡ ብዛዕባ ‘ርስቲ ጉጅለ 15’ መጽሓፉ’ዩ። ሙሉእ ዕላል (ቃለመጠይቕ ምስ SBS Radio: 04-
ንምዕዳግ፡ ኣብ (USA) ኣብዚ ጠውቑ።
ኣብ (Europe) ኣብዚ ጠውቑ።
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
28/06/2019 05:09 AM
A dangerous journey across the desert
ABOUT THE AUTHOR:
I came to the UK as a r
efugee following a harrowing journey across the desert. My story tells of the dangers I encountered and lessons I learnt along the way. It tells of survival in the desert and mountains.
I successfully travelled the Sahara desert to eventually live my life in the UK where today I live with my family.
ABOUT THE BOOK
My true story reveals the difficult journey that refugees are making every single day. This book gives an insight into my personal experience escaping from Eritrea to Sudan on to Libya and from there to the UK. Buy here
More information, Email: berhane1234@hotmail.co.uk
27/06/2019 02:10 AM
እታ መጋዊሒት ጡሩንባ ሓሶት ናይ ስርዓት ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ፡ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ መበል 28 ዓመት ቊጽሪ 192 ብዓርቢ 12 ሚያዝያ 2019 ኣብ 1ይ ዓምዲ ገጻ ዘስፈረቶ፡ 31 ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ብድሕነት ባሕሪ ኣሰልጢኑ ዝብል ጽሑፍን ስእልን ዝሓዘ ምስ ረኣኹ፡ ተሌፎነይ ሲሒበ ናይቲ ጋዜጣ ዋና ኣሳናዳኢ ዝኾነ ተጋዳላይ ኣስፍሃ ተኽለማርያም ቊ.ተ 116266 ኣብታ ጋዜጣ ሰፊሩ ዝረኸብኩዎ ብተደጋጋሚ ደዊለ። እንተኾነ ግን፡ ኣይኮነን ክላዓል እታ ኤሪ-
26/06/2019 18:17 PM
MINNESOTA RECONCILIATION CONFERENCE
Resolution and Press Release June 23, 2019
We, the undersigned Eritrean Justice-c organizations, and study groups, met in Minneapolis, Minnesota, on June 22-
26/06/2019 18:17 PM Updated
[VATICAN News 15-
ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን ኣብ ኤርትራ ኣቕዋም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብዛዕባ ንሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ዝምልከት ኣዋጅ ቍ. 73/1995 -
መእተዊ
ካብ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ዘላ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብመንጽር መንግሥቲ ዘለዋ ርክብ ኣብ ቅንዕናን ግልጽነትን ዝተመሥረተ ኮይኑ፤ ምስ ኵሉ መንግሥታዊ ትካላት’ውን ንጹርን ርሑውን፣ ኣብ ናይ ምትሕግጋዝ ኣተና ዝዘንበለ ነበረ። …Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
23/06/2019 23:29 PM
We said: ENOUGH! And Now: WHAT?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 23 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ መንእሰይ ኣማኑኤል ክፍሉ ዳዋ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ይኣክል ኢልና። ሕጂ'ኸ ናበይ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 23 June 2019, our invited guest is: Mr Amanuel Kiflu Dawa. Our topic is "We said: ENOUGH! And Now: WHAT?" You are all cordially invited to participate..
TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
22/06/2019 22:30 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
Our Evaluation on the convention of Washington DC
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.
1ይ ክፋል (19-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
22/06/2019 23:52 PM
እዚ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ይአክል ማዕበል ዕላምኡ ክወቅዕ እንታይ ክግበር ኣለዎ?
What should be done to achieve
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 22 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "እዚ ተላዒሉ ዘሎ ናይ ይአክል ማዕበል ዕላምኡ ክወቅዕ እንታይ ክግበር ኣለዎ?" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 22 June 2019, our invited guest is: Professor Araya Debessay. Our topic is "What should be done to achieve the aims of Yaakil?" You are all cordially invited to participate.
TME (ሰዓት): 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
22/06/2019 15:52 PM
ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ፡ ብድሙቕን ሓያል እዋናዊ መልእኽቲን ዝዓዘዞ ኣገባብ፡ ንመዓልቲ ሰማእታትና ዘኪሮም። እቲ ባወሃሃዲት ሽማግለ ተወዲቡ፡ ብጸሎትን መግለጺን መራሕቲ ሃይማኖታትና ዝተኸፍተ በዓል፡ ስዒቡ፡ ኣገደስቲ ጽሑፋት ብኤርትራውያን ቀሪቦም። ክቡራት ተኻታተልቲ፡ ኣብቲ መዓል ተረኺቡ፡ ቲቪ ኣሰና ዝሰነዶ ናይ ቪድዮ ጸብጻብ፡ ኣብዚ ሊንክ ጠዊቕኩም ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። …Read more
21/06/2019 23:55 PM
ብኣጋጣሚ 20 ሰነ 2019። (1ይ -
ሎሚ ኩሉ ሓሊፉ፡ ጸላእትና ተሳዒሮም ድምጺ ተኹሲ ካብ ምድሪ፡ ኣየርን ባሕርን ኤርትራ ምስ ተኣልየ፡ ብዛዕባ ሓድነትን ሕውነትን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብዙሕ ክበሃል ንሰምዕ ኣለና። ጽልእን ምቅትታልን ታሪኽ ኮይኑ; እዋኑ ምስ ኣኸለ ከኣ ብፍቕርን ሰናይ ጉርብትናን ክትካእ ግቡእ ጥራይ ዘይኮነ ተመራጺ’ውን ኢዩ። ዝሓለፍካዮ ረሲዕካ ናብ መጻኢ ጥራይ ምጥማት ግን ብማዕሪኡ ጌጋ ኢዩ። ቀደም ዘሕለፍካዮ ጸገም መልክዑን ሕብሩን ቀይሩ ግዜ ዓዲጉ ከይምለሰካ ምጥንቃቕ ስለ ዘድሊ። ጽባሕ -
1ይ ክፋል (19-
21/06/2019 16:07 PM
ERITREAN SINIT STUDY GROUP (ESSG)
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
21/06/2019 16:07 PM Updated
WHERE IS LIBERTY? ሓርነት ኣበይ ኣላ!!!
[ራድዮ ሰእዮብ Radio Saeob, 24 May 2019]
1ይ ክፋል (24-
See also ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/06/2019 16:20 PM
Events highlighting the remembrance day.
19/06/2019 21:35 PM
20 ሰነ ክብርቲ ዕለት፡
ስውኣትና ንምዝካር ዝተገብረት፡
ዕላማ መስዋእቶም፡ ንክወሃቦ ክብረት፡
ተኣኪብና ነብዕላ፡ ዓመት መጸት።
19/06/2019 21:35 PM
ናይ ሎሚ ጽሑፈይ ብምኽንያት 20 ሰነ ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኢዩ። እቶም ቅድሚ ናጽነት ዝተሰውኡ ውፉያት፡ ሃገር ኣረኪቦሙና ሓሊፎም። ግና፡ ብድሕሪ ናጽነት ብሰበብ ዶብ ኣምሲሎም፡ ንምጽናትና ዝተፈረድና ሙዃኑ ምስ ተሰወጠካ፡ ኣብቲ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ፍጻሜታት፡ ማዓንጣ ከብድካ ዝቐርጽ ይቕረ ዘይባሃሎ በደል ኢዩ ኣብ ልዕሊ እዚ ናይ ዘመንና መንእሰይ ተፈጺሙ። ብርግጽ ኣብ ሂር ዘለ ዘዓመረ ጓይላ ናጽነት ተጸሚድና፡ ንተጋዳላይን መሪሕነቱን ከም መልኣኽቲ ተቐቢልና ንዝሓለፍዎ ከርተት ገድሊ ኣድናቆትና እንዳገለጽና፡ ንመስዋእቲ ከም መርዓ፡ ንስንክልና ከም ስልማት፡ ንዘይኑቡር ከም ቑቡል ዝወሰደ ወዲ ኣዳም ቅያ ናይ ዘመንና ተሰሪሑ ኢልና ብዓይንና ሪኢና ኣድኒቕናሎም፡ ብኣፍና መስኪርናሎም። ነዚ ኩቡር መተካእታ ዘይብላ ህያብ ዝሃበ ተጋዳላይ፡ ዓቢ ክብሪን ኣድናቖትን፡ ዝዓበየ ማዕረግን ይግበኦ። …Read more
19/06/2019 16:59 PM
ሎሚ ንግሆ ኣብ YouTube ብዛዕባ ብዓላት ምዓልቲ ናጽነት 24 ጉንበት ይርኢ ነይረ ኣኼባ ክጅምርዎ ከለው ወይ ክውድኡ ከለው ዝክረ ሰማእታት ይገብሩ። ኣብ እንዳ ህግደፍን ዘሎ ምስሉይነት ዘስደምም ኢዩ!! ንምፍልላይን ንረብሓ ናይ ውሱናት ጉጅለ ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ??? ድሕሪ ናጽነት ዝተሰደደ ናብ ሃገሩ ክምለስ እንበር ካብ ሃገሩ ክስደድ ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ?
ባይቶና ተመሊሱ ገበላና ብጥሪት ክመልእን ጸባን ጠስምን ሽሻይን ክፈስስ ቆፎታትና ብእኽሊ ክመልእን እንበር ካብ ፎርኖ ዓዲ ግራት ዝተሰንከተ ባኒ ክንበልዕ ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ??
ንሕና ካብን ናብን ብናጻ ክንንቀሳቀስ ክንነብር እንበር ብኼላታት ክንሕጸርን መንቀሳቀሲ ወረቀት እንዳተብሃልና ካብ ኣፍ ደገ ገዛና ምንቅስቃስ ክንክላእን ኢሉ ዝተሰውኤ ስውእ ኣሎ ድዩ?? …Read more
19/06/2019 03:31 AM
መተዓበይትን ኣዕሩኹን መማህርቲን ኮይና ንነዊሕ ዓመታት ክይተፋላለና ብሓደ ተጓዒዝና። ኣብ 1972 ዓም ሃገራዊ ስሚዒትና ምስ ግዜ እናዓበየ ምስ ከደ ዕላልናን ስሚዕትናን ኣብ ጉዳይ ሃገርናን፡ ቅያ ተጋደልቲ'ዩ ነይሩ። ኣብ መፋርቕ 1974 ብዋህዮ ደረጃ ኣብ ህ ግ ሓ ኤ (ህ ሓ ሓ ኤ) ተወዲብና ሚስጢራዊ ስርሓት ከነካይድ ጀሚርና። ከም መድብ ዝሓዝናዮ ጽሑፋት ምዝርጋሕን፡ ምዉዳብ፡ ገንዘብ ምዉጻእ፡ ንሜዳ ዘድልዩ ንደቂ ኣንስትዮ ዝኸዉን መንዲል ንጽህና (ሞደስ)፡ ንረድዮ ርኽብ ዝኸዉን ባተሪ፡ መድሃኔ ጸረ ረኽሲን ወዘተ ተሰኪምና ንድርፎን ማይ ድምነት ዳርጋ መዓልታዊ መገዲ ማይ ገርናያ ነርና። ርኽብና ምስ እባላት 06 ዝነበሩ ተጋደልቲ ፍስሃየ ኣፍሮ፡ ወልደንኬል ኣብርሃ ነይሩ፡፡ …Read more
19/06/2019 01:15 AM
ምልኩዕ ባህላዊ ማሕዘል ኤርትራ ካብ ቆርበት በጊዕ ወይ ጤል ዝስራሕ ይመስለኒ። ብዛዕጎል ከኣ ይመላኻዕ። ኣዴታት ኤርትራ ኣብ ሕቖአን እየን ንደቀን ዝሓዝላ። ትርጉሙ ‘‘ቅድሜኻ ይድፋኣኒ።” ዝብል ኢለ ትርጉም ክህባ ይደሊ። እቲ ዘመኑ ዘምጽኦ ማሕዘል ግን ካብ ቴንዳ ወይ ጨርቂ ዝስራሕ ኮይኑ ብቕድሚት ኢዩ ዝሕዘል። “ቅድመይ ተደፋእ።” ዝብል ትርጉም ክህቦ ይደሊ። ምኽንያቱ ድንገት ነታ ዝሓዘለት ኣደ ተዓንቂፋ ንቅድሚት እንተወዲቓ፡ እቲ ኣብ ቅድሚኣ ዘሎ ማሕዘልን ህጻንን ኢዮም ብቐዳምነት ዝህሰዩ።…Read more
17/06/2019 17:19 PM
[www.assenna.com]
ብሞት ዘይሓልፍ ሰብ የልቦን። ታሪኽ ግና ነባሪ’ዩ። እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ወሎዶታት ኩሎም ድማ፥ ብታሪኽ እምበር ብኣካል ኣይረኣናዮምን። ብታሪኽ ግና ንፈልጦም ኢና። እቲ 1983 ዓ/ም (1991) ዝጅምር ታሪኽ ቤተ-
ኣብቲ ቅድሚ 28-
17/06/2019 02:29 AM
Veteran Ms. Mana Mussie’s message
ኣብ ዋዕላ ዋሽንግቶን ዲሲ፡ 25 ግንቦት 2019፡ ዘስማዓቶ ልቢ ኩሉ ሰማዒ ዝተንከፈ ኣገዳሲ መልእኽቲ።
Veteran Ms. Mana Mussie, gave a very touchng speech at Washington DC Eritrean Conference, on 25 May 2019. She remembered her fallen heroes and heroines. Read more
16/06/2019 23:55 PM
ናይ Sunday 16 June 2019 መደብ Show
Open MiC: on Current Eritrean Movement for Justice
On Sunday, 16 June 2019 voice of Eritrea is having An Open MiC, to discuss on Current Eritrean Movement for Justice. We may have some special guests as well. You are all cordially invited to join.
ኣብ ሰንበት Sunday, 16 June 2019 ምስ ኩልኹም ኤርትራውያን፡ ክፉት ዘተ፡ ኣብ ህሉው ምዕባለታት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ክህልወና ኢዩ። ገለ ዝመጹ ዕዱማት እውን ኣይሰኣኑን። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
1ይ ክፋል (16-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
16/06/2019 23:04 PM
The Role of our Elders and The Youth, at this Period of Enough-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ሰንበት Sunday, 16 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኢሳያስ ኣስመላሽ (ወዲሽሜ) ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ግደ ኣያታትን መንእሰያትን፡ ኣብ ናይ ይኣክል ሰዓት።" ክኸውን ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 16 June 2019, our invited guest is: Mr. Isaias Asmelash (Wedi Shmie). Our topic is "The Role of our Elders and The Youth, at this Period of Enough-
16/06/2019 03:50 AM
[VATICAN Radio]
ርክብ ሃይማኖትን መንግሥትን ኣብ ኤርትራ ኣቕዋም ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብዛዕባ ንሃይማኖታትን ሃይማኖታዊ ትካላትን ዝምልከት ኣዋጅ ቍ. 73/1995 -
መእተዊ
ካብ ጽባሕ ናጽነት ጀሚሩ ኣብ ኤርትራ ዘላ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ብመንጽር መንግሥቲ ዘለዋ ርክብ ኣብ ቅንዕናን ግልጽነትን ዝተመሥረተ ኮይኑ፤ ምስ ኵሉ መንግሥታዊ ትካላት’ውን ንጹርን ርሑውን፣ ኣብ ናይ ምትሕግጋዝ ኣተና ዝዘንበለ ነበረ። …Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
15/06/2019 23:59 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ናይ ቀዳም Saturday 15 June 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ኢዩ። "ምንቅስቓስ ናይ ይኣክል! ፖለቲካዊ ባህልናን " ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ስለዝኾነ፡ክሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday 15 June 2019, our invited guest is Veteran Ahmed Al-
15/06/2019 13:20 PM
“ገዛይ፡ ሰበይ ኣብዘይብሉ ምስ መን እየ ክስሕቀሉ፧ -
ወ/ሮ ጉዐይ፡ ኣብ ኣስመራ ንዘሎ ገዛን ንብረትን ኣነኣኢሳ ንሰባ ዘለዋ ክብሪ ከኣ ላዕሊ ሰቒላ ኢያ ገሊጻቶ። ገዛ ይኹን ንብረት ብዘይ ሰብካ፡ ኣይትስሕቀሉ ኣይትድሰተሉ ባዶ ዑና ከምዝኾነ እያ ገሊጻቶ። ብዙሓት ዲያስፖራ፡ ኣብ ኣስመራ ሓንቲ ከም ንብረት ክትህልዎም ትኽእል ኣብ ልዕሊ መሬት ዘላ ገዛ እያ። ነታ ኣብ ትሕቲ ገዛ ዘላ መሬት ከማን ኣይውንኑዋን እዮም። ምኽንያቱ መሬት፡ መሬት መንግስቲ ተባሂሉ ድሮ፡ ድሮ ብመንግስቲ ተሃጊሩ ‘ዩ። ምውናን ፋብሪካ፣ ኢንዱስትሪ፣ መሬት፣ ሕርሻ፣ ከምኡ እውን ንግዳዊ ትካል ዝበሃል ፈጺምካ ዝሕሰብ ኣይኮነን። እሞ ኸኣ ነዛ ተሃኒጻትላ ዘላ መሬት እኳ ዘይትውንናስ ንገዛ ክበሃል ካብቲ ዘሎ ሓቂ ምህዳም ቅኑዕ ከምዘይኮነ እያ ሓቢራ። …Read more
15/06/2019 00:50 PM
During the Italian colonization of Eritrea, Eritreans like my father were not allowed to enter the center of Asmara because ….. they were Eritreans!!
My father – a lawyer -
14/06/2019 17:53 PM
ኣብዚ ዓመት'ዚ ዝተራእየ ኣበዓዕላ መበል 28 ጽምብል በዓል ነጻነት ብዓቐኑን ዓይነቱን ፍሉይ ምንባሩ ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ፣ደጋፊ ይኩን ተቓዋሚ ዝተገንዘቦ ተርእዮ ምኳኑ ዘይከሓድ ሓቂ ኢዩ። ገለ ክሕጎሰሉን ክዓግበሉን ከሎ ገለ ድማ ክስንብደሉን ክሰግኣሉን ከምዝተራእየ እዉን ባህርያውን ርዱእን ሓቂ ምኳኑ ሓተታ ዘድልዮ ኣይኮነን።
እዚ ዕለትዚ ኣዝዩ ድሙቕ ኮይኑ ክበዓል ዘክኣሎ ምክንያት ናይቲ ዕለት ብልጭታ ዘይኮነስ ፣ ቅድሚኡ ካብ ሓይሎ እዋን ኣትሒዙ ብዝተፈላልየ ወገናት ደለይቲ ፍትሒ ክውሰድ ዝጸንሐ ተበግሶታት ውህሉል ውጽኢት ምኳኑ ብሩህ ኢዩ። …Read more
14/06/2019 04:48 AM
ሎሚ ኣብ ሓድሽ ዓመት ተስፋና ዝዓዘዘሉ መግዛእቲ ዘስዓረሉ ንትግብረሉ ድማ ብዕራይ ናብ ዘበለ እንተ ኣበለ ዕርፍኻ ኣጽንዒኻ ምሓዝ ኢለ ብድብድቡ ምቅማጥ ምርጫይ ብዘይ ምኻኑ ድማ፡ ንዶብ ኣርእስቲ ገይረ ሓሳበይ ኣብ ዘቅምጠሉ ካብ ገለ ወገናት ዝመጻኒ መልሲ ኩቱር ጸርፍን ዘለፋን ምጉንዳብን ካብ ኮምፒተረይ ኢዩ ዝጀመረ ንተጻብኦ ዓቅሊ ንዝሃበኒ ፈጣሪ እናኣመስገንኩ፤ ክሳብ ንዕላማ ተግባር ሕድሪ መስዋእቲ ጀጋኑና፡ ስቓይ ህዝብና ከብቅዕ ስለዝኸነ፡ ከም ወትሩ ድማ ክንቅበሎ ኢና። ምኽንያቱ ናይቲ ንመሰሉ ተቓሊሱ ሎሚ ን28 ዓመት ብሃጸይ ልጂ ኢሰያስ መሰሉ ተረጊጹ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ምንባር ተሓሪሙ ልሳኑ ተሎጊሙ እንከሎ፡ ገሌና ድማ ኣብ ጸጋ ሓርነት ዝርከባ ሃገራት እናነበርካ ድሓን እንቋዕ ሰላም ኮነ፡ ወያነ ድማ እንቋዕ ናይ ኢዶም ረኸቡ፡ እንበር ዶብና ኣበይ ከይከደና ክብሉ ክትሰምዕ እንከለኻ ግን …Read more
12/06/2019 19:56 PM
ERITREAN SINIT STUDY GROUP (ESSG)
Dear Eritrean Compatriots:
The Eritrean Sinit Study Group (ESSG) is happy to announce the completion of its Eritrean Democratic Transition Studies and would like to invite all Eritreans and friends of Eritrea to the First Sinit International Conference, July 5-
11/06/2019 15:46 PM
Main Tasks of the Transitional Period
[Eri-
ኣቐዲመ፡ ስለ’ቲ ኣብዚ ዋዕላ’ዚ ንምስታፍ ዝተገብረለይ ዕድመ ብልቢ አመስግን። ኣስዒበ፡ ምስ ሃገራዊ ዕላማታት ‘ሓንቲ ሃገር’ (One Nation) ዘለኒ ናይ ቃልሲ ምሕዝነት ብምርግጋጽ፣ እዚ ኣገዳሲ እዋናዊ ዋዕላ’ዚ ብዓወት ንኪዛዘም ሰናይ ትምኒተይ እገልጽ።
ብዛዕባ ዕማማት መሰጋገሪ እዋን ክንዛረብ እንከሎና፡ ንለውጢ ከም ውሁብ ወሲድና ኢና። ኣብ ሃገርና ግን ለውጢ ጌና ብሕጂ ዚመጽእ ኢዩ። ስለዚ፡ ብዛዕባ ዕማማት ጽባሕ ለውጢ ቅድሚ ምዝራብ፡ ብዛዕባ ሰብኣዊ ኵነት ህዝብና፡ ብዛዕባ ኣመጻጽኣን ምድራኽን ለውጢ ኣብ ሃገርና፡ ዘለኒ ኣረኣእያ፡ ኣሕጽር ኣቢለ ከቕርብ እየ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
11/06/2019 14:42 PM
ቅሉዕ ደብዳቤ ናብ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ።
ብኣፍሪቃውያን ኣሕዋትና፡ ኣብ ክንዲ ኤርትራውያን!
[www.makaangola.org 10 June 2019]
Your Excellency, President Isaias Aferwerki:
We write to convey our most sincere congratulations upon your country’s normalization of diplomatic relations with Ethiopia. This is a development much appreciated by all Africans of goodwill.
We write to you in our capacity as citizens of Africa to pledge our unequivocal solidarity with all the people of Eritrea. This includes the many Eritreans we see enduring all manner of risk and suffering in search of a better life outside their homeland. Read more
ልዕሊ 100 ኣፍሪቃውያን፡ ካብ መላእ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ብክብ ዝበለ ሞያዊ ብቕዓት ዝነጥፉ፡ ኣፍሪቃዊ ዜጋዊ ሓላፍነቶም ተሰሚዑዎም፡ ናብ መራሒ ኤርትራ (ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ) ብዕለት 10 ሰነ 2019 ቅሉዕ ጻውዒት፡ ኣቕሪቦም ኣለዉ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
10/06/2019 15:06 PM
On Eritrea’s 1997 Constitution
[Eritrea Digest]
This interview was originally published by awate.com on February 28, 2001. It was continuously updated to include follow-
09/06/2019 22:23 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 09 June 2019 መደብ
What does truth, justice, and national reconciliation mean in the current condition of our country?
Dr. Fessahaye Woldeyesus & Dr. Salah Ibrahim
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ፍስሃየ ወልደየሱስ፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Fessahaye Woldeyesus and Dr. Salah Ibrahim; You are all cordially invited.
1ይ ክፋል (26-
09/06/2019 22:23 PM
ናይ Sunday 09 June 2019 መደብ Show
On Sunday, 9 June 2019 voice of Eritrea is having a chat with Professor Araya Debesay, the founder of Global Initiative (GI), will discus on his prospects on the YIAKIL Demonstration and the panel discussions of Washington DC. You are all cordially invited to join.
ኣብ ሰንበት Sunday, 9 June 2019 ዕዱም ጋሻና፡ ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ (መስራቲ ዓለምለኻዊ ተበግሶ (GI) ኮይኑ፡ ኣብ ምንቅስቓስ ይኣክል ዘለዎ ትጽቢትን ገምጋሙ ብዛዕባቲ ናይ ዋሽንግቶን ዲሲን ኣኼባን ዕላል ክህልወና ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
1ይ ክፋል (09-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
09/06/2019 22:23 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 09 June 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሚኪኤል ዓንዳይ ኪዳነ ኢዩ። እርእስቲ ዘተና፡-"ኣድላይነት ሕብረት ኣብ ቃልሲ ንሓርነት !" ብዝብል ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 09 June 2019, our invited guest is Mr. Michael Anday Kidane. Our discussion topic is "The Importance of Unity, in the Struggle for Justice. " You are all welcome to participate.
09/06/2019 09:47 AM
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
08/06/2019 12:55 PM
ኣብ ሎንዶን ኣብ ዝተኸብረ መበል 28 ዓመት በዓል ናጽነት ብኣሰፋው በርሀ ዝቐረበ መግለጺ
[www.harnnet.org]
ብመጀመርያ ኣብዚ ክቡር መዓልቲ’ዚ ኣብ ቅድሚ ደቂ ሃገረይ ጠጠው ኢለ ቃል ክስምዕ ዝዓደምኩምኒ ምስጋና አቕርብ።
ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ዕዙዝ ሃገራዉን ህዝባውን ሓላፍነት ተሰኪምኩም፡ ካብ እትምስረቱ ጀሚርኩም ከይተሓለልኩም ብዝተቓለኩሞ፡ ነዚ ዝመስል ሰፊሕ በዓል ከተዳልዉ ምኽኣልኩም ንኹላትና ዘሐብን ኢዩሞ እንቁዋዕ ደስ በለኩም።
ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር፡ ነዚ ክቡር ሃገራዊ በዓል'ዚ ክልተ ዝተሓዋወሰ ስምዒታት እናተሰምዓና ኢና ነብዕሎ ዘሎና። በቲ ሓደ ሸነኽ፡ ብመስዋእትን ጀግንነትን ናይ ደቃ፡ ሃገርና ኤርትራ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ታሪኽ ናጻ ሃገር ዝኾነትሉን፡ ኣህጉራዊ ተፈላጥነት ዝረኸበትሉን መዓልቲ ስለ ዝኾነ ክብርን ሓጎስን ይስመዓና። በቲ ካልእ ሸነኽ ግን፡ Read more
07/06/2019 22:14 PM
ሓይሊ ዕማም ሲቪክ ህዛብዊ ምንቅስቓስ ምስ ህዝባዊ ሓይሊ ዕማም ጀነቫ
CIVIC HZBAWI TASKFORCE AND GENEVA TASKFORCE, JOINT STATEMENT
ድሕሪ ነዊሕን መሪርን ተጋድሎ ዝተረጋገጸ -ናን ተቐይሩ። መላእ ሕብረተሰብ ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጡ ካብ ዝተሾገጠ ሕሱም ምልኪ ንኽላቐቕ ዳግም ሰፍ ዘይብል ክሳራ ክሽከም ተገዲዱ። መንእሰያት ኤርትራ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ባርነታዊ ኣገልግሎት ተጸሚዶም። ድሕሪ ነዊሕ ህልከት እግሮም ናብ ዝመረሖም ሃጽ ኢሎም ክሰደዱን ኣብ ፈቐዶ በረኻታትን ባሕርታትን ክሃልቁ ተገዲዶም። እታ ቅድስቲ ኣሃዱ ናይ ሕብረተሰብ ኤርትራ ዝኾነት -
06/06/2019 15:38 PM
ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን፡ ሓደ ኣገዳሲ ዝኾነ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ናይ ይኣክል ኣኼባ ነይሩ። ኣብ’ዚ ኣኼባ እዚ ሓንቲ ወ/ሮ ጉዐይ ትበሃል ኤርትራዊት ኣደ ተሳቲፋ ነይራ። ወይዘሮ ጉዐይ፡ ምዕሩግ ክዳን ሃገር ሽፎን ምስ ነጸልኡ ተኸዲና፡ ርእሳ ብወርቂ ተሰላሊማ ነበረት። ኣብቲ ዘለዋ ግርማ ሞጎስ፡ ተወሳኺ ግርማ ከኣ ኣልበሳ። ኣብ መድረኽ ወጺኣ ናይ ይኣክል መልእኽቲ ኣብ ዘመሓላለፈትሉ እዋን፡ እቶም ካብ ኣፏ ዝወጹ ዝነበሩ ቃላት፡ ሓሲባ ተዳልያ ዘይኮነስ ትዛረቦም ዝነበሩ ቃላት ካብ ማዕሙቕ ልባ ዝፈልፊሉ፡ ፈንጢሶም ዝወጹ ‘ዮም ነይሮም። እቶም ቃላት፡ ቅንዕነኣን፣ ሓይላን፣ ግርህነታን የንጸባርቑ ነበሩ። ከምኡ ስለዝነበሩ ከኣ ይመስለኒ ናይ ብዙሓት …Read more
04/06/2019 01:31 AM
اجتماع عام للأرترین المقمين في مدينة تورونتو
Eritrean Community Meeting in Toronto
Sunday, 09 June 2019 3 pm -
Address: 847 Dovercourt RD, Toronto.
"Injustice Anywhere is a Threat to Justice Everywhere" MLK Read more
03/06/2019 21:29 PM
Berhe Desta / Seattle, Washington, USA
At a time when the political situation inside Eritrea was one of great concern, the Eritrean people, inside the country and in the Diaspora, could not exactly know how to challenge the criminal acts of the unconstitutional government in Asmara which had committed horrendous crimes, with extreme cruelty, against its own people. The socio-
03/06/2019 12:33 PM
ዕላል ምስ ክልተ-
Discussion with two couples, ELF and EPLF veterans, sharing their stories
02/06/2019 23:59 PM
መብሕድሪ ጀጋኑና ክካየድ ዝጸንሐ ንጥፈታት፡ ዛዛሚ ጸብጻብ
TASK FORCE HDRI JEGANUNA TEAM: Final Report
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 02 June 2019 ዕዱማት ኣጋይሽና፡-
(1) ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና) (2)ኣቶ ይካኣሎ ስልጣን (ማይበላ) (3) ጳውሎስ ስዩም ተስፋሚካኤል (ኣቦይ ንኡስ)፡ ሰለስቲኦም ኣባላት ሓይሊ ዕማም ሕድሪ ጀጋኑና ኢዮም። ነቲ መበል 28 ዓመተ-
1ይ ክፋል (02-
3ይ ክፋል (02-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
02/06/2019 14:33 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 02 June 2019 መደብ
ERITREAN PEOPLES STRUGGLE FOR INDEPENDENCE vs. CURRENT RISING AGAINST DICTATORSHIP.
Dr. Fessahaye Woldeyesus & Dr. Salah Ibrahim
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶር. ፍስሃየ ወልደየሱስ፡ ዶር. ሰላሕ ኢብራሂም፡ ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Dr. Fessahaye Woldeyesus and Dr. Salah Ibrahim; You are all cordially invited.
1ይ ክፋል (26-
01/06/2019 23:55 PM
THE ROAD FOR LIBERTY Through ROAD OF UNITY
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 01 June 2019 ዕዱም ጋሻና ኣቶ ሑሴን ዓብደልዋስዕ ማሓመድ ኢዩ። "መንገዲ ሓርነት: ብመንገዲ ሓድነት" ብዝብል ኣርእስቲ ሰሚናር ክህበና ስለዝኾነ፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 01 June 2019, our invited guest is Mr. Hussein Abdelwasie Mohammed. He will deliver seminar with the title "THE ROAD FOR LIBERTY Through ROAD OF UNITY". You are all welcome to participate.
1ይ ክፋል (01-
01/06/2019 11:55 AM
ብተኸስተ ተስፋማርያም (ሓረስታይ) ተስፋይ ተኽለን
[Shekortet.com Radio Eritrea Stuttgart]
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |