|
|
31/12/2019 16:20 PM
My wedding event turned into my father's memorial
ኣብ 1ይ ክፋል በዚ ዝስዕብ ተፋንየኩም ነይረ፥ መን ይፈልጥ ኣጋጣሚ ኾይኑ ኤልሳ ብሂወታ ሃልያ፡ ነዚ ጥማዕ ስቓይ ታሪኻ ሰሚዓ፡ ከምዚ እዩ ነይሩ ኢላ ባዕላ ከተዝንትወልና፡ ተስፋ እገብር፡ ብምባል ኣብ ካልኣይ ክፋል ዝኽርታት ናይ ሜዳ መርዓ ሒዘ ክምለሰኩም ብምብጻዕ ተሰናቢተኲም። ክቡራት ኣንበብቲ ጽሑፈይ! ድሓን ጸኒሕኩም ክትኮኑ ተስፋ እናገበርኩ እንሆ ዝኽረይ፥ Read more
1ይ ክፋል(09 Oct 2019)፡ 2ይ ክፋል(31 Dec 2019)፡
30/12/2019 21:38 PM
[ራድዮ ኤረና]
ገዲም ተጋዳላይን ምሁርን፡ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡ ወትሩ ሰኑይ፡ ብመንገዲ ራድዮ ኤረና፡ (ኣተኩሮ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንኩነታት ሃገርና ዝምልከት መደባት ብቐጻሊ የማሓላልፍ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዘሎ መደብ፡ "ታራን ኣበርክቶን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ኤርትራ፡ ትማሊ ሎሚን ጽባሕን" ዝብል ተኻታታሊ ኣርእስቲ ኢዩ።
1ይ ክፋል(23 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል(30 Dec 2019)፡
See more ካልኦት ኣስተምህሮታት ተ/ጋ ክብሮም ዳፍላ፡-
30/12/2019 17:18 PM
EPDP Chairman Mr. Tesfai Woldemichael Degiga:
መልእኽቲ ሰዲህኤ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2020፡
[EPDP 27 Dec 2019]
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
30/12/2019 17:18 PM
ሃለዋት ናይቶም ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራትን ኩነታትን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት
SITUATION OF ERITREAN REFUGEES:
BBC Tigrinya interview with Prof. Gaim Kibreab, Mr Berhane Woldegebriel and Ms Helen Kidane.
ዘተ ምስ ፕሮፈ ጋይም ክብረኣብ፡ ኣቶ ብርሃነ ወልደገብርኤል፡ ወ/ሮ ሄለን ኪዳነ
[BBC Tigrinya: 19 Dec 2019]
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
29/12/2019 02:40 AM
Why Eritrean opposition failed to Topple Isaias?
ስለምንታይ ኢዩ ደምበ ተቓውሞ፡ ንኢሳይያስ ክኣልዮ ዘይከኣለ?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
Time: 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 29 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ መምህር ዓብደላ ባሮለ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፡-
28/12/2019 23:55 PM
ትዕዝብተይ ብዛዕባ ዋዕላ ይኣክል ዳላስን ክኖኡን!
My observations on the Dalas Yiakl Conference and Beyond!
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
Time: 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 28 December 2019 ዕዱም ጋሻና ኤንጂነር ሰላሓዲን ዩሱፍ ኢዩ። ሒዙልና ዝምቐርብ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፥ "ትዕዝብተይ ብዛዕባ ዋዕላ ይኣክል ዳላስን ክኖኡን!" ዝብል ኢዩ ክኸውን። ኩልኹም ኤርትራውያን ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም።
On Saturday, 28 December 2019, our invited guest is Engineer Salahadin Yousuf. His discussion topic tittle is; "My observations on the Dalas Yiakl Conference and Beyond!" You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል(28 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል(28 Dec 2019)፡
28/12/2019 06:18 AM
ምብጻሕ ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናብ ኢትዮጵያ፡ ምስኡ ዝተኣሳሰሩ ዜናታትን።
President Isaias Afewerki visit to Ethiopia and related news
ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብመሰረት ሓበሬታ ወግዓዊ መራኸቢ ብዙሓን ኤርትራ (ኤሪቲቪ፡ ከምኡውን ብሚኒስተር ሓበሬታ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብትዊተር ዝተማሓላለፈ)፡ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ ብዝገበረሉ ናይ ስራሕ ዕድመ ኢዩ ዕለት 25 ታሕሳስ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ኣብቲ መገሻ 4ይ ርእሱ ምስ ኣማኻሪኡ ኣቶ የማነ ገብርኣብ፡ ሚኒስተር ወጻኢ ጉዳያት ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣቶ ኣሚር ሓሰንን (ዳይረክተር ኣብ ቤ/ጽ ፕረሲደንት) ተሰንዩ ኢዩ ከይዱ። ፕረሲደንት ኢሳይያስ፡ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደቱ ፈጺሙ ናብ ኤርትራ ተመሊሱ ኣሎ። ስዒቡ እምበኣር፡ ብዝተፋላለዩ ምንጪታት ምስኡ ዝተአኣሳሰር ሓበሬታ እነሆ፥-
See related ምስዚ ዝዛመድ፥-
28/12/2019 06:18 AM
እታ ንገዛእ ርእሳ “ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ሰሜን ኣመሪካ” ዝብል ስም ሰምያ፡ ነቲ ምንቅስቓስ “ማዕበል ይኣክል” ኤርትራውያን፡ ሓይሊ ዕማም፡እቲ ህዝቢ ብገርሁ ከየስትውዓለ ከሎ፡ ብምስጢራዊ ኣገባብ፡ ነቲ ፖለቲካዊ መትከል፡ካብ ሓይሊ-
24/12/2019 17:33 PM
Voice of veterans -
[Eritrea Patriot]
22/12/2019 21:35 PM
Veteran Ahmed Al Kaissi Seminar, on Unity
[Gean 4 Justice]
GEAN proudly invites one such historical figure, a figure who was part and parcel of Eritrea's struggle for independence. Pencil in your calendar, Sunday, October 13th of 2019 as we will have Ustaz Ahmed Kaissi as our guest speaker to enlighten us all.
14 Oct 2019 Tigrinya፡ 20 Oct 2019 Arabic)፡
22/12/2019 20:18 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
The People’s Movement and its Directions.
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ ኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
22/12/2019 11:18 PM
Testimony, on the situation and state of Patriarch Abune Antonios, in the past years and recently.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
Time: 10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 22 December 2019 ዕድምቲ ጋሻና መንእሰይ ዮርሳሌም በረኸት ኢያ። ኩልኹም ኤርትራውያን ክትሳተፉ፡ ብኽብሪ ንዕድም። On Sunday, 22 December 2019, our invited guest is Ms. Yorusalem Bereket. You are all cordially invited to participate.
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
21/12/2019 23:48 PM
Conflict Resolution and Mitigation
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ቀዳም Saturday, 21 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ኢዩ። ንሱ፡ 'ምምልላእን ምክእኣልን' ዝተሰምያ ማናቱ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፡-
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
21/12/2019 17:46 PM
Eritrean Opposition Organizations Hold Joint Public Meeting in Sweden
ENCDC (ባይቶ)፡ EPDP፡ UEJ፡ ኣብ ሽወደን
[harnet.org]
On 7 December 2019, a wide assemblage of Eritrean
political organizations held a so far rare joint public meeting in Uppsala, Sweden, bringing together the coalition of 18 organizations in the Eritrean National Council for Democratic Change (ENCDC); the Eritrean People’s Democratic Party (EPDP) and Unity of Eritreans for Justice (UEJ). Read more
20/12/2019 19:33 PM
Legal Analysis of Potential Threats
to the Sovereign Independence and Territorial Integrity of the State of Eritrea
(ERITREAN LAW SOCIETY (ELS) 24 May 2019)
[ rilaw.org ]
Executive Summary
The Eritrean Law Society (ELS) has conducted a study that seeks to address major issues of concern widely felt by Eritreans from all walks of life about potential threats posed to the sovereign independence and territorial integrity of Eritrea. These concerns have been on the rise particularly since the two countries officially declared an end to the state of war and moved towards the restoration of bilateral relations. Read more
See more ተወሰኽቲ ሓበሬታ
18/12/2019 19:48 PM
Joint Statement on the conditions
ካብ ዝሓለፉ ዓመታት ጀሚሩ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኤርትራውያን ነበርቲ ሃገረ እስራል ክኸይድ ዝጸንሐ ደም ምፍሳስ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሰንብደን ዘጉሃየን እዩ። እዚ ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝባኣሰ ዝዓርግ ዘሎ ደም ምፍሳስ፡ ካብ ኤርትራዊ ባህልን ስነምግባርን ዝረሓቐ ኣብ ርእሲ ምዃኑ፥ ኣብ ልዕሊ ማንም ፍጡር ወዲ ሰብ ክፍጸም ዘይግብኦ ጨካንን ኣረሜናዊን ተግባር እዩ። ከምዚ ዓይነት ሰብኣዉነት ዝጎደሎ ተግባር ድማ፡ ብመንን ኣብ ልዕሊ መንን ተፈጺሙ ብዘየገድስ ክኹነን ይግባእ። ...Read more
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
18/12/2019 18:55 PM
SOCIO-
ብ`ኣቶ በርሀ ፍስሃየ by Mr Berhe Fshaye
ቊጠባዊ፡ ፖሊቲካውን ማሕበራውን ኩነታት ኤርትራ፦
ብዛዕባ ኩነታት ቁጠባ ሃገርና ክሓስብ እንከለኹ፡ ፈለማ ዕቚር ጸጋታት፡ ዓቕምታት ይዂን ብልጫታት፡ ፈሊኻን ኣነጺርካን ምፍላጥ ዘድሊ ኮይኑ ይስመዓኒ። ነቶም ቀንዲ ትሑዛት ብዙሕ ሃልኪ ዘየድልዮም ኣፈናዊ ዳህሳስ ንምግባር ድማ በብሓደ ንምርኣይ ስዒቡ እንሆ፥
1. ኣብ ሕርሻዊ መዳይ፥ መብዝሕትኡ ህዝቢ ኤርትራ ሓረስታይን ጓሳን ኢዩ። ዘፍርዮም ፍርያት ክኣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘራእቲ ከም፥ ...Read more
17/12/2019 16:30 PM
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል(20 Dec 2019)፡
3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡ 4ይ ክፋል(03 Jan 2020)፡
See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-
17/12/2019 16:30 PM
ኣብ ሰውራ ኤርትራ ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝተቐትሉ ተጋደልቲ ፍርቂ ናይቶም ብጸላኢ ዝተቐትሉ ተጋደልቲ ከም ዝኾነ፡ ብርግጽ ክዝረብ ይከኣል እዩ። እቶም ክሳዕ ለይቲ ሎሚ መስዋእቲ ደቆም ዘይተነግሩ ስድራቤታት ኤርትራ ከኣ ደቆም ብኢሳያስ ዝተቐትሉ ምዃኖም ክፈልጡ ይግባእ። “ሓለዋ ሰውራ” እትብሃል ገሃነም ኢሳያስ ኣሕቂቓቶ ዘላ ኤርትራዊ ዜጋ ቊጽሪ የብሉን! ብዛዕባ ቤት ማእሰርቲ ሓለዋ ሰውራ ካብ ባሕሪ ብልጭልፋ እምበኣር ገለ ክንብለኩም፥
15/12/2019 23:58 PM
ናይ Sunday 15 Dec 2019 show መደብ
Current Eritrean & Regional situation
ናይ ሰንበት ዕዱም ጋሻና፡ ሓርበኛ ረድኢ ክፍለ ባሻይ ኢዩ። ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ምሳና ክዝቲ ኢዩ። ብኽብሪ ትዕደሙ። Voice of Eritrea is hosting Veteran Redi Kifle (Bashay), with regard Current Regional and National Eritrean situation. On Sunday Dec 15-
1ይ ክፋል (15-
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
15/12/2019 23:58 PM
Tolerance (understanding) between partners, in a married life.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ሰንበት Sunday, 15 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደራሲን በዓል ሞያ ሕግን፡ ኣቶ ክፍለሃንስ ተወልደብርሃን ኢዩ። ንሱ፡ 'ምምልላእን ምክእኣልን' ዝተሰምያ ማናቱ መጻሕፍቲ ዝደረሰ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፡-
15/12/2019 15:58 PM
Conversation with Amb. Andebrhan -
www.tempoafrictv.com, 10 December 2019
[www.tempoafrictv.com]
15/12/2019 15:58 PM
ፈነወ ንጋባእ NGABAE RADIO
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
ናይ Sunday 15 Dec 2019 መደብ
1. ስልጣን ህግደፍ ኪጽገን ይኽእል ድዩ?
2. ተራ መንእሰያት ኣብ ተቓውሞ
1. Can the government of PFDJ be reformed
2. The Role of the Eritrean Youth in opposition.
Mr Salah Ejail & Mr Aman Mohamed
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ 1) ኣቶ ሳልሕ ዕጄል 2) ኣቶ ኣማን መሓመድ፡ (ካብ ፐርዝ ኣውስትራልያ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: 1. Salah Ejail and 2. Aman Mohamed from Perth, Australia. You are all cordially invited to participate.
1ይ ክፋል (08 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል (15 Dec 2019)፡
ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
14/12/2019 23:55 PM
ኣባልን ተሓዝ ገንዘብን ምንቅስቓስ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ዝነበረን፡ ሕጂ ድማ ኣብ እስራኤል ንዘጋጠመ ኩነታት ገንዘብ ዘዋጽእ ዘሎን።
Former Finance of Yiakl in North America and currently Fundraiser for Israel incidence.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ቀዳም Saturday, 14 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ መልአከ ዘርአይ ኢዩ። ንሱ፡ ኣባልን ተሓዝ ገንዘብን ምንቅስቓስ ይኣክል ሰሜን ኣመሪካ ዝነበረን፡ ሕጂ ድማ ኣብ እስራኤል ንዘጋጠመ ኩነታት ገንዘብ ዘዋጽእ ዘሎን ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፡-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
ቃለመሕትት ምስ ኣቶ ከሰተ በራኺ (ኣባል ኣጻራዪት ሽማግለ፡ ኣዛራቢ ዝነበረ ጉዳይ፡ ባይቶ ሰሜን ኣመሪካ) (ራድዮ ኤረና 14 Nov 2019)
14/12/2019 23:55 PM
ክቡራትን፡ ክቡራንን፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዓለም ትርከቡ ኤርትራውያን፡-
እቲ ብህዝባዊ ማዕበል ወይ ብቃልሲ ይኣክል ኣገባብ፡ ብናህሪ ንቕድሚት ኣብ ዝስጉመሉ ዘሎ ግዜ፡ ብኣንጻሩ ከኣ፡ ኣንጻር መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ መድረኽ ቃልስና ዘይግፎ፡ ዓንቃፊ ዝኾነ ተርእዮታት ንዕዘብ ኣሎና፡፡ እቲ ሓፋሽ፡ ህዝቢ ነዚ ሃሳዪ ተርእዮታት፡ ተኸታቲሉ፡ ይኣክል ኢሉ ጠጠው ንኸየብሎ፡ ካብ ተስፋ ምቝራጽን፡ ሕልና ኣልቦነትን ዝተላዕለ፡ ኣብ ዝኾነ ሃገራዊ ኣኼባን፡ ካሊእ ብስም ሃገር ዝካየዱ ንጥፈታትን፡ ካላኦት መደባትን፡ ከም ዘይምልከቶ ወሲዱ፡ ርሒቑ አዩ ዝርከብ ዘሎ፡፡ እዚ ኩነታት’ዚ ክፍጠር ከሎ ከኣ፡ ካብ ዘይምፍላጥ ዝተላዕለ፡ ነቶም ኣብ ውልቃዊ ጥቕምን፡ ፍርሕን፡ ዝተመርኮሰ፡ ናይ ገዛአ ርሶም፡ Read more
14/12/2019 15:30 PM
Interview with veteran Teklezghi Oqbaldet
[ራድዮ ኤረና Radio Erena]
1ይ ክፋል (29 June 2019)፡ 2ይ ክፋል (06 July 2019)፡
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
13/12/2019 22:15 PM
Suppression of Women and social life of Eritrean women in Diaspora.
[BBC Tigrinya]
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
13/12/2019 19:35 PM
ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዜጋታት ተቀማጦ እስራኤል ዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ኢሰብኣዊ ፍጻመ ኣዝዩ ዘሐዝንን ባርባራውን ፍጻሜ ምዃኑ ጥራይ ዘይኮነስ፣ ንኹቡር ሃይማኖታዊ እምነታት፡ ባህሊ፡ ሕግን ወግዕን ኣፈታትሓ ግጭታትን ፍልልያትን ሕብረተ-
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
12/12/2019 22:31 PM
መልኣከ ተኽለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ (መቐጸልታ)
ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሻይ ክፋል፡ መልኣከ ተኽለ ንሜዳ ቅድሚ ምኻዱ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ዘሕለፎ ታሪኽ ሂወት ዝምልከት ኢና ተዓዚብና። ኣብ’ዚ ክፋል እዚ ድማ መልኣከ ተማሃራይ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዝንበረሉ እዋን ከም ሰብ መጠን ባህርያቱ እንታይ ይመስል ነይሩ ካብ ውልቃዊ ትዕዝብተይ ጥራሕ ዘይኮነ ብዙሓት ብጾትና ዝምስክርዎ ከካፍለኩም።
ኣብ’ቲ ናይ መጀመርያ ዓመትና ብግሉጽ ዝተጋህደልና ተርእዮ እንተ ነይሩ፡ ትብዓትን ቆራጽነትን ናይ መልኣከ ተኽለ’ዩ። መልኣከ ተኽለ ኣብ ቅድሚ ካራን ስሕለትን ብድፍረት ተፋጢጡ ስዒሩ ዝወጽእ ደፋር በዓል ሓሞት ምንባሩ፡ እቶም ብሓባር ምስኡ ኣብ’ቲ ዓመት እቲ ዝተማሃርና ብዓንይና ዝርኣናዮ ንምሉእ ሂወትና ንምስክሮ ሓቂ’ዩ (ምስክርነት ኣስገዶም ርእሶም)። …. Read more
1ይ ክፋል (18 Oct 2019)፡ 2ይ ክፋል (29 Oct 2019)፡
3ይ ክፋል (10 Nov 2019)፡ 4ይ ክፋል (19 Nov 2019)፡
5ይ ክፋል (28 Nov 2019)፡ 6ይ ክፋል (12 Dec 2019)፡
12/12/2019 22:31 PM
It is with great sadness to announce the death of our beloved dedicated ELF friend and unflinching life long fighter. Mr Mehari Teweldemedhin passed away last week and will be buried tomorrow by noon London time.
ሓርበኛ መሓሪ ተወልደመድህን፡ ብ`10 July 1941 ተወሊዱ፡ ዕለት 29 November 2019 ዓሪፉ። ስነስርዓት ቀብሩ፡ ጽባሕ Friday, 13 December 2019: ሰዓት 9፡00 am፡ ኣብ St Michael's Eritrean Orthodox Church, 78 Edmund Street, Camberwell SE5 7NR ናይ ፍትሓት ስነስርዓት ድሕሪ ምክያድ፡ ስነስርዓት ቀብሩ ድማ ሰዓት 11፡30 am ኣብ መካነ መቓብር፥-
10/12/2019 16:57 PM
ቅልውላዋት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንሰላም ዘሎ ዕድላትን፡
Horn of Africa Crisis and Prospects for Peace
Minneapolis, Minnesota (USA), 6 December 2019
[www.eri-
09/12/2019 23:15 PM
Dear Eritrean friends and supporters
For Eritrean League for justice and democratic change in Gothenburg and Surrounding
We chose to stand and raise our voices today, to bring our concerns to the attention of the Norwegian Peace Nobel Committee and the International community about the misery and severities of the life of the Eritrean people.
Despite the Committee´s well-
08/12/2019 22:15 PM
“ዳኛ ንዝበደለ ይቐጽዕ፡ ሕውነትን ስኒትን ኣሕዋት ግን
ብዛዕባ ባኣሲ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነበርቲ ኢስራኤል ካብ ዝስማዕ ዓመታት ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ጎደናንታት ተልኣቪቭ ብደናጉላ ክተሃራረሙን፡ ብዘይ ንሕስያ ክጭፋጨፉ ዘርኢ ስእልታትን ክንርእን፡ ዝነግር ወረታት ክንስምዕ ጸኒሕና ኢና። ነገራት ጥርዙ በጺሑ፡ እዚ ለንቅነ ዘጋጠመ ዘስኻሕክሕ ፍጻሜ፡ ጭካነ ዝመልኦ ተግባራትን ናብ ማህሰይቲ ኣካላትን፡ ጥፍኣተ ነብሲ ኣስዒቡ ድሮ ሂወት ንጹሀት ሰባት ሓሊፉ ኣሎ። በቲ ናይ ፍትሒ ኣካል ናይ’ታ ሃገር ክግበር ዘለዎ ክግበር ምዃኑ ፍሉጥ ኮይኑ፤ እቲ ቤት-
08/12/2019 23:55 PM
ምልካዊ ስርዓት ዝደረኾ ማሕበራዊ ንቡር-
A Dictatorial-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ሰንበት Sunday, 08 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-ዊ ንቡር-
08/12/2019 22:15 PM
ናይ Sunday 08 Dec 2019 show መደብ
(1) ብደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ፡
ኩልኹም ኣብዚ ክፉት ዘተዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም!
You are all cordially invited to participate on this Open MiC programme.
07/12/2019 23:55 PM
The success of Justice movement depends on growing participation of Eritrean youth.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ቀዳም Saturday, 07 December 2019 ዕዱም ጋሻና መንእሰይ ሳምሶን ዘርአ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ናይ ዘተ ኣርእስቲ ከኣ "ዓወት ቃልሲ ደለይቲ ፍትሒ ዝረጋገጽ፡ ብልዑል ተሳትፎ መንእሰያት ኢዩ።" ዝብል ኢዩ። ኩሉ ኤርትራዊ ንክሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም። On Saturday, 07 December 2019, our invited guest is Mr. Samson Zere. He discussion topic title is -
07/12/2019 17:55 PM
(The Apprentices of Regionalist politics)
ዶ/ር ፍትዊ ወልዳይ (Dr. Fitwi Wolday)
እዚ ኣርእስቲ’ዚ ካብቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ክላኻዕ ዝውዕል ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ዘይሰምዖ እንተሃሊዩ ኣዝዩ ውሑድ’ዩ ዝኸውን፡ ንሱ ውን ኢንተርነት ኣብዘይብሉ ቦታ ዝነብር ኢዩ ዝኸውን ኢለ እግምት። እዚ ዛዕባዚ፡ ኪንዮ ኣውራጃ ዝኸይድ ጠማሪ መንነት ስለዘለና፡ ንመብዛሕትና ክንዛረበሉ ዓዳሚ ኣይኮነን። እንተኾነ፡ ዛዕበኦም ዝገበርዎ ኤርትራውያንን ጓኖትን ስለዘለው፡ ቅኑዕ ሓበሬታን መኣረምታን እናሃብና ጉዳይና ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት የሰክመና። በዚ መንፈስ’ዚ ተላዒለ፡ ትዕዝብተይ በዘን ዝስዕባ ውሑዳት ሕጡበ-
06/12/2019 15:25 PM
IN THE TRANSFER OF POLITICAL LEADERSHIP IN ERITREA
It is usually possible, if not with certainty, to predict any future events based on historical facts. To predict what is going to happen in any situation depends upon our recollection of the matter and critical analysis on the trends and patterns of what has happened over time. It is normal to try to find out the fate of a business, or even a country, by asking appropriate questions and making proper analysis. For instance, to find out the fate of a business we may ask, what will happen to the business when the owner retires or passes away? If it is a well-
05/12/2019 22:48 PM
THE WALK OF A TORTOISE WHILE THE SUN SETS
ብጽሑፍ ንምንባብ፡ ኣብዚ ጠውቑ፡
05/12/2019 22:48 PM
ኣብ መንጎ ኤርትራውያን፡ ብፍላይ ከኣ ኣብ መንጎ ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ፡ ዝርአ ዘሎ
[Fanus Network]
1ይ ክፋል (02 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል (04 Dec 2019)፡
See Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
01/12/2019 23:55 PM
ናይ Sunday 01 Dec 2019 show መደብ
ትርጉምን፡ ብልጫታትን፡ ናይ ብ "ህዝባዊ ማዕበል" ዝልለ ኣገባብ ቃልሲ ኤርትራውያን።
The Concept of the Eritrean Mass Movement & Its Advantages. No Single Eritrean will be left behind.
On 01 Dec 2019, Voice of Eritrea will be hosting Mr Berhe Desta, from Seattle USA. He is going to discuss with us on the topic above. Mr Desta, was NSA member and leader of Student Union in USA. ; he holds MBA and Diploma in Engineering. You are all cordially invited to participate..
ክቡራት ተኻታተልትና፡ ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ፡ ዕለት 01 December ምሳና ዝዝቲ ጋሻና፡ ኣቶ በርሀ ደስታ (ካብ ሲያትል ኣመሪካ) ኢዩ። ኣቶ በርሀ፡ ኣባል ዝነበረ፡ ከምኡውን ኣብ ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ተማሃሮ ሰሜን ኣመሪካ፡ መራሒ ኮይኑ ዘገልገለን ኮይኑ፣ ናይ ማስተሬይት ዲግሪ ከምኡውን ዲፕሎማ ኣብ ኢንጂነሪንግ ዘለዎ ኢዩ። ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድም!
1ይ ክፋል (01 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል (01 Dec 2019)፡
See also Related ምስዚ ዝዛመድ፡-
01/12/2019 23:55 PM
Why Eritrea's Independence is sham?
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
ናይ ሰንበት Sunday, 01 December 2019፡ ዕዱም ጋሻና፥ ደመምህር ዓብደላ ባሮለ ኢዩ። ሎሚ ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ናይ ዘተ ኣርእስቲ፡-
01/12/2019 15:25 PM
ብ’መም. ዘርኡ ገብረየሱስ Zeru Gebreyesus
POLITICAL AUTHORITY IN ERITREA
Mr Kidane Hagos & Mr Kibreab Tesfu
ኣብዚ ላዕለዋይ ኣርእስቲ ክዛተዩ ዝቐርቡ ዕዱማት ኣጋይሽና፡ ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ፡ ኣቶ ክብርኣብ ተስፉ (ካብ ካናዳ አኦታዋ) ኢዮም። ክትሳተፉ ብኽብሪ ትዕደሙ። Our invited panellist discussing the topic above are: Mr Kidane Hagos and Mr Kibreab Tesfu (From Ottawa Canada). You are all cordially invited to participate.
ዝሓለፈኩም ኣብ ዩቱብ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠውቑ።
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |