|
|
29/04/2020 23:55 PM
Mrs. Meimuna Mohamed Maranet, the daughter of the arrested judge Mr. Mohamed Maranet speaks to Radio Saeyob, which is a diaspora based independent Radio, about her tragedy that followed the arrest of her father for thirty years. At the time of her father’s arrest who was taken from his house in the middle of night of 17 July 1991 in the Eritrean city of Keren. To this date, he is still being held by the Eritrean authorities. He was neither brought to court nor was the place of his detention disclosed. Read more
29/04/2020 23:55 PM
Ms. Fnan Tesfamariam interview
son of Eritrean veteran who died in prison
28/04/2020 23:15 PM
ኣብ ጊዜኡ፡ በብወቕቱ
ኣብ እዋኑ፡ ከከም መኣዝናቱ፡
ኣብ ሕሉፍ፡ ከከም መዋእላቱ፡
ጸኒሐ፡ ነይረ፡ ኣለኹ፡ ኢሂናይ ድኣ!
ወዲ ታሪኽ እንድየ.. ሓዘለይ ኣብኣ!
ኣብ`ቲ ክብሪታታ፡ ኣብ`ቲ ሰንደቕ ግምጃኣ።
28/04/2020 23:15 PM
ውልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ሓሚሙ ካብዝብሃል ቅንያት ሓሊፉ ኣሎ። ኣብ ኣስመራ ዘይንቡር ምንቅስቓሳት ክርአ ከምዝቐነየ ሰሚዕና ኢና። ጸኒሕና ክኣ፣ ነቲ ዝነበረ ጥርጣረ ዘራጕድ ኩነታት፣ መንግስታት ኣመሪካን ዓባይ ብሪጣንያን ሰራሕተኛታት ኤምባሲታተን ብምጕዳል ንዜጋታተን ካብ ኢርትራ ክወጹ መጸዋዕተ ገይረን። ብዘይ ከቢድ ስኽፍታ ከምኡ ስጉምቲ ክወስዳ ኣይምኸኣላን ዝብል ገምጋም ምውሳድ ክኣ ቅቡል ኢዩ።
ኣብ ኤርትራ ንቡር ኩነታት ከምዘየሎስ ፍሉጥ ኢዩ። ነዚ ወረዚ ዘራጕድ ሓበሬታውን ተረኺቡ ኣሎ። ለካስ፡ Read more
28/04/2020 21:23 PM Updated
CHALLENGES OF CHANGE AND TRANSITION
Washington D.C., USA, 24 -
26/04/2020 23:55 PM
ሃገራዊ መግለጺ ሓይልታት ፖለቲካዊ ውድባት፡ ብዛዕባ ሓይሊ ዕማም ኮሮና ቫይረስ
Eritrean political organizations Press Release: on The Covid-
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 26 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ኣቶ ደስበለ መሓሪ ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
26/04/2020 23:55 PM
ሰላም ኩቡራት ተኽታተልቲ ወይብ-ነቱ፣ሑሱር የሕስረካ መጠን ብቕዓቱ ” ክብረትን፣ናጽነትን፣መሰል ምሕላዉን ኣብ ደሞክራስያዊ ስርዓት ጥራይ እዩ ክኸብር ዝኽእል፡፡
ነዚ ንምርዳእን ኣብኡ ንኽትበጽሕን ነዊሕ ጉዕዞ ምዃኑ እንርድኦ ጉዳይ ኮይኑ፣ኣብ ናይ ዕስራ ክፍለ ዘመን (XX) ዝማዕበሉ፣ገይና ኣብ ዕስራን ሓደን (XXI,) ክፍለ ዘመን ዝቕጽሉ ዘለዉ ስርዓታት ምልላዮም ኣገዳሲ ይኸዉን፣ ምኽንያቱ ን-
26/04/2020 23:55 PM
መእተዊ
ኣብዚ ዘለናዮ እዋን: ኣብ መብዛሕትኡ ኩርነዓት ዓለም ዝነብር ኤርትራዊ ዜጋ ኣብ ከከባቢኡ ምጥርናፋት ይግበር ኣሎ። እዚ ምትእኽኻባት እዚ ከም ሓደ ሓድሽ ሕጂ ዝነቀለ ተርእዮ(phenomenon) እኳ እንተዘይኮነ: ብፍላይ ድሕሪ እቲ ብ "ይኣክል!" ዝፍለጥ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ኤርትራውያን ዝጀመረ ዘመተ(campaign) ናብ ባይታ ብምልሓም: ብጉዳይ ኤርትራ ዝግደስን ዝስከፍን ዜጋ እንዳተኣከበ „ይኣክል“ ክጭርሕን: ክኒኡ ድማ "ሓቢርና እንታይ ንግበር?" ዝብል ሕቶ ከልዕል ተራእዩን ንርእዮ ኣለናን። እዚ ምትእኽኻብ ዝወለደን ህዝባዊ ምንቅስቃሳት ድማ ኣበየ ቦትኡ ተመስሪተንን ክምስረታ ኣብ ጉዑዞ ይርከባን ኣለዋ። እዚ ምትእኽኻብ እዚ ኣብ ከተማ ወይ ሓደ ከባቢ(local) ዝማእከሉ ኮይኑ: … Read more
26/04/2020 23:55 PM
ወርሒ መጋቢት ምስ ኩሉ ክስተታ ማለት ጽቡቁን ሕማቁን ሓሊፋ ናብ ወርሒ ማዝያ ኣቲና ኣለና። ካብቲ ጽቡቅ ናይ ለብዘመን ወርሒ መጋቢት ንተራን ቃልሲን ዋዕሮታት ተቃለሲ ኤርትራውያን ደቅንስትዮ ኣንጻር ድርብ ጭቆና ዝሓለፈን ዝሎን ብውዕውዕ መንፈስ ቃልሲ ኣብ ድያስፖራ ዝርከባ ደቅንስትዮ ዝተዘከረላ ኮይና እያ ሓሊፋ። ሕጅ ድማ ብዝልዓለ መንፈስ ቡዙሓት ሰብ ሞያ ኣሓት ደቅንስትዮ ብሞያዊ ተሞክርእን ኣብ ዚ ትንፋስ ዘይህብ ግዜ ሞየእን ንህዝብና ንምድሓን ሰለምታ ዓይነንን ዘቤታውይ ስርሐንን ወንዚፈን ዝገብርኦ ዘለዋ ሞያዊ ኣስተምህሮ ኣዝየ የመስግነን። እዚ ድማ ሎሚ ከም ትማሊ ኣብ ጎኒ ህዝብና ደው ከም ዝብላ መርኣያ ንዝኣተውኦ መብጽዓ ብተግባር ዘርኢ እዩ። ሎሚ እውን ቀለስቲ ናይ ፍትሒ ከም ዝኾና መጠን Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
25/04/2020 22:59 PM
(1) Covid-
(2) The role of the people and GOE
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 25 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ዮሴፍ ገብረሚካኤል ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
25/04/2020 22:59 PM
ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ)
الوحدة الإريترية من أجل التغيير الديمقراطي
Eritrean Unity for Democratic Change
ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ወዮ ከም ዑንቅን ኣልማዝን ከቢሩ ዝነበረ ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ፡ ሎሚ መዓስ’ኮን ይሞተልና ይኸውን ዝብል ጸሎትን ትጽቢትን ዝበዝሓሉ ህሞት በጺሕና ኣለና። እወ! ሕማቕ ዕድል ኮይኑ እምበር ካብ መዓስ እዩ ዝመውት ኢልና ሞቱ ምጽባይ፡ መዓስ እዩ ዝቕየር ኢልና ካብኡ ዝሓይሽ ካልእ ወዲ ሃገር/ጓል ሃገር ክንደሊ ምሓሸ ኔሩ። ከምኡ ዝበለ ናይ ምርጫ ዕድል ስለ ዘይተረኽበን ኢሰያስ ባዕሉ ናይ ዕድመኡ ሙሉእ ፕረሲደንት ክኸውን ካብ መረጸን፡ ምስቲ ኣረመናዊ ተግባራቱ ተደሚሩ ሞቱ ምትምናይ ብዙሕ ዘገርም ኣይኮነን። ስለ ዝኾነ ከኣ ሎሚ ብዘይካ ውሑዳትን ውሱናትን ካድራት ህግደፍ፡ እቲ ካልእ ኣብ ልዕሊ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝወርድ እቲ ዘይተርፍ ባህርያዊ ዕጫ ብሃንቀውታ ይጽበ ኣሎ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
24/04/2020 23:53 PM updated
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
1ይ ክፋል(13 Dec 2019)፡ 2ይ ክፋል(20 Dec 2019)፡
3ይ ክፋል(27 Dec 2019)፡ 4ይ ክፋል(03 Jan 2020)፡
5ይ ክፋል(10 Jan 2020)፡ 6ይ ክፋል(17 Jan 2020)፡
7ይ ክፋል(24 Jan 2020)፡ 8ይ ክፋል(31 Jan 2020)፡
9ይ ክፋል(07 Feb 2020)፡ 10ይ ክፋል(13 Mar 2020)፡
11 ክፋል(20 Mar 2020)፡ 12 ክፋል(27 Mar 2020)፡
13 ክፋል(03 Apr 2020)፡ 14 ክፋል(10 Apr 2020)፡
See more ተወሰኽቲ ሰሚናራት ብ-
24/04/2020 15:44 PM
20/04/2020 23:53 PM
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ቀዳም Saturday, 18 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ዶ/ር ተስፋሚካኤል ገብረሂወት ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
20/04/2020 23:53 PM
ካብ እኩይ ውሁድ መጥቃዕቲ ናይ ስርዓት ጥፍሽናን ሕማም ኮሮናን፡ ናይ ዜግነት መጸዋዕታ ንዝተዋሃሃደ ቅጽበታዊ ስጉምቲ።
Saving Eritrea from an Evil Synergetic Attack
of State Failure and COVID-
A Citizens' Call for an Immediate Unified Action.
At: Eritrea Hdri Jeganuna Paltalk Room
10PM Asmara, 8PM Berlin, 7PM UK, 2PM NY
ናይ ሰንበት Sunday, 19 April 2020፡ ዕዱም ጋሻና፥ ገዲም ተጋዳላይ ዶ/ር ገብረ ገብረማሪያም ኢዩ። ሒዙዎ ዝመጸና ዘሎ ኣስተምህሮኣዊ ሰሚናር፥-
20/04/2020 23:53 PM
ERITREAN PROFESSIONALS ASSOCIATION IN NORWAY (EPAN):
Communique on Coronavirus pandemic.
ኣብዚ እዋን’ዚ ዓለምና ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣብ ከቢድ ኩሉ-ዲቓ ከምዘላ ንኹሉ ብሩህ’ዩ። እዚ ብኮቪድ-
20/04/2020 23:53 PM
Ramadan 2020 will be a very different experience for Muslims all over the world during the COVID19 lockdown in accordance with public health advice.
At present, it is unlikely that social distancing measures will be lifted and we will be able to return to our normal routines. As such, congregational acts of worship for Muslims outside of the home will still be suspended to stop the spread of the virus. Read more
19/04/2020 22:20 PM
NATION BUILDING OR NATION RUINING?
“The concept of the benevolent dictator, just like the concept of the noble thief or honest whore, is no more than a meaningless fantasy.”(Alaa Al Aswany, Egyptian writer, born on May 26, 1957).
It is almost three decades since post-
19/04/2020 22:20 PM
ብስዉእ ኣሕመድ መሓመድ ናስር ዝተጻሕፈት መጽሓፍ ብዝምልከት:
Regarding Martyr Ahmed Nasser's Book
ብሞያውያን (professionals) ክነ-
We apologize for the delay!
Attached here are facts and direct answers from our graphic designer, as well as from our professional proofreader. Read more
مرفق لدينا هنا بعض الحقائق والاجابات المباشرة من مصمم الرسومات البيانية والمدقق اللغوي المتعاون معنا حول المقارنة بين الوثائق الاصلية المأخوذة من حاسوب الكاتب المناضل احمد محمد ناصر وبالكتاب المطبوع وتقديم ملاحظات حول الرسومات والتدقيق
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
18/04/2020 23:45 PM
18/04/2020 23:45 PM
ህዝብና ንበይንና ገዲፍኩሙና ዝብል መሪር ጥርዓን ናይ ሕልናኡ ዘዕረበ ጽዊዒት ዝገብረልና ዘሎ ዝመስል እዋንን፣ ንሕልናና ከደቅስ ዘይኽእል ደሃይ ኣውያት ይገብር ምህላው፣ ነፍሲ ፈከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ይስሕቶ ኣይንብልን።
እዚ ውልቀ መላኺ መላኺ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ጀሚሩ ተሓይሩ/ተጨውዩ ዝነብር ዝነበረ ህዝቢ፣ ደቂ ሰባት ሓቢሮም ክነብሩ ዝኣገደ፣ ካብ ሓደ ዓዲ ናብ ካልእ ዓዲ ብዘይ ፍቓድ ክትዋሳወስ ዝተኸልከለ፣ ነቲ ኩቡር ባህልና ስምረት ምድግጋፍ ክብተኽ ዝገበረ፣ ብዓቢኡ ብቅዋም ከይማሓደር ዝኸልከለ፣ ነቶም ናይ ነጻ ማዕክናት ዝዓጸወ፣ … Read more
18/04/2020 23:45 PM
Eritrean women will never equate being tired to being unable to contribute
Veteran Yordanos Haile, I took upon myself to find remarkable stories of female Eritrean Veterans. Yours’ is one of them. Listening to all testimonies about you by other Veterans, I did not need to go far.
You and I never met in person, but I feel I knew you from few of your superiors then and your comrades told me. You fought the fight, you survived the un-
17/04/2020 23:52 PM
سنيتْ, لَوَدي, ابْ, سَنيتْ, لْتْذَكًرْ
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
17/04/2020 23:52 PM
Eritrean Prisoners Day (Apr 14)
[Radio Saeyob ራድዮ ሰእዮብ]
See related ምስዚ ዝተኣሳሰር፡-
11/04/2020 22:40 PM
ንህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ገጢሙዎ ዘሎ ላዓታዊን ዘይላዓታዊን ረቛሒታት
RELEVANT AND IRRELEVANT FACTORS ENGULFING YIAKL'S MASS MOVEMENT
ሰላም ተኸታተልቲ መደብ ባይቶ ይኣክል ሕ/መ/ኣመሪካ፣ ብመጀምርታ ነዚ ወሪዱ ዘሎ ተላባዒ ሕማም COVID- እንዳተኸታተልኩም፣ ድሕነትኩምን ድሕነት ስድራቤትኩምን ሕብረተሰብኩምን ከተውሕሱ እንዳተላበና፣ ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልና። እምበኣር ከምቲ ልሙድ April 4/2020 ከምዚ ዝስዕብ መደብ ክሕልወና እዩ። ኣስተምህሮ ኣብ ንህዝባዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ገጢሙዎ ዘሎ ላዓታዊን ዘይላዓታዊን ረቛሒታት ዝብል እዩ ክኸውን ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም።
1ይ ክፋል-
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
11/04/2020 22:40 PM
Eritrean Relief and Development Association (ERDA)
ማሕበር ረዱኤትን ምዕባለን ኤርትራ The Eritrean Relief & Development Association (ERDA) ግብረ ሰናይ ማሕበር ኣብ ኢትዮፕያ ተዓቑቦም ዝጸንሑን ብቐጻሊ ዝውሕዙ ዘለዉን ኤርትራውያን ስዯተኛታት ብዓቕሙ ክተሓጋገዝ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ረዱኤት ሰብኣዊ ማሕበር እዩ። እዚ ኸኣ ብሳላቲ እቲ ኣብ ወጻኢ ኣብ ዝተፋላለየ ሃገራት ዝነብር ህዝብና ምስቲ ኩሉ ተሸኪምዎ ዘሎ ማሕበራዊ ጸገማት ሕብረተሰብና፡ ኣብ ዝኸፍኤ መናባብሮ ንዝነብሩ ስዯተኛታት ኣሕዋቱ ክተሓጋገዝ ብዝገብሮ ረዱኤታዊ ዯገፋት ብማሕበር ረዱኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣቢሉ ናብ ተረዲእቲ ወገናት ሓገዛቱ ክበጽሕ ከም ዝጸንሔን ዘሎን ዝፍለጥ። Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
09/04/2020 00:50 AM
ማነፈስቶ 2020 ብኤርትራውያን ምሁራትን ሞያውያንን ኣብ ስደት
The 2020 Manifesto of Eritrean Scholars and Professionals in the Diaspora.
بيان 2020 للعلماء والمهنيين الإريتريين في الشتات
[EriSat]
መንግስቲ ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ በደል እንዳ ፈጸመ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት እውን ብዘይእዱብ ፖለቲካዊ ሽርሕታት እንዳ ተቛመረ እንከሎ፡ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-
With a government that commits horrific human rights abuses against its own people, plays reckless political games in regional affairs, amidst the ongoing spread of COVID-
مع وجود حكومة تتسم بالانتهاكات المروعة لحقوق الإنسان ضد شعبها ، والمعروفة بسياساتها المتهورة في الشؤون الإقليمية ، وسط استمرار انتشار وباء فيروس كورونا (COVID-
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
09/04/2020 00:50 AM
መርድእ
ዶ/ር ምሕረትኣብ ሃብቱ፣ 1944 – 2020
ዶ/ር ምሕረትኣብ ሃብቱ ካብዚ ዓለም ብሞት ብምፍላዩ ክነቃልሕ
እንከሎና ከቢድ ሓዘን እንዳተሰምዓና እዩ። ዶ/ር ምሕረትኣብ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ብሕማም ክሳቐ ድሕሪ ምጽናሕ እዩ ብ 3 ሚያዝያ 2020 ኣብ ገዝኡ ፡ ኣብ ሎንዶን ዓዲ እንግሊዝ ፡ ብሰላም ዓሪፉ። በዚ ሕጂ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ተኣዊጁ ዘሎ ናይ ምዉሻብ ኣዋጅ ፡ ሓመድ ድበ ወይ ካልኣይ ቀብሪ ናይ ዶ/ር ምሕረትኣብ ኣብ ዝጠዓመ ግዜ ክግበር ምዃኑ ኣቐዲምና ንሕብር። ተለፎን ብምድዋል ዘጸናናዕኩም ኩሉኹም ሕሰም ኣይትርከቡ የቐንየልና።
መላእ ስድራቤትን ኣዕሩኽቱን
06/04/2020 19:45 PM
Isaias’s holocaust moment: The threat of mass deaths in SAWA camp.
[Assenna.com]
Human crisis is looming large on the horizon because of the killer COVID-ndemic spreading all over the world. Governments are issuing guidelines to their citizens to stay put in their houses to avoid the spread the virus to the public. People leaving their houses are advised to keep their distance from other people and avoid shaking hands. Governments are closing schools and churches and mosques. This is a global guideline and all governments are duty bound to follow it. ...Read more
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
06/04/2020 19:45 PM
ወይዘሮ
ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን 15.05.1964 -
ወይዘሮ ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን ብዕለት 15 ግንቦት 1964 ኣብ ኣስመራ፡ ኣኽርያ ተወሊዳ፡ ኣብ 56 ዕድሚኣ፡ ኣብ ዮተቦሪ ሽወደን፡ ብዕለት 23 መጋቢት ወጋሕታ 2020 ዓሪፋ። ኣዚና እንፈትዋን እነፍቅራን ወላዲትናን ሓብትናን ወይዘሮ ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን ብዕለት 23 መጋቢት ወጋሕታ 2020 ብሃንደበታዊ ሕማም ብሞት ተፈልያትና። በዚ ምኽንያት፡ ንዝወረደና መሪር ሓዘን ክንክእሎን ክንጸንዕን፡ ካብ ጊድንና ከይተፈለኹም ላዕልን ታሕትን ዝበልኩም ኣሓትን ኣሕዋትን፡ ኣቦታትን ኣዴታትን፡ ኣብ ጸሎተ-
05/04/2020 23:40 PM
ስላም ኩቡራት ተኻታተልቲ ወይብ-ፈጠ / ዘርዓደ፣ ግይና ፈውስን ክታበትን ዘይተራጋገጸ፣ ሙሉእ ሓይልታቱ ናብ’ዚ ዓይነት ተላባዒ ሕማም ንምክልኻል ፈውሲ ንምርካብ ብዘይ ዕረፍቲ ክድህስስን ከጽንዕን ምእንቲ፣ እዚ ዘይብሃል ባጀርት ወዚዑ ህርድግ እናበለ ክነሱ፤ ንዝመጽእ ብኸመይ ክምሓደር? እንታይ ዓይነት ዝምድናታ ክህሉ? ንፍልጠታትን ሓይልታትን ምውህሃድ’ዶ ወይስ በቢ ዘለኻዮ ምቕጻል? Read more
04/04/2020 23:55 PM
ብዛዕባ ለበዳ ኮሮና Covid-
بيان مشترك من القوى الوطنية الإرترية
04/04/2020 21:45 PM
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
04/04/2020 21:45 PM
ሓባራዊ መልእክቲ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ናብ ዝምልከቶም ኣህጉራውያን ትካላት
An Eritrean Appeal to the International Humanitarian Community
رسالة من القوى السياسية الإرترية
03/04/2020 21:45 PM
EHPN An Urgent call to save Eritrea from the COVID-
By Eritrean Healthcare Professionals Network (EHPN)
ብ`ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ሰብ ሞያ ጥዕና (EHPN)
نداء عاجل لإنقاذ إريتريا من جائحة COVID-
بقلم شبكة المهنيين الصحيين الإريتريين (EHPN)
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
03/04/2020 21:45 PM
DEMOCRATIC FRONT FOR ERITREAN UNITY
ፖለቲካዊ ምውርራስ መስርሕ ዝሓትት መሰረታዊ ናይ ቃልሲ ጉዳይ እዩ፡
ምውርራስ ዝብል ኣምር ሓፍሻዊ ትርጉሙ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሕብረተ-ቢ/ ካብ ዝቐደመ ትውልዲ፡ ናብቲ ሓድሽ ተካኢ ትውልዲ ኣብ መስርሕ ሂወት ናይቲ ሕብረተ-
See also Related ምስዚ ዝተአኣሳሰር፥-
01/04/2020 23:45 PM
Unity for Democratic Change (UDC) Zone North America (NA)
Via Online Video Conferencing.
Unity for Democratic Change (UDC), Zone North America (NA) had its 1st Congress on 28 March 2020 via online video conferencing and has passed the following Resolutions.
Resolutions On the Home Country Safety from COVID-
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/04/2020 23:45 PM
ሓበሬታ ስነ-ት ቀብሪ ወላዲትን ሓብትን ኣኽበረት ኪዳነ ተስፋጽዮን
ብመሰረት ኣቐዲምና ሓቢርናዮ ዝነበርና ስነ-
ጸሎተ-
01/04/2020 23:45 PM
Concerns expressed by Displaced Eritreans in Southern border areas.
ጉዳይ ኣብ ከባቢ ዶባት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ህዝቢ ከባቢታት ኣኽራንን ጾሮናን፡ ብሰንኪ ኩናትን ድሕሪኡ ዝሰዓበ ውሳኔ ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ልዕሊኦም ዝወሰዶ ስጉምቲን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ`ቲ ከባቢ፡ ከቢድ ወጽዓታትን ሻቕሎትን፡ ፈጢሩ ይርከብ። እዚ መደብ`ዚ፡ ዕለት 29 March 2020 ኣብ ፌስቡክ፡ ብ`ፌቨን ጊደዎን፡ ምስቶም ኣብ ስደት ዝርከቡ ተወላዶ እተን ዝተዛናበላ ዓድታት ዝተኻየደ ዝርርብ ኢዩ።
1ይ ክፋል(29-
3ይ ክፋል(29-
See Also ምስዚ ዝተኣሳሰር፦
01/04/2020 23:45 PM
Dear compatriots,
We are seeing calls to contribute and fight covid-f these calls are being made with good heart thinking that help will reach our people BUT let us pause here and ask; will such help really benefit our people? Well, sadly, I do not think so and I would like to call on compatriots NOT to engage in such fruitless exercises: because – Read more
OPEN LETTER TO ALL PFDJ MEMBERS
እዚ "ቅሉዕ መልእኽቲ ናብ ኩሎም ኣባላት ህግደፍ" ዘርእስቱ ጽሑፍ፡ በቶም ንቅዋማዊ ምሕደራ ዝጠለቡ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ግንባርን ኣባላት ባይቶን፡ (ብጉጅለ-
ስኒትና.ኮም (www.snitna.com)፡ ነቲ ኣብ 1936 ዝወጸ መትከላት ጋዜጠኝነት (UK and Irish journalism): ከምኡውን ንመትከላት ሃገራዊ ማሕበር ጋዜጠኛታት (National Union of Journalists (NUJ)፡ የኽብር። ብተወሳኺ፡ ነቲ ኣብ ዩቱብ ቻነል ዝወጽእ ሓበሬታ፡ ንመትከላት ማሕበራዊ መትከላት ዩቱብ (YouTube Community Guidelines)፡ እናኽበረ የውጽእ። ስኒትና፡ ብዝከኣሎ መጠን፡ ነዚ መትከላት'ዚን ናይ ሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክዉንነትን ምርኩስ ገይሩ፡ ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ስኒትና (www.snitna.com) ክውጽእ ዝግብኦ ሓበሬታ እናመመየ ከውጽእ ይህቅንን ይጽዕርን። እዚ ስራሕዚ ምሉእ ዓወት ንክህልዎ ድማ ብዓቢኡ፡ ግቡእ ኣጠቓቕማ ተሳተፍቲን ምትሕብባርን ምስዝህሉ ኢዩ። ስለዚ፡ ነዚ መትከላት ዚ ንምኽባር ንኹሉ ተገልጋላይ'ዚ መርበብዚ ንጽውዕ። ዝኾነ ሃሳዪ ተርእዮታት ምስዘጋጥሙ፡ ቅሬታኹም ወይ ርእይቶኹም ብኢመይል ኣድራሻና ኣቢልኩም ክትልእኩልና ንላቦ። Read more
Documents ሰነዳት |
Constitution ቅዋም |
Other Docs. ካልእ ሰነዳት |
ELF History ተሓኤ |
EPLF History ህግሓኤ |