|
|
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
30/07/2019 05:02 AM
ብንእስነተይ ክንዳኻ ከለኹ ህዝባዊ ማዕበል ይኣክል ነብሪ ጐልጐል ኤርትራ፡ ንኹሎም ወዲእካዮም ተመለስ “kill them all and come back alone -
30/07/2019 05:02 AM
ይኣክል! ብ ኣማኑኤል ክፍለ (ዳዋ) ዝተባህለ መንእሰይ ነባሪ ዋሺንግቶን ዲሲ ካብ ዝብገስ ጀሚሩ ንኩሉ ኤርትራዊ ዋላውን ነቶም ብጉዳይ ኤርትራ ተስፋ ቆሪጾም ስቕታ መሪጾም ዝጸንሑን ነቲ ምልካዊ ስርዓት ክድግፉ ዝጸንሑ ኤርትራውያንን ክበራበሩን ናብ ሕልነኦም ክምለሱን ሓጊዙ እዩ። ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ኤርትራውያን "ይኣክል"! ክብሉ ክትርኢ ልብኻ ዘረስርስ እዩ፡ እንተኾነ ግን እዚ ንበይኑ ነቲ ናይ ህዝብና ስቓይ ከብቅዕ ኣብ ምግባር እኹል ስለዘይኮነ፡ ኩልና ኤርትራውያን ነዚ ናይ “ይኣክል” ማዕበል ናብ ዝበረኸ ደረጃ ከነማዕብሎ ከድልየና እዩ። ዓላማ ናይዚ ጽሑፈይ ዕድመ ናይቲ ንህዝብና ዘሳቒ ዘሎ ውልቀ-
29/07/2019 20:19 PM
ዝናን ኣምልኾትን ኣብ ልዕሊ ኢሳያስ፡ ክቕንጠጡ፡
By G. Woldemichael -
ዶር ጉስታቭ ባይኮውስኪ- ከምዘሎ እዩ ዝሕብር። ስዓብቲ ውልቀ-
29/07/2018 17:12 PM
ምስረታ ሓድሽ ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ውድብ
እቲ መስራቲ ጉባኤ ሓድሽን ሰፍሕን መሰረት ዘለዎ፣ ብጥምረት ናይዘን ኣብ ላዕሊ ተጠቒሰን ዘለዋ ሰለስተ ውድባት ዝምስረት ሃገራዊ ፖሎቲካዊ ውድብ ካብ ዕለት 23 ክሳብ 25 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገረ ጀርመን ክካየድ ምዃኑ መሰጋገሪ ኣወሃሃዲት መሪሕነት ንህዝቢ ኤርትራ ብሓጎስ ትገልጽ። Read more
29/07/2018 17:12 PM
ብዕለት 20 ሓምለ 2019 “ባይቶ ይኣክል፡ ንመን ይመስል” ትብል ኣብ ስኒትና ዶት ኮም ንንባብ ዝበቕዐት ጽሑፍካ ኣንቢበዮ። ኣንባባይ ብቀሊሉ ክርድኦ ብዝኽእል መንገዲ ስለዝጸሓፍካዮ “ይበል” ዝብል ጽሑፍ ኢዩ። በዚ ኣጋጣሚ ከኣ ኣድናቖተይ እገልጸልካ። ስለ እቲ ጽሑፍን ዘቕረብካዮ ሓሳባትን ምስጋና ይግበኣካ ኢዩ፡ የቕንየልና ክብል ኣፍቅደለይ።
ሽግር ህዝቢ ኤርትራ ፍሉጥ ጸሓይ ዝሞቖ ጉዳይ ኢዩ። ብዙሕ መጽናዕቲ ዘድልዮ ጉዳይ ኣይኮነን። ከምዝፍለጥ ታሪኽ ኤርትራ ታሪኽ ባይቶ ኢዩ። ታሪኽ ኣቦታትና ከምዚ ሕጂ ዘሎ ዘሕፍር ታሪኽ ባይቶ ከምዘይነበረ ኢዩ ዝዝንተወልና ዝነበረ። Read more
28/07/2019 23:55 PM
ብዛዕባ ቲ ካናዳ-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 28 July 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኣብራሃም ተኪኤ ካብ ዊኒፔግ፡ ኣቶ ጥዑም ገብረዮሃንስ ካብ ኪችነር፡ ወ/ት ፍናን ተስፋማሪያም ካብ ካልጋሪ ኢዮም። መዛተዪ ኣርእስትና "ብዛዕባ ቲ ካናዳ-
28/07/2019 23:55 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
THE CRISIS OF WASHINGTON CONVENTION AND ITS SOLUTIONS.
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.
27/07/2019 21:52 PM
(Setting-
ደገፍቲ መንግስቲ ዝበሃሉ በቲ ጉጅለ ህግደፍ ዝዝርግሖ ውግእን ወረ ውግእን ፕሮፓጋንዳ ተታሊሎም ህዝብን ሃገርን ብናይ ውጻኢ ሐይልታት ተጻብኦ ኣብ ሐደጋ ከይኣቱ ምእንቲ ነቲ በብጊዜኡ እንዳኸፍኤ ዝኸይድ ውሽጣዊ ጸገም እንዳርኣዩ ከም ዘይርኣዩ እንዳሰምዑ ከም ዘይሰምዑ ኰይኖም ንዓማጺ ስርዓት ደገፎም ሂቦም ኢዮም። ደለይቲ ፍትሒ ድማ ካብታ ቅንዕቲ መበገሲት መገዲ ዕላማኦም ዘንቢሎም (ኣልጊሶም) ኣብ ክንዲ ብሐድነት ዝሰርሑ ፋሕ ጭንግራሕ ኣትይዎም ተዳቒቖም ኣብ ግዕዞ ኣመል ምስ መግነዝ በጺሖም ነይሮም። ፕራይም ምኒስተር ኢትዮጵዪ ዶ|ር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ምስ መጽኤ …Read more
27/07/2019 13:55 PM
Dachorganisation der eritreischen Diaspora in Deutschland.e.v
At: Eritrea Hdri Jeganuna & Eritrean Dilalet Hallena,
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና & ፓልቶክ ድላለት ህለና
ሰዓት: 11PM Asmara, 9PM Berlin, 8PM UK, 2PM NY
ሎሚ ቀዳም Saturday 27 July 2019 ኣጋይሽና ካብ ኣባላት ቦርድ፡ ስሙር ድምጺ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን፡ ወ/ሮ ሰልዋ ኑር ፡ ኣቶ ያቆብ ኣብርሃምን ኢዮም። ብዛዕባ ሓፈሻዊ ዕላማን መትከላትን፡ ስሙር ድምጺ ኤርትራውያን ኣብ ጀርመን፡ መግለዚ ክህቡና ኢዮም። ቆጸራና ሳዓት 21 ብኣቆጻጽራ በርሊን። ብደሐን ምጹ።
ندوة بعنوان الاهداف والمبادئ العامة لمنظمة توحيد الاصوات الاريترية في المانيا. مع اعضاء المجلس الاداري الاستاذة سلوي نور، والاستاذ يعقوب ابرهام
Our invited guests today Saturday 27 July 2019 are: Mrs Salwa Nour and Mr Yacob Abraham. They will brief us about the "United voice of Eritreans in Germany (Dachorganisation der eritreischen Diaspora in Deutschland.e.v)". You are all cordially invited to join.
27/07/2019 01:15 AM
History has taught us that our former Eritrean government leaders have kneeled to the ground to salute Emperor Haileselassie of Ethiopia with jubilation and fanfare when he entered to Eritrea through Mereb and all the way to Asmara. Our former Eritrean leadership, including the Parliament of Eritrea, failed to defend and protect the UN resolution for the Federation of Eritrea with Ethiopia. By violating the terms, conditions and agreements of the UN resolution, the Emperor of Ethiopia was able to annex Eritrea before the actual timetable or duration of the Federation was officially terminated. Read more
26/07/2018 01:45 AM
ERIREAN PEOPLE’S DEMOCRATIC PARTY -
ERITREAN MOVEMENT FOR JUSTICE -
FORUM FOR NATIONAL DIALOGUE -
Transitional Coordinating Leadership (TCL)
FORMATION OF NEW BROAD-
THE FOUNDING CONGRESS
The Transitional Coordinating Leadership (TCL) would like to inform the Eritrean Public that the founding congress of the new broad-
23/07/2018 23:15 PM
Abune Antonios, who has been under house-
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
23/07/2018 23:15 PM
[facebook: Aklil Hailu ]
ነቦኻ ትመስል፡ ነዴኺ ትመስሊ; ኣይፋል ንሓትኖኣ ደኣ... ወዘተ ልሙድ ኣዘራርባ እዩ። ምምስሳል ብፍላይ ከኣ ምስ ግሩም፡ ውቁብ፡ ወይ ስሙይ ሰብ ተባሃጋይ እዩ። ዳርጋ ኩሉ ወላዲ ውሉዱ ንእኡ ክመስሉ ይደሊ። ኣብ ባህልና ድሕሪ ሕርሲ፡ “ጥዕይቲ ሓራስ ዲኺ፧” ድሕሪ ምባል ናብቲ ህጻን ንመን ይመስል’ዩ ዝእቶ። “ግምባሩ ቅምጥ ኢሉ ነቡኡ” “መኻፍቲ ኣፋ ናይ ኣዲኣ” ኣናተባህለ ኣዝማድ ሰበይቲ ናብኦም ክስሕቡ፡ ኣቶም እንዳ ወዲ’ውን ናባታቶም ከቕርቡ ይፍትኑ፡ መልክዕ እቲ ህጻን ካብ ክልቲኦም እተዋሰበን እተሓናፈጸን ምዃኑ ንጊዚኡ ኣየስተውዕሉን። ብፍላይ እቲ ውላድ ዝያዳ ነቦኡ ምስዝመስል፡ “ነቡኡ ዝመስል ንእዝጊ ይመስል” ይብሉ። እንተ እታ’ደ ካብ ከብዳ’ዩ ወጺኡ፡ መንነት ኣቦ ግን ባዕሉ መስኪሩ ንምባል’ዩ። ትሒም ትሒም የለ፡ ምትሕምማይ የለ። መልክዕ ወይ ምስሊ ግዳማዊ ምስክር ስለዝኾነ። Read more
23/07/2018 23:15 PM
Eritrean Refugee Community in Egypt
We need to let the world know and open its eyes that we Eritrean Refugees and Asylum seekers have repeatedly trying to condemn the UNHCR office in Egypt for it’s not working according to its mandate. Nevertheless we have not got any positive response in improving the frustrating situation that we are passing through; rather the office still remains persistent in defending itself with meaningless justifications. Read more
21/07/2019 21:15 PM
Eritrea Problems and their Solution
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 21 July 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዑቕባዝጊ ድቡስ ኢዩ። ንሱ ሑዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣርእስቲ፡ "ጸገም ሃገርና ኤርትራን መፍትሒኡን" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 21 July 2019, Our invited guest is Mr. Ogbazghi Debus. His discussion Topic is: "Our Eritrea Problems and their Solution" You are all cordially invited to participate.
21/07/2019 21:15 PM
ናይ Sunday 21 July 2019 show መደብ
NGABAE AND THE YIAKIL MOVEMENT
Discussion with Mr Kidane Hagos
On Sunday 21 July 2019 our guest will be Mr. Kidane Hagos. He will discuss: (1) the relation of NGABE (Engage) to the YIAKIL Movement, (2) Why he condemned the Washington YIAKIl Movement, and (3) on how a People’s wave of resistance starts and related issues. You are all cordially invited to participate. ሰንበት Sunday 21 July 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ኢዩ። ንሱ፡ (1) ዝምድና ንጋባእ ምስ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ፡ (2) ስለምንታይ ንናይ ዋሽንግቶን ምንቅስቓስ ይኣክል ከምዝኾኖኖ፡ (3) ህዝባዊ ናይ ተቓውሞ ማዕበል ክድንፋዓሉ ዝኽእል ኣገባብን ካልኦት ዝዛመዱ ጉዳያትን፡ ምሳና ቀሪቡ ክዝቲ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ።
1ይ ክፋል (21-
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
20/07/2019 23:56 PM
ياكل في مفترق الطرق ، مرة أخرى YIAKL
Yiakl At the Crossroads, Once Again!
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 20 July 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ናስር ዑመር ዓሊ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ይኣክል ሎሚ’ውን ኣብ ቀራና መንገዲ! في مفترق الطرق ، مرة أخرى YIAKL" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 20 July 2019, our invited guest is Mr Nasser Omer Ali, from EriMedia Watch Group. He will discuss on Topic: "Yiakl At the Crossroads, Once Again!" You are all cordially invited to participate.
20/07/2019 13:23 PM
BBC ትግርኛ (20 July 2019)
ኣብ እዋን ብረታዊ ተጋድሎ ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ታሪኽን ተመኩሮን ሰውራታት ዓለም እንተላይ ንቃልሲ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ኣንጻር ዓሌትነት ብቐጻሊ ይመሃሩዎን ይከታተሉዎን ነይሮም።
ማንዴላ ኣብ ደሴት ሮቢን ዘሕለፎ ዘይፍትሓዊ ማእሰርትን፡ በዓልቲ ቤቱ ዊኒን ተቓለስቲ ብጾቱን ንፍትሒ ዘካይድዎ ጎስጓስን ጻዕርን ከም ኣብነት ይጥቀስን ይድነቕን ነይሩ።
ሰውራ ኤርትራ ድሕሪ ሰላሳ ዓመት ብረታዊ ተጋድሎ ብ24 ግንቦት 1991 ናጽነቱ ክጎናጸፍ እንከሎ፡ ማንዴላ ከኣ ቅድሚ ኣስታት ሓደ ዓመት ዓወት ሰውራ ኤርትራ ብ11 ለካቲት 1990 ካብ ቤት ማእሰርቲ ድሕሪ 27 ዓመታት ወጺኡ፡ ዓሌታዊ ጽልኢ ብፍቕሪ ተኪኡ ንኹሎም ዜጋታት ደቡብ ኣፍሪቃ ብማዕረ እተነባብር ሃገር ንምምስራት ተበግሶ ኣንቂዱ። Read more
19/07/2019 23:46 PM
'ንሓቂ ኸኣ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፥ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ’ (ዮሓ 8፡31-
[ ረዲዮ ቫቲካን (19 July 2019) ]
ክቡራትን ክቡራንን ሰማዕትና ኣብ ዝሓለፈ መደባትና በብእዋኑ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ እትህቦ መበራርሂ ክነጋውሓልኩም ከምዝቀነና ዝዝከር ኰይኑ ሎሚ እውን ነቶም ኰነ ኢሎም ከደናግሩ ሒዅ ዝብሉ ዘለውን ዘይባህርያን ዘይመልክዓን ከልብስዋ ዝጽዑሩን ኣይፋልኩም እቲ ሓቂ እዚ እዩ እንክብሉ ትማሊ ዘውጽእዎ መብርሂ ነቅርበልኩም።
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
17/07/2019 23:03 PM
Solomon Ghebeyesus' presentation at the One Love One Nation Conference in Oakland, California.
ኣብ ኦክላንድ ካሊፎርኒያ (ሕመኣ) ዝተኻየደ ዋዕላ፡ ናይ ሓንቲ ኤርትራ (One Nation Eritrea -
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
15/07/2019 00:10 AM
of my husband, Berhane Tesfamariam,
I thank the Creator for giving you to Eritrea and to me! You became ancestor to Eritrean kids and son to our ancestors! You joined the convoy of the departing without qualms; you told us to unite and be sure that in our beloved Eritrea, growths will bloom and the rain will meet the Khamsin sandstorm of the desert! The sun will rise, you assured us! Your destiny gave you the strength to conquer and made you part of conquerors! Your courage will become a legacy not only for Eritrea but from continent to continent! The dust that sparkled from your Shidda still makes the cruel invaders fear. Your triumphs will meddle with the winds! The flag of a free Eritrea you offered us, will cover the horizon! …Read more
14/07/2019 23:40 PM
ናይ Sunday 14 July 2019 show መደብ
ኣብ መላእ ካናዳ ተመዲቡ ዘሎ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስን፡ ሓቢሩ ዝካየድ ናይ ምብርባር መደባትን
THE AGENDA OF THE CANADA-
Dr. Mogos Yakob, Fnan Tesfamariam, Tumzghi Gebreyohannes and Abrham Tekie.
ጽባሕ ሰንበት 07 ሓምለ 2019፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ዝዛተዩ ኣርባዕተ ኣጋይሽ ክህልዉና ኢዮም። ንሳቶም፡-
1ይ ክፋል A (07-
2ይ ክፋል A (14-
14/07/2019 14:16 PM
Discussion with Mr Mussie Dawit (Kabod Mo)
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 14 July 2019፡ ዕዱማት ጋሻና፡ ኣቶ ሙሴ ዳዊት (Kabod Mo)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስትታት፡-ነትን 3 ዲሞክራሲያዊ መስርሕ 4 ስትራተጂን ዕላማን ዘይምህላዉ፡ ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 14 July 2019, our invited guest is Mr Mussie Dawit (Kabod Mo). He will discuss on Topics: 1. Popular or Organisational movement? 2. Participation and pluralism, 3. Democratic process, and 4. Absence of Strategy and purpose. You are all cordially invited to participate.
13/07/2019 22:45 PM
ኣብ ዕላላትናን ገለ ጽሑፋትናን፡ ብዛዕባ ዲሞክራሲ ዝብሃል ክርኢ ከለኹ፡ ሽንፋእ’ዩ ትዝ ዝብለኒ። ኣዴታትና ንሽንፋእ ንብዙሕ ኢየን ዝጥቀማላ፥ ከም መቕደዊ፣ መድሃኒት፣ መባረሪ እኩይ መንፈስ፣ ወዘተ። ዲሞክራሲ ከኣ፡ ከም ተኣምራዊ ማሕበራዊ ክኒና፡ ናይ ተጠቃሚ መሐበሪ ብዘየገድስ፡ ምስወሓጥካያ ኩሉ ጸገምካ ቅንጥጥ ዝብለልካ ኮይኑ ይስምዓካ። ምናልባት ጌጋ መልእኽቲ ምእንቲ ከየመሓላልፍ፡ ብዋዛ መጀመሪየይ ኣብ ሓደ ቁንጫል ናይዚ ዓቢ ኣርእስቲ ከተኩር ስለዝደለኹ ደኣምበር ንባጫ ኢለ ኣይኮንኩን። ዲሞክራሲ ከም ኣርእስቲ ዝተቛሰለ ኣርስቲ ስለዝኾነ፡ ንንባብ ውን ዓዳሚ ኣይኮነን። ግን፡ እስከ ሓቦ ኢልና ንቐጽል፡ ናይ ህላወ ሕቶ ስለዝኾነ።
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
13/07/2019 13:26 PM
Eritrean Sinit Study Group (ESSG)
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 13 July 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ዶ/ር ገብረመስቀል ገብረማሪያም ከምኡውን ወ/ሮ ኣበባ ኣብራሃን ኢዮም። ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዕለት 5ን 6ን ሓምለ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ናይ ኤርትራዊ ስኒት መጽናዕታዊ ጉጅለ ኮንፈረንስ፡ ጋዜጣዊ መግለጺን መብርሂን ክህቡና ኢዮም። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 13 July 2019, our invited guests are: Dr. Gebre Gebremariam and Mrs Abeba Abraha. They will give Press release and seminar on the ESSG conference that was held on 5th and 6th July 2019 in CA Bay Area. You are all cordially invited to participate.
13/07/2019 13:26 PM UPDATED
SATURDAY 13TH JULY 2019, 2PM (SHARP)
ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኤርትራውያን ደቂ ሃገርና፡ ንዕለት 13 ሓምለ 2019 ዓብዪ ሰላማዊ ሰልፊ ክንገብር ስለዝኾንና፡ ኩላትና ኤርትራውያን ክንሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም።
ኣብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ወሪዱ ዘሎ ስቓይ መወዳድርቲ የብሉን። ነዚ ድማ ይኣክል! ንብል ኣለና።
ብዙሓት ንጹሃት ዜጋታት ብዘይ ክስን ብዘይ ፍርድን፡ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ይበልዩ ኣለዉ። ንሕና ድማ ይኣክል! ንብል ኣለና። Read more
ናይ ይኣክል! ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ። Eritrean DEMO, in London UK on Saturday 13 July 2019.
LIVE REPORTS WATCH HERE LIVE
ብቀጥታ ዝመሓላለፍ ኣብዚ ጠውቑ።
13/07/2019 01:11 AM UPDATED
ጸብጻብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ኣብ ስሩዕ መጋባእያ ሽማግለ ሰብኣዊ መሰላት ውሕሃ።
-
ናይ ውሕሃ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ፍልይቲ ጸብጻቢት ኣብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ ሚስ ዳኒየላ ክራቨዝ (Ms. Daniela Kravetz) ሎሚ ሰሉስ 2 Jul 2019 ጸብጻባ ኣቕሪባ። ኣቶ ተስፋሚካኤል ገራህቱ እውን ንኤርትራ ወኪሉ ጸብጻቡ ኣስሚዑ። ከምኡውን ካልኦት ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፡ ከምኡውን ወኪላት ሃገራት፡ ኣብቲ ኣኼባ ተረኺቦም ጸብጻቦም፡ ምስክርነቶምን ርእይቶኦምን ኣቕሪቦም። ኣብዚ ዝቕጽል ቪድዮታት፡ ሙሉእ ጸብጻብ ናይቲ ኣኼባ ክትሰምዑዎ ትኽእሉ። Part-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
12/07/2019 23:17 PM
Yiakel Canada Wide Festival will be held in Toronto, on Saturday, August 3, 2019. The main objective is to bring Eritrean-
12/07/2019 23:17 PM
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ- ዝነቐለ፤ የብቅዕ ስርዓተ ውልቀ-
እዚ ቁኑዕ ጭርሖ፣ ምስ ምምስራት ስርዓተ ኢሳያስን ጉጅሉኡን፣ኣትሒዘን ተቛምአን ወይ ኣንጻሩ ተጠርኒፈን ክንቃሳቓሳ ዝጸንሓ፣ ውድባት፣ ምንቅስቃሳት፣ ሲቪካዊ ማሕበራት፣ ውልቀ ዜጋታት፣ ብሓድሽ መንፈስ ክቕበልኦ ከለዋ፡ …Read more
12/07/2019 20:00 PM
ኣብዚ ዘለናሉ እዋን እዚ ንለውጢ ዝካየድ ቃልሲ ዕዉት ንክኸውን ዝሕግዙ ኣገባባት
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ኣብ ፓልቶክ ሕድሪ ጀጋኑና & ፓልቶክ ድላለት ህለና
ሰዓት: 11PM Asmara, 9PM Berlin, 8PM UK, 2PM NY
ን ዓርቢ ዕለት 12/7/2019 ጋሻና ኩቡር አምበሳደር ዓብደላ ኣደም እዩ፡ አርእስቲ ዕላልና (ኣብዚ ዘለናሉ እዋን እዚ ንለውጢ ዝካየድ ቃልሲ ዕዉት ንክኸውን ዝሕግዙ ኣገባባት) ቆጸራና ሳዓት 21 ብኣቆጻጽራ በርሊን። ብደሐን ምጹ
ضيفنا ليوم الجمعة الموافق 12/7/2019 سعادة السفير عبدالله ادم في ندوة بعنوان، (السبل الناجعة للتغيير في وقتنا الحالي) موعدنا في تمام التاسعة م/ بتوقيت برلين
11/07/2019 23:35 PM
(2) ምክእኣል፡ (ጠንቅታት ዘይምቅድዳው መጻምድትን ኣተኣላልያኡን)
ደራሲ፡-
ዕለት 09 ሰነ 2019፡ ኣብ ከተማ ለንደን፡ ነዘን ኣብ ላዕሊ እተጠቕሳ ክልተ ማናቱ መጻሕፍቲ፡ (1)ምምልላእ፡ (2)ምክእኣል፡ ናይ ምልላይን ምምራቕን ስነስርዓት ተኻይዱ ነይሩ። ብምኽንያት ጻዕቂ መደባት፡ እዚ ጸብጻብ ደንጉዩ ብምቕራቡ፡ ንተኻታተልቲ ይቕሬታ ንሓትት።
ኣብቲ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ ዝተገብረ ስነ-
07/07/2019 16:42 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
THE CREATION OF PEOPLE’S UPRISING
Part-
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.
1ይ ክፋል (30-
07/07/2019 00:45 AM
ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ናይ ገበትቲ ሓያላን ምንግስታት፡ ብፍላይ ሃጸያዊት ሕ/መንግሰታት ኣመሪካ ምስ መሻርኽታ እትጥቀመሉ ዘላ ሓድሽ ብልሓት ምስፍሕፋሕ መግዛእታዊ ስርዓት ኢዩ። ደሞክራሲ ኣብ ሓደጋ ክኣቱ ኸሎ ክኣ ብግህዶ ንሕበር ኣለና።
እዚ ጥበብ’ዚ ካብቲ ዝጸንሐ ናይ ገበትቲ ስልቲ፡ ማለት ኢድ ኣዙር መግዛእቲ (neo-
06/07/2019 22:55 PM
THE YIAKIL ACTION PLAN IN DIASPORA
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 06 July 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ መንእሰይ ሳምሶን ሰለሙን ኢዩ። መዛተዪ ኣርእስትና "ውጥናዊ ንጥፈታት ይኣክል ኣብ ስደት" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 06 July 2019, our invited guest is: Mr. Samson Solomon. Our topic is "The Yiakil Action Plan in Diaspora" You are all cordially invited to participate.
ዝሓለፈ መደባት ሕድሪ ጀጋኑና ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
06/07/2019 20:45 PM
ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ።
ባይቶ ይኣክል ኤርትራውያን ነበርቲ ሰሜን ኣሜሪካ ፈላሚ ኣኼብኡ ብውዕውዕ መንፈስ ኣካይዱ። ንሓደስቲ ኣወሃሃድቲ ብሙሉእ ድምጺ ኣፍልጦ ድሕሪ ምሃቡ፡ ማእከላይ ኮሚቴ ዝኣመሞም ሓይሊ ዕማማት ከም መበገሲ በቲ ሓድሽ ኣወሃሃዲ ኣካል ቀሪቦም፡ ንምምሕያሾም ዝሕግዝ ንኣርባዕተ ሰዓታት ዝኸደ ርሱን ሃናጺ ዲሞክራስያዊ ክትዓት ኣካይዱ።
ከምዝዝከር እዚ ባይቶ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካብ 24-
06/07/2019 01:22 AM
Eritrean Martyrs day Celebration
05/07/2019 23:56 PM
ERITREAN SINIT STUDY GROUP (ESSG)
ጸብጻብ እቲ ዋዕላ ብቀጥታ ብፌስቡክ ተማሓላሊፉ ይቕጽል ኣሎ። ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትከታተሉዎ ትኽእሉ። The ESSG conference went live online, and can be followed by clicking here.
Part-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
05/07/2019 23:56 PM
እዋኑ ሃገራት ዓረብ፡ ቱንዝያ፣ ሊብያ፣ ግብጺ፣ የመን፣ ባሕረይን፣ ለውጢ ብዝጠልቡ ብህዝባዊ ምልዕዓል ዝሕመሱሉ ዝነበረ እዋን እዩ። ኣብ ኩለን ሃገራት ህዝባዊ ሰልፍታት ይግበር ዝነበረሉ እዋን ኢዩ። ተቓውሞ ህዝቢ ኣብ ሊዕሊ መንግስቲ ከም ሕማም ተላገብ ብቱንዝያ ጀሚሩ ብፍጥነት ንየመን ኢዩ በጺሑ። እዚ ህዝባዊ ምልዕዓል ናብ ኤርትራ ክልሕም ዝተጸበዮ ብዙሕ ህዝቢ እዩ ነይሩ። ህዝቢ ኤርትራ ግን ብሒም ኣይበለን፥ ብኣንጻሩ ዝተራእየ ናይ ምልዕዓል ምልክት'ውን ኣይነበረን። እብቲ እዋን ክመጽእ ንዝኽእል ምልዕዓል ህዝቢ፡ ብኣጋ ንክኹለፍ፡ ፕረሲደንት ሱዳን ኣልበሽር ኣብ ዝመጽእ ምርጫ ፕረሲደንት ከምዘይሳተፍ ዝገለጸሉን፡ ኢሳይያስ ከኣ ብመንገዲ የማነ መንኪ ጌሩ፡ ጽገናዊ ለውጢ ከተኣታቱ ምዃኑ ዝገለጸሉን እዋን ኢዩ ነይሩ። Read more
03/07/2019 20:14 PM
ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብሳይታት፣ ብዝተፋላለየ ምኽንያት ኣበርክቶ ጹሑፋተይ ክልግስ፣ ኣይካኣልኩን ብምንባረይ ይቕረታ ይሓትት። ኮይኑ ግን ኣብዚ ዝሓለፈ እዋናት ልዑሉን ሁቡቡን ማዕበል ይኣክል ጎስጓስ ክካየድ ከም ዝጸንሐን፣ ማዕበሉ ጌና ይቕጽልን ይማሓላለፍን / ይላገብን ምህላዉ ንኹላትና ብሩሁን ሩኡይን ኮይኑ፡ ኩሉ ኣብ ዝተፋላለየ ውድባት / ሰልፍታት፣ ምንቅስቓስት፣ ህዝባውያን ማሕበረት፣ ህዝባውያን ምልዓላት፣ ንኣብነት ሓይሊ-
01/07/2019 13:45 PM
Would the justice seekers seize the precious momentum and oppose the closure of 20 health centres in Eritrea in a worldwide demonstrations?
Peace with Ethiopia appears to have raised the status of Dictator Isaias Afeworki. He was welcomed as hero in Ethiopia. The arms embargo has been lifted. Eritrea has become a member of the UN Human Rights Council and the USA has decided to remove Eritrea from a list of countries ‘not cooperating’ with its anti-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |