|
|
31/08/2019 12:32 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
7:00 -
1ይ ይኣክል፡ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ባዕዳዊ መግዛእቲ። 2ይ ይኣክል፡ ሎሚ ኣንጻር ዘቤታዊ ውልቀ-
Our 1st Yiakil: the start of Eritrean Peoples Armed Struggle against foreign occupation;
2nd Yiakil: now against the Domestic Dictatorial Oppression.
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.
31/08/2019 12:32 PM
ተመኩሮታት ህዝባዊ ምልዕዓል ንፍትሒ፥ ተበግሶና ንሰላማዊ ሰልፍን ኪኖኡን 2019፡ ገምጋምና ኣብ'ቲ መስርሕን ውጽኢቱን።
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ናይ ቀዳም Saturday 31 August 2019፡ ዕዱማት ኣጋይሽና፥ ኣቶ መኮንን ኣብራሃም፥ ወ/ሮ ገነት ገብረ፥ ኣቶ ጸጋይ ነጋሽ ኢዮም። ሒዞሞ ዝመጹ ዘለዉ ናይ ዘተ ኣረስቲ፥-
31/08/2019 12:32 PM
መንግስቲ ኤርትራ 150 ክርስትያን እንክኣስር፡ ካቶሊካውያን ቤት ትምህርታት ከይህገር’ውን ይስጋእ!
[Vatican Radio ረዲዮ ቫቲካን 30 Aug 2019]
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ 2 ኣዋርሕ ጥራሕ ብሰንኪ እምነቶም 150 ክርስትያን ከምዝኣሰአረ ክፍለጥ እንከሎ፡ ጎድን-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
30/08/2019 02:03 AM
ትርጉም ባሕቲ መስከረም!!
ባሕታ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ንሓርነት ህዝቢ ኤርትራ ኣንጻር ጎበጣ ሓይሊ ኢትዮጵያ ዘበሰረት ዕለት፡ ምጅማር ነዊሕ ጉዑዞ ናጽነትን ሓርነትና። Read more
In commemoration of Sept-
Sept 1 1961 marks the beginning of the first shoot against occupation of Ethiopian forces in Eritrea, struggle for Liberation and freedom of our people. It reminds us heavy price paid, our determination to self governance, our rich history and civilization in the horn of Africa. Read more
في ذكرى 1سبتمبر
بيان صحفي حركة كفاية مظلة كندا بمناسبة الفاتح من سبتمبر
29/08/2019 23:55 PM
ናይ ቀረባን ርሑቕን ዕላማታት እንታይ ነበረ? ሸቶኡ'ኸ ወቒዑ'ዶ?
الفانح من سبتمبر ماذا كانت اهدافه الحاضرة والمستقبلية؟ وهل حقق المطالب الشعبية ؟
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ናይ ሓሙስ Thursday 29 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ተኽለ ኢዩ። ሓርበኛ ተስፋይ "ናይ ቀረባን ርሑቕን ዓላማታት ሐደ መስከረም እንታይ ነበረ፣ ሸቶኡ'ኸ ወቒዑ'ዶ" ብዝብል ኣርእስቲ ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Thursday 29 August 2019, our invited guest is veteran Tesfay Tekle. He will discuss with us on the a topic "September 1st, 1961 -
28/08/2019 04:13 AM
MARTYR WOLDETNSAE BERHE, BRIEF LIFE HISTORY
ታሪኽ ናይ ጀጋኑ ኣብ ጽሑፍ እንተ ዘይሰፊሩ፡ ናይ ኣፍ ዛንታ ወይ ዕላል ኰይኑ ጥርሕ'ዩ ዝተርፍ። ኣጋጣሚ ኮይኑ፡ ኣብ ባህሊ ሕብረተሰብና ብዛዕባ ጅግንነት ውልቀ ሰባት ምጽሓፍ ይትረፍ ብኣፍ ምዝንታው ብዙሕ ልሙድ ኣይኮነን። እዚ ስቕታ’ዚ ብኸምኡ እንተ ድኣ ቀጺሉ፡ ታሪኽ ጀጋኑ ስውኣትና ተረሲዑ ከይተርፍ ኣዝዩ ዘሰክፍ’ዩ። ታርኽ ጀጋኑ ከዘንትዉን ክምስክሩን ዝኽእሉ ገዳይም ሓርበኛታት ተጋደልቲ ውሑዳት ኣይኮኑን። ብሂወቶም ከለዉ ንመጻኢ ወለዶታት እንተ ዘየመሓላሊፎሞ ግን ከም ዘይተነበረ ኮይኑ ክተርፍ’ዩ። Read more
27/08/2019 11:34 AM
Eritrea: Human Rights Violations and their Pervasive Impact
[Eri-
“All human beings are born free and equal in dignity and rights” Universal Declaration of Human Rights (1948)
The Universal Declaration of Human Rights (UDHR) is a seminal legal document that lays the groundwork for the basic principles of human rights and embodies the universal values shared by the international community. Although it imposes no legally binding obligations on State parties, the declaration has served as a foundation for the development of numerous treaties, national and international laws, and institutions promoting and protecting human rights. In a very real sense, it has profoundly influenced the evolution of international human rights law. Read more
27/08/2019 11:34 AM
ንሕና፣ እዞም ቅድም ክብል ካብ ሰለስተ በበይኖም ውድባት -ራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ EMJ፣ ካብ መድረኽ ሃገራዊ ዘተ FND -
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
27/08/2019 01:07 AM
Hard fight for Freedom & Democracy
ብተስፋሚካኤል ሓጎስ መጋቢት 2019 ዓ.ም.ፈ.
"ካብ ዝሓለፈ ጌጋና ንምሃር፡ ክሳብ ሕጂ ዝረአናዮ ታሪኽ ቃልስና ኣይደገም'ዩ ዘብል። ብድሕሪኡ ዝመጸ፡ ኣፈላላይን ምፍንጫልን ድማ፡ ሓድነትካ ባሕቊቑ ቃልስኻ የልምስ" ካብ ቃል ደራሲ።
ነዛ መጽሓፍ'ዚኣ ንምዕዳግን፡ ተወሳኺ ሓበሬታን፡ ኣብዚ ዝስዕብ ጠውቑ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
26/08/2019 22:55 PM
We, who were originally members of three different organizations, the EPDP, the EMJ and the FND; we decided to be dissolved in order to pave the way for the creation of a brand new broad-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
26/08/2019 22:55 PM
[BBC ትግርኛ 25 August 2019]
ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ሃገርን ህዝብን፡ ካብ 23-ዝባዊ ዋዕላ ኣካይዱ።
እቲ ዋዕላ፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒን ፖለቲካዊ ሓይልታትን፡ ኣብ ኤርትራ፡ ቅዋማዊ ህዝባዊ መንግስቲ ክህሉ፡ ኩሉ መዳያዊ ሰብኣዊ መሰላት ክኽበርን ክሕሎን፡ ልዕልናን ግዝኣተ ሕግን ክረጋገጽ፡ እቲ ብኩናትን ወጥሪ ዶባትን ተወንዚፉ ዝጸንሐ ሃገራዊ ቅዋም ክትግበር፡ እሱራት ክፍትሑን መኣዲ ዘተ አሕዋት ክስራዕን ዝጠልብ፡ ንትግባረኡ ከኣ፡ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ዓቕሙ ኣተሓባቢሩ ክዋሳእ ዝጽውዕ ምዃኑ ኣወሃሃዲት ንቕሎ ኣዴታት ነብያት ክፍላይ ሓቢራ። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
26/08/2019 22:55 PM
ERITREAN PEOPLE’S DEMOCRATIC PARTY (EPDP) EPDP in 2019: a Short Profile
The 3rd and Unity Congress of Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Eritrean National Salvation/Hidri, convened between 29 July and 1 August 2019 in Wiesbaden, Germany, adopted political documents which, inter alia, agreed to continue calling the unified party as EPDP. Read more
See Also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
25/08/2019 23:50 PM
ኣብ መዳያት ጉዳይ መስርሕ ባይቶ ሰሜን ኣመሪካ።
My observations on the conduct of
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 25 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ክብሮም ወልደሚካኤል (ሳንቲም)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "እወታዊን ኣሉታዊን ትዕዝብትታተይ ኣብ መዳያት ጉዳይ መስርሕ ባይቶ ሰሜን ኣመሪካ።" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 25 August 2019, our invited guest is Mr kibrom weldemichael ( Santim ). His discussion Topic is: "My observations on the conduct of The Washington DC Meeting" You are all cordially invited to participate.
25/08/2019 14:33 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
How does peoples uprising Succeed?
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱም ጋሻና ዶ/ር ሰላሕ ኢብራሂም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited guest discussing the topic above is: Dr. Salah Ibrahim Jimie; You are all cordially invited.
25/08/2019 12:50 PM
ከም ውልቀ ዜጋታት ተራኺቦም ሰፊሕ ሰረት ዘለዎ ሓደ ውድብ ከቑሙ ኣቐዲሞም ውድባቶም ኣፍሪሶም ዝተራኸቡ ኣባላት ሰለስት ውድባት፣ ማለት ህዝቢ ዲሞከራሲ ሰልፊ ኤርትራ፣ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንፍትሒ፣ መድረኽ ንሃገራዊ ዘተ፣ ሎሚ ዓርቢ 23 ነሓሰ 2019 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት/ሃገር ጀርመን መስራቲ ጉባኤ ኣካይዶም።
Press Statement For immediate release
Members of the three organisations, the Eritrea Peoples Democratic Party, the Eritrean Movement for Justice and the Forum for National Dialogue, that have previously been dissolved in order to establish a single membership and Broad based organisation have converged to Frankfurt, Germany today, Friday 23 August 2019 to hold their founding congress.
التقى اليوم أعضاء، حزب الشعب الديمقراطي الإرتري والحركة الإرترية للعدالة والمنتدى للحوار الوطني، وهي التنظيمات الثلاثة التي كانت قد حلت نفسها في وقت سابق، التقت لتعقد مؤتمرها التأسيس وذلك لغاية تشكيل عضوية واحدة .داخل تنظيم واسع القاعدة
24/08/2019 23:50 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 24 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ተኽለ ተመስገን፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ናይ ሰሚናር ኣርእስቲ "ኤርትራን ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ስልጣነን" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 24 August 2019, our invited guest is Mr. Tekle Temesgen. His Seminar Topic is: "Eritrea and the Civilization of the horn of Africa." You are all cordially invited to participate.
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
23/08/2019 11:48 AM
Long March towards arena of Unity
ኩቡራት ተኻታተልት ውይብ-ቦግሶታት ዝካየደሉ ናብ ምድምድማቱ ገጹ ዝቃራረበሉ ዘሎ እዋን፡ቅድመ ገምጋምን ኩነታት-
ዓበይቲ ተረኽቲ(narrator)ከም ዝብልዎ ጽቡቕ ንኽትሪኦ ሕማቕ ኣብ ቕድሜኻ ምስ ዝህሉ እዩ ይብሉ። ስለዚ ህላውነት ድምበ ፍትሒ፣ንኸተለልዮ ሂወትን ናብራን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቅድሜኻ ኣቐሚጥካ ክኸዉን ይግባእ። …Read more
23/08/2019 11:48 AM
Overview:
Eritrea is a militarized authoritarian state that has not held a national election since independence from Ethiopia in 1993. The People’s Front for Democracy and Justice (PFDJ), headed by President Isaias Afwerki, is the sole political party. Arbitrary detention is commonplace, and citizens are required to perform national service, often for their entire working lives. The government shut down all independent media in 2001. ኣብዚ ብፍሪዶም ሃውስ ዝወጸ ጸብጻብ 2019፡ ኤርትራ፡ ብድምር ናይ ኩሎም መለኪዒታት ሓርነት፡ 2% (ክልተ ካብ ሚእቲ) ጥራይ ከምዘመዝገበትን ኣብ ኣዝዩ ትሑት ደረጃ ከምዘላን የመልክት። ዝርዝሩ ኣብዚ ጠውቑ፡-
23/08/2019 11:48 AM
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
23/08/2019 02:35 AM
መእተዊ
ነፍስወከፍ ምእመን ይኹን መራሕቲ ሃይማኖት ብተነጽሎ ንዝወስዶ ውሳኔታት ንቤተ ክርስትያን ጎዳኢ ጥራሕ ዘይኮነ፥ ኣብ ሓደጋ ዘውድቕ፣ ንሕድሕድ ምጥርጣርን ዘይምርድዳን ዘንግስ፣ ምርሕሓቕ ዝፈጥር፣ ከጥቅዓካ ንዝደሊ ጸላኢ ምቹእ ባይታ ዘጣጥሕ ኢዩ። ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ኣብ 2006 ካብ ዝተወሰደሎም ዘይምዕሩይ ውሳነ፥ ክሳብ ሕጂ መፍትሒ ዘይተረኽቦ ብሰንኪ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሰ ተነጽሎ ዝፈጠሮ ምፍልላይ እዩ። በሓደ ሸነክ፡ በቶም እቲ ስርዓት ኣቐሚጥዎም ዘሎ ሕልናኦም ንኸብዶም ዝሸጡ ሊቀ ጳጳሳት፣ ጳጳሳት፣ መነኮሳት፣ ካህናትን ድያቆናትን፡ ኣብ ሕብረት ቤተ ክርስትያን ዝወርድ ዘሎ ምብትታኽ፤ በቲ ካልእ፡ ኣብ ልዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ዝወርድ ዘሎ ቀጻሊ ጸለመን ጠቐነን …Read more
1ይ ክፋል (15-
22/08/2019 21:11 PM
ዕድመ ንህዝባዊ ኣኼባ -
ERITREAN JUSTICE-
Saturday August 24, 2019, 2:00 -
ንቀዳም 24 ነሓሰ 2019፡ ኣብ ዝተጸውዔ ዓቢ ህዝባዊ ኣኼባ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብዚ ኣኼባ'ዚ፡ ንኹልና ከስራሓናን ክጥርንፈናን ዝኽእል ዓንዲ ሕጊ (By-
ቦታ (Venue)፥ 3310 Connecticut Ave. NW, Washington DC, 20008 ሰዓት (Time)፥ 2:00 ድ.ቀ. – 5:00 ድ.ቀ.
ብደሓን ምጹ፡
ወከልቲ ባይቶ ይኣክል ሰሜን ኣሜሪካ፡ ዋሺንግቶን ዲሲን ከባቢኡን። Thank you.
DMV North American Representatives Read more
21/08/2019 14:26 PM
[ራድዮ ኤረና 19 Aug 2019]
ገዲምን ምኩርን ተጋዳላይ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ ሰኑይ፡ ብመደብ ራድዮ ኤረና ኣቢሉ፡ “ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ኣገዳሲ ኣነቓቓሒ መደባት ንዓመታት ከቕርበልና ዝጸንሐ ኤርትራዊ ተቓላሳይ ንፍትሒ ኢዩ። ኣብ ካልኦት መራኸቢ ብዙሓን እውን ብዙሕ ኣስተምህሮታት ዝሃበ ምሁር ኢዩ። ነዚ ሎሚ ኣብ ራድዮ ኤረና ዝተፈነወ ሙሉእ መደብ ንምስማዕ
1ይ ክፋል (19-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
20/08/2019 22:11 PM
ሰንሰለት ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብ መድረክ ናብ መድረክ እንዳተሰጋገረ። ኣብ ዓወት በጺሑ ምስ በልና ግና፡ ዲክታተራዊ ጉጅለ ስርዓት ህግደፍ ንናፍቆት ዲሞክራሲ ብፍቅሪ ሃገርና እንነድድ ዜጋታት ስለዝኾና ኣብ ሃገርን ሃገራውነትና ተሓቢኡ ብቐጻሊ ኩናት እንዳሳሕተረ ብወታደራዊ ዕንደራ ዜጋ ክሳዱ ከድንን ባኹሪ ጅግናና ኣሲሩ ሕሳስ ልደና ኣብ በረካታት ሲናይን ባሕሪ ሜዲተራንያን ክሃልቑ ፈሪዱና፡ መንእሰያትና ድማ ኣብ ክንዲ ካምፓተር ጠበንጃን መጽሓፍን። Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
18/08/2019 23:37 PM
Although not Creator of #Yiakil Movement,
I am strong follower and Supporter of it.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 18 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ሃይለ ክፍላይ (ጎተና)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ፈጣሪ ናይ ይኣክል'ኳ እንተዘይኮንኩ ቀንዲ ሰዓቢን ደጋፊን ይኣክል ግን ኢየ" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Friday, 16 August 2019, our invited guest is Mr Haile Kiflai (Gotena). His discussion Topic is: "Although not Creator of #Yiakil Movement, I am strong follower and Supporter of it." You are all cordially invited to participate.
18/08/2019 15:01 PM
(Asmarino:15 Aug 2019)
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
18/08/2019 15:01 PM
This is to inform all Deleyti Fethi Eritreans of Seattle that tomorrow, August 18th, 2019, is the awaited date, on which, we have to elect our Deleyti Fethi leadership for the next year, and also to elect three delegates to represent our city at a national level.
In consideration of the present, volatile political situation in Eritrea, …. Read more
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
• ብኤርትራውያን ነበርቲ ሲያትልን ከባቢኣን ዝተኻየደ ኣኼባ ብድምጺ ዝተዳለወ ጸብጻብ (ራድዮ ኤረና) ፡-
17/08/2019 23:55 PM
The Current Course of action of Eritrean peoples'
ብ’ሓርበኛታት ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣስሄል ብጹኣምላክን
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 17 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛታት ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣስሄል ብጹኣምላክን ኢዮም። ሒዞሞ ዝመጹና ዘለዉ ኣርእስቲ ድማ፡ "ኣብ ህሉው ምዕባለታት ምንቅስቓስ ይኣክል" ዘተኮረ ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 17 August 2019, our invited guests are: Veterans: Kidane Hagos and Asihel Betsuamlak. Our discussion Topic focuses on: "The Current Course action of Eritrean peoples' #Yiakil Movement." You are all cordially invited to participate.
16/08/2019 23:55 PM
መበገስን መንጸብረቕታን "ይኣክል" ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ህዝብን እንታይ ይመስል?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ዓርቢ Friday, 16 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛ ኣንቶንዮ ተስፋይ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "መበገስን መንጸብረቕታን "ይኣክል" ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርን ህዝብን እንታይ ይመስል?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Friday, 16 August 2019, our invited guest is Veteran Antonio Tesfay. His discussion Topic is: "The Onset and Reflection of #Yiakil Movement, in the current situation of our country and its people." You are all cordially invited to participate.
16/08/2019 04:15 AM
ALL ROADS LEAD TO ROME - ብ 1100 ዓ/ም ኩሎም መንገድታት ናብ ሮማ የምርሑ ወይ የብጽሑ ዝብል ኣበሃህላ ነይሩ። ብግዜ ግዝኣት ሮማ ሮማውያን ኣብ መሃንድስነት ብልጫ ነይሩዎም። ንሱ ጥራይ ዘይኰነ፡ ዝሰርሕዎ መንገዲ ድልዱል ኣብ ርእሲ ምዃኑ፡ ንኹሉ መንገድታት ካብ ሮማ ከም ዝብገስ ብምግባር፡ ከተማ ሮማ መማእከሊት ከም እትኸውን ጌሮም ሰሪሖማ። ሮማ ሕምብርቲ ከተማታት ግዝኣት ሃጸያዊት ሮም (Roman Empire) ነይራን ኣላን። Read more
16/08/2019 01:37 AM
ክልቲኦም፡ ኣፈኛታት ናይቲ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ (ሕመኣ) ዝቖመ ባይቶ #ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ኢዮም። ብዙሕ ካብቲ ምስ ምቛም ናይቲ ባይቶ ዝተኣሳሰር ከዛርብ ዝወርሐ ጉዳያት፡ ኣገደስቲ ሕቶታት ብጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ ቀሪቡሉም ኣሎ፡ ብወገኖም አውን ኣገደስቲ ዝርዝራዊ መብርሂታት ሂቦሙሉ ኣለዉ።
1ይ ክፋል (08 Aug 2019)፡ 2ይ ክፋል (15 Aug 2019)፡
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
Part-
15/08/2019 02:46 AM
ዕድመ
ጽምብል መዓልቲ ሓርበኛታት ኤርትራ 2019
ኣብ ሎንዶን (ዓባይ ብሪጣንያ)
مرحباً بكم الى يوم القدماء المحاربين الارتريين في لندن -
Invitation for:
‘ERITREAN VETERANS DAY’ 2019 EVENT,
London UK
Saturday, 17 August 2019 (1 -
Address: Initiatives of change,
24 Greencoat Place, London SW1P 1RD
15/08/2019 01:51 AM
ድሕሪ ናይ ዓሰርተታት ዓመታት ዳርጋ ፍጹም ዝዀነ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ፡ ንኤርትራ ዓመተ ምስ ጐረባብታ ዘለዋ ርክብ ኣብ ናይ ምምሕያሽ ለውጢ ኣገዳሲት ዓመት እያ። ኣብ ወርሒ ሓምለ፣ መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን በዓል ሓሙሽተ ነጥብታት ዝዀነ ስምምዕ ተፈራረሙ። እዚ ድማ፡ ሓድሽ ዘመነ ሰላምን ምሕዝነትን ኰይኑ፡ ነቲ ናይ ዓመት ናይ ዶባዊ ኵናት ወግዓዊ መደምደምታ እዪ። ድሕሪ ሓደ ወርሒ ናይቲ ናይ ሰላም ውዕል፡ ኤርትራን ሶማልን ድሕሪ ናይ ዓመት ምድስካል ዲፕሎማስያዊ ርክባት፡ ከምብሓድሽ ርክባት ጀሚረን ይርከባ። Read more
See also related ምስዚ ዝተኣሳሰር ሓበሬታ፡-
12/08/2019 18:17 PM
ነዚ መቓልሕ ሓድነት ብዓውታ ዝነጉደሉ ዘሎ ኣዋርሕ፡ ብፍላይ ክኣ ኣብዚ ኣዋርሕ ሓምለን ነሓሰን፣ ዝተካየደን ዝካየድ ዘሎ በቢ-ኣክል፣ ምትሕንፋጽ ውድባት፣ ሰሚናር ሙሁራት ኣካላት፣ ፈስቲቫላት፣ ብመሰረታዊ ጉባኤ አቢሉ ዝቐዉም ናዕባዊ ወይ ፍጹም ለውጢ ንምምጻእ፣ ምስ መድርኽ ስሚዒት ህዝቢ ተዋሃሂዱ፣ ሓዲሽ መስርሕ ሓድነት ምትእትታው ዝጽዕሩ ዘለዉ ሓይልታት ክትሪኢ ከለኻ፤ በቲ ሓደ ወገን ተስፋ በቲ ሓደ ውገን ስኽፍታት ክሓድረካ ግድን እዩ።
ነዚ ብሓደ ወገን ተስፋ፣ በቲ ሓደ ወገን ክኣ ስኽፍታት፣ ዝብል ሓሳብ ንምግላጹ ብዓቕምና ክንገልጾ ክንፍትን ኢና። Read more
12/08/2019 17:27 PM
ክቡር ገዲም ተጋዳላይ መኰንን ተኽለ፣ ብ14 ታሕሳስ 1953 አብ አስመራ ተወልደ። ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ከአ ንገለ እዋን ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ፣ ብዕለት 06 ነሐሰ 2019 ኣብቲ ክእለየሉ ዝጸንሓ ሕክምና ዓሪፉ። ዘይተጸበናዮ መስዋእቲ ናይ ክቡር መኰንን ተኽለ አብ ዝሰማዕናሉ እዋን አዝዩ መሪር ሐዘን ተሰሚዑና። መኰነን ካብ ንእስነቱ አትሒዙ ትጉህን ሕዉስን፣ ክርዳእን ከረድእን ዝኽእል፣ ምስ ኩሉ ሰብ ከአ ምቕሉል ጠባይ ዝውንን፣ ብዝሐዞ ዕዮ ጻዕረኛ ዝኾነ ሐርበኛ ኤርትራዊ ኢዩ ኔሩ። አብ ግዜ ንእስነቱ ናይ ቀዳማይ ካልአይን ደረጃ ትምህርቱ አብ አስመራ ተማሂሩ። ካብ ብዓንተቦኡ አትሒዙ ብንእሽቶኡ ከሎ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጽልዋ ስለዝሐደሮ፣ … Read more
11/08/2019 18:26 PM
On 29 July The Catholic Herald reported, “Following what has been described as ‘the worst Mediterranean tragedy’ this year, Pope Francis appeals to the international community to ensure the safety and dignity’ of migrants.”
There is a serious political, economic and social changes reshaping the Horn of Africa. The most significant is the rise of Prime Minister Abiy Ahmed (PMAA) of Ethiopia and the campaign for peace he initiated. Read more
11/08/2019 16:06 PM
ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብን ዶር መብራህቱ ኣቶብርሃንን
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
11/08/2019 16:06 PM
ቅዋም: መሰረት ህዝባዊ ስልጣን: ህላወን ፍትሒን ኢዩ።
CONSTITUTION IS: THE FOUNDATION FOR PEOPLE'S POWER, EXISTENCE AND JUSTICE.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 11 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዮኤል ተወልደ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ቅዋም: መሰረት ህዝባዊ ስልጣንን: ህላወን ፍትሒን ኢዩ።" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 11 August 2019, our invited guest is Mr Yoel Tewelde. His discussion Topic is: "Constitution is The Foundation for People's Power, Existence and Justice." You are all cordially invited to participate.
11/08/2019 16:06 PM
Remembering Berhane and ALL Eritrean fathers murdered by Ethiopia
“Out of suffering have emerged the strongest souls; the most massive characters are seared with scars.” ― Kahlil Gibran
I would like to “talk” to you as a father of your own kids and at the same time address you as the leader of Ethiopia who carries responsibility for what your country has done to my country, Eritrea.
Even though I have had this conversation in my mind countless times for the last forty one (41) years with the many Ethiopian leaders before you, these are my first direct words to an Ethiopian leader. Read more
11/08/2019 15:07 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
"ENOUGH" -
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስን፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉን ኢዮም። ተሳትፎ፡ ሕቶን ርእይቶን ተኻታተልቲ እናተባባዕና፡ ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu; You are all cordially invited.
1ይ ክፋል (04-
10/08/2019 15:25 PM
What should be the role of veterans and the Experienced in the Yiakil movement? And Why?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 10 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ግደ ብሰውራን ተመኩሮን ዝሓለፉ ኤርትራውያን፡ ኣብ ናይ ይኣክል ምንቅስቓስ ከመይ እንተኾነ ይሓይሽ? ስለምንታይ?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 10 August 2019, our invited guest is Mr Kidane Hagos. His discussion Topic is: "What should be the role of veterans and the Experienced in the Yiakil movement? And Why?" You are all cordially invited to participate..
08/08/2019 22:32 PM
እዚ ጽሑፍ ኣቦና ኣቦና መቃርዮስ ንህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ጉጉይ ካልኣይ ውግዘት ውጉዝ ሲዶኖስ ኤርትራ፡ ብዕለት 17 ሓምለ 2019 ኣብ ሊዕሊ ብጹዕ ወቅዱስ ሳልሳይ ፓትሪያርኽ ኤርትራ ኣቡነ ኣንጠንዮስ፡ ካብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ዝተቆንጨበ እዩ። ኣቡነ መቃርዮስ መልእኽቶም ከመሓላልፉ ከለዉ “ስማዕ”፣ “እነግረካ ኣለኹ” ዝብሉ ሓያለ ቃል ተጠቒሞም፡ እቲ ዝደቀሰ ክበራበር፣ እቲ ሸለል ዝበለ ክግደስ፣ እቲ ዝፈዘዘ ክነቅሕ ዝሕግዛ፥ ስሚዒት ዘበራብራ ሓረጋት ተጠቂሞም እዮም። መልእክቶም ከም ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ መወዳእታ ሰዓት መልእኽቲ ዘመሓላለፎ “ጉያይ ወዲአ ኣለኹ” እዩ ዝመሳሰል። ካብ እዚ ሓሳብ ተበጊሰ ንጽሑፈይ፡ መልእክቲ “ጉያይ ወዲአ ኣለኹ” ዝብል ኣርእስቲ ሂበያ ኣለኹ። Read more
08/08/2019 22:32 PM
“ሃገራዊት መሰልጠኒት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ”
“ሳዋ እንተዘይትህሉ ነይራ፡ ንወራር ወያነ ኣይምተኸላኸልናዮን ኔርና!” ቃል ተመለኽቲ።
“ሳዋ እንተዘይትህሉ ነይራ፡ ወራር ወያነ ኣይመጋጠመን ነይሩ!” ቃል ኣይንምለኽን በሃልቲ።
ነፍሲ ወከፍ ኤርትራዊ፡ ማለት ተመላኺ ይኹን ኣይምለኽን በሃሊ፡ ብልቢ ከስተውዕለሉ ዘሎዎ ዓቢ ነገር ኣሎ። እዚ ንገሌና ሰብ መሲሉ ዝረኣየና፡ ንገሌና ከኣ ድብያብሎስ ምዃኑ እንፈልጦ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዚተባህለ ውልቀ ሰብ፡ ኩሉ ግዜ ካብታ ብኤርትራውያን ዝተማህዘት ሰናይ ነገር፡ 1% ተጠቒሙ’ዩ እቲ 99% እከይ ግብሩ ዚፍጽም። ካብቲ ብዙሕ ሓንቲ ኣብነት ድማ “ሳዋ” እያ። Read more
06/08/2019 21:41 PM
ብጽሑፍ ንምንባብ ኣብዚ ጠውቑ።
06/08/2019 21:41 PM
ንቕሎ ኣዴታት ንድሕነት ህዝብን ሃገርን
مبادرة الأمهات لإنقاذ الوطن والشعب
Mothers Initiative to Safe the People & the Nation
Invitation to all Eritrean in Europe
دعوة لجميع الإريتريين في أوروبا
Listen Full Message: ትግርኛ Arabic (عربى)
04/08/2019 23:55 PM
ብዕለት፡ 3/08/2019 ዕውት ጉባኤኡ ዛዚሙ ወጺኡ
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
04/08/2019 23:55 PM
A GROUPING WHOSE OWNERSHIP UNKNOWN; DOES IT HELP ACHIEVE OUR GOALS?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ሰንበት Sunday, 04 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ሲዒድ ዑስማን (ተወከል)፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ዋና ዘይብሉ ምትእኽኻባት ዓዲ የእትወና‘ዶ?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 04 August 2019, our invited guest is Mr Sayed Osman (Tewekel). His discussion Topic is: "A Grouping whose ownership unknown; does it help achieve our Goals?" You are all cordially invited to participate.
03/08/2019 23:36 PM
"ይኣክል እንታይ ማለት'ዩ? እንታይ'ከ ማለት ኣይኮነን?"
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ሰዓት: 9PM Asmara, 7PM Berlin, 6PM UK, 1PM NY
ቀዳም Saturday, 03 August 2019፡ ዕዱም ጋሻና፡ ኣቶ ዳዊት ገብረመስቀል፡ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጻና ዘሎ ኣርእስቲ "ይኣክል እንታይ ማለት'ዩ? እንታይ'ከ ማለት ኣይኮነን?" ዝብል ኢዪ ክኸውን። ኩልኹም ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 03 August 2019, our invited guest is Mr Dawit Gebremeskel. His discussion Topic is: “What the Yiakil Movement is and What it is not” You are all cordially invited to participate.
03/08/2019 20:49 PM
ሳልሳይን ሓድነታውን ጉባኤና፡ “ንዲሞክራስያዊ ቅዋማዊ ምሕደራ፡ ንሰላም ንፍትሒ ንብልጽግናን ምዕባለን ንቃለስ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ጭርሖ፡ ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2019 ኣብ ሃገረ ጀርመን ከተማ ቪዝባደን ተኻይዱ።
Convened under the slogan: “We Struggle for Constitutional Governance, Peace, Justice and Prosperity,” the 3rd and Unity Congress of the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and the Eritrean National Salvation/Hidri was held between 29 and 1 August 2019 in Wiesbaden, Germany.
EPDP Central Council Elects Tesfai Degiga as its New Party Chairman EPDP Information Office. Read more
See Also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
03/08/2019 13:36 PM
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT
رسالة مفتوحه الي منظمي مهرجان كاسل فرنكفورت
አብ ውሽጢ እዚ ዝሐለፈ ሰሙናት ኩሉ ዓቕሚ ረኺቡ ንመራኸቢ ብዙሐን ይኹን ንመርበብ ሐበሬታታት ዝከታተል ፡ መበል 34 ዓመት ፈስቲቫል ካሰል ብሐልዮት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውሒ አብ ከተማ ፍራንክፈርት ክካየድ ምኳኑ ዝሕብር ስእላዊ መልእኽቲ ተመልኪትና። Read more
في هذه الاسابيع التي مضت عدد كبير من الناس الذين يتابعون الاخبار في بعض المواقع وجدو معلومات مفاده ان مهرجان لعام34سيقام برعايهفي هذه الاسابيع التي مضت عدد كبير من الناس الذين يتابعون الاخبار في بعض المواقع وجدو معلومات مفاده ان مهرجان لعام34سيقام برعايه المجلس الوطني الارتري للديمقراطيه والتغير وذلك في مدينه فرانكفورت وهذه الدعوه التي دعا لها المجلس الوطني الارتري للديمقراطيه والتغير لاقامه المهرجان في فرانكفورد كانت صدمه بالنسبه لنا وان كنا قد اتفقنا سابقا بحضور اعضاء جبهه الانقاذ الوطني الارتري الا يحدث مثل هذا الاختراق ولكن القياده تجاوزت هذا الاتفاق متناسيا خطوره ما سيترتب عنه وكان لزاما علينا ان نوضح الحقائق وندعها في متناول ايدي كل من اعضاء جبهه
03/08/2019 11:51 AM
[ERi-
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
02/08/2019 01:26 AM
[BBC ትግርኛ 30-
ኣብ ዙርያ ስደትን ሃገራዊ ኣገልግሎትን ንነዊሕ ዓመታት ዓሚቚ መጽናዕትን ምርምርን ዘካየደ፡ ኣብ ዓዲ ኢንግሊዝ ኣብ ሳውዝ ባንክ ዩኒቨርስቲ ዝምህር ፕሮፌሰር ጋይም ክብረኣብ፡ መንግስቲ ኤርትራ ስልጣን ምስ ሓዘ ካብተን ቀዳሞት ዘርቀቐን ሕግታት፡ ሕጊ ሃገራዊ ኣገልግሎት እያ ይብል።
ኤርትራ ናጻ ሃገር ምስ ኮነት ድሕሪ ሽዱሽተ ኣዋርሕ፡ እቲ ናይ መጀመርታ ዝበሃል ሕጊ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ኣብ ሕዳር 1991 ከም ዝተኣወጀ'ውን ይገልጽ። Read more
See also related ምስዚ ዝዛመድ፡-
02/08/2019 01:26 AM
ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ዝተኻየደ ናይ ዝኽሪ ስነስርዓት
تأبنٌة لأرملة الشهٌد البطل القائد حامد إدرٌس عواتى السٌدة عاءىشة عثمان إدرٌس (ام كرار) التً
ብምኽንያት ሞት ባዓልቲ ቤቱ ንጅግና ጀማሪ ሰውራ፡ ሓሚድ ኢድሪስ ዓዋተ፡ ሓጃ ኣይሻ ዑስማን፡ ንምዝካር፡ ብምትሕብባር ምስ ክሎም ፖለቲካውያን ውድባትን፡ ገዳይም ተጋደልትን፡ በርገሳውያን ማሕበራትን፡ ዕለት 28 ሓምለ 2019፡ ኣብ ሎንዶን ዓባይ ብሪጣንያ (45 Abrar house, Crawford Place, London W1H 4LP) ዝተኻየደ ኣኼባ።
بالمملكة المتحدة بالتعاون مع المنظمات المدنٌة والسٌاسة خارجه والمناضلٌن القدام . ٌقٌم أمسٌة تأبنٌة لأرملة الشهٌد البطل القائد حامد إدرٌس عواتى السٌدة عاءىشة عثمان إدرٌس (ام كرار) التً ٣ انتقلت الى الرفٌق الأعلى فً ٌونٌو الماضً بأرض الوطن ٠ .
01/08/2019 09:11 AM Updated
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |